New Eritrean Series Movie Selmi - By Daniel Xaedu- Part-60- ተኸታታሊት ፊልም- ሰልሚ- ብዳኒኤል ጻዕዱ- ክፋል-60-2022

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ก.ย. 2024
  • New Eritrean Series Movie Selmi - By Daniel Xaedu- Part-60- ተኸታታሊት ፊልም- ሰልሚ- ብዳኒኤል ጻዕዱ- ክፋል-60-2022
    For more videos SUBSCRIBE ON You tube - www.youtube.co...
    💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
    contact via- misgunex@gmail.com
    face book page - / paradise-med...​
    Any unauthorized use, copying, Uploading or distribution is strictly prohibited.
    Copyright ©2021: Paradise Media Eri.
    #Eritreanmovie #Eritreanfilm #Eritreanseriesfilm #EritreanselmiMisgunabraha #Eritreanmusic #eritreancomedy #EriEthio #Neweritrean music #New #eritrean #music "Ethiopianmusic" #ethiopian #music
    #eritreanguayla #Tigrinamusic #ethiopianmusic #eritreanmovie #eritreancomedy #Tigrinaderfi #oldtigrinamusic #Eritreanmusic2020 #Neweritreanmusic #Eritreansong #musicoferitrea #musicoftigrina #besteritreanguayla #eritreanbahlawiderfi #eritreannewmusic #eritreanbestguayla #eritreanfilm #eritreandrama #ethiopiansong #ethiopianmusic2021 #amharicmusic #ethiopianfilm #ethiopianmovie #eritreanbestmusic #eritreanbestfilm #danielxaedu #nahomrecording #minewshewatube #ebstv #kanatv #nahootv #ashamtv #teddyafro #armashkena #abrhamalem #shewitsgem #tedroshagos erurutehaguise #shammedia

ความคิดเห็น • 919

  • @user-in1xp2hp3d
    @user-in1xp2hp3d ปีที่แล้ว +442

    ኣራመይ ሊዱየ ዝፈቱ ላይክ ይወቅጥ😥❤️😏

    • @asmeraeri4805
      @asmeraeri4805 ปีที่แล้ว +1

      Nakin noomn eye like gere 🥰

  • @በእርሱ_ፍቃድይሁን
    @በእርሱ_ፍቃድይሁን ปีที่แล้ว +497

    እንካዕ ብሰላም መፃኹም ካልኣይ ምዕራፍ ግበሩላ ትብሉ እስክይ 👍ወቂጥኹም ሕለፉ

    • @user-yk1lw2bx9r
      @user-yk1lw2bx9r ปีที่แล้ว +9

      ይኣኽላ ስደዱልና ክንብል ትንፋስና ክንወጽእ

  • @ኤረይናተይ-ዀ5ነ
    @ኤረይናተይ-ዀ5ነ ปีที่แล้ว +196

    ናይ ብሓቂ ብፍቅሪ ዛዚምኩማ ኣቤት ጽልኢ ብ ይቅሪታ ክዛዘም ከሎ ክጥዕም ኣብ መወዳእታ ዘሎ ቃላትኩም ትጥዕም ናይ ፍቅሪ ናይ ይቅሪታ ግዜን ዓመትን ይግበረልና ካብ ሰልሚ ዕግርግርን ካብ ሰልሚ ጥፍኣትን የርሕቀና

    • @liyaabraham8881
      @liyaabraham8881 ปีที่แล้ว +2

      AMENN NAY BEHAQI
      MEHARIT N AZENAGAETIN
      FILM ❤🕊❤

    • @ddhshd1738
      @ddhshd1738 ปีที่แล้ว

      Abedikum tfeltuwo ykre dekiza hasadat

    • @luwamhaile683
      @luwamhaile683 ปีที่แล้ว +2

      Amen 🙏 (3)

    • @ilovegod9693
      @ilovegod9693 ปีที่แล้ว +1

      ዋውው ኣዚያ መሳጢት ፊልሚ በዚ ኣጋጣሚ ካኣ ኣውራ ኮይና ዝተዋሰአታ ካራክተር ኣድናቅነተይ ኣመሃላልፉለይ የቀኒለይ።

  • @danaitmengs5397
    @danaitmengs5397 ปีที่แล้ว +189

    እዛ ፊልም ሲ ከምዚ ኣብ ሞንጎናን ኣብ ትግራይን ዘሎ ኲናት እያ ኔራ ኣብ መወዳእትኡ ብፍቕሪ ተዛዚማ so እዚ ዘሎ ኲናት ናብ ፍቕሪ ይቕይረልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ💔🧡🧡

    • @ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2ጰ
      @ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2ጰ ปีที่แล้ว +7

      ናይ ብሓቂ ግን ዋጋኩምስ ክትረክቡ ኣለኩም ልክዕ ከምቲ ብኣውራ ብንድርን ብስማይን ምክንያቱ ስብ ዝዘረኦ እዩ ዝዓፅድ

    • @dada1745
      @dada1745 ปีที่แล้ว +1

      Amen lebamey🥺👏

    • @selmanegash5970
      @selmanegash5970 