A trip to Adi Begio Eritrea - ዑደት ኣለና ዋልታ ሃገር ናብ ግንባር ዓዲ በጊዖ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Maebel Kiflay from Alena Walta Hager travels to Adi Begio Eritrea. ዑደት ኣለና ዋልታ ሃገር ናብ ግንባር ዓዲ በጊዖ
    © Merih Media / AWH. All rights reserved.
    #merihmedia #eritrea #alenawaltahager #maebelkiflay #reportage #adibegio
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 703

  • @Christfirst82
    @Christfirst82 ปีที่แล้ว +133

    እቲ ብ ስእሊ እንበር ብ ኣካል ፍጹም ዘይዝክሮ ፋዘረይ ኣብዛ ቦታ ዩ ተሰዊኡ ምእንቲ እዛ ሓላላል መሬት ክብርን ሞጎስን ንሰማታትና 😍🇪🇷😍 ድሮ 23 ዓመት ኮይኑ ክብርን ሞጎስን ናዓካ ይኩን ኣቦይ ማዓረይ😢❤😢።

    • @justdoit5260
      @justdoit5260 ปีที่แล้ว +12

      wedi jgna ika,aboka abzi tezeyswae eritrea aymhalewetn.....amlak nebsu ab genet yenbra🙏❤

    • @abelowadigirmay6658
      @abelowadigirmay6658 ปีที่แล้ว +6

      ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና

    • @qestedebena859
      @qestedebena859 ปีที่แล้ว +10

      ንዓይ ከኣ ኣኮይ ኣብዛ ቦታ ብስእሊ እየ ዝፈልጦ ንስለ ሃገር ኢዩ ብሮ we are proud of them

    • @Christfirst82
      @Christfirst82 ปีที่แล้ว +10

      Thanks he's hero I am proud of him and all Eritrean passed to bring indepednce 😍🇪🇷😍🇪🇷😍

    • @ሕልናዩምንባር-ኘ4ፐ
      @ሕልናዩምንባር-ኘ4ፐ ปีที่แล้ว +5

      ❤❤❤❤❤

  • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
    @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ ปีที่แล้ว +17

    ኣነ ጋል ዓዲ ኻላ አየ
    3ይ ወራር ዓዲ በጊዖ ዝሓለፈ ንኣሽቱ ኔርና ግን ዝርሳዕ ኣይኮነን አዞም ሰረቅቲ ወያነ ዘላ ብሄር ኤትዮጵያ ኣኪባ ንዓና ምጥፋአ አዩ ኔሩ ዕላምኣ
    ሳላ አዞም ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ሂወቶም ከፊሎም ሃገር ኣድሕኖም
    ክብርን ሞጎስን ንሰማአታት ኤርትራ
    አቶም አዚ ኹሉ የሕልፍኩም ምስ ወያነ ወጊንኩም ዘለኩም ደቂ ዓዲ ኻላ ኣኽላባት ትግራይ የስደምም ዩ??????

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 ปีที่แล้ว +1

      ብሐቂ ኣንበሲት ጓል እሬ !! ከብዲ ከዳዕ ኣይትጸግብን እያ !!💯👍✌️🇪🇷🙏🏽🇪🇷

    • @asmerthabte2492
      @asmerthabte2492 ปีที่แล้ว

      Eway ygerm u abet zehlefnayo bkolutna nezi zresea wedi adiqala gn ngze ngdefo

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

    • @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
      @ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ ปีที่แล้ว

      @@amanhailu9510 ተዘርብለይ ድዩ ሳሕሳሕ ትግራዋይ ቆማል
      100 ትግራዋይ ንሓደ ኤርትራዊ አዩ ኔሩ አቲ ኪናት
      ሕጂ ግን ስዳን ብዓባያ ትግራይ ብምልአታ ክሳብ ወዲ 7 ዓመት ከቲቱ ኦሮሞ ግብጺ ከይተረፈት ዝትሓዎሶቶ ዓዶም ገዲፎም ኣብ ጎዳግዲ ዩ ሰፊሮም አንዳ ማለሊት ::
      1998 2000 ንበይና ሻዕብያ ኣጽዋር ትኣግዳ ክንዲ ዓሰርተ ዕጽፍ ሰራዊት ወያነ አያ ሓምሽሻቶ ዓቅሚ
      ትግራዋይ ግን ርኢናዮ 🤣🤣🤣
      መዋአላ ዝኣከበቶ ኣጽዋር አትዮጵያ ንኤርትራ ክትድምስስ ግድጋድ ንፍሓሪኣ ተኮስትራ አያ
      ግርም ኮነት ዩ መልስና ::
      መን ኸም ህዝባዊ ግንባር ✊

  • @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ
    @ዓለምጸዋርኤረይዓለመይ ปีที่แล้ว +79

    ሓወበይ ክልተ ዓመት ኣብ ዓሰብ ምስ ነበረ ገዝኡ እንዳረእየ ወርሒ 05 ዕለት 24 መዓልቲ ኣብ ዓዲ በግዖ ተሰውኡ ልክዕ 24 ግንበት መዓልቲ ናጽነት መዓልቲ ተሰውኡ ፡ እንዳ 25 ክ/ት ከኣ ወዲ ሓወበይ ወዲ 18 ዓመት ካብ ሳዋ ናብ ዓዲ በግዖ ቀጥታ ኲናት ተኻፍሉ ብሂወት ወጹ ክሳብ ሕጂ ኣብ እንዳ 25 ክ/ት ኣሎ። ዕድመን ጥዕናን ንሓለውቲ ወሰናስን ይሃብ ልዑል ፈጣሪ

    • @samuelgoiteom1438
      @samuelgoiteom1438 ปีที่แล้ว +10

      ናይብሓቂ ታሪኽ ጀጋኑ ኣያታትናን ኣቦታትናን ገሊጽካ ኣይውዳእን እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪

    • @behonest6635
      @behonest6635 ปีที่แล้ว +11

      ሓወቦይ ከኣ ክገርመካ ኣብዚ ግንባር ዓዲ በጊዖ ኢዩ ተሰዊኡ፡ ኣዝዩ ተጫራቃይ ኢዩ ኔሩ፡ ቅድሚ መስዋእቱ ከኣ እንታይ ኣርእይዎ እንድዒ ሕጂ 3ይ ወራር እንተጀሚሩ ክስዋእ ኢየ፡ ሕጂ ኣርእያኒ ከመይ ጌርክን ኢኽን ክትበኽያለይ ክብለን ንስድራ ተኣኪቦም እንዳተዘናግዑ! ንእሽተይ ኔረ ሽዑ ይዝከርኒ!!
      ወይን ኢዶም ኣይስኣኑ ሓወቦይ ኣስኢነሙና፡ ጌና ሀ ኢለ ምስኡ ጸወታይን ፍቅረይን ከይመነኹ።
      ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ ንሰማእታት ኤረይ!

