ምዑት ከያኒ ካሳሁን ወልደጊዮርጊስ | kasahun woldegiorgis | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show | Part 1
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024
- ►Subscribe For More: / @wediromit
ምዑት ከያኒ ካሳሁን ወልደጊዮርጊስ| kasahun woldegiorgis | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2023 Wedi Romit
@WediRomit #wediromit #wediromitshow #ወዲሮሚጥሸው #ወዲሮሚጥ #ውቅያኖስጉዑሽ @WediRomit
ወዲ ሮሚጥ በጃኻባ ዝካኣል ተኮኑ ነዚ ጅጋና ኣቦና ካላይ ክፋል ግበረሉ ከምዚኦም ዝበሉ ታሪኽ ዘለዎም ታሪኾም ክንገር ኣለዎ❤❤
ክቡር ኣያና ኣቦ ጥበብ ዝለዝረአናካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ❤❤🤗
ወዲ ሮሚጥ የቀንየለና ከምኡ ጌርካ ንዝጠፍኡ ስነጥበባውያን ክተፋልጠና ተስፋና እዩ🙏❤
እዛ ምስታያት ትብል መፅሓፍ ደጋጊመ ኣንቢበያውን ኣይፀገብክሙዋን። እዛ መፅሓፍ ሶቭየት ሕብረት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ሳይበሪያ ዘንዕቅ ግፍዒ'ዩ ኣብተጋሩ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ደርጊ ተፈፂሙ። እሞ መበገሲኡን ዕላምኡን ዘርኣዊ ፅልኣት ጥራሕን ጥራሕን! እዛ መፅሓፍ ዳግማይ ምሕታም ጥራሕ ተይኮነስ ብእንግሊዝኛን ብካልኦት ቃንቋን ተተርጒማ ዓለም ክፉ ፈልጦ ዝግባእ ጉድ ደመኛታት ትግራዋይ ዝሓዘትያ። ወዲሮሚጥ ብጣዕሚ የመስግነካ ፣ ዘይኢዱ ዝረኸበን ዝተረስዐን ከያኒ ፣ ደራሲ፣ ጋዜጠኛ፣ነጋዳይ፣በዓልሞያ ባህላዊ ሕክምና ስለዘቕረብካልና። ካብ አ.ኣበባ ብስልኪ ደዊለ ረኺበዬ በእንግሊዝኛ ክትትርጎም ሓቲተዬ ደስ ይብለኒ ግን ጥዕናይ ፅብቕ ኣይኮነን ዘሎ ኢሉኒ ። ድሕሪኡ ኣይተራኸብናን። በይዛኹም ክእለት ዓቕምን ዘለኩም ተጋሩ ሰብ ሞያ ስነፅሑፍ እንታነኣሰ ብእንግርሊዝኛ ክትትርጎም ፀዓሩ ብማይራምኩም።
ኩቡር ኣያና ኣቦ ትግራዋይነት ኸያኒ ካሳሁን ወልደግዮርግስ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኻ 🙏🙏🙏 ኹሉ ፍልጠትኻ ናብ ሓድሽ ወለዶ ኸም ተመሓላልፎ በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።!!!ኹላና ተጋሩ ንሓግዞ ነዚ ኹቡር ኣያና 🙏🙏🙏🙏
