ERi-TV: በዓቲ ደቂ ሌፋይ - አብ ንኡስ ዞባ ጾሮና ትርከብ ታሪኻዊት ቦታ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 15 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 130

  • @samiyoungafro2140
    @samiyoungafro2140 4 ปีที่แล้ว +80

    ተወሊደ ዝዓበኹሉ ዓደይ፡ ምሳኺ ኢዩ ኩሉ ሃመይ ቀልበይ። like ጌርኩም እስከ ፍግም ኣብሉኒ።♥

    • @habuwedieri4570
      @habuwedieri4570 4 ปีที่แล้ว +1

      ወዲ ደሪጨን ሂበካ ኣለኩ

  • @berihuhadish2729
    @berihuhadish2729 4 ปีที่แล้ว +20

    ንጠማቲኡ ዘሐጉስ ኣዝዩ ጽቡቕ እምባታትን ጎቦታትን እዩ ዘሎ በዚ ናይ ጾሮና ከባቢ መርዓት ጾሮና ትብሃል ውን ኣላ። ብመደብኩም ደስስ ኢልና ደስ ይበልኩም ነመስግነኩም።

    • @joniwedi3438
      @joniwedi3438 4 ปีที่แล้ว +1

      Berihu Hadish ya xbuk aleka abti kebabi eye abiye

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 4 ปีที่แล้ว +1

      ለከ ተስፋጽዮን ነዚ ብሰንኪ ምቅይያር ከሊማ ኣህባይ ውን ዝራሕርሕኦ፡ ኣብ ዝከደኩም ስለዘየለ ንባርካኩምን ባሕርኩምን ግዓዙ ክብል፡ ኣይኮነን ኣብ ውሽጢ ሃገርስ ኢሮፓውያን ከማን ብዘበነ መሳፍንቲ ንኣሜሪካን ካናዳን ኣውስትራልያን ይስደዱ ኔሮም፡ ጸኒሖም ንጠፈር ተወንጪፎም ከምዝነብሩ ውን ኣየጠራጥርን፡ ምክንያቱ ምስ ብዝሒ ህብታት ደሚርካ፡ ጸጋታት ዓለምና እናተጸንቀቀ ኢዩ ዝከይድ ዘሎ፡ ናይ ጥንታውያን ወለድና ኣሽማት ምስንጽብጽብ ዘሰክፍን ዘስሕቅን ኢዩ ኔሩ ብመንጽር ሕጂ ክብሃል ይከኣል፡ ንኣብነት ኣብ ወለዶይ ዓንተራይ ደፋራይ ዝበሃሉ ኣለው፡ ናይ ገሊኦምኮ ብምሒር ምንውሑ ጥራይ ወላ ናይ ሓደ ሰብ ሽም ከሎ እናዕረፍካ ኢካ ትጠቅሶ፡ ካልእ ነገር ዝተዓዘብክዎ ድማ ናይ ገለ ሽማውቲ ገዲፍካ ብዘይካ ካብታ ዓዶም ኣብ ካልእ ዓድታት ስለዘይገሹ ኣሽማቶም መብዛሕትኡ ኣብኡ ዝተወሰነ'ዩ ኔሩ፡ ናይ ሕጂ ኣሽማትኮ ድሕሪ ቁሩብ ወለዶታት ብፍላይ ብናይ ምዕራባውያን ከይትካእ ኢዩ ዘስግእ

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว

      @@dawitgebrat1878 ezi iko ab golgol hazemo eyu zrkebi wedi tebeq Wahid

  • @mindgrows8709
    @mindgrows8709 4 ปีที่แล้ว +24

    ዓደይ* ደቂለፋይ *ዓዲ ኣቦታተይ ፡ናብ ርስተይ ክምለስ እየ፡እታ ሓላል መሬት።

  • @ወዲኤሪይሓላልኣፉ
    @ወዲኤሪይሓላልኣፉ 4 ปีที่แล้ว +23

    ደቂ ሌፋይ ዓዲ ኣደይ እዩ፡ ክርእያ እንዳ በልኩ ከለኩ ጉዳይ ምውጻእ ኣርኪባትኒ ከይራአክዋ ወጽየ ኣምላክ ስደትና የሕጽረልና ተመሊሰ ክርእያ ተስፋ ኣለኒ