    • @Leomessi-cq1hi
      @Leomessi-cq1hi ปีที่แล้ว +6

      Tenkifatni eza komment 😭😭😭 kibren nsemataten serawit🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Eritreamassawaredsea
      @Eritreamassawaredsea ปีที่แล้ว +5

      Ajeka zihewey kulom jeganuna teric ziseruhu eyom ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

    • @Eritreamassawaredsea
      @Eritreamassawaredsea ปีที่แล้ว +6

      Ab adi Begio eye neyre 25 kifle serat. Merahi berged Meriawu eyu neyru

  • @meron5303
    @meron5303 ปีที่แล้ว +67

    የቐንየል ሓዉና ማዕበል፡ ኲናት ዓዲ በጊዖ፡ ጃንዳ ወያነ ሓንሳብን ንሓዋሩን ጉንዲ እዝኑ ዝተጸፍዓላ፡ ሓይልን ጽንዓትን ተወፋይነትን ዋርሳይ ይክኣሎ! ብቓል መራሕቱ ባዕሉ ዝመስከረሉ ቦታ ጅግንነት እዩ።
    በዚ ኣጋጣሚ ኣብዚ ፈቐዶ በራኻታት ምእንታና ዝወደቑ ሰማእታትና ዝልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ይኹኖም። 🇪🇷

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 ปีที่แล้ว +4

      Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 hagerna adi jeganu zelealemawi zkri mogosn nswuatna

    • @xaka5505
      @xaka5505 ปีที่แล้ว

      Dehay deqom gberu.
      Hasewti
      Qetelti seb.

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 ปีที่แล้ว +6

      ​@@xaka5505 መንግስቲ ዝዓቕሙ ይገብረሎም ኣሎ።ኤርትራዊ እንተኾይንካ ንስኻኸ ጌርካሎም ዶ? መካፋእትን ሐሰውትን!! ጂግና ዘይኮነ ጂግንነት ክምስክር ኣይክእልን።

    • @Erilebna
      @Erilebna ปีที่แล้ว

      ​@@xaka5505look and see our Etitrean lovely country and heroism

    • @MeronAbraha-vl8tz
      @MeronAbraha-vl8tz ปีที่แล้ว +1

      ​@@xaka5505ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ ኣብ ዘይ ቦታኻ ኣቲኻ ኣለኻ/ኺ ይቅሬታ!

  • @user-tg1wt1tn9s
    @user-tg1wt1tn9s ปีที่แล้ว +45

    ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 37:08

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

  • @samiyemtek1982
    @samiyemtek1982 ปีที่แล้ว +8

    ሎሚ ሰብ ከዕልለሉ ቀሊል ይመስል። ወላኳ ካብቲ ክሳብ ራማ ብቐሊል ክርኤ ዝኽእል እንተኾነ፣ ኣብቲ ሽዑ ግዜ ግን ወላ ንገዛ ከረንን እንዳ ገርግሽን ክትርእዮ ዘይትኽእለሉ ናይ ትኪ ዒግታን ኣውያት ሰራዊት ወያነን ኢዩ ነይሩ።

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS ปีที่แล้ว +38

    ❤❤❤ኩራዕ ኤርትራዊ ❤❤❤ ክብርን ምስጋናን ንስዉኣትናን ህሉዋትን ጀጋኑ ኤርትራ !!!

    • @Hzbey.mewaxeo02yftelka
      @Hzbey.mewaxeo02yftelka ปีที่แล้ว

      Kemey ele kkorie nska ezi hawey bzhat yehwat alewuna zwedeku yehwat kab kurae tbleni hseb thagagez teybleni msemakuka

    • @abelsherifo7859
      @abelsherifo7859 ปีที่แล้ว +1

      ​@@Hzbey.mewaxeo02yftelka sematattna kebrna 24 gunbet ka natom wersha eu ok kelay wedi sewu bealey yealeyom yektatlom kulu nesaka ke tay garkalom telyomka deki sewuat

    • @AAGTOSS
      @AAGTOSS ปีที่แล้ว

      @@Hzbey.mewaxeo02yftelka እሞ ንከዳዕ ሰልጠነ (ሰይጠነ) ሸያጥ ዓዱ ስማዕ እንተደሊኻ። እንበር ኤርትራውስ ዘልኣለም ኩሩዕ እዩ። ስዉኣትነ ውን ወትሩ ክቡራት እዮም።

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

  • @yon-h8z
    @yon-h8z ปีที่แล้ว +38

    ወዲ ክፍላይ በዓል መትከል፡ ከመይ ዝበለ ዓቢ ዓቢ ዝኽሪ ኢኻ ኣዳሊኻልና ተሓቢነ በሓቂ፡ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 34:39

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !! 44:10

  • @johnheile1348
    @johnheile1348 ปีที่แล้ว +34

    Thanks ተጋዳላይን ዋርሳያ for defending and keeping Eritrea 🇪🇷 territory integrity. Thanks Maebel and your team for giving our heroes to tell their heroic stories 🎉💯👍🦾🦾🦾🙏🙏🙏🙏

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 33:46

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ 39:00 ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

  • @yohannescarlo254
    @yohannescarlo254 ปีที่แล้ว +18

    ደስ ዝብል መሳጥ ዕላል ኣብ ታሪኽ ክስነድ ዘለዎ ጽቡቕ ስራሕ ማዓበል 👌👍🏾✌️❤🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 43:23

