New Eritrean Series Movie Selmi - By Daniel Xaedu- Part-59- ተኸታታሊት ፊልም- ሰልሚ- ብዳኒኤል ጻዕዱ- ክፋል-59-2022
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
- New Eritrean Series Movie Selmi - By Daniel Xaedu- Part-59- ተኸታታሊት ፊልም- ሰልሚ- ብዳኒኤል ጻዕዱ- ክፋል-59-2022
For more videos SUBSCRIBE ON You tube - www.youtube.co...
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
contact via- misgunex@gmail.com
face book page - / paradise-med...
Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.
Copyright ©2021: Paradise Media Eri.
#Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #Neweritrean music #New #eritrean #music "Ethiopianmusic" #ethiopian #music
#eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecording #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #teddyafro #armashkena #abrhamalem #shewitsgem #tedroshagos erurutehaguise #shammedia
This movie is the Bast movie that I ever watched before 🎉
ዳዊት ኣምፅእዎ በጃኩም😔💙 ዳዊት ዝናፈቅኩም👍😩
ኣነ ናፊቀዮ አልኹ
@@kingwawa895 ወላ እታ ድራማ መቀረታ ቀኒሳ ብድሕሪኡ😟
@@kingwawa895 wala ane wegeney 🌿
@@fetawitaboa-i1iewa des zeytbleka ☺️
Yelen ab adiss I think Canada atyu alo
ሊዱ&ኣራም ክፈላለዩ ዘይደሊ like ☝️ sabcrib haguzuni halatey ♥️♥️☝️ ፕሊስ
ኣውራ ግን ርግምቲ ኮይና
@@haylekiros7780 እወ ኣሕሕ አረ ሓቂ ላመሰለኒ ዓይነይ ብንዓት ሞይተ መን ክርዳኣለይ😀😂
ኣይፈላለዩን
ዳዊት ኣምፅእዎ ናፊቅናዮ ዝናፍቆ ተልዩ ከምዚይ ከማይ👍😥ሊዱ እና ኣራም ክፋላለዩ የብሎምን😭😭😭
ኣዉራ😷
Kkkk
ኣውራ ናይ እድኪ ይሃብኪ ❤ ኣራመይ ልድያ 💔😭ዳዊት ኣምፅእልና 🙏
ደራሲ ዲካ
እዛ መርገም ድኣ ኣብቲFilm ጥራይ ድያ ትምልከት??
አንቃዕ ብሰላም መጻኩም ደቂ ዓበይቲ ንኣውራ ዝጸልአ አስከ ላይክ ኣይ ተውሕዱላ
ዊይ በጃክሙ ልድየ ከትሞት ብዘይ አራምን ልድያን መቀረት የብላን ፊልሚ😥😥♥️🙏🙏
ናይ ለማዓንቲ ሰልሚ ገራሚት ማራ ኣንቢዓትኒ😍😢😢
ልድያ እንትቀትልክምዋ ፍልሚ ከይርኢ ክምሕል ጥራያ እዩ ዘለኒ ኣውራ ኣቲ ርግምቲ💔💔💔💔💔💔💔
ዋላ ኣነ😢😢
እንኳዕ ብሰላም መጻኩም ብሉጻት
መን ኣሎ ከማይ ክጽበያ ዝቀነየ👍😉
አነ 😄
ኦጋብር መንፈስ ቅዱስ በዓይኒ ምሕረትካባ ካብዛ ጸላም፡ጸበባ ንህዝቢ ኤርትራን፡ትግራይን እባ ኣውርደልና ምእንቲ፡ንጹህ ህዝብናን ህጻውንትናን ውግእ እንትርፎ ጎደሎ ደምን እዩሞ በጃካ ባዕልካ ኣዝሕለና ወለድና ንጹሃት ኢዮም ኣዕ
አሜን፫ ✝️
አዛ ኣውራ ዝብልዋ አባ ኣጥፍአዋ በጃኩም
ሊዱ ኣራም ዝብል ላኢክ ይርገጽ
ሓዋ ከማን ክጠፍእ አለዎ
ብዘይ ኣውራ ዳኣ ከመይ ገይራ ክትምቅር ኣውራ እያ እኮ መቀረት እዛ ፍልሚ 💕
@@እግዚኣብሄርኣምላክይመስገመቐረትኪ ይጥፋእ
@@lmiss-youmom 🙄😅
ከም ኣውራ ዝበለ ሰብ ማሓረኒ ጎይታይ እፍፍፍፍ😓😓🥀
ኣሜን
Ab hiwet zelo iyu fetika aykonkan temxo wela eti tamno kemu kegbreka sle zkel.😊 slezi qeltifka seb zey muman iyu.