    • @samiyoungafro2140
      @samiyoungafro2140 4 ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ኣሞይ ኢኻ ማለት ዩ

    • @hiwethayelom5622
      @hiwethayelom5622 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen ajoka kitria eika behaki hagerka hagerka eiyu

    • @appletv3186
      @appletv3186 4 ปีที่แล้ว

      ወዲ ኤሪይ ሓላል ኣፉ neay ka መበቆል ዓዲ ናይ ኣቦይ እዩ ንእሽተይ ከለኹ ከይደ በጺሐያ ነይረ።

  • @ጓልኤርትራ-ኀ4የ
    @ጓልኤርትራ-ኀ4የ 4 ปีที่แล้ว +6

    I love my beautiful country Eritrea

  • @shewitshewita209
    @shewitshewita209 4 ปีที่แล้ว +12

    Asey Deki adey mearey Deki Halal Meriet from Tserona😘 love u all 🇪🇷❤️❤️

  • @EritreoTheo
    @EritreoTheo 4 ปีที่แล้ว +5

    awww a 1000+ years old history! Love it!!
    🇪🇷💖

  • @danielhagos1007
    @danielhagos1007 4 ปีที่แล้ว +1

    ዓዲ ዝብኣ ዓደይ ክፋል ናይዚ ወርቃዊ ታሪኽ ምካንኪ እሕበን። ኣቦና ለይፋይ ማዕሮ ክንደይ ሓያልን ተባዕን ኣቦ ከም ዝነበረ ይርዳኣካ ።Iam realy proud of our forfathers .

  • @adhanommebrihit2282
    @adhanommebrihit2282 4 ปีที่แล้ว +3

    ጹቡቅ መደብ ንቲ ዘይ ንፈልጦ ታሪኻዊ ትሕዝቶ ሃገርና ብከምዚ ከተላልዩ ከለኩም ብጣዕሚ ኢኹም ትድነቁ ፡ ካብ 4 ደርጨን እያ ዝበልካያ ግን 7 ደርጨን እዩ ምስ ናይ ይቅረታ።

  • @nafqotaleni3450
    @nafqotaleni3450 4 ปีที่แล้ว +15

    ሃዘሞይ ርእየ ሕጉስ ኢከ ጃምዓ ኣብዚ ባህሊ ጸጋ ክብሪ እንታይ ዘየለ

  • @matyosmebrahtom5600
    @matyosmebrahtom5600 4 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ታሪክ ኢዩ ደኪለፋይ ዓደይ ታሪኻዊት ዓዲ