  • @ruthhagos6792
    @ruthhagos6792 ปีที่แล้ว +8

    ብጣዕሚ እና ነመስግነካ ማዕበሊኖ ንድሕሪት መሊስካና ዓዲ በግጊዖ መቸም ዘይዝክሮ ሰብ የለን ክንደይ ጅግንነት ዝተፈጸሞ ሰፈር እዩ ብራቮ ቀጽሎ ታሪክ ዋርሳይ ክንገር አለወ ወዲ ዋርሳይ መንደላይ ውን ወሪሱ እዩ ኤርትራ
    ታሪክ ዘለዎ ተወራሪስ ሀገር እያ ክብርን ሞግስን ንሰማእታትና ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @askaluweldeab2987
    @askaluweldeab2987 ปีที่แล้ว +10

    ማዕበሊኖ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሥራሕ ቀጽሎ አብ ጎንኻ አለና ዝዋዓለ ይንገርዩ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ዋርሳይ-ሠ8ሠ
    @ዋርሳይ-ሠ8ሠ ปีที่แล้ว +6

    እቲ ዝገርመካ ብዓል ኽሻፋ ዘርሕዎ ጅግንነት ምግላጽ ስኢኖም እዞም ገባር ኣቦ ዝገለጽዎ ይበልጽ ፡ በጃኹም እባ ተዛረቡ ፡ ብዓል ወዶ ህንጻ መራሕቲ ሓይሊ፡ ጨጋር ኣዛዚ ጋንታ፡ ወዲ ኣድም ፡ ገሬ ኢዱ ክሳብ ዝርብርብ ቦምባ ክድርቢ ሓዲሩን ውዒሉን 24/5/2000 ሰዓት 11 ተሰዊኡ።

  • @AmanBrhan5844
    @AmanBrhan5844 ปีที่แล้ว +14

    ተጋሩ ምካኖም ጎረበትና ኣምላክ በዲልና ኢዩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷💯💪

    • @danidaniel7685
      @danidaniel7685 ปีที่แล้ว +1

      Amlak aybidilin u hawey natey binebsom hasadat da koynom enber zeynatom zideliu tefetiruwom u ajona tray tewediu u hji da Awet nihafash

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

    • @AmanBrhan5844
      @AmanBrhan5844 ปีที่แล้ว

      @@amanhailu9510 መልሲ ክህበካ ቅድም እታይነትካ ክፈልጥ ኣለኒ ኢትዮጳዊ ወላስ አርትራዊ

    • @johnhaile8500
      @johnhaile8500 ปีที่แล้ว

      ShaObya qomalat nhna gorobiet tegaru mkana edl aygeberun aser dinansor yetfAkum

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho ปีที่แล้ว +13

    Kibrin misganan n jeganu militarys Eritrean 🇪🇷❤️❤️❤️ our martyrs rest in peace 🙏 we will never forget you ❤️❤️❤️

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:26

  • @senaityohannes2234
    @senaityohannes2234 ปีที่แล้ว +11

    This is my favourite channel so far. Good job Meablino!!!👏❤️😍🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 39:57

  • @AlemAsmorom
    @AlemAsmorom ปีที่แล้ว +34

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 35:07

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

  • @fnan33
    @fnan33 ปีที่แล้ว +4

    ጎላጉል ዓዲ በጊዖ! ዘይሃስስ ውዕሎ. ዘይትክኡ ጀጋኑ ብጾተይን ደቂ መስርዐይ ኪዱን ምስ ሰመረ ዓቴን ብዙሓት ጀጋኑ ዝኸፈልናሉ፤ ኣሃዱና ክ/ሰ 29 ካብ ግምባር ዓሰብ ለይትን ቀትርን ተጓዒዛ ካብ መካይን ዘዘሊካ ተሓናነቕ ዝነበረሉ. 3 መዓልቲን ለይትን ብዘይ እኽለማይ፤ የእዳው ብኽቱር ድኻም ቃታ ምስሓብ ክኣብያ፣ ዘይሃስስ ፍሽኽታ፥ ዘይርሳዕ ጅግንነት. ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ዝለዓለ ምስጋና ይብጻሕኩም. ቀጽልዎ!!

    • @amlosomkidane5770
      @amlosomkidane5770 11 หลายเดือนก่อน

      Telofonka eba gdefley🇪🇷

  • @mylifemyjourney1
    @mylifemyjourney1 ปีที่แล้ว +11

    Please Maebel include English subtitle so that other non-Tigrinya speakers can watch this documentary. Long live the Eritrean people ❤🇪🇷. Eritrean prevails, awet ni hafash.

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 35:30

  • @efi4308
    @efi4308 ปีที่แล้ว +19

    ክብርን መጎስን ንሓይልታት ምክልኻልና ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว +1

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 44:03

  • @SirajZaki-qm3hr
    @SirajZaki-qm3hr ปีที่แล้ว +8

    Am proud of you Daki Eri xahida 🇪🇷🥰🥰🥰🥰♥️♥️♥️🥰🥰 ❤❤ Eti Eritrawe Gijnenat zitfxamalu bota ❤❤❤❤

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 44:10

  • @ftsummehari3429
    @ftsummehari3429 ปีที่แล้ว +5

    ኣንታ ጋዜጠኛ ንምንታይ ኢኻ ከም ምንኣስ ሓውኻ መንኩቡ ትሕዞ???? Professionalism ማራ ኢዪ ዝጎድለካ።
    ኣኽቢርካ ፈሪሕካ ኢኻ ክትሓትት ዘሎካ።
    ትሕትና ምቅሉልነት ክህልወካ አለዎ።

    • @rosieguesh6257
      @rosieguesh6257 ปีที่แล้ว

      You must be joking,

    • @ftsummehari3429
      @ftsummehari3429 ปีที่แล้ว

      @@rosieguesh6257
      How, Can you explain?

