መደብ ኣብ ህሉው ኩነታት፦ ምስ ኣቶ ዮናስ ሃብተስላሴ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 55

  • @liyategay874
    @liyategay874 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ናይ ብሐቂ ብሱል ዘረባ

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    Kibur gigna geganu wedi meninet tebat miss kibrti Yodith.
    Yibel agelalisa. Amanbeaman hizbitat Eritreawuyan hageawunet zeiteredana hizbitat ena. Yonas akedimu ziteredeyo seb eyou.
    Bi awuraga zihnes hagere yelen.
    Bezeterefe egziabiher missaka yikun Yonas ❤🎉🎉🎉❤

  • @adamyonas6711
    @adamyonas6711 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Kem Natka geru Gega rdeit Ayneberen Mo Gn Klte Gze Azaribkani Nay Bhaki Bsul Seb Tebae Kemaka Kbezhu Alewim 👌💯💯💯💯💯

  • @bent.7396
    @bent.7396 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    I always enjoy Yonas”s analysis. Thank you brother

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Yoni the great man ❤💪

  • @goitanefsu234
    @goitanefsu234 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዚ ወዲ ኣብ በረኻ ብዛዕባ መንግስተ ሰማይ ዝሰብኸ ዝነበረ ንመጥምቅ ዮሃንስ ይመስል። ኤርትራውያን ግና ናይዚ ወዲ ዓቕሚ ብግቡእ ዝተረደኦም ኣይመስሉን። ክትድሕኑ ከምዚ ንዮናስ ዘመሳሰል ሃሳብ ዘለዎም ሰባት ኣኽብሩን ስምዕዎምን!

  • @isuboy1
    @isuboy1 13 นาทีที่ผ่านมา

    ናይ ባሐቂ ኑፉዕ መምህር ዓቢ ሰብ ዬኒ ሐወይ 🙏 🙏 🙏

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል አገላልፃ ዮዲታ ድማ ሎሚ ሐደ ብሱል ስብ ኢኺ እምፂኽልና thank you እስኽውን እዚ ትገብርዮ ዝለኺ ቃልሲ እጆኺ በርትዒ ተስፍ እይትቆርጺ ጋል ሳህል ሐፍተይ ሐደ መዓልቲ ክውግህ እዩ።

  • @meharimedhanie3851
    @meharimedhanie3851 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዮናስ ብሱል ሰብ ኢኻ ቀጽሎ ። ፖለቲካ ብሓቂ እዩ ዝርድኣካ ።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    1991ደሪጊ አስምራ ጊዲፊዋ ዕድል ተከሊዛን ደቂሺሓይ በጺሖም እብ ዓዲንጊላዚ ኮይኑ ከይቲአቲዉ ተቢሂላ ሺዓቢያ ።።።

  • @tesfityemane6158
    @tesfityemane6158 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yoni you number one great man I like 👍 you ❤️ 👍 👏 I never seen better than you

  • @Kewakbtisemay
    @Kewakbtisemay 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Yoni busul seb ❤❤❤❤❤

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    በቁሊ ኢዩ።።።

  • @abrahaleyasefaw427
    @abrahaleyasefaw427 27 นาทีที่ผ่านมา

    ዮናስን ዮሴፍ ፍላስፋን ጥራይ አዮም ንህግደፍ ዝፈልጥዋ

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ ብጣዕሚ ናይ እገላልጻ ክእለት ዘለዎን ፍሉይን ተውህቦ እዩ መብዛህቶም ግን ኣብ ነንህድህዶም ፍቅሪ ዘይምህላዎም ግን የህዝነካ ።

  • @mosesamluck1013
    @mosesamluck1013 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Shabya atukum alo.

