ማሰን መልቀሰን ኣቶ ተወልደ መዓሾ በዓል ዓዲ ጮማይ፡ ሰራየ 5ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 ก.ย. 2024
  • Eritrean culture, oral poetry Tewelde Measho Part 5

ความคิดเห็น • 87

  • @ghebrekidanmesfun8882
    @ghebrekidanmesfun8882 5 ปีที่แล้ว +46

    ተወልደ መዓሾ ወርቂ ቃሉ
    ንመራሒ ስርሑ ትሰፍረሉ
    ንሓቀኛ ስርሑ ትነግረሉ
    ንልኩመኛ ቃልካ ተንብረሉ
    ንዕቡይ ሰብ ተግሳጽ ተዝንበሉ
    ገባቲ ሰብ ንዓካ ይሕሉ
    ተሰዊርካ ርሒካ ከም ኩሉ
    ገዲፍካና ምስባዓል ኣምሰሉ
    ኣቦይ እዝጊ ብሞት ዘየዳሉ
    ወሲዱካ ኣኪብካ ባዕሉ
    ዕረፍቲ የሀብካ ብክቡር መስቀሉ
    ዓደ ቦካስ ዓጺፉ'ዩ ቃሉ
    ቤት ፍርዲ'ዩ ንሱ ዝዓስለሉ
    ፈጣሪና የውርደልና ሳሃሉ!!!

    • @nna9805
      @nna9805 2 ปีที่แล้ว

      Thank you

  • @wedisuraye6611
    @wedisuraye6611 5 ปีที่แล้ว +26

    ሰራየ ዓደይ ዓዲ መኳንንቲ
    ሃገር ኢኺ ውቅብቲ ሕፍርቲ
    ማእኸል ሃገር እንዳ ሸማምንቲ
    ምስ ጣልያን ዘይወግኑ ከም ለሓስቲ
    ሃገር ደው ተብሉ ንቕድሚት ሓለፍቲ
    ኣነ ተገሪመ በቲ ናትኩም ስልቲ
    ኣድኪምኩም ተልግዑ ብዘይ ሽፍንፍን
    ዓዲ ኣይተውርሩን ከም ወለኪአል ሰለሙን
    ተባዓት እንዲኹም ዘይትደልዩ ምውድስ
    ኣሕሊፍኩም ዘይትቡ ከም ባህታ ሓጎስ
    ንቑሓት ንመትከል ኣቦታት ወልድኣብ
    ንሽፍታ ተልዝቡ ብስርዓት ብመርበብ
    ሓሶት ዘይናትኩም ፅግዕግዕ ልግብግብ
    ኣመንቲ ፈጣሪ ጌጋ 'ንተሎ ዓገብ
    ኣቦታት ቢትወደድ እሙናት ንኽብሮም
    ሂወቶም ዘሕልፉ በጃ ታመሬቶም
    መትንኹም ኣኽሱም ኣዱሊስ መረባኹም
    ብ-ባሕሪ ነገስታት ተመሓድሩ ዓድኹም

    • @danielkesete9192
      @danielkesete9192 4 ปีที่แล้ว

      Bahta hagos ko nehagru ahlfu ayhben aytgage kubur hawey

    • @meazazerabrukminas1339
      @meazazerabrukminas1339 4 ปีที่แล้ว

      Ezghier yhabelna

    • @meazazerabrukminas1339
      @meazazerabrukminas1339 4 ปีที่แล้ว +3

      እዝግሄር ይሃበልና ሓወይ ሰላም ቃሉ
      ከም በትሪ ስየ ዝዓበየ ተወልዊሉ
      ነዚ ማሰ ዳ ክንደይ ትክእለሉ

    • @mosheyosief8093
      @mosheyosief8093 3 ปีที่แล้ว

      Q2

    • @zementesfai1402
      @zementesfai1402 3 ปีที่แล้ว

      @@danielkesete9192 ይህብ ጥራይ ደይኮነ ሃገሩን ኣንስቱን ሃይማኖቱን እወ ይህልፉ ኒ ጥልያን ይህቡ::
      ኺድ ን ኣቦታትካ ህተት ታሪክ ባህታ ሕማቕ ታሪክ ክንግሩካ እዮም