amen
ዳቬ ❤ተመፅዩ ሊድያን😍 ኣርያምን👌 ብሓንሳብ ክነብሩ እዮም።
ዓርኩ ለማኒ😂😂
ላተፀበኩ ውዕለ እንኳዕ ብሰላም መፅኣኩም ገረበትና ❤
Kkkkkk ታ ማ ከጸበካ ውዒሉ ጎረበትና ሓወይ
ብኣምላክ ጥንሲ ክከይድ የብሉን😥 ከኣንልድያ ከትቃትልዋ 😥ከምናይሽሕን ሰማንያ ክትውዳእ ተስፍ ንገብር🙏
ቶንኮል ኣዉራ በዚሑ 😍🇪🇷💖🙋♂️👌👌
Natiy bahaqi awira fegeri
ብጣዕሚ።
አጆኪ ኣውራ ሓፍተይ ኣውራ ኣውራ እንተ በሉ አይትፅልእዮም ዝተዋሃበኪ ገፀ ባህሪ ብግቡኡ ስለ ትወስእዮ ዘለኪ እዩ 💕👏💕❤
Kkk amo neti gexebahri eyom Ako
ጥንሲ ተተነጺሉ ኣውራ ሙኻና😩ፍሉጥ ዩ ብ ኽልተ ነጥቢ ክትትሓዝ ያ ብ'ሰምሃር &ብ ዮናስ ትብሉ ስከ Like ደቂ ዓደይ🥺
ሓቀኛ ፍቅሪ ሞይቱ ኣይመውትን ዩ 🖤💔
ኣውራ መናጢቲ😌
ለድያን ኣርያምን ኣምላክ ኣይፈለልኩም🥺😍
Amennnnn
Kkkll
ኡፍፍፍፍፍ ዘኪርዋ ክከውን ተስፋ ይገብር 🥺🙏
መርሓባ ደቂ ኤረይ እንካዕ ብድሓን መጻኽምና የሕዋትና ። good job we love you!!!!!
እፍ ኣውራስ ማራ ጸልኣያ እምበር ኣብ ጌጋኣ ዘይትእረም ዳዊት ኣምጽእዎ ሓዎም ክኮኖም ንልድያን ኣራምን ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቃተይ
Oh my God I can't wait to see next part.
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 love you💞💞❤💞💋💋❤❤💖
ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ♥👏
ደራሲ ግን ማዕረ ክንደይ ሓያልን ጽፉፍን ስራሕ ሰሪሑ
True love never ends. Selmi bheqi kulukum buluxat bulux srah u aram & lidu love u
ኣውራ ትበሃል ስሚ ፍቅሪን ጽባቀን ኢ ነዓል ኣቡክ ተንኮለኛ ዋሒድ
በጃኹም ንኣውራ ኣውፅእዋ ኣፅለአት ይቦቅስኺ ኣምላክ ልድያ እና ኣራመይ ከይትፋላልይዎም 😭
ገሌናስ ፊልም ሙኻኑ ረሲዕና ነዛ ኣውራ ብመርገም ተሳሂልና ስሚዒትና ዳኣ ንቋጻጸር የሕዋት...........
@@debesayzeray6130 😂🤣🤣
ልድያ ኣራም 😢ብፍቅሪ የንብርኩም ተኣዉራ ግን ርግምቲ መንቀኛ ፍቅሪ
Ebre mten rgemtiii
እንካዕ ዳሕና መፃኩም ❤️❤️❤️
እንቋዕ ደሓን ጸናሕኪ ምቅርተይ
Ewa በጃኻም ን ሊድይ ከይትመውት😢 ብዘይ ሊድ ደኣ ደስ ዘይትብል ገለ ዓይነት ፊልም ቅጽልዉ ❤🇪🇷🇪🇷
እታ ዛ አውራ ዶ እጢፍኢዌ
አውራ ማዓናጡና እኮ አሕረክና እሕ ሉድየ አራም ደቨ ናፍቆክም
True love never ends.selmi naybhaki.