  • @Sulinaist
    @Sulinaist 4 ปีที่แล้ว +2

    Asey Asey dess zebil Thank Eriy Tv.Awet N/hahas ❤️🇪🇷👏

  • @andemariamlibsu3004
    @andemariamlibsu3004 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣብ እንዳ(ቤት) ሰማዕቲ (ብተልምዶ በሸማዕቲ) ተባሂሉ ዝጽዋዕ ዓዲ እንዳ ኣጋይሽ ተባሂሉ ዝጽዋዕ መቀበሊ ኣጋይሽ ዝነበረ ዓቢ በዓቲ ከምዘሎ (ዋላኳ ክሳብ እዚ ቀረባ ግዜ፥ ካብ ርሑቅ ዝመጹ ኣጋይሽ ዝሓድርሉ ብምንባሩ ቅርስታቱ ዝይክህሉ ከም ዝክእል ዝግምት እንተኮንኩ ዛንትኡ ግና ስለዘይጠፍአ ብዛዕብኡ ክመራመር ንዝደሊ መበገሲ ንክከውን ምስናዱ የድሊ እዩ) ። ካሊእ እዚ ኩዒትካ ቅበር ዝበሃል ሕጊ ኣከለ-ጉዛይ ውን መሰረቱ ኣብዚ እምባ እንዳ ሰማዕቲ ዝተፈጸመ ስለዝነበረ ምብርባሩ (ምፍታሹ) የድሊ ፥ ብዓቲ ስሉም ዝበሃል ካሊእ ናይ ቅርሲ በዓቲ ውን ኣብኡ ኣብቲ ዓዲ ከምዘሎ እፈልጥ እየ ። (ማለት ብዘይካ እቲ ብዓቲ ስሉም ናይ ማይ ውራይ ማለት እዩ) ። ስለዚ ዝከበርኩም ኣህዋት እዚ ዝጠቅሶ ዘለኩ ቦታ ከድኩም እንተትፍትሽዎ ጽቡቅ ነሩ ።
    ሓደ ውሩይ መለቓሳይ
    "ሚካኤል እንተብልካ ወይ ሓንቲ ፥
    ገብሪኤል እንተ በልካስ ወይ ሓንቲ ፥
    መልእክስ ኣይረኣናን ዘይ ሰማዕቲ፥
    ውድእ ዊዑልና በብሓንቲ፥ "
    ካብ ወገን ጸላእቲ እንዳ (ቤት) ሰማዕቲ ዝኮነ መላቀሲ ኣልቂስዎ ዝበሃል ዛንታ ኣሎ።
    ከምኡ ዝበለሉ ምክንያት ከኣ እቶም ገዘፍቲ ንስሪ ወይ ኣሞራታት እብቲ እምባ እንዳ ሰማእቲ ዝነበሩ ፥ (እንተዘይ ተጋግየ ዋላ ክሳብ ሕጂውን ዘለው) ነቲ ጸረ እንዳ ሰማዕቲ ዝኮይነ ወገን (ወይ ሓይሊ) ነነፊሮም በክናፎም እንዳ ጸፍዑ የውድቅዎ ስለ ዝነበሩ እዩ ይበሃል። ሓቅነቱ ንዓኩም ንተመራመርቲ ዝግደፍ እዩ ። እቲ ዝዝንቶ ግና እዚ ዝብለኩም እዩ ዎ ደሓንኩም። የቀንየለይ።

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 4 ปีที่แล้ว

    ናይ በሓቂ፡ ኒኢደኩም፡ እንተ ቀጺልክሞ ማዕረ ክንደይ በላሕቲ ህዝቢ ከምዝነበሩ፡ጥንታውያን ታሪኽ ሃገርና መዋዳድርቲ ኣይርከቦን ኢዩ።

  • @hanibemnet8894
    @hanibemnet8894 4 ปีที่แล้ว +6

    Aseyyyy dekilefay adey nzelalem nberley

  • @Alexander-311
    @Alexander-311 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓደይ ደመይ ሰራውረይ ብዓል ረዚን ታሪክ
    One day we will be came back.

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว

    Bahregas Fantay eyom yimesleni /zifelta eti sielitat zisekiwo. Mikniyatu abti beati yinebru kemzineberu emo kaa nayta baati shim baati anbesa eye zifelta kemti sidra zinegruna zineberu. 💙❤💚💝💛👏👍👏👍🌹🌷🍁🌺💙💛❤💚🙏

  • @22danielzula
    @22danielzula 4 ปีที่แล้ว +5

    Nice story eri tv loved it

  • @22danielzula
    @22danielzula 4 ปีที่แล้ว +8

    Always erena

    • @نتتنمننن
      @نتتنمننن 4 ปีที่แล้ว

      🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪❤️❤️❤️❤️👌🇪🇷

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว

    Eritrawyan ajokum kubur tarik alena.tarikna entefelitna Eritrawnetna kemti gorebabti zibluwo Eritra tbahal hager ayneberetn zibluwo,melhsom kihayku kijimuru eyom.❤💛💚💙💯👏👍🙏🇪🇷

  • @sabatekle1992
    @sabatekle1992 4 ปีที่แล้ว

    አምላኽ ይመስገን ተባረኽ

  • @asmeraasimerinounosko9901
    @asmeraasimerinounosko9901 2 ปีที่แล้ว

    Kemey alekum deki erey xaeda shigir yelen deki erey xaeda nezi gobo medeyebi Telefonica kingebirelu Ena ab kereba gize mesihib truthum kingebiro Ena tray shet mantana 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪

  • @freweiniyemane8125
    @freweiniyemane8125 4 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaki xbuk tarik thanks you so all👍❤

  • @AAGTOSS
    @AAGTOSS 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወረርቲ ትግራይ ካብ ቀደም እዮም ሞኽ ኣቢሎምና።