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 ปีที่แล้ว +20

    GOD BLESSINGS ERITREA 🇪🇷 PPL FOREVER 💪🏾🦁❤️💯

  • @tesfalem3348
    @tesfalem3348 ปีที่แล้ว +13

    ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ

  • @zeeMe2323
    @zeeMe2323 ปีที่แล้ว +7

    Eritrawinet kibur Mennet Thank our heroes EDF leaders God bless our beautiful country Merih Media great job brother keep up🙏♥️🙏

  • @mislalmaashow3533
    @mislalmaashow3533 ปีที่แล้ว +7

    68 beautiful teeth 🥰 proud of Geganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Maebelino im speechless Thank you 🙏

  • @ogubitafewerki6850
    @ogubitafewerki6850 ปีที่แล้ว +8

    ኩራዕ ኤርትራዉ ክብሪ ሞጎስን ንስዋኣትና መግስትን ንሓይልያት ምክልካል ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷😍😍😍👍🏻👍🏻👍🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weinidesta4221
    @weinidesta4221 ปีที่แล้ว +12

    good job well-done .R.I.P our heroes 🇪🇷🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 39:24

  • @Erei1
    @Erei1 ปีที่แล้ว +13

    ክብርን ሞገስን ነቶም ክቡር ሂወቶም ስሌና ዝሕለፋ ጀጋኑና ❤🇪🇷❤🙏🙏

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:41

  • @brhaneghebrab5716
    @brhaneghebrab5716 ปีที่แล้ว +2

    መርሃባ መጋድሊቲ ኩቡር ሓርበኛ ኪሻፋ ከምእውን ወዲ ሽፈርው። ጺቡቅ መግለጺ። አንተኩነ አብ ግ. ዓዲ በጊዖ 2ይ ብርጌድ ጥራይ ድያ ተሳቲፋ። ብዓቢኡ እዚ ክ/ስ 29 አይነበርን 1ይ ብር. 4ይ ብር ከ አይተሳተፈ ዓገብ። ብጀካ 3ይ ብርገድ። ኩሉ ክ/ሰ 29 ተሳቲፉ። ታሪክ ምዚንባዕ ነውሪ። ናይ ወዲ ፎቶ መግለጺ አብ ግ.ብግዖ ተውከሱ። አዚየ አየ ዝፈትውኩምን ዚናፍቀኩምን ብጸቶይ። ደሃይኩም አይተሓባእ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @عبودالامين-ب6ي
    @عبودالامين-ب6ي ปีที่แล้ว +10

    الله يرحمه شهدائنا الأبرار المجد والاخلود لي شهدائنا عمي استشهد في هذا المكان وابي اندرب في راسوا وبعد 5 سنين استشهدا الله يرحمكم ويجعل قبروكم روضه من رياض الجنه

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 36:23

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

  • @Meanddabear
    @Meanddabear ปีที่แล้ว +14

    Proud to be eritreawit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕊🥛🌺🌸🌻❤️🌹

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:00

  • @Ibrahimwedisaho
    @Ibrahimwedisaho ปีที่แล้ว +6

    Maebel hero prod of you and to be Eritrean 👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Ambesa nber 🙏❤️❤️❤️❤️

  • @zemenzemen1622
    @zemenzemen1622 ปีที่แล้ว +9

    Zelalemawi kibri n serawit Eritrea ❤
    Awet n hafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 ปีที่แล้ว +15

    The bravery of Eritreans is yet to be told and written.
    The womb of my country Eritrea only produces gallant fighters.
    May the souls of our martyrs who gave their precious lives rest in peace.

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 35:50

  • @delinasami4901
    @delinasami4901 ปีที่แล้ว +6

    ጀጋኑ የሕዋተይ ግንባር ዓዲ በጊዖ ደኣ ከም ቆጽሊ እዲኩም ኣርጊፍኩሞም ነዞም ሓሳዳት እፈይ ኢልኩም ትዕርፉሉ ግዜ የምጽኣልኩም ኣምላክ🙏

  • @oziyahoo5258
    @oziyahoo5258 ปีที่แล้ว +21

    Proud to be Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
    Kebrin mogosin ni sematatna awet nehafash

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 33:00

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 36:45

  • @hiwetgebrekidan5638
    @hiwetgebrekidan5638 ปีที่แล้ว +5

    Kbrn megosn nsemaetna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️Good Job Maebel hawna thank you 🌹

  • @yosiefhabtesilasie2104
    @yosiefhabtesilasie2104 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዘደንቅ ፍሉይ ጅግንነት ዝተፈጸመሉ ግንባር ዓዲ በጊዖ ዘቅረብኩምልና ኣለና ዋልታ ሃገር የቀነልና ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማኣታትና እግዛብሔር ህዝብናን ሃገርናን ይባረኽና ጸላኣትና ኣብ ትሕተና የንብሮም

  • @michealsolomun1043
    @michealsolomun1043 ปีที่แล้ว +7

    Eritrea first 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇮🇴

  • @asmeromokube1162
    @asmeromokube1162 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ክፍላይ History ዝምህሮ ዝነበረ ኣብ ቤት ትምህርቲ ራህዋ ከለና ተዘኪሩኒ ካብ 20 ዝሕሰብ ጽሒፍኩም ምጹ ተባሂልና ፡ጅግንነት ኤርትራዊ ብዓይነይ ርኤዮ፡ሻሙናይ ክፍሊ ኒርና ሽዕኡ፡ኹሉ ግዜ ዕወት ንሓፋሽ።

  • @semerefishale5357
    @semerefishale5357 ปีที่แล้ว +11

    ኤርትራዊ ትዕድልቲ ❤❤❤❤❤ ጀጋኑ ❤❤❤❤

  • @meronteklebrhan6563
    @meronteklebrhan6563 ปีที่แล้ว +12

    Proud to be Eritrea ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 38:59

  • @brhaneghebrab5716
    @brhaneghebrab5716 ปีที่แล้ว +1

    ካብ ዓሰብ ኪንቢገስ ከለና ቢ በሉል መርከብ በይና 2ይ ብርገድ ድያ በይና ተጸዒና መጺአ። ክ/ሰ 29 ስለይ. 1ይ ብር. 2ይ ብር.4ይብር ምሉእ ክ/ስ 29 ደይኮነን ናብ ዓዲ በግዖ ደበክ እሉ።🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 ปีที่แล้ว +6

    Jeganuna thank you for your ultimate sacrifices
    We are Eritreans because of you and our leadership
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @heritreatertrea4626
    @heritreatertrea4626 ปีที่แล้ว +8