Love exists in a bible and in a movie only
@@teamrzeray1683love is something we humans can build, if not do not expect it to exist. So what have you done fore it before you expect in return from your lover?
@@teamrzeray1683 I hope you find love one day soon and you will when God says yes. Just be positive and love your God. True love does exist in real life and I know coz I live in it.
ን ዴቭ ኣምፅእዎ
በይዛኩም ነዛ ኣውራ ቅተሉለይ😂ከተሕርቀካ
ኡፍ ሊዲያ ክትድሕን ኣለዋ🙏😥
ኣራም & ሊዱ 😓❤👏ደቭ ናፍቅናዮ
Enkae bselam mexakum deqi erey shkorinatat lidu and aram I love you 💗
Selmi 2023 tshelem tblu like 🥰🥰🥰🥰🥰
Ata eza natey mefqdrit si ab qereba yoni i can't stop sehaq moyte
አረ ዛኣዉራ ትባሃል ቅተሉና በጃኩም😂😂😂
😂😂
😂😂😂😂😂😂ኣረ ዘርጊ እያ ዛኣውራ
ዋኣ ካይትሕሙኒ ንሊዳ ካይትቐትልዋ እፉፉፉ ኣዊራ ክፊኢቲ ግቢሪ ንዑ መልስሉ😭😭💔❤❤
እፍፍ
Kkkk
Magnificent , thank you.
ኣብዛ ሳዓት እዚኣ ትጭነቁ ዘለኹም ጭንቀትኩም ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀየረልኩም ገጽ ትፈትዉዎም ወለድኹም የርኢኹም ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ❤❤
Amen amen Amen so thanks brother 🤦♀️😭
Amen amen amen hawey nkuluna
amen amen amen
ንዳዊት ዳኣ ከምቲ "ኣብ ወዲ ሓውቦይ ንዊንታ ዝገበርኩምዋ ዶ ባይ ቢያ ኢልኩምዎ ኢኹም 🤣🤣ኣምፅእዎ ዳኣ ተሳኒኩም ብልዑ 👌እእ♥ዌል ካዓ ኢልና ኢና ♥
ኣታ በጃኹም ኣብ ሰሙን ወላ ኩላ ስደድዋ ኡይይ ገለ ኮይነ እኮ እታ ትመጽእ ካፋል ባሃንቀውታ እጽበያ ኣለኹ በጃኹም በጃኹም ዓርቢ ስደድዋ ቀዳም ከይትብሉ ኣኣብ ዘለናዮ ሰላምን ጥዕናን ይምነ 🥰
Nay bhaki sinkisar film good job
ሊድያ😭
ኣውራ ማይ ውዑይ ይደፍኣያ ብልቢ ጋልዛ ዕብዲ ጎሓፍ
Eqoe bselam mexakumna gn mara tdngina alekum 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አራመይ ብፍቅሩ ኪሞት ዕለ🥺🥺❤❤
ዋእ ኣንታ ደራሲ ሓደራ ልድያ ከይትቃትላ ከተሕመና😁😁
ሓሚሙ ዶ ኮይኑ ዋእ
ሰላም እንቃዕ ብድሓን መጻኹም ብሩኻተይ ሰላም ይፍጠረልና እዝጋብሄር ኣምላኽ
ሊዱ 💔
Liduye msikine hijes yakila bjakume 🥰🥰🥰
ዋይ ናይ ኣውራ ውድቀት እምበር ናፊቀ ዛክፍእቲ ግብሪ
ዴቭ ኣምፅእዎ ብወላዲትኩም ኡፍ ልዱ ከይትመውት ሕራረት ዓሕ💔💔💔💔💔💔💔💔💔ሊዱ ኣራመይ ክፈላለዩ የብሎምን😢😢😢😢😢😢😢😢😢
እውይ በጃኹም ሊዱ ከይትቀትልዋ እውይ ልበይ💔💔💔😭😭ኣውራ ይድፋእኺ
ኣሜን
ውይ ኣራም ሓውዩ🙏💋
This is the best Eritrean movie I have ever seen. Keep working harder
ኣውራ ልክዕ ንኢሳያስ ኣፍወርቅን፣ንኣቢይ መሓመድ መሲለያ ኣለኩ😭ክልተ መርሓቲ ንክልተ ዝፋቀር ህዝቢ ዘሪገምዋ ኣለዉ ኣውራ ክዓ ልክዕ😭እውይ ሊዱ ግን ክትሰትዮ ኣይነበራን😭ኣራመይ ሊዱየይ ሓቂ መሲሉኒ ኣንቀጢቂጠ😭!