  • @furtigodloveme8090
    @furtigodloveme8090 4 ปีที่แล้ว +4

    Tewelide zeabekulu adey dekilefay miss u

  • @helenheydemann7223
    @helenheydemann7223 4 หลายเดือนก่อน

    Eritrea hagerey Amlak jebareki ❤🙏

  • @popecarinotes7082
    @popecarinotes7082 4 ปีที่แล้ว +4

    Xbuk krstat

  • @ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ
    @ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ 4 ปีที่แล้ว +2

    ደቂ ሌፋይ ዓዲ እቲ ንፉዕ ካድር ተቃላሳይ ናይ ደለይቲ ፍትሒ በየነ ገረዝጊሄር'ዉፉይ'

    • @girmayabraham3258
      @girmayabraham3258 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣታ ሕፈር እስኪ ደላይ ፍትሕን ደላይ ጸልማትን እባ ፈላልዮ ዓድና ኣይተጽርፈልና በየነ ካ ዓዱ ኣይኮነንን ካ ስግር መረብ ኢዮም መጺኦም ኣቦሓጉኡ ካብ ተስፍስጼን ጠበቕ ዘፍሊ የብሉን

    • @simoncr.787
      @simoncr.787 4 ปีที่แล้ว

      ጻዕዳ ቓላይ 👆💯🇪🇷❤️💯

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว

      @@girmayabraham3258 jihadist aslamay

    • @girmayabraham3258
      @girmayabraham3258 4 ปีที่แล้ว

      @@SamiSami-iw3jn ኣታ ከልቢ ዓድዋ

  • @habuwedidc6718
    @habuwedidc6718 4 ปีที่แล้ว +4

    Ahhhh Adey mearey ab ketema abina xubuk girna keyfeletnaki sided mariyam adey dagimay gex adey arieniy

  • @almaz2138
    @almaz2138 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay mamayey adi eyu btami xbuq srah 🥰😍👍👏

  • @YikealoER
    @YikealoER 3 ปีที่แล้ว

    Erey wenanitt kulu neger💪👌👏🤩💓💓🙏✨✌

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว

    Asey tehagise tarik adiboy mearey. Des kibleka edme yihabkum. 🇪🇷🌹💛👍👏💚❤💙🌺🍁🌷🌺🍁🌷🌹

  • @Hmeretkolboy
    @Hmeretkolboy 4 ปีที่แล้ว +1

    ኤርትራና ውቅብቲ ዘይተበርበረት ቆፎ
    ጥንታዊት ከተማ
    ለካ ዝተዓደለቶ እዩ ፈጣሪ ዝሰለማ
    እሞ ሓቁ እዩ ጅግና ሂወቱ ዘግዝማ
    በሉ ይሕዋተይ ሃየ ንሓብሕባ እዛ ናይ ጀጋኑ ጻማ

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว +1

    Zitsebeyo zineberku tarikat bimismaey buzuh des eluni.zitefaena yimeslena neru.zehigusyu tarik agedasi eyu.kabey metsikan menmikwankan zihibirn zeregagitsenyu..👍👏👍👏👍👏💯💙💚💛❤

  • @iamblackboyrambo9430
    @iamblackboyrambo9430 4 ปีที่แล้ว +8

    Wedi Adi qeyh eye. segrodob tewarede eye nere suq ele hadem ymles Gin deqi lefay. May wuray sgrodob enda mexana May xemena yestuna nerom. Kem adey gere eye zwesdo mara eye zfetwo eti bota. Kinmles ena ayzoki belwa yhwatey

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว

    Manm gorebet hager naana meninetna aynegrenanyu,baelina men mukwana tarikna nifelit hizbi ena.Eritran hizban nizelalem kinebir ena bihayli Egziabiher.🇪🇷🌹🙏👍👏💯💙💚💛❤📖

  • @ናይእግዚአቤሄርባርያሓጥየ
    @ናይእግዚአቤሄርባርያሓጥየ 4 ปีที่แล้ว +3

    Wawwwwwww btemi des zbl tarik eu

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว

    Tarikatka miekab agedasiyu,mikniyatusi nay hilawnetna huto silezikone.bisenki baedawyan gezaeti buzuh nekrat berisu eyu niay bizimesleni.🌹🇪🇷👏👍🙏

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 ปีที่แล้ว

    Adey mearey ❤❤❤❤

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 8 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️