እወወወ ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ወላዲ ወግዕኹም ዝሕለፍኩምዎ ትምህርቲ ታሪኽ ናይ ብሓቂ ኣገላልፅኦም ፍሉይ ናይ ብሓቂ። ❤❤❤ ወዲ ሮሚጥ ጅግና የቐንየልና ከምዚኦም ዝበሉ ዓበይቲ ሙሁራት ቀፃሊ ከም ተቅርበልና ተስፋ ይገብር። ኣብ ዛና ዝነበረካ ትዝታት በ1984ዓ/ም ኣብታ ሓወልቲ ኮፍ ኢልካ ክራር እንዳተፃወትካ ተማሃሮ ኮይና ክብብ ኣቢልናካ ክተፃውተና ትዝክሮዶ ትኾን ❤❤❤
ብሐቂ ደስ ዝብል ዕላል ወዲ ሮሚጥ ሐወይ ካልአይ ክፍል ከም ዝህልዋ ተስፈ ይገብር
ደስ ዘብል እዩ ክቡር አቦና ጥዑም ላዛ መምህር ጋዜጠኛ ደራሲ ከያኒ ካሳሁን
ተጋሩ ግን አብ ኢትዮጰያ እንታይ ቦታና ካበይ ናበይ ምካኑ ካብ መምህርና ብዉሑድ ንገንዘብ
እቲ ዘሕዝን ሰብ ካሊእ ፈጠራ የውግዐሎም ነይሩ ናይ ደርጊ ደጋፊ ነይሮም እናበሉ
እቲ ሓቂ ግን ባዕሎም define ጌሮምዎ ኣለው
የቀንየልና መምህር::❤
ውዲ ሮሚጥ ጅግና ነዞም ዓበይቲ ስነ ጥበበኛታት ምስ ህዝቦም ብምፍላጥ ትገብሮም ዘለኻ ስራሕቲ ይበል ዘብል እዩ'ሞ ቀፅለሉ ❤❤❤
ጅግና ኣያና ብሓቂ ብጣዕሚ እና ነመስግን ንትግራይ ዘለኩም ፍትወት የሕብን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
ኣዝዩ ደስ ዝብል ዓብይ ኩሉ ሓቆፍ ከያኒ መምህር ካሳሁን ኣብ ዘበን ደርጊ ኣብ ንኡስ ዕድመይ ንሩባ ወሪደ ጽሩይ ማይ ክሰቲ ካብ ሓንጎለይ ኣይርስዓን እየሞ ወዲ ረሚጥ ጽቡቕ ገይርካ ❤
ወዲ ሮሚጥ ኩቡር ኣያና ስለ ዘምፀካልና የቀንየልና🎉🎉🎉 ቡዙሕ ተትማሃሩ ኣቱም ኢትዮጵያዊነት ወይ ሞት እትትብሉ😢😢 ብፍላይ ኣብርሃም በላይ ገልዒ ኣፍታ ዝዓበካያ እዮም ዘለው ናብ ልብካ እንተትምለስ ይቅርታ ኢልካ😢😢
Wow ደስ ዝበል ወግዕኩም ዘይሙነ ለኣያና ዕድመይ ጥዕና ይሃቦም ወዲ ሮሚጥ ቀፅለሉ ዘይንፎልጦ ንፈልጠልና ናይ ሀዚ ወለዶ❤️💛🥰🙏
በደልን ግፍዕን መላእ ትግረዋይ ከም ምስትያት ውልዕ ኣቢላ እተርኢ ቃል ምሕትት'ያ። ኩሉ ትግረዋይ ምእንቲ ክስቆሮ ከምዚ ዓይነት ቃለ ምሕትት ክልመድ ኣለዎ። እንተዘየለ በደልና እናረሳዕና እናተበደልና ከይንነብር ስግኣት ኣሎኒ። የዒስ ካሳሁን የዒስ ወዲ ሮሚጥ።
ሎሚ ዘይፈልጦ ሰብ ንክፈልጦ ክእለ ክንደይ ዘይንፈልጦም ከምዘለዉ ምንም ጥርጥር የብሉን የቀንየልና ወዲ ሮሚጥ ዓብይ ተስፋ ሸዉ እየ የቀንየልና❤❤❤❤
ኣብ TPM ዝበለፀ ቃለ መሕተት ዝተገበረሉ ብጣዕሚ ደስስ ባሃሊ 2+ ክፋል ኣለኪ/ካ ዝሓወይ /ሓፍተይ ከመይ ደስስ ይብል
ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ሎሚ እያ ንባህሊ ትግራይን ትግራይን ትመስል ሚድያ ዝመፀትልናን ዝፈጠርካልናን ማርያምን ኣነ ናትካ ውላድ እየ ብዕድመይ ግን ናይ ልቢ እየ ዝፈትወካን ዘኽብረካን ሐዚ እውን እዞም ሰብ ዕድመ ፀጋን ሰብ ታሪኽ ኣያታትናን ከመኻ ሰብ ሞያ ጥበባትን እንዳሰርሰርካ እንዳቕረብካ ታሪክናን ባህልናን ሰብ ሞያ ታሪክናን ከተቕርበልና ከለኻ ዝስመዓኒ ሓጎስ ክነግረካ ኣይክእልን እሞ ቀፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ከዓ ይሃብኩም❤ ኣበይ እሞ ክቡር ኣርቲስ ዶ/ር ኪሮስ ኣለማዬ ብሂወት ፀኒሑ ምስዞም ቡሉፅ መምህርና ኮፍ እሉ ምስቲ ፅቡቕ ግርማ ሞጎሱ ተትሓቶ
ወድሮሚጥ ሾውካ ብዘገርም ቅልጣፈ አብ መላእ ዓለም ዘሎ ትግራዋይ ፈትዩዎ አሎ, ዝገርም ነገር ድማ ሓበሬታ ትቅበል ምዃንካ'ዩ ናይ አጋይሽካ ታሪኽ ከም ናይ ማይ ፍሰት ጃሕ ጃሕ ወለለል እንዳበለ ክፈስስን ደስ ብዝብል መንፈስ ክንሰምዖ ዓቅሊ ጌርካ ጋሻውን ሙሉእ ጊዜን ነፃነትን ሂብካ ሓሳቡ ከውሕጅ ስለዝፈቀድካሉ ብጣዕሚ ነመስግን. ወዲ ሮሚጥ ገና ገና ማዓስ ጀሚርካዬ ካባኻ ብዙሕ ንፅበ.እሞ ወድሮሚጥ ነዚ Media ከመይ ክንሕግዝ ከምዘለና ሕሰበሉሞ Diaspora tigray ንክሕግዝ ከም Go fund me or ካሊእ method ተጠቂምካ ሓብረና. መምህር ካሳሁን ድማ ብቀረባ ካብዝፈልጦ ሓደ እየሞ አገንዕ በለለይ.እምበር ምዑት.
የቕንየለይ ሓወይ
ወዲ ሮሚጥ የቀንየለና !! ክቡር ኣያና ኣቦ ጥበብ ስለዝረአኻና ብጣዕሚ ደስ አሐቢንካና ❤
ከምኡ ጌርካ ንዝጠፍኡ ስነጥበባውያን ክተፋልጠና ተስፋና እዩ🙏❤
❤ትግራይ ግን ክንደይ ዘይተነገረሎም ጀጋኑ እዮም ዝኒሀው ክብሪ ይግበአኩም አያና ወዲ ሮሚጥ ሾው ቀፅለሉ❤❤❤❤🎉
Wow btaami zgerim elal 👏👏👏 i can't wait to watch the next part.
Abona kasahun weldegiorgis long live
ብጣዕሚ ዝገርም ፃንሒት ሰንበት ንካልኣይ ክፋል ብጣዕሚ ሪሒቁኒ።
ብዛዕባ ዝሓለፈ 100 ዓመት ታሪኽ ትግራይ 100 መጻሕፍቲ ኣንቢብካ ካብ ትረኽቦ ፍልጠት ንላዕሊ ኣብዛ ቃለ-ምልልስ ትረክብ። የቐንየልና ብሉጽ ድምጻዊን ፈታዊ ዓዱን ኣያና ወዲ ሮሚጥ❤ ካሎት ከምዚ ሰብ ዕድመ ኣቦታትና እንዳምጻእኻ ኣቕርበልና ምንም ጠመተ ረኺቡ ዘይፈልጥ ዓቢ ጉዳይ 'ዩ። መጽሓፍ ኣንቢብካ ትረኽቦ ታሪኽ ከምዚ ብኣካል ካብ ዝነበሩ ሰሚዕኻ ትመሃሮን ኣዝዩ ዝተፈላለየ እዩ።
ከምዚኦም ዝበሉ መምህራን እናኣለሽካ ኣቅርቡልና ወዲ ሮሚጥ ሐወይ የቀንየለና
ወድ ርሚጥ ቀፅለሉ ብተለይ ከምዚኦም ዝበሉ አያታትና ብመርፍእ ዋላ ናአለሽኻ ታሪኮም ክስነድ ወለዶ ክመሀረሉ ምእታ ፃዕርኻ ቀፅለሉ ምስ ምስጋና
ደስ ዝብል!
Thank you አቦና ከያኒ ካሳሁን ወልደጊዮርጊስ!