  • @user-of9fg7fi9e
    @user-of9fg7fi9e 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣቦና ተወልደ ምዓሾ ኣቦ ጥበብ ሃገር

  • @ghebrekidanmesfun8882
    @ghebrekidanmesfun8882 5 ปีที่แล้ว +16

    ኣየ ዘረባ አየ ያታ ክቡር
    ንለባም ሰብ ዝመክር ዝምህር
    ንዓማጺ ዝገብረሉ ሓጹር
    መልክዕ ህዝቢ በልክዕ ዝነግር
    ንእከይ'ዶ ክትሓስብ ትሓድር
    ዘይተስተውዕል ብሰላም ክትነብር
    ንዝሰር ከተዐንቅፍ ትፍክር
    ናትካ እስከ ኣምጽእ ዝዓርቅ ዝመክር
    ክዝቶ'ሞ ንስካ ክትከብር
    አይተዐቅፍ በይንካ ኣይትዓንድር
    ክቡር ሰብስ ሓሊፉ ክመክር
    ኣምላክ ይቀበሎ ብዘይሕፍር
    ገበርቲ ሰላም ይረክቡ እዮም ክብር
    ንከተሎ ንቃሎም ኣይነዐብር!!!
    ስለ ዝነቅፍን dislike ዝብሉ ዝተገጠመ.

  • @adyamkibrom9179
    @adyamkibrom9179 6 ปีที่แล้ว +16

    ሓወበይ መዓረይ መንግስተ ሰማይ ይዋርስካ።

  • @huruygebreslassie4679
    @huruygebreslassie4679 5 ปีที่แล้ว +1

    ሞኬ የቐንየለና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓብዪ ስነቃል ዝገደፉልና ኣቦና ተወልደ ማዕሾ ኻዓ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም

  • @zeritadhanom6027
    @zeritadhanom6027 6 ปีที่แล้ว +4

    በጣዓሚ ንፉዓት

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 4 ปีที่แล้ว +4

    ተወልደ ማዕሾ በዓል ዓዲ ጮማይ ወዲ ምድረ ባሕር ሰራየ💚❤🤗

  • @dawitmebrahtom3680
    @dawitmebrahtom3680 3 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ተወልደ ማዓሾ ዝስሕበኒ ነገር ሓያል ማሰኛ ጥራይ ምዃኖም ጥራይ ዘይኮነ ተባዕ ን ንዘትራእዮም ከይፈርሑ ዝግልጹን ምንባሮም እዩ።

    • @Zemen271
      @Zemen271 2 ปีที่แล้ว +1

      ብሓቂ ተባዕ

  • @qelhi7922
    @qelhi7922 2 ปีที่แล้ว +2

    This man fear nothing.what a brave man what would he said if he was alive now and see our situation

  • @eseyasgebremedhn6470
    @eseyasgebremedhn6470 2 หลายเดือนก่อน

    Good job thank you so much please like share god bless you❤

  • @ghebrekidanmesfun8882
    @ghebrekidanmesfun8882 5 ปีที่แล้ว +10

    ባህሊ ነይርና ዝበለጸ
    ንናይ እቢትና ዝረገጸ
    ብዋዛ ፈዛዛ ዘይሃጸጸ
    ወድሰብ ክነብረሉ ዝተሃንጸ
    ሎሚ እምበር ኣተወ መላጸ
    ጀሚሩ ዘይውድእ ዝተቆረጸ
    ንግሆ ዳሓን ንምሸት ለመጸ
    በቦታትናስ ነይሩ ዝተመርጸ
    ሕልና ነይርዎም ዘይለመጸ
    ግዜ የምጻኣልና ዝበለጸ!!!

  • @awethaile9279
    @awethaile9279 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks for all Bro 👌

  • @sdetmerierr9917
    @sdetmerierr9917 7 ปีที่แล้ว +5

    wawwwwww continue amlke yhagz.....

  • @wedisuraye6611
    @wedisuraye6611 5 ปีที่แล้ว +13

    ንመለስ ዜናዊ እንዳባሓጉኡ ኣዝማች ገብረልዑል 👑🇻🇳🇪🇷🌹😍

    • @akileakile3263
      @akileakile3263 3 ปีที่แล้ว +3

      ወድዛ ዓጋመ መነዴኻ ኢልካ ኩሉ ታሪኽ ኤርትራ ሰሪቕክሞ እንዲኹም እዚኣ ተሪፋትኩም።

    • @asrathaile7350
      @asrathaile7350 ปีที่แล้ว

      @@akileakile3263 Stupid, Tewelde was Gebreleul's cousin. Gebreleul was Meles' (Legesse's) grandfather.

    • @eritrea8133
      @eritrea8133 11 หลายเดือนก่อน

      ኣንታ እዞም ዓጋመስ ዝኮነ ጽብቅቲ ናቶም ክገብርዋ ጥራይ ክሓልሙ በየን ገሩ ደኣ ንመለስ ኣበሓጉኡ ምንቁስ የብልካ

  • @user-tn4xz1zk6i
    @user-tn4xz1zk6i หลายเดือนก่อน

    ኣቦይ ተወልደ ማዓሾ ዓዲ ጮማይ
    ዝቆሰለት ነብሲ ሓካማይ
    ዝተቀደት ልብሲ ኣላማይ
    ኣቦ ሓቂ ንፍትሒ ሓላማይ
    ንኹሉ ሓደ ክስታናይ ኣስላማይ

  • @user-wz3mb1fw9p
    @user-wz3mb1fw9p 5 ปีที่แล้ว +9

    እቶም 29 dislike መግበሪኹም እንታይ ይኸውን?! ርእይቶኹም ደይትህቡ ሯብ comment ካብ ተሓቢእኩም ከምኡ ትገብሩ.
    Anyway tnx more guys

    • @erimedia4683
      @erimedia4683 5 ปีที่แล้ว

      Meknyatu eti wedi rasist hemak seb sele zekone

    • @samsomsamsom5731
      @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว

      ሕማቃት ስለ ዝኮኑ እዮም

    • @melodyentertainment77
      @melodyentertainment77 ปีที่แล้ว

      @@erimedia4683 eti zekrb zelo diu. Walas ato tewelde measho

    • @melodyentertainment77
      @melodyentertainment77 ปีที่แล้ว

      @@samsomsamsom5731 entay eyu eti hmek eba glexo

  • @kibromabede1278
    @kibromabede1278 ปีที่แล้ว

    ጽቡቅ በርትዑ ብመልክ መጽሓፍ ክረክቦ ትምኒት ኣለኒ ።

  • @salamyosef804
    @salamyosef804 6 ปีที่แล้ว +1

    nibhaki ezi bahlna kitem

  • @user-sv4rt7nh7u
    @user-sv4rt7nh7u 6 ปีที่แล้ว +6

    እንታይ ኣምፀኦ ዝኩሉ ዉዳሴ እግዚአብሔር መስተዉዓሊ ልቦና ይሃበና።ፈጣሪ፡እዩ፡ዉዳሴ፡ዝጎበኦ

    • @nevergiveup4123
      @nevergiveup4123 6 ปีที่แล้ว +5

      Ab tihiti fethari weledikha amesgin sidirakha zey akhberka nifethari kitekhibir aytihiseb amselu aytikhun

    • @samnatu6592
      @samnatu6592 5 ปีที่แล้ว +2

      If we know God really and he said love each other then this is part of that God words