    ጽቡቅ ስራሕ ኣናብስ ኩሉ ግዜ ሕቡናት ኤና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @RegimeChangeEritrea
    @RegimeChangeEritrea ปีที่แล้ว +1

    ድስኩላት፤ ሃደምቲ፥ ንሕና ዝተረባረብናሉ ኩናት፥ ርኤኹም ጥራይ፤ ከምዛ ኣብኣ ዝነበረ፥ የዕልለላ ሎ IDIOTS

  • @selfreliance8999
    @selfreliance8999 ปีที่แล้ว +11

    Unparalleled heroism of the indomitable ጀጋኑ Eritrea. 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 41:24

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 ปีที่แล้ว +4

    Zelalemawu zikir Nisemaetatna...kibri megos nezom Jeganu Niykialo mis Warsay❤❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @henoknguse6984
    @henoknguse6984 ปีที่แล้ว +1

    ክክክክክክክክክክክክክ ሜስ ንዘይፈልጦ የጥርጦ ዝበሃል ከምዝ ናይ ማዕበልን ንህግደፋውያን 'ኮ እዩ፡እሞ ነዝ ታርኽ ዝሰርሐን ብአካል ንዝፈልጦን ብርገድ ንሓመዱ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ሓድሽ ነገር ዘምጻእካ መስልካ ደዩ ወላስ ነዞም ደቂ ተረፍ መረፍ ደርጋውያንን ደቆምን እካ አምጽእካዮ?

  • @foziyamohammed5277
    @foziyamohammed5277 ปีที่แล้ว +4

    ማዕበል ጅግና ጎሚዳ ወዲ ኤረይ።ቀጸሎ ኣንታ ኣንበሳ ወዲ ኤረይ ጅግና💯💯💯💪👌👌👍👍

  • @marwelde1093
    @marwelde1093 ปีที่แล้ว +1

    ሓሰውቲ ህግደፍ መንደፍ
    ካብቲ ቦታ ገዲፍኩምና ንሳሕል ጽርግያ ትሰርሑ ኔርኩምሲ የሕዋትና ምስ እጥፋኩም ግንባር ትብሉ:?
    ደንባራት

  • @yemanemehari1742
    @yemanemehari1742 ปีที่แล้ว +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ታሪኽ እንተዘይተተሪኹ ጽውጽዋይ ኮይኑ እዩ ዝተረፍ ሶ ሰብ ውዕሎ ተሪኩም ከይነዓኩም ከተዘንትዉ ኣለኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @motherland1510
    @motherland1510 ปีที่แล้ว +9

    Proud to Eritrean ❤❤❤+❤❤❤+❤❤❤=1❤

  • @Biblicaltrutlife
    @Biblicaltrutlife ปีที่แล้ว +2

    ናብ ሰብ ሮሜ 8
    31፤ እምብኣርሲ ብዛዕባ እዚ ነገርዚ እንታይ ክንብል ኢና፧ ኣምላኽ ምሳና ኻብ ዀነኸ፡ መን እዩ ዚቃወመና፧
    🇪🇷God bless Eritrea 🇪🇷

  • @esayastesfamariam6931
    @esayastesfamariam6931 ปีที่แล้ว +7

    Deki Eri We Are Proud Of U ❤🎉

  • @yordanosasmelash2635
    @yordanosasmelash2635 ปีที่แล้ว +7

    ዓደይ ዓዲ ጅግንነት እንቋዕ ካብአ ተፈጠርኩ ❤🇪🇷🙏🏾

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 ปีที่แล้ว +10

    We need to invent a new word for Eritrean bravery!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 42:39

    • @bashailema9043
      @bashailema9043 ปีที่แล้ว

      በላዒ ኩዕንቲ!
      @@amanhailu9510

  • @NuhrGeorge
    @NuhrGeorge ปีที่แล้ว +3

    Thank you Maebelino I Am proud of you AWET N HAFASH.

  • @nasserhassen5625
    @nasserhassen5625 ปีที่แล้ว +2

    ኣብ ክ/ት 29 1ይ ብርግድ 2ይ ብርጉድ 4ይ ብርጌድ ምስካሎኦት ኣሃዱዳት እየን ነይረን ታሪኽ ኣይነዛባኦኣዮ በጃካ።2ይ ብርጌድ ጥራሕ ኣይኮነትን ነይራ

  • @habtomghirmay6601
    @habtomghirmay6601 ปีที่แล้ว +8

    ዓደይ ሰፈር ጅግንነትን ሰፈር ቅያታትን i'm so proud to be eritrea we will never forget our history

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 37:45

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

  • @josefkidane1196
    @josefkidane1196 ปีที่แล้ว +2

    ሕጂ ሰላም ከሎ ዶብ ሓንጽጽዎ ምስ ኹሉን ጎረባብቲ ሃገራት ዳሕራይ መመክነይታን ሓዘን ን ትርጉም የበሉን በጃኹም ዘሓለፈ ይኣከል 🙏

  • @selamkebede2924
    @selamkebede2924 ปีที่แล้ว +3

    This is an amazing story OUR STORY so much more to tell Well done Maebelino I wish you could have been used some of the flash back from the past among your interview.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ክፍላይ ጅግና ወዲዞም ጀጋኑ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ❤️🇪🇷❤️

  • @fanusgezanaadeya3087
    @fanusgezanaadeya3087 ปีที่แล้ว +4

    ብቃላትካ ዝግለጽ ኣይኮነን ካብ 23.05.2000. ሰሙን ምሉእ መግለጺ ደይ ብሉ ኢዩ እንዒ ፊልም በር ሰብ ብከምኡ ክዋጋእ ደይሕሰብ ኢዩ❤❤❤

    • @Christfirst82
      @Christfirst82 ปีที่แล้ว +2

      ልክዕ ኣብዛ ማዓልቲ እዚኣ ወላድየይ ምእንቲ'ዛ ሓላል መሬት ኣብ ዓዲ ጣል ተሰዊኡ ኣነ ወዲ 3 ዓመት ከለኩ ሕሳስ ልደ ሓወይ ኣብ ጥምቀቱ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ይኩን ዓወት ን ሓፋሽ ❤😢❤😢