ወዲ ሮሚጥ ምስ ክቡር ጋሻካ ❤❤የቀንየልና ክንደይ ታሪክ ክንማሃር ክንፈልጥ ተስፍ አለናነ❤❤
Jeganuna kiyakum wegiekum jeninetkum leymuno eyu emo edme mis tiena temeniyelkum wedi Romit hawna akeraribaka bitaemi bulus Sirah eyu nemesgineka niberena bertie ❤
ዙያና ወግዑ ሰምዐ ኣይመንዎን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ♥️💛🙏
ya wela ane❤
I can't wait for part two! He is an amazing narrator! 👏
❤ኣያና ዝወግዑ ሰሚዕኻ ዘይምኖ ክንደይ ግዜ ደጊመዮ
ወዲ ሮሚጥ ከምዚኦም ዝበሉ ኣያታትና ምፍላጥካ ኣይፈለየና የቀንየልና ❤❤❤
መልክዑ ሎሞ ሪአዮ፣ ብፅሑፉ ግን ታዲዮስ ታንቱ ፀረ ተጋሩ ንዝሕፎም ዝነበሩ ፅሑፋት ተረዲኢ ናይ ተቋውሞ መልሲ ዝህብ ዝነበረ ብሕታዊ ፀሓፊ ነይሩ። ፅሑ ፉ "ታዲዮስ ታንቱ ዝሞተ ፈረሱ" ብዝብል አርእስቲ እንዳፀሓፈ የቃልዖ ነይሩ። ወዲሮሚጥ ንኸምዚኦም ዝመስሉ ግዱሳት ተጋሩ ምቅራብካ ክትምስገን ይግባእ። ንምንታ ታድዮስ ታንቱ ዝሞተ ፈረሱ ከምዝበለ ሕተተለይ።
ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ዘደንቅ ቃለመጠይቅ 2ይ ክፋል አይትደንጉየና
Such an impressive man; his storytelling ability is unmatched. Salute 💛❤
ኪሮስ ኣለማዩ ብሂወት ተዝህሉ ከምዚኣ ጌርካ interview ክተገብረለይ ተመንየ። ዕድመ ዝወሰደ ሰብ መቸም ተመኒካ ኣይርከብን ካልኣይ ክፋል ከይትድንጉየና ወዲ ሮሚጥ ፕሮግራምካ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ ናመቀረ ይኸይድ ኣሎ።
ዋው ካልኣይ ክፋልባ ይሃልዋ ወዲ ሮሚጥ
ፅቡቅ show እዮ ግን መጀመርያ ብናይ እቶም ዘኣንገድካዮም ሰባት ዝተዘይሙ ዜማታት ንተመልከቲ ኣንግዶም 🙏🙏
ብደረቁ ከይስልችው 😮😮
የቐንየለይ🙏
አብ ክልተ ግዜ ማለት 2 parts ክኸውን ደስ ምበለ
ቁፅሮም ተሓባበሩኒ መተዓብይቶም ከራክቦም ተጋሩዋይ❤
What a breath taking Interview! Perfect syncheonicity of the host & guest. As always Kasahun was meticulous in narrating his multifaceted expriences, while the host_Wedi Romit_ has catalised the discussion to prob into the deoth of Kasahun's Memories. Enjoyed the show .
አብ ባሎኒ ንዋይ ደበበ መጣ ስትባል እናቴ አይዞሽ አልኳት
ፈለማ እቱ ናይ ፅሩይ ከም ማይ ንጉሆ ዝኾነ ብኣይ መግለፂ ዘይብሉ ። ናይ መድሓኒተ፡ዓለም ። ፅሩይ ዝኾነ ሰላምታይ ካብ ማዓሙቕ ልበይ ይብፃሕኻ ። ክብለካ እፎቱ። ። ። ። ትሕቲ መድሓኒተ ፡ ዓለም ። ። ። ዝፈትወካን ዘኽብረካን ፡ ተፈታዊ ልዑል ኽእለትን ውህብቶን ዘለካ ኣቦ ስነ ጥበብ መምህር ኢለ እንተፀዋዕኹኻን እንተመረፅኩዃንስ ። ሮሚጠይ ። ። ። ሮሚጠይ ኻብ ልበይ ኽብለካ ሕዝሕዚ እንተሓሰብኩዎ እንተስተንተንኩዎ ናይዚ ህዝቢ እዚ ብምዃነይ ። ። ። ። ትግራዋይ ብምዃነይ ። ሮሚጠይ ትዕድልቲ እዩሞ ዕድለኛ"የ ። ። ። እሞ እስኻውን እትኸዶ ዘለኻ ስጉምቲ ይበልን ይበልን እዩሞ ። ። ። እናፋሓርካ እተውፀኦምን እተምፆኦምን ዘለኻ ዓበይቲ ስነ ጥበበኛታት ኣቦታትና ብጣዕሚ ብጣዕሚ ተሓቢነልካ ። ሮሚጠይ። ብሉፅ ስነ ጥበበኛ ። ። ። ኣነ ናዓኻ ዝልግሰልካን ካብ ውሽጠይ ዝህበካን እንተሃለወ ። ። ። መድሓኒተ፡ ዓለም ። ። ። ናዓኻ ቕድሚ ኹሉን ልዕሊ ኹሉን ሙሉእ ንሙሉእ ጥዕናን፡ ዕድመ ሂቡ ንኸፅነሐልናን እዩ ትምኒተይ ። ። ። ሮሚጠይ። ። ። ዝተበገስካዮ ዓላማ ውህብቶኻ ኣካይዳ ኸይተቛርፆ ። ። ። ። ቐፅል ሰጉም ኸንቢተ የቐንየለይ ። ።
Appreciated your contribution!