  • @senubereket7393
    @senubereket7393 3 ปีที่แล้ว +1

    dekilefay Adikotatey nafikeki Eber

  • @መርሽወዲተስፌ
    @መርሽወዲተስፌ 4 ปีที่แล้ว +4

    እንታይ እሞ ከይንዕቅበክስ እባ ኣብ ስደት ፋሕ ኢልና፡ ዓዲ ታሪክ ኣምላኽ፡ ዝሃነጸኪ ብዘይ ኢድ ሰብ፡ ተመሊስናስ ስባ ንሃንጸኪ ፡ ንዕቅበኪ ንኸውን፡

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 ปีที่แล้ว

    🇪🇷👍👏❤💛💚💙🙏👍👏bitaemi zimisgen eyu eti tarikat midehsaskum keymesgena aynihalfin.zimisgen sirah tiserhu alekum.ketsilwo tiray.👏👍👏👍👏👍👏👍

  • @DZhubi
    @DZhubi 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ሃዘሞ ዓደይ

  • @22danielzula
    @22danielzula 4 ปีที่แล้ว +4

    ዝኽሪን ኽብርን ንስውአትና
    አወት
    ንሀፋሽ

  • @yordi1683
    @yordi1683 4 ปีที่แล้ว

    Wow 😯🇪🇷🇪🇷

  • @teklemegos4281
    @teklemegos4281 4 ปีที่แล้ว +1

    መርሓባ Er-TV!!እዛ ሃገር እዚኣ ካብ ዘበነ ኦሪት ኣትሒዛ ቅድስትን ውቅብትን ከም ዝነበረት 'ዩ ዘረኣካ።ምክንያቱ ቅዳሞት ፍልሰይ ናይ ወድ ሰብ ኣስከረን ተረኪቡ፡ናይዞም እንሣታት ከኣ ቅድሚ ኣሽሓት ዓመታት ኣብዚ ባታ ይቅመጡ ከምዝነበሩ ኢዩ ዘረኣካ።ብዝኮነ ኤርትራ ሃገርና ካብ ቀደም ተፈታዊትን፡ተሃራፊትን ባታ ከምዝነበረ ቡዙሓት ታሪካት ኢዮም ዝምስኩሩ፡ሞ በቢቁሩ ነቲ ዘሎ ምዕቃብ ናይ ኩላትና ዜጋታት ሓላፍነት ኢዩ።

  • @Habrom
    @Habrom 4 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ሒዝካስ ድክነት ናይ ቱሩዝም ቦታ

  • @destaftwi5229
    @destaftwi5229 4 ปีที่แล้ว

    Betsahti wey turist aytibelu tarikina manim kemerasho yeblun hadera etom abiu zelekum

  • @ማርያምማርያም-ጰ6አ
    @ማርያምማርያም-ጰ6አ 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ደቀይ አዲ

  • @edenfanu3741
    @edenfanu3741 4 หลายเดือนก่อน

    Adey brketie

  • @DZhubi
    @DZhubi 4 ปีที่แล้ว +3

    እቶም ዲስላይክ ትገብሩ ኣንታይ ዲኹም ሓቢጡኩም ዓዲ ጀጋኑ ዩ

  • @girmayabraham3258
    @girmayabraham3258 4 ปีที่แล้ว

    ካብ ስግር መረብ መጺኦም ኣብ ንሌፋይ ኣጸጋዓና ኢሎም ኣብ ኩርቢለን ደቂለፋይን ዝተቐመጡ ደቂ ጎንደር ኣለዉ ነዞም ኣቦታት ነቦ ሓጎታትና ዘይ ጠቐስኩሞም ኢሉ ክጸርፎም ሰሚዐዮ ነይረ በረቐ ዝበሃል ዑዉር

    • @eyesusamlakeymaryamadey2046
      @eyesusamlakeymaryamadey2046 4 ปีที่แล้ว

      Snesrat gber mearey ente zey felitka Tarik hitet adrashaka abzi gdefeley keredaka baeley aylen hatowtow aytbel ok lefay ms churu behade eyom mexiom tm ela leflef ms mntay knqoxro Ena hlf halifkums hji kea nab adna aletnet hzkum atikumna nhna sebawenet ember aletnet ayegedsenan eyu halay zereba aytzareb ktdegmo wn aytkln eka tarikna ab Edna alo mewaelu wn knebr eyu ab kurbile nehalu ab deqilefay nhna deqi chru wey wn chwa deqi rsti Ena beaf deykone bgbri keneriyeka nkl Ena