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 ปีที่แล้ว +1

      ​@@Christfirst82እንታይ ክንገበር ምስ እዚኦም ርጉማት ቀነኣት ከደምቲ ጎረቤት !! ዉግእ ማለት መቕዘፍቲ እዩ። ግን ሀገር ዘውሐሰ ብጅግንነቱ ተሐበን። ክብርን ሞገስን ንስዉኣትና🙏🏽✌️🇪🇷

    • @Christfirst82
      @Christfirst82 ปีที่แล้ว

      @@tehabenhizbey2778 thank you bxay yes I proud of him and Eritrean was passed to bring indepednce 🇪🇷😍🇪🇷😍

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

  • @aronzerai8809
    @aronzerai8809 ปีที่แล้ว +7

    ጽቡቕ ስራሕ ማዕበል

  • @foziyamohammed5277
    @foziyamohammed5277 ปีที่แล้ว +4

    ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ደቂ ኤረይ ኣናብስ መን ከም ደቒ ኤረይ

  • @Wedikere
    @Wedikere ปีที่แล้ว +4

    ብዛዓባ ህንጻታት ምዕባለ ዳ ከይትዛረብ
    መዉኣልክም ብዝዓባ ኪናትን ጽልአን ክትሰብክ😡😡😡

    • @samuelgoiteom1438
      @samuelgoiteom1438 ปีที่แล้ว +4

      ንዓኹም ከይደምሰስና ህንጻ ኣንሃንጽን ኢና ወያነ ቁርዲድ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

    • @Wedikere
      @Wedikere ปีที่แล้ว

      @@samuelgoiteom1438 ቅርዲድ ዋሒድ ናዓይዳ ኣበይኮይንካ ክተጥፍኣኒ ድርባይ
      ኣነ 🇪🇷 ኢየ ቆማል

    • @mikialejr3514
      @mikialejr3514 ปีที่แล้ว

      ህንጻ ደኣ ካበይ ክትመጽእ።
      ዓዲ ምህናጽ ዝኽእል ወያነ ጥራሕ እዩ።
      ን ሻዕብያ ኣድጊ፣ ጀረካን፣ ማንካ፣ ወንበር ስረቕ በሎ!!

    • @samuelgoiteom1438
      @samuelgoiteom1438 ปีที่แล้ว

      @@mikialejr3514 kkkkሻዕብያ ድሮን ይምህዝ ኣሎ ንትርፎ ህንጻ ድፋን
      ድሓር ከኣ እቲ ማንካ ዶ ጀሬካን ትብሎ ዘለኻ ሻዓብያ ታንክታት ኣጽዋራትን ከቢድ ብረት እዩ ነቦታትካ ማሪኹ መንጢልዎም game over elwom

    • @sarajoh313
      @sarajoh313 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪

  • @TekluKiros
    @TekluKiros ปีที่แล้ว +1

    ሓሰውቲ አንታይ ኪኮነና አዩ ሕጂ ናይ ዚሃለፈ ትነግሩና ዘለኩም ፡ብዛባ ኣቡ ዚሃለቁ የሕዋትናን ኣቦታትናን ግን ኣይዚከሩን አዮም።

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

  • @ambeshadgu3998
    @ambeshadgu3998 ปีที่แล้ว +1

    ብራቦ ማዕበሊኖ ኣዛካኪርካና ኣብቲ ብየማን ዓዲ በጊዖ ማለት ጻዕዳ ቀላይ ግን 3ይ በርገድ ናይ 25 ክ/ስ ኢያ ኔራ ብጸጋም 33ኔራ

  • @amanuelgebreigziabher2179
    @amanuelgebreigziabher2179 ปีที่แล้ว +6

    ምሉእ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ❤❤❤

  • @kidanehans5725
    @kidanehans5725 ปีที่แล้ว +3

    Waw Eritrea 🇪🇷 mendelai 💪💪💪💪👌👌👌🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @lfutsum4267
    @lfutsum4267 ปีที่แล้ว +4

    Mabel, you are a winner, keep winning

  • @godaiftv8319
    @godaiftv8319 ปีที่แล้ว +3

    Amazing documentary thank you so much 🇪🇷

  • @n3xxyup
    @n3xxyup ปีที่แล้ว +3

    Hewey Abzi neyru I remember this place ❤

  • @almazg4749
    @almazg4749 ปีที่แล้ว +2

    Lovely to see our Country Erey ❤🌹🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪

  • @عرفاتمحمدنجيب
    @عرفاتمحمدنجيب ปีที่แล้ว +4

    ዝኽሪን። ንስማታትና ይካአሎ። ዋሪሳይ። ዓወት። ንሐፋሺ። 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @senaitkidane3774
    @senaitkidane3774 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤ eritreawi kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
    Maebelino kemaka yemaslena sefer jeganu kinriea yebqana. I'm proud of you.❤❤❤❤❤

  • @aklilusereke4000
    @aklilusereke4000 ปีที่แล้ว +5

    God bless EDF!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @samimoha2027
    @samimoha2027 ปีที่แล้ว +2

    Eritrawi ab tarikie tenburuwo aloku wey gud

  • @kesetesium349
    @kesetesium349 ปีที่แล้ว +4

    ንበሩሉና ምዑታት ጀጋኑና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Hamea-122
    @Hamea-122 10 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks azekirkani znebernalu gnbarat kulu trauni

  • @daniel23se
    @daniel23se ปีที่แล้ว +4

    Nice history Maebel, keep up the good work

  • @eriascari8355
    @eriascari8355 ปีที่แล้ว +1

    AGAME KOMAL HASEWTI HASADAT DEKI SHERMUTA

  • @sabayohannes1212
    @sabayohannes1212 ปีที่แล้ว +21

    ERITREAWI YOU HAVE TO PROUD TO BE ERITREA 🇪🇷💪🏾🦁❤️💯✌🏾

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 37:26

    • @shewhat438
      @shewhat438 ปีที่แล้ว

      @@amanhailu9510nia wesh cha ata adgi agame

  • @kuludhrihager7270
    @kuludhrihager7270 ปีที่แล้ว +3

    Wow great work Maebelno I am very proud of you,up bota jeganuna ketka msnatka btaemi haben xubuq srah quexlo❤❤❤❤❤❤.