ይበል ወዲ ሮሚጥ: ሓወይ::
እስቲ አፍታ ካልአይ ክፋል ካሳሁንሲ እንድዕምበይ ይኾን እምበይ ይብል ነይሩ ይባሓል ናይማን ተኾይኑ ብኸመይ እዩ ነይሩ?
ወዲሮሚጥ ጅግና ሐውና ጅግና አበሳ🌹🌺
Wwwww very interesting ሎሚ እያ ⛱ነዓ ወይውን ኒደቃ ዝምጥን journalist ዝረከበት ፅቡቅ ሒዝካያ ኣለካ ሮሚጥ ወዲjust keep it up❤
❤❤ ኩቡር ኣያና ስለ ዘምፃካና🙏❤
Yekeniyelina wedi Romit 🥰🥰
"ክትዛረቦ ስቓይ ቀሊል'ዩ
ዘይሓልፍ የለን ሓላፋይ'ዩ"
👍🥰❤👑👑❤❤❤ናይ ብሓቂ "ትግራዋይነት-ክቡር፣ረዚን፣ፅኑዕ መንነት።!!👌
👏ክቡር ኣያና ዝተረፈ ዕድሜኻ ምነዎ ምስ ሙሉእ ጥዕና🙏🙏🙏🙏ተጋደላይ3ምዕራፍ ኣርቲስት ሙልጌታ ካሕሳይ ንዓኻ ዝገልፀሉ ቃላት የብለይ በቃ ወዲ ህዝቢ+ሓባሲ ንብዓት ህዝቢ ትግራይ👑❤👏❤❤
our Hero Big Respect Kasahun
#ወዲሮሚጥ ሓውና ብምንካ እዩ ኣካፊሉና ከያኒ ወ/ግዬርጊስ ። ተኸታታሊ ፕሮግራም ክተዳልው ይምሕፀነካ።ከምታ መፅሓፉ ምስትያት ደጋጊምካ ተሰማዕኻዬ ዘፅገብ ዕላል።
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክብር አያና ❤❤❤❤
Btaemi des zblu jigna ayana 👌🏽❤💛
አንድማ ንዑሽተይ ቆልዓ አለኹ ወፖ ይውደም ብየ ነው በርሄ ዚመፀ ይምፃእ ምሳኻ አለኹ አቨጀኹ ወድ በርሀ ኾንኹ
100%% perfect tigraway
wedi romit btefotroka gigna eka 😘
እንዃዕ ብስላም መፃካ ወዲ ትግራይ ንበረልና
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ
Btaemy Eyu Zgerim
Zeynfeltom Gn Buzuh Tarik Zelewom Jigna
Newih Edmen Tienan Yhabkum
Yekenelna Wediyromit Show
Thank you 🙏
ይበል🙏🙏🙏
አነዉን ምስ ካሳሁን ወ/ጊዮርግስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እሰተ ባህሊ ትበሃል ኪነት መስሪቱ ምስኡ ሰሪሐ እየ ሰለሙን እያሱ ሃይለስላሰ/ቃንጡጥ/ ካብቶም ምሳይ ዝነበሩ ኣእሩኽተይ ይዝክሮም ካሳሁን ንፉዕ ኣርቲስ
#Wedi_Romit you are doing an amazing job that a lot of more people learn from. Keep up the great work!