    • @girmayabraham3258
      @girmayabraham3258 4 ปีที่แล้ว +1

      @@eyesusamlakeymaryamadey2046 ተኸወሊ እስኪ ኣንጭዋ

    • @eyesusamlakeymaryamadey2046
      @eyesusamlakeymaryamadey2046 4 ปีที่แล้ว

      @@girmayabraham3258 kkkk aytxaref haqena ente konka beti qunue rkebeni bzaebay enda texarefkas komu kea tbl dhur behaqi wedi deqilefay dika ane wn gal deqi lefay sle dkonku adrashaka xehafley abzi bzey nxur adrasha kkatae aydeln eye. Wedi deqilefay ente deykonka gn wala hade sle deyetweka tm bel ok

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว

      @@girmayabraham3258 jihadist aslamay

    • @girmayabraham3258
      @girmayabraham3258 4 ปีที่แล้ว

      @@SamiSami-iw3jn ጅሃድ ኣለው ዲዮም ኣብ ደቂለፋይ ምስ ቶ ኣስላም የሕዋትና ንውዕል ነይርና እሞ ሓንቲ ኣይበሉናንን ብሩኻት ኢዮም እቶን ሞስሊም ወዲ ቡዳ ኢኻ ትመስል ደኣ እንበር

  • @ghirmamogos9374
    @ghirmamogos9374 4 ปีที่แล้ว

    ፊሒራ ኣብዚ ኢዩ ዓዱ።

  • @ramadansilemanmohammed8267
    @ramadansilemanmohammed8267 7 หลายเดือนก่อน

    ሚንቅሊ ማሊት ሚንዲዚሉዋ ማሊት ኢዩ ብሳሆ

  • @alemhabtesion487
    @alemhabtesion487 2 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🌹🌹👍👌🇪🇷🇪🇷

  • @filimonzeray660
    @filimonzeray660 4 ปีที่แล้ว

    አንቃዕ ወዲ ለፋይ ኮይነ ተፈጠርኩ ።

  • @destaftwi5229
    @destaftwi5229 4 ปีที่แล้ว

    Deqi lefay zikomkum dueybkum bi vidio qedihkum kitsedlnu tesfa ybebir

  • @tesfafuture648
    @tesfafuture648 4 ปีที่แล้ว +4

    May wuray dekilefay ezi botatat ane beakal yfrlto ye ab salsay werar kab kebabi hadsh adi akran tefanaqilna ab may wuray kebabi chealo hamushte amet tekemitna btaemi des zbl kebabi yu akal tarikna dma yu

    • @africaafrica1675
      @africaafrica1675 4 ปีที่แล้ว +1

      Kkkkkkkkkk kegermeka May wray naiwen naygedli botayey nera ab 3y werar

    • @ህላዌኺዩህላወይ
      @ህላዌኺዩህላወይ 4 ปีที่แล้ว

      @@africaafrica1675 ኣይትደርበሽ ሓወይ ሳልሳይ ወራር ብጾሮና ዝጀመረሉ ኣብ ማይ ዉራይ ተዓቂቡ ነይሩ ኢዩ ብድሕሪኡ ንማይ ውራይ ምስ ኣስጎኦ እቲ ህዝቢ ከም ብሓዱሽ ንዓልባ ዝብሃል ተፋናቂሉ ህጂኮ ዓልባ ትብሃል ዓዲ ስም ቀይራ ከይትከዊን ምክንያቱ ኣብዚ ህጂ ዓልባ ዓደይ ዝብል ሰብ ኣይሰምዕኩን

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว

      @@ህላዌኺዩህላወይ qedamay werar kaliay werar beyanay bota neyru

  • @sonobara28
    @sonobara28 4 ปีที่แล้ว

    ምስ ወያነኻ ዓጢቕካ ምጻእ ኣበኣ ኣላህዮምና እምበር ክሳብ ትብል ንድክረካ

  • @amanuelhailu1572
    @amanuelhailu1572 4 ปีที่แล้ว +3

    Eta gobo ab sieli zela gn nay genzebo eya

    • @samiyoungafro2140
      @samiyoungafro2140 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ማይውራይ ኢያ ዲዮም ኢሎም

    • @homecountry3298
      @homecountry3298 4 ปีที่แล้ว +1

      Ata Ama gobo maywray dyom eloma abzi nehelka zereba. Gobo Genzobo eya Embaberakit

  • @wedihama7689
    @wedihama7689 2 ปีที่แล้ว

    Ezi boto kulu yifelto eye abiu eye abiye kebabi tsorona eu deqi erey Eritreana mara eye kif zelewa sle buzuh zayni zawer koina ember

  • @ክንዮእቲሓቂ
    @ክንዮእቲሓቂ 4 ปีที่แล้ว

    Kkkkk eritv agazian eyom arma agazian sheyfeya welcome

    • @samiyoungafro2140
      @samiyoungafro2140 4 ปีที่แล้ว

      ኣበይ ሪኢኻያ

    • @ክንዮእቲሓቂ
      @ክንዮእቲሓቂ 4 ปีที่แล้ว

      @@samiyoungafro2140 abti metewi aleka ahss abiloma

    • @waqteyabish4592
      @waqteyabish4592 4 ปีที่แล้ว

      Eri brana media ab kindey dekik ala eta arma please xehafa, ente zaykoynu tenekefti aynukun

    • @binyamsamsomsamsombinyam112
      @binyamsamsomsamsombinyam112 4 ปีที่แล้ว +1

      Eri brana media 0: 12 እዚ ቤት ክርስቲያን ናይ እምነት ክርስትና ኢዩ ኣግእዝያን ነዚ ኣርማ ስለ ድሓዙ ነቲ እምነትና ክንገድፊ ማሌትካ ዲዩ ክክክ ሓደ ኣስላማይ ወርሕን ኮኾብን ዘለዋ ባንዴራ ስለ ዝሓዘ ነቲ ናይ እስልምና ኣርማ ክንጸልኦ ማሌት ዲዩ ?

    • @samiyoungafro2140
      @samiyoungafro2140 4 ปีที่แล้ว

      @@ክንዮእቲሓቂ ኣግኣዝያን እንዲና ኩላትና ኣግኣዝያን እንታይ ምዃኑ ትፈልጦ ዶ

  • @Melakebrhankidane4810
    @Melakebrhankidane4810 4 ปีที่แล้ว

    wwwwwww des bahali

  • @wedimeret1913
    @wedimeret1913 4 ปีที่แล้ว

    Way menkr 🤔🤔🤔🤔🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaigebreyohannes3745
    @tesfaigebreyohannes3745 ปีที่แล้ว

    እዚዘደንቅ ጥበብ ናይቀዳሞትኣቦታትና እዩ ዝሓለፉ ገዛእቲ ከም ዝራኣናዮም የፍ ርሱ እ ምበ ር ኣይ ዕ ቅቡን ሃገርና ብቁጠባኣ ተደላዲላ ናብ ቅርስታታኣብ ት ጥምተሉ ግዜ ብዘበናዊ መንደቅተኸሊሉ እቲ መንደቅ ብማይ ዝ ሕብሩ ቤትሮ ወ ይ ተሪ ር ፕላስቲክ ክ ሽፈን መስ ሕብ ቱሪዝ ም ክኸውን እትምነ

  • @wediberhe5110
    @wediberhe5110 3 ปีที่แล้ว

    ኣስኩት ኣብ ኣውራጃ ኣከለ ጉዛይ ኢያ ትርከብ

  • @filimonteklebrhan9678
    @filimonteklebrhan9678 4 ปีที่แล้ว

    Adi adey knmleseki ena

  • @bahlnahmeretmennetna
    @bahlnahmeretmennetna 4 ปีที่แล้ว +3

    እንታይ እሞ ክንገብር ሰብ ጥንታዊ ጎባ ኣይተረፍና ሰብ ጎላጉል ንኩላትና ኣጽዲፍኩም ኣጥፊእኩምና መጥፍኢትኩም ትረድ ደቂ ብዳማ

  • @joniwedi3438
    @joniwedi3438 4 ปีที่แล้ว +3

    Des zebil bota adi mazerey eyu kulu gize kea kab tserona ykeyd neyre

  • @grmayabrham4089
    @grmayabrham4089 4 ปีที่แล้ว

    ናብ ታዓድና ደኣ ዘይሰገርካ ታሪኽ የብላን ዶ ኢልካያ ክክክክ

  • @رمضانحمد-ح7و
    @رمضانحمد-ح7و 4 ปีที่แล้ว

    😪

  • @hadnettv6023
    @hadnettv6023 4 ปีที่แล้ว +2

    ከምዚ ገርኩም ዘላለኹምና ነመስግነኩም
    እንተኾነ ግዳ እዚ ርጉም ስርዓት ሰደት ኣስፊሩና ህዝብና ጸኒቱ ሃገርና ባዲሙ ቅርስታትናን ታሪኻዊ ቦታታትናን ጎቦታትናን ዓንዮም
    ኒቢታትናን ኣደታትናን ዝበልዐ ኣረሜን ዲክታተራዊ ስርዓት ሰፊሩ ኣበትና
    ኣምላኽ ለውጢ የምጸኣልና ዓድታትና ተመሊስና ብጸጋታትና ክንግልገል

  • @dallastesfalem562
    @dallastesfalem562 ปีที่แล้ว

    Ab ketema adi keih ka bati tselim dbahal ab salsay wear kab nefertn kebid bretn nbusuhat sebat tekalakil eyu ezi bati eti bati eti kemzi klte astasa klte dereja alewo abti wshtu kemzi medeb kof mebln nedi dmesln kem kobor krts delewo neger alewo wshtawshti eyu dkeyd ab maekelu kalay alewo eti bati tseli hade gize tel atya nabau beti wshti wshti enda kedet zban zgb dbahal kushet alo nabau wetsa selezi buzuhat kuneger delewom battat alew kolahta guborulom bati tselm dey felt seb yelen abau beles alo kulu alewo

  • @officialpureentertainment741
    @officialpureentertainment741 4 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ሎምስ ባፃቲ ብፃቲ ምካድ ጀሚርኩ ከም ሸጣውን.

  • @MIKEMIKE-sb7ll
    @MIKEMIKE-sb7ll 4 ปีที่แล้ว +1

    Nay mntay deklefay dea tegagikum ezi bota gunzobo ybahal klugzie ktgelxu kolekums tenkek elkum aragagixkum tezareb ezi bota kea gunzobo neus zoba xorona koynu eta enba kea enba borakit tbahal wedahankum

    • @samiyoungafro2140
      @samiyoungafro2140 4 ปีที่แล้ว +4

      ዋእ እዛ ቪድዮ ኣይረኣኻያን ዲኻ ካብ መጀመርታ

    • @Melakebrhankidane4810
      @Melakebrhankidane4810 4 ปีที่แล้ว +3

      ካብ ደቂ ሌፋይ ናብ ባዓቲ ስሉም መጺኦም እገልጽዎ ኣለው ኣብቲ ከባቢ ኮይኖም ስለ ዝቐድሕዎ ንእምባ ጉንዞቦ ውን ኣምጺአሞ ኣለዉ ደጊምካ ራኣያ

    • @hiwethayelom5622
      @hiwethayelom5622 4 ปีที่แล้ว +4

      Arku nay ginzobo ab ginzebo aleka nay dekilefay gin nidekilefay tray eiyu zimlket astewelka tezareb ok

    • @furtigodloveme8090
      @furtigodloveme8090 4 ปีที่แล้ว +1

      @@Melakebrhankidane4810 asetewilka tezareb bro kab mejemerta asetewilka mzrab xbuk u nkulu

    • @erimannerimann112
      @erimannerimann112 4 ปีที่แล้ว

      Tegaru serekti ezi bota nay bihre SAHO eyu deqi xemoqti

  • @zebibberhane615
    @zebibberhane615 4 ปีที่แล้ว

    Entay konkum da emba nay gunzebo dey tereyuna ab tka betsihkum kelekum si ba entay konkum wedey ab ketsali nay gunzebon beshematin arauyuna ekum ksab shau sesenayu byyyyyy

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 ปีที่แล้ว

      Zebib shikor kemey gal tsorona diki

  • @Wedi-d2h
    @Wedi-d2h 8 หลายเดือนก่อน

    ደቂ ሌፋይ ዓዲ ውፉይ ካብ ሎጎ-ጭዋ እዮም።

  • @رمضانحمد-ح7و
    @رمضانحمد-ح7و 4 ปีที่แล้ว

    😪