😂😂😂
አውራ አይ አታ እዛ ፊልም ምእንቲ ንከታተልማ አውራ አውፅኡልና ካብ አውራ እንታይ ንማሃር ክፋአት
ሰልሚ ፅብቅቲ ነይራ የግዳ ተንኮል በዚሑ
በጃኩሙ ናይ ሊዱ ጥንሲ ክከይድ የብሉን 😢😢💔💔💔
መርሓባ ደቂ ኤሬይ ሽኮሪናታት እንኳዕ ድሓን መጻእኩም ኣናብስ ደቂ ኤሬይ ❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም
ናይ ሎማዕንቲ ግሪም
ኬፍኩም ያ ጀምዓ ሰላምኩም ይብዛሕ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊልም ኢያ ግን ትገፍሓኩም ኣላ ኣብ 60 ክትካርጅዋ ክንጽበ ኢና እምበርከስ ተደጋጋሚ ኮይኑ ክፍኣት ናይ ኣውራ የሰልችወና ኣሎ
Betami it’s too much nay Awra 😔
ኣታ እንታይ ኢኹም ወደይ ኹፊኣት ትምህሩና😢
ኣነስ ፊልሚ ምካኑ ናረሳዕክዎ ወዲ ዶ ኣይኮንኩን እየባ ኣየ ፍቅሪ 💔🖤 መኣዘ እየባ ልበይ ዝተርር💔
true love never end ❤❤❤❤
ኣውራ ናይ አትኪ ኣይትሳኣኒ ሊዲያ& ኣራም ናብ ንቡር ክምለሱ ተስፋ ንገብር።
ኣራመይ💔💕
Des zbil srah keep it up all of you deqi erey
Ezea film zbelexeat filmi eya really really the best film daricter 100/100
Zeyi bahlna sdi Awra
I hope the baby and ludya are doing well also Aram❤️
UFFFFFFF kab part 50 jemirkum libey ms tewekuma endikum liduye mearey mhret yewrdelki mkrti 😥😥😥😥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
It this ture love film really
Wow wow wow btaemi gele aynet film beka eza nay mewedaeta gele aynet bfuluy des zbeletni 🎉🎉🎉🎉😮❤❤❤❤
ዴቭባ ናበይ ኬዱ
Smart move
ዴቬ ኣምፅእዎ በይዛኩም ብማርያም ዋይ😿😿😿
Very good thanks very much so sebdey
bsenki awran aryamin eko eza film fah ela
እንቋዕ ብሰላም መፃኩም❤️
Wow qendi kednq zdeli derasi
Kaleay directed nay tewasaeti mo zereba yebulun btaemi ye zednqekum kulukum Eumaa Deqi Erey 😘 love u 😍
Mskinay derasi neza xbkti sruhu keyraye meytu ahhhhhh 😢😢 selmi eza filmi abzkone ktwadader alewa 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️👍👍👍
Abza Film 💯💯%Awra btaemi eye zdnka mkinyat film kulu gize chikane kihlwo alewo::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😘😘🥰🥰🥰👍👍
ሓሮሩኹ ብኣዉራ ሰይጣን ኣራም ሕነቃ ብትን ያብልኺ ሩጉምት ኡፉፉፉ😥
ጨጎራ ዝኾነት ጓል ይኣክ😢
Nic des zbl aqerarba ab zqxl beselam mxuna🇪🇷🇪🇷❤
Welcome deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Awera nayza film ketmker tegbera zela i like awera ❤👏👏👏👏
Semehre tenseti temseli zelki adey mariyam beselam temxaki
Thomas the best 👌::
እንኳዕ ብስላም ምጻኩም ፅብቃተይ♥️♥️♥️♥️
Atum part 60 amxullna qch kemxulla kbret SEB zeyhlwekum foooo
ዘይምፍቃር ይሓይሽ ከምብሓታዊ ገዳም እዛ መፍቀሪት ትብሃል ኣብ ብዝሒ ሰባት እያ ክክክክ
Enkae selam mexakum deqi erey shukorinatatttt
ኡፍፍፍፍ ናይ ብሓቂ ነቢዐ