ማሰን መልቀስን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • ዞባ ደቡብ
    ገብረምድህን ብስራት

ความคิดเห็น • 16

  • @misgnatesfe2838
    @misgnatesfe2838 6 ปีที่แล้ว +2

    ታሪክ ናይ ኣቦታትና ደስ ባሃሊ ኣሕ ንስማዕዮ እስከ ካብ ስክ ኢልና ሃጠው ቀጦው ንብል ዘለና

  • @Filmontesfa
    @Filmontesfa 6 ปีที่แล้ว +4

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ኣቦይ ስራጅ።

  • @edomm6776
    @edomm6776 7 ปีที่แล้ว +4

    amazing talent aboy gebremedhin.God rest your soul.you r our status.you r always in our heart.

  • @edomm6776
    @edomm6776 7 ปีที่แล้ว +5

    aboy sraj nay bhaki des zbl melkes gerkum .amlak niakum wn ab nengstu yqebelkum

  • @Adam-hw8ed
    @Adam-hw8ed 6 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ሃብታም ኢዩ ዝኾነ ህዚቢ ባህሉ ኢንተዘይ ዓቆበ ጢፊኡ ማለት ኢዩ ስሊዚ ዘሓለፉ ኣቦታትና ዝገደፋልና ሕድሪ ኢዩ
    ባዓል ኣቦና ስራጅ ዘኣመሰሉ ረቢ ይርሓመሎም ናዓና ስነቲን ፍቅሪን የሃበና።

  • @arontesfamariam
    @arontesfamariam 2 หลายเดือนก่อน

    Beal aboy knfu

  • @Tazier0221
    @Tazier0221 ปีที่แล้ว

    Jaifaf derguag wedi akar

  • @tesfutekle8928
    @tesfutekle8928 ปีที่แล้ว

    Mengste semay aboy srrag nay bhaki des zbl mase

  • @ineedpeace4668
    @ineedpeace4668 6 ปีที่แล้ว

    Betami ekum des teblu abotattna

  • @awazemerir9050
    @awazemerir9050 7 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ናይ እዞም ቁዱሳት ን ዓበይቲ ናይ ታራኽ መጻሕፍት ሰነዳት እዩም እዞም ኩቡራት ኣቦታት ብ ሓቂ

  • @moskotawet7593
    @moskotawet7593 6 ปีที่แล้ว

    Aye abotat kulu tereakayos kemnatkum fqri ayreakun

  • @michaelfthineritrea7745
    @michaelfthineritrea7745 7 ปีที่แล้ว

    ኣሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕሕ ኣቦይ ሱራጅ ንሕና ዉን ብሞትካ ሓዚንና ከይንቐብረካ ሕሱም ስርዓት ዓድና ከይንኣቱ ከልኪልና እንታይ ይበሃል ኮይኑ እግዚኣብሄር ኣብ ገነቱ የስፍርካ ክቡር ኣቦና ናይብሓቂ ታሪኽ ተቐቢርና feling sad !!!!!!!!!!

  • @tumaytumay5203
    @tumaytumay5203 6 ปีที่แล้ว +1

    kkkkkkkkkkkkkkkkk😎☝️🤳✍👣🤝👍👍👍👍👍👍👏👍👍👍❤❤❤❤❤❤💓❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💓❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👓👓👓👓👓👔💝💝💝💝💝💝💝💝🍉🍊🍍🍏🍇🍭🍮🍸🍷🍾🥂🍻🍵🔪

  • @ichbinganzalleine8721
    @ichbinganzalleine8721 5 ปีที่แล้ว +1

    *ጠጥዕሙ ሓሊፉ ቦቦታትና። ኣቱም ድርባያት ደቂ ሎሚ ራኣይዎም ኣቦታትና እዚኦም ኢዮም ኣስላሞም ክርስትያኖም ኣብ ሓደ መኣዲ ሎሚ ደኣ ገለ መጺኹም ክትፈላልዩ ላዕልን ታሕትን ክትብሉ ድቃስ ሲኢንኩም*