ካሳሁን ወልደጊዮርጊስ ዓጋመታይ
ንኽልቲአኹም ዕድመን ጥዕናን ተመንየ❤
ክቡር መምህር ❤🙏❤❤❤
❤❤ I can wait for part 2
Wedi romit part 2 dengikana
Selam selam wedi romit 👍👍👍👏👏👏👏❤️
AEdmen tienan yhabkum Fetari Aboratna
Wedi romit show kulu gize bihankeweta zitsibeya kubur ayana enquae reanaka kaleay kifal giberelu gena zeytewedea tarik alo
ሽዑ ሕሩይ ነይሩ ሙልጌታ ሐጎስ ይውደም::
#One Show!!👍💫👍
ዋሕዚ ሓሳብን ቋንቋ አጠቃቅማን ዝገርም እዩ
Welcome
Good Job,s❤
ሰላም ተጋሩዋይ 🥰🥰👩❤️💋👩🙏✅
በልሕ ሰብ
ካሳሁን ብሓቂ ዓብይ መፅሓፍ እዩ።
WoW ❤❤❤❤❤
I think I know Kassahun in Harar about 50 years ago. If this is the Kassahun that I know many years away, I am a witness that Kassahun is a stage person.
Good job romit
❤❤❤#
ድማ ሽኮር ተማልእለይ
❤❤❤❤❤
ሰላም ወድ
Wooow zigerim midlaw
♥️♥️♥️♥️♥️🙏
❤❤❤🙏🏻🙏🏻
እዞም አያና እዚኦም እዝ ኹሉሞያ ሒዞም አብሚድያ ግን ቀሪቦም አይፈልጡን ንምታይ???
ከምዚ ዝበሉ ጀጋኑና ወናማት ቆራፃት ከም ከያኑ ካሳሁን ገብረጊዮርጊስ ዝበሉ ሀብቲ ትግራይ እዮምእሞ ክነተባብኦም የድሊ!!!!!
ነዊሕ ዕድመ የሃበልና መህደረ ካሳሁን ዝበሃል ብሩኽን ፅብቕን ዓርኪ መማህርተይ 9-12 ወዲ ክፍለይ ኔይሩ :: ኳዕናን ስለዝነበሩ ያየ ካሳሁን ንፈርሕም ኔርና :: ሰአን ምፍላጥ
ናይ፣ወልዳይ፣ሐወይ፣ተሌፎን፣ስደደለይ፣ሮሚጥ
Ezu Belutse derafi KIROS ALEMAYOH ke men ketilewo???? Nementay???
Wedi remit nzom jigna Tebae abona abo tibeb degagmka akrbelna hadera 🙏🏽
Btaemi des yibil edmen tienan yihabkum nkulukum
ወዲ ሮሚጥ 2 ክፍል
ኩሎም ስነጥበባዊ ትግራይ
ኩሎም ሙሁራን ተግራይ
ኩሎም መራሕቲ ሃይማኖት
ኩሎም ሓረስቶት ትግራይ
ኩሎም መማህራን ትግራይ
ኩሎም ናይ University ተማሃሮ
ዝብሉዎ ሓንቲ ነገር "ኢትዮጵያ ወፂዓትና " ዝብል እዩ ,ሓቅውን እዩ,
ግና,ንምንታይ ናይ ባዕልና ሃገር ዘይመስረትና ?.
ትግራይ ንምንታይ ናብ ሃገርነት ዘይቀየርናያ ?.
ናይዙ አያና ዛንታ ዘሕዝንን,ዘኹርዕን እዩ,
ትግራዋይነት ባዕልና,እናተ ጨፍጨፍና
እናተቐጥቀጥና
እናተጨቆና ምንባር ልሙድ,ቅቡል ገይርናዮ።
ወዲሮሚጥ ሸው የቐንየልና,
ንአያና ድማ ዕድመን ጥዕናን እምነየሉ,
I would like to advise him that,leave the past behind & start living,enjoy every moment (every minute) every day of your life,
The past is painful for all Tegaru,
Proud of you.
❤❤
🙏👏🙏👏🙏👏🙏🌷🌷🌷😍😍😍❤💛❤💛❤💛🌹🌷⚘🌻💘💖💘❤💛😍😍😍👍👍👍👍