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742 ปีที่แล้ว +3

    አቦይ አብዚ ግንባር ዓዲ በጊዖ ዝበልካ ንኡሰይ አጆካ ወዲ ጅግና ኢካ ተሐበን
    ሳላቶም ብሉጻት ሰብ መትከል ዝተሰዉኡ እያ ከም ሃገር ባንዴራና ንዘልአለም ተምበልብል ዛላ ክብሪ ነስዉአትና ወዲጅግና ኢካሞ ተሐበን::

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 ปีที่แล้ว

      ብሐቂ!! ✌️🇪🇷🌹🇪🇷

    • @Christfirst82
      @Christfirst82 ปีที่แล้ว

      Thank you yes I am proud of him and all Eritrean passed to bring indepednce 🇪🇷😍🇪🇷😍😓🇪🇷

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

  • @aziebberhane563
    @aziebberhane563 ปีที่แล้ว +3

    ማዕበሊኖ ምኩሪዒና ብጣዕሚ ነመስግን ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @henokhiyabu9981
    @henokhiyabu9981 ปีที่แล้ว +1

    ወዬ ነታ ሓዘን ኤርትራውያን ንክትከውን ዝመረጽዉን 24/05-25/05 1999 ናብ ናይ መጠረሽቶኦም ተቀይራ።እቲ ውግእ ኣብዚ ተዛዝሙ ሓንቲ ቦጦሎኒ ኤርትራዊያን ክፉል ኣጋር ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ሹሾ ሰራዊት ወያነ ገጥ ኣቢላ ሕዛ ኣፍሽላቶ።

  • @ezgiamnnugusse9630
    @ezgiamnnugusse9630 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑ ዋልታ ሃገር ኣጆኩም❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @TedrosGhidey
      @TedrosGhidey ปีที่แล้ว

      እቲ እንክትርእዮ ህይወት ዘለዎ ዘይመስል ገያጽ ጎቦታት፡ ብዓይኒ ዜጋታቱ ግን ኣምላኽ ኢዱ ዘንበረሉ ዝተቐደሰ ቦታ ዓዲ ብግዖ ዝረገጾ ጥራዩ ዝፈልጦ፡፡ ኣየ እወ ኣብቲ ጽንኩር እዋን ጽግዒ ዋናታቱ ብምዃን ንተጻባእቱ ክውሕጥ እንከሎ ! ከም ወዝቢ እድካ ሰዲድካ ንመሬት ሃሰስ ምስ እትብል ድማ ኣብ ክንዲ ጸጸር ስኩጆታት ሕዝካ ክትስእ፡ ብርግጽ እቲ ጎቦ ዝሰነዶ ታሪኽ ክትግምግም ኣይትሽገርን። እዋኑ ታሪኽ እናዘረወ፡ ንዜጋታቱ ክኣ ቀለምኩም ጌርኩም ልቐሙኒ ዝብለሉ ዝነበረ እዋን ክትስእሎ ኣይትጽገምን። መንፈስ'ቶም ኣብ ከርሲ መቓብር ጸላእቶም ክኹዕቱ፡ ዝሓለፉ ሰማእታት ብረቂቕ ሕሽኹታ ኣብ የእዛንካ ክኾልል ይስምዓካ። ሽዑ ኢኻ ድማ ኣብ ሓደ ኣዝዩ ዘይተደፍረ ቅዱስ ቦታ ምህላውካ ትዝክር። ስለዚ ማዕበል ሓወይ ኣብዚ ቅዱስ ቦታ ብምብጻሕካ ጥራይ ብርግጽ ሓደ ስነ ኣእምራዊ (መንፈሳዊ )ሕማም ዝፈወስካ ኮይኑ ከምዝስምዓካ፡፡ እቲ ምንታይሲ መን ኣብ ቁዱስ ቦታ በጺሑ ዘይተፈወሰ !!!!!!!!!!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ኣየ ሻዕቢያ- ከምዚ ዝበለ ሓይሊ ተዝነብሮ ዳኣ ንምንታይ ባድመ ወያነ ሒዙዋ ከሎ ን 20 ዓመታት ብሓይሉ ዘየምለሳ:: መልሱ ንጹር ኢዩ:: ሕጂ ሻዕቢያ ዝደፈረሉ ምኽንያት ሠራዊት ኢትዮጵያ ,፣ ፋኖን ድሮናት ኤምሬትን ነቲ ኩናት ምስተሳተፎኦ ኢዩ ተጸምቢሩዎ:: ነዚ ድማ ልዕሊ 90000 መንእሰያት ኤርትራ የህሊቁ መርድእ'ኳ ከይነግር ሓንጊዱ ኣሎ::
      እምበኣር ሕጂ አቢይ ምስ ወያነ ተዓሪቑ ንኢሳያስ ከቃብጽ ካርኡ ይስሕል አሎሞ እዛ ናይ ዓዲ በጊዖ ፈኸራ ክትድገም ተኾይና ክንሪኢ ኢና:: ከም ናተይ ገምጋም ሕጂ ፋኖ ይሓቅቕ አሎ :: ቀጻሊ ድማ ሻዕቢያ ነበረያ ነበረ ኮይኑ ዓለም ናይ ትዕቢት መጨረሽታ እንታይ ምኻኑ ክትሪኢን ክትማሃርን ኢያ :: ድሕሪኡ ዞባና ህድኣት ክዓስሎ ኢዩ :: ብዘይ ጥርጥር !!

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ "

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ዋዉ ማዕበሊኖ ወዲቶም ጀጋኑ እዚ ታሪኻዊ ቦታ ሰፈር ጀጋኑ ሪኤዮ እዬ አብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ብኩሙራ ሬሳታት ናይ ጸላዒ መርአያ አይነበሮን ጨና አየቅርብንዩ አልኮል አብ ጡጥ ጌርና አፍንጫና አቢስናዉን ነቲ ጨና ናይ ቶም ሬሳታት ብርቱዕ ኔሩ ካልዕ እቲ መሬት አቀማምጥዑ ጎቦታትን አጻድፍን ብምዃኑ ንኽትወርዶን ክድይቦን ብኩምራ ሬሳታት መርገጺ አይነበሮን አብቲ ድፋዓት ምስቶም ጀጋኑ ሰራዊትና ዝነበረና ዘይርሳዕ ፍሉይ ኔሩ እንተ እቲ ናይ ጸላኢ ኩምራታት ሬሳ ፈቆዱ ተበቲኑ ምርዓይ ግን ዘስካኽክኽ ፍጻሜዩ እቲ ዘገርም ዘሰደምም ግን ወያኔ በዚ ከይሰክሑ ዳግም ጦርነት ምግባሩን ብሚሊዮን ህዝቡ እንደገና ምህላቁዩ ዘህዝን ፈጣሪ በዚ ሕጂ ወሪዱ ዘሎ ሰላም እቲ ዝሓለፈ ጸሊም ታሪኽ ብሰላምን ፍቅሪን ተተኪኡ ናብ እቤትን ብልጽግናን ክንከይድ ዉግእ ወረ ዉግእ ዘይንሰምዓሉ እዋን ፈጣሪ የምጻልና ።ክብሪን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊት ኤርትራ ከም ሽምዓ መኺኾም ብርሓን ዝኾኑና ስዉአትና አብ ልብናዩ ሰፈሮም ዓወት ንሓፋሽ ♥🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @raheltsegai7852
    @raheltsegai7852 ปีที่แล้ว +4

    ❤️❤️❤️zelalmawe zkirey nseweateina Amlack nhezbane serawetena selam nhagere Eritrea 🇪🇷 yefetrelna ❤️🇪🇷✊🏾🙏🙏

  • @TesfomGirmay9867
    @TesfomGirmay9867 ปีที่แล้ว +1

    ክብርን ሞጎስን ነቶም ነተን ዘይትድገም ሂወት ከፊሎም በጃ ዝሓለፉ ጀጋኑና ። መመላእታ ድፋዕ ምስ ፈረሰ ምጽዳፍ መርዓት ገሮም ኣዲ መኸዳ፡ ጸረጽር፡ ዓዲ ተፋናጦ በጺሖም ነሮም ።ኣነ ምስኪር የ ጋሶት ነርና ሹዑ። ዝባን ዓዲ ብሓይላይ መራጉዝ ከቢድ ቢረት ተኺሉ ነታ ጽርጊያ ምጽዳፍ መርዓት ኣብ 2 ምስ ገመዓ መላሲ ኣዉያት ኮይነን ታንኪታትን ድርዓት መኻይን ወያነ ብ ዝባን ቓሓይን ገረን ዝመጻ ዝነበራ ኣብቲ ኹናት ዝዋዓሉ የዘንትዉልና ነሮም ።ንብረትን ጠለበጊዕን ሒዞሞን ዝኸዱ ማእለያ የብለኒን ወታሃደራት ወያነ

  • @tsgehabte7038
    @tsgehabte7038 ปีที่แล้ว +5

    ሰላም ማዕበል ጽብቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤

  • @hiwetteweldebrhan5136
    @hiwetteweldebrhan5136 ปีที่แล้ว +3

    ❤🇪🇷👈 ankae Eritreawi t Konku deki zom jenanu 💝💪💪💪

  • @ሽደን
    @ሽደን ปีที่แล้ว +1

    👉🌺🌹🌺🌹🌺🇪🇷🇪🇷🌹🌺🌹🌺🌹👈
    ያ ማዕበል ሓቲትካ ኣይትኩሎን ኢካ ብሓቂ ኣብ 5፥10 ዘላስ ኣብዚ ታሪካዊ ቦታ ክንስንዶ ኢና መጺና ኢልካ ጽቡቅ ቀጺልካ ግን ኣብዚ ግንባር ዓዲ በጊዖ እንታይ ኢዩ ተካይዱ ትብሎ ኩናት ተበለካስ እንታይ ኢካ ክትብሎ
    እንታይ ከምዝተካየደ ዳኣሞ ኩሉ እንድዩ ዝምስክር ዋላ ጭሩ ከይተረፈት ኢያ ትምስኩር ኩናት ምካኑ ስለዚ
    ከመይ ኢዩ ነይሩ እቲ ታሪክ ክንስንዶ ክጥዕመልና መታን ሲ ኣስፊሕካ ግለጸልና ኢካ ክትብሎ፡ዝግባኣካ
    እንበር እንታይ ኢዩ ተካይዱ ኢልካ ኣሎ ግፋ ተጸቢካ ነይርካ🤌ወይስ ኩዑሶ እግሪ🤣😂

  • @amanuelgebre2285
    @amanuelgebre2285 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ማዕለም ጂግና ዕድመን ጥዕናን ይርህስብካ።

  • @Hzbey.mewaxeo02yftelka
    @Hzbey.mewaxeo02yftelka ปีที่แล้ว +1

    hizbey eba bejakum atifekumo dahan hade malti alo standing nab hzbi zwerdelu nskum ka thtotla malti

  • @awettekie3266
    @awettekie3266 ปีที่แล้ว +4

    I m proud to be Eritrea 🇪🇷
    Zelalemawi zkri n swuatna
    Awet ni hafash s 💪

    • @amanhailu9510
      @amanhailu9510 ปีที่แล้ว

      ነዚ ዛንታኹም ንኽንኣምን ናይ ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ ሰንዓፈ፣ ዛላምበሳ፣ ባድመ፣ ማይድማ፣ ጎልጅ ፣ ቁኒቶ፣ ጾሮና ፣ ማይምነ፣ እምባሶይራ፣ ፎርቶ ፣ ቋሓይን ፣ ወዘተ ተዛሕዚሑ ዘሎ ሬሳታት ሻዕቢያ'ኸ ክንደይ ዓመት ከምዝገበረ'ባ ኣዘንትዉልና ክቡራት ክሻፋን ዲያስፖራን::
      የዕርኽትኹም ፋኖ እንታይ ኢሎም ይምስሉ ይመስለኩም " ይሉሽን በሰማሽ ገበያ ባልወጣሽ " 39:39

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 ปีที่แล้ว +4

    ክብርን ሞገስን ንሰማአታትና ❤