  • @SilentMajority2
    @SilentMajority2 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዓገብ ዮዲት
    ሓቲትክዮ ክንስኺ ሓሳቡ ብዝግባእ ከይገልጽ ግን ብዙሕ ግዜ ትኾልፍዮ ኒርኪ። ስለምንታይ ኮምኡ ትገብሪ ኔርኪ ርዱእ እዩ። ኩርኩር ናይ ዓዲ ገሊኦም ኣይትኹኒ።ሰብ ዝምልኣልኪ የብሉን ኣብ ነብስኺ እመኒ።
    Thank you ዮናስ ከም ኩሉ ግዜ ዝተፈልየ ሓሳብ እተመንጩ ብሉጽ ሰብ።

    • @sababerhane6937
      @sababerhane6937 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መሳኪን ኤሬትራውያን ክትተሐማመዩ ምድረስማይ መሲያትኩም ኩርኩር ዎላ ገለመለ ኩሉኹም ገፅኩም ትርሐቅ መሻሙሽ ህዝብኹም ይሳቀ አሎ

    • @SilentMajority2
      @SilentMajority2 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @sababerhane6937 ንስኺ ከ ሶማላዊት ዲኺ
      ንዓኺ'ውን እዚ ለመጭመጭ ወረጃ ማዕዶ ምዃን ኣይጠቕመክን።
      እንተ'ቲ ገጽኩም ትርሓቕ ዝበልክዮ ቅድሜና ትግንጸሊ ትኾኒ ወልፋስ ዘይእድብቲ።

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    We need sharp person to lead the youth B/N

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 18 นาทีที่ผ่านมา

    Bravo yonas!

  • @selam2953
    @selam2953 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Great yonas keep it up

  • @abrahamasfaha
    @abrahamasfaha 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    What a wonderful idea

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    You are so right they just wasted their time

  • @russomgebremikael1110
    @russomgebremikael1110 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    መጸ 😂😂😂ጫው ጫው ክትብል ኢያ ሕጂ 😂ወይልኻ መርዘን ዘለካ ጨርቅን ዝሑል ማይን ቀርብ😂😂😂ብርትዕቲ ጸሓይ መጺኣ ኣላ ...ተዋሓሒጥና ንኸውን ወዮ ደኣ ...?

  • @xaka5505
    @xaka5505 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Neaka zeyfelt abzi yednq.
    Temen .

  • @M.pet.
    @M.pet. 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yodit keep it up

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፖሎቲካዊ ጽልዋ ዘይብሉ መርዓዶ በልካ?
    ክንደይ ሓዳሮም ፋሕ ዘይበለ ብሰንኪ ኣውራጃን ፖለቲካን። ናይ ደምበ ዕንንይ ፖለቲካስ ኣብ ዓለምከ ትህሉዶ ትኸዉን?

  • @tekle1239
    @tekle1239 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢሰያሰ አናይ እመርካ ሳኤኤ እንተኮይኑ ዮናሰ ናይ ኢሰያሰ ሳኤኤ ኢዪ።

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ENTAY DEAA WORIDUKI NEZI WEITO LEKHBAT TEMEXEE DEHAN EIKHI ENDABELNAS MES HATELATAT.

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ስቅ በል ናይ ስብ ነፀነት እይትንግፍ ድላያ ስብ ተምፀእ መጀመርያ ክንዲ ናታ ስራህ ምስ ብዓል ንስኻ ጅጅ ማጁጅ እበይ ለውጢ ክመጽእ።
      ብዛዕባ ዮናስ ምንም ዘይጎድሎ ብቁዕ ፐለቲካዊ ስብ እዩ ።