    • @aminderir4810
      @aminderir4810 4 ปีที่แล้ว +1

      All this culture should preserved properly

  • @ERI-rk1ye
    @ERI-rk1ye 7 ปีที่แล้ว +1

    Nay beaki Mehari nay zhalefe yatawi bhaki

  • @siku9753
    @siku9753 6 ปีที่แล้ว +1

    Hawobey mearey mengste semay yewariska

  • @habenamanial7912
    @habenamanial7912 7 ปีที่แล้ว +2

    aseyyyyy wedi adey meaarey

  • @embebahagos5675
    @embebahagos5675 6 ปีที่แล้ว

    Bt'aemi des zbl mase.

  • @ዘይዓርፍጉያ
    @ዘይዓርፍጉያ 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ እዚ ባህልና ኽጥዕም ይበል ካብ'ቲ ናቶም ናትካ ኣገላልጻ ይበል።

  • @samsomsamsom5731
    @samsomsamsom5731 5 ปีที่แล้ว +1

    ተወልደ ምዓሾ ብዓል ድርብ ስረ

  • @markuslambrecht4980
    @markuslambrecht4980 5 ปีที่แล้ว

    Aseyyy towld masho kef alka

  • @loveaa9214
    @loveaa9214 6 ปีที่แล้ว

    Kemzi lomi keykone
    Italia ykotmelom nieru
    Zi sebay kief alewo

  • @medhanieande9872
    @medhanieande9872 3 ปีที่แล้ว

    Abiet ktam zbahlna

  • @eyobahani4675
    @eyobahani4675 6 ปีที่แล้ว +1

    Aseyy Aseyy Niccc piccc

  • @user-ui8ui3sy6f
    @user-ui8ui3sy6f 7 หลายเดือนก่อน

    ሰራየ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ

  • @geriegerie514
    @geriegerie514 7 ปีที่แล้ว +3

    asey ewe

  • @wedisuraye6611
    @wedisuraye6611 5 ปีที่แล้ว +1

    ከበሳ ኣናብስ ከምዚ ከለኹ ድየ ናብ ካልእ ዘብል

  • @efremhabtemriam2708
    @efremhabtemriam2708 7 ปีที่แล้ว +1

    Nay bhaki

  • @hagoszere6548
    @hagoszere6548 2 ปีที่แล้ว

    Bravo

  • @efikahsay5830
    @efikahsay5830 6 ปีที่แล้ว

    well done guys

  • @eritreakidane9068
    @eritreakidane9068 6 ปีที่แล้ว +1

    Nic

  • @21savegemahari22
    @21savegemahari22 6 ปีที่แล้ว

    Ayekota arketsy

  • @user-ju2yp6we4t
    @user-ju2yp6we4t 6 ปีที่แล้ว

    Nic job

  • @tekulom5237
    @tekulom5237 7 ปีที่แล้ว +16

    ኣታ እዚ ባህልና ክጥዕም

  • @kesetehaile4788
    @kesetehaile4788 6 ปีที่แล้ว

    bhlna teum abey trekbom ezom abotatna

  • @zeritadhanom6027
    @zeritadhanom6027 6 ปีที่แล้ว +2

    ንፉዓት ቀጽልዎ

  • @tesfitxsada7639
    @tesfitxsada7639 6 ปีที่แล้ว

    ኣታ እዝበሃልና ክጥዕም

  • @tesfamichaeleyasu2196
    @tesfamichaeleyasu2196 7 ปีที่แล้ว

    it free speack

  • @mulugetaembaye5497
    @mulugetaembaye5497 6 ปีที่แล้ว

    Ata ke kendey yemer

  • @anbesalaynewelday3904
    @anbesalaynewelday3904 7 ปีที่แล้ว

    btsaemi des zbl ketslwo

  • @phil3840
    @phil3840 7 ปีที่แล้ว

    Mesati afawi yata bro 🖋📝🖊

  • @zeraykifle1465
    @zeraykifle1465 7 ปีที่แล้ว

    ajokum qoxlwo

  • @robeltekle9301
    @robeltekle9301 4 ปีที่แล้ว

    10qw kab እምባ ተኺሎ

  • @robelmajor5256
    @robelmajor5256 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓዉና ኣብ ኽንደይ ዓመቱ ዓሪፉ ብኣኻል ዝፈልጥዎ እኾ ኣይሳኣኑን ኢዮም ኣብ ዓድና ልዕሊ 90 ዓመት ዝገበሩ ብዝሓት ኣለው ኻብዚኦም ረኺብኻ ታሪኹ ምነገሩሉ እቲ ዝተረፈ እቲ ዝባሃል እኻ ኢልኻዮ እንዲኻ

  • @bereket6394
    @bereket6394 6 ปีที่แล้ว +1

    Ata nskas fluy eka

  • @wedisuraye6611
    @wedisuraye6611 5 ปีที่แล้ว +3

    ሰራየ ዓደይ ዓዲ መኳንንቲ
    ሃገር ኢኺ ውቅብቲ ሕፍርቲ
    ማእኸል ሃገር እንዳ ሸማምንቲ
    ምስ ጣልያን ዘይወግኑ ከም ለሓስቲ
    ሃገር ደው ተብሉ ንቕድሚት ሓለፍቲ
    ኣነ ተገሪመ በቲ ናትኩም ስልቲ
    ኣድኪምኩም ተልግዑ ብዘይ ሽፍንፍን
    ዓዲ ዘይተውርሩ ከም ወለኪአል ሰለሙን
    ተባዓት እንዲኹም የሕዋት ዮውሃንስ
    ኣሕሊፍኩም ከም ባህታ ሓጎስ
    ንቑሓት ንመትከል ኣቦታት ወልድኣብ
    ንሽፍታ ተልዝቡ ብስርዓት ብመርበብ
    ሓሶት ዘይናትኩም ፅግዕግዕ ልግብግብ
    ኣመንቲ ፈጣሪ ጌጋ 'ንተሎ ዓገብ
    ኣቦታት ቢትወደድ እሙናት ንኽብሮም
    ሂወቶም ዘሕልፉ በጃ ታመሬቶም
    መትንኹም ኣኽሱም ኣዱሊስ መረባኹም
    ብ-ባሕሪ ነገስታት ተመሓድሩ ዓድኹም

    • @judithhabtu5312
      @judithhabtu5312 2 ปีที่แล้ว

      ኣንታ ኪንደይሞ ዘይሰማዕና
      ኣትማን መባአስቲ መሲሎም ካባና
      ስግር መረብ ድሩቓት ዝሐረሞም ደበና
      ዝረገጽዎ መረት ዝቕየር ዶሮና
      ብናቶም ዘይዐግቡ ኩሉ ዝብሉ ናይና
      ዐባይ ትግራይ ክምስርቱ ኣፍሪሶም ሃገርና
      ዘይተባህለ መርዚ ክነዝሑ ኣሞንጎና
      ሕማም ኣውራጃ ነዚሖም ክወርሱ ባሕና
      ገጽኩም ትከወል ድኹማት ሕልና
      ተንኮል ዝቕናቶም ሰላም ዝኸልኡና
      ከመይ ትመንቁስኩም ማርያም ደብረሲና
      እእዳውኩም ኣክቡ ኣለሊናኩም ኢና
      ከም ሃመማ ጦብሎቅ ኣይትበሉና
      ኣውራጃ የብልናን ሽዱስተ ዞባና
      ፍቑራት ስሙራት ትሽዐተ ብሄርና
      ካብ ጫፍ ንጫፍ ጀጋኑ ፍሬና
      ሽምና ሐንቲ ኤርትራዊያን ኢና

  • @teklegebrihans1185
    @teklegebrihans1185 7 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ እዚ ባህልና ክጥዕም