The information is not precise. Alfashir is almost under the control of RSF. The army of sudan has pushed RSF about 3 or 4 kilometers in alhalfaya northern Khartoum but failed in his attempts to attack from umdurman to Khartoum south. Still the upper hand with the RSF. Please be precise in your information
ምሉእ ሰላም ይግበረልኹም 🇪🇷💚🇸🇩
እዞም ጎሮቤትናስ ምሉእ ዓወት እንተዝኾነሎም ህዝቢ ሱዳን ሰላሙ ምረኸበ
Thanks ስዒድ ሓውና ኣይተቃርጻ አዛ ናይ ካርትም 👍👍👍❤❤❤🙏🙏🙏🙏
እግዝኣቢሄር ፍጹም ይግበሮሎም🙏🙏🙏
አብሽርካ አብሽርካ ጀነራል አልቡርሃን::
Selam yewrdelom Hzbi Sudan
ሰላምን ምርግጋእን የውርደሎም ንሱዳናውያን የሕዋትና ብሰንኪ ናይ ስልጣን ጥሙሕ ህዝብን ሃገርን ምብታን ኣዚዩ ዘሕዝን ገበን ኢዩ
ሱዳን ጥዑማት ኣይግባኩምን ነሩ ዝኩሉ ዕንወት ሰላም የውርደልኩም
Sudan yak sellam ygberelloum eski
We support 🇸🇩 Eritrea 🇪🇷
Selam meqeret zelewa eta enko ftah eiya Inshaallah Rebi selam yewurdelom sudanawan yehwatna
ሰላም የውርደሎም ፈጣሪ
ህዝቢ ሱዳን ሰላም የወርደልካ❤❤❤
Selam..wedi.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ኢመሊአሎም ♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏🙏🙏💕
ሰላም ይፍጠረሉ ሓላል ህዝቢ ሱዳን 🙏ኣምላኽ እንታይ ይሰኣኖ
❤ ❤ ❤.
Welcome aan
Abshr Brhan ❤❤❤
Selam yewrdelom
(1)ላይክ ወቅጥ ከይትዉቀጥ ኣታ ወዲ 😂😂
ዎውውው ሐራይ ሐራይ Like ጌረ ኣለኹ
መን ዳኣ ክዉቀጦ ጸላኢና ይወቀጥ
@@yonaskeshi1863 🙄😉🤣🤣🤣🤘🇪🇷
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹
❤️🇪🇷❤️🎆🎇👍
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🇦🇿🙏🙏🙏
🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️❤️❤️
1
👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
Enquae hagosekum Aquarat bihafesha::
እዛ ኣላህ ወኣክበር ትብል ቃል ሲ ኣብ ኩሉ ድያ ትኣቱ ድርጉማ እንታይ ድዩ
ዳዕመ ሰሪዕ ሚልቻ ብደገ ዝድገፍ ፖሎትካዊን ህዝባዊ ባይታ ዘይብሉ ተሪር መውቃዕት እንተኣጋንፊዎ ሰራዊቱ ብቀልሉ ዝብተን ሰራዊት እዩ ምኽንያቱ ሃገራዊን ራእይን ዘይብሉ ብሓደ ስድራቤት ዝምራሕ እዩ ብተዋሳኺ ሰራዊት ዳዕሚ ሰሪዕ ብገንዘብ ብቀብላታት ዝተታተሉን እዮም።
ናይ እማራት ዕንደራ እዩ ንሱዳን በጀካ ዕንወት ካልእ ዘምጸኦ የለን ህንጻ እምባሲ ተሃሪሙኒ ትብልስ ኣብ ትዓኑ ዘላ ካርቱም ክንደይ ህንጻ ዓንዩስ ብዛዕባ ሓደ ህንጻ ምዝራብ ነቲ ምትእትታው ትገብሮ ንምሽፋን፡
ጉድ ረኺብካ ኢሰያስ ዘፈተዎም መንግስቲ ክትውድስ
The information is not precise. Alfashir is almost under the control of RSF. The army of sudan has pushed RSF about 3 or 4 kilometers in alhalfaya northern Khartoum but failed in his attempts to attack from umdurman to Khartoum south. Still the upper hand with the RSF. Please be precise in your information
Des zebel
ኢዚኩሉ ዝገብር ዘሎ ወድ መድህን በራድ ኢዩህዝበና ምውጺ ኢ ካብ ኣዱ ከይረክብ ትግራ ህኮት ይቱ ኣጽዎ ሕጂ ክ ኣንሱዳን ግን ሰብ ኣይንትክን መውጺ ኣይስንን ኢዩ ህዝብና ኣብ ዩጋንዳ ሃፍታም ኮይኑ ኣሎ
እንታይ ህዝቢ ኣለካ ቆማል ዓጋመ ተረፍ ኣቢ
@@SamuelEye1988😂😂😂 ስጋኻ በል
ክላ ሃሳስ በቃ ዘዝመጸ ዜና ኢሰያስ ክትብሉ ግዜኹም ወዲእኩም ፎብያ ናይ ወዲ አፌ አብ አንጉዕክን አትዩ የሳቕየክን አሎ ምድረ ደንቆሮ