  • @realityturth1975
    @realityturth1975 16 นาทีที่ผ่านมา

    ዮዲት ወይ ዓቅሚ የብልክን ወይ ውን ሑሉፍ ፍቅሪ ናይ ውፉይ ኣለኪ። መክንያቱ ኩሉ ጊዜ ዋላ ምስ በዓል ሰማር ውን ብተደጋጋሚ ጊዜ ናይ ውፉይ ዘረባ ቅኑዕ ኮይኑ መታን ክርከብ ዓቅምኪ ክሳብ ዘተራትረና ዝከውንን ዘይከውንን ትሓቲ ኮንኪ። ንኣብነት ሎም ብዛዕባ እዞም ናይ ክዕሶ ትሓትዮ ዝነበርኪ ሓደ መንጨብጨቢ ሓላፊኡ ዝበሎ ክደግም ዝደሊ ሰብ እንተ ዘይኮይኑ ዝኮነ ንቡር ኣተሓሳስባ ዘልዎ ሰብ ግን እዚ ምርዳእ ክኣቦ ኣይክእልን እዩ። መክንያቱ ኣነ ብውልቀይ ምስ ቤተሰበይ ኣዕሩክተይን ደገፍቲ ይኩኑ ተቃወምቲ ዝራከብ እንተ ኮይነ ከመይ ገረ ንካልኦት ኣይትራክቡ ዝብል። ዮናስ ግን ናይ ብሓቂ ዓቅሚ ዘለዎ ሰብ።

  • @Tesfutsegaigirmai8938
    @Tesfutsegaigirmai8938 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዮዲታ,ኣብዚ ደንበ ፍትሒ ሓንቲ ከም ኣብነታዊት ተቓላሲት ጌሩ ብዙሕ ሰብ ይሓስበኪ ከምዝነበረ ትስሕትዮ ኣይብልንየ፡

    • @Tesfutsegaigirmai8938
      @Tesfutsegaigirmai8938 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ይኹንምበር ካብዚ ዝሓለፈ ቁሩብ ኣዋርሕ ግን ኣይግድን፡ነዞም ነዚ ቃልሲ ብርጌድ ንሓመዱ ብምፍላጥ ይኹን ብዘይምፍላጥ ንድሕሪት ንምምላስ ዝቃለሱ ዘለዉ ሰባት ቀንዲ ዓንድ ሕቆ ኮይንኪ ምህላውኪ ብጣዕሚየ ሓዚነ ክምኡ ስለዘይተጸበኹኺ

    • @Tesfutsegaigirmai8938
      @Tesfutsegaigirmai8938 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዚ ቀንዲ መፈላለይን መናቖትን ኣጀንዳ ናይ ህግደፍ ምኻኑ ዝኾነ ተቓላሳይየ ዝብለ ክፍልጦዩ ዝግብ ኦ፡ስለዚ ነዚ ናይ ጥፍኣት ጉጅለ ኣብ አኤርትራ ዘሎ ሓንቲ ካብቶም ኣሳሰይቲ ኮይንኪ ምህላውኪ ዝጠፍ ኣኪ ኣይመስለንን፡

    • @Tesfutsegaigirmai8938
      @Tesfutsegaigirmai8938 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መኽንያቱ ወግሐ ጸብሐ ንብርጌድ ንሓመዱ ዝሃርሙ ሰባት ህሰስ እንዳበልኪ ኣብ መድያኺ ብምዕዳም ትገብርዮ ዘለኺ ዕገብዩ ዘብለ፡ምናልባት ከም መሰል ናይምዝራብ ጌርኪ ትወስድዮ ትህልዊ ግን ከምኡ ኣይኮነን፡

    • @M.pet.
      @M.pet. 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      B post office debdabe xhifka msdad mhasheka bro.

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@Tesfutsegaigirmai8938You are bull sheet 👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @M.pet.
    @M.pet. 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yonas zsemiaka zseanka bsul seb eka.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አቶ ኢሰያስ ኒተንቤን ይሃዲም ማለት ዲዩ።።።።።

  • @negassih6042
    @negassih6042 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I am sorry but you’re playing lose lose political games Mr Jonas.

  • @eritrea9154
    @eritrea9154 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yonas hasawi

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እንታይ ኢዩ ሃሲዩ?

  • @JossiBrhane-x4h
    @JossiBrhane-x4h 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi Hzbina kisab hji n Esseyas kebid himam ..ETHIOPIA. HAMUMU KEM ZELO NAY BAHKI DU ZEFELTO ZELO..????.

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አቶ ኢሰያስ ኒተንቤን ይሃዲም ማለት ዲዩ።።።።።

  • @negassih6042
    @negassih6042 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I am sorry but you’re playing lose lose political games Mr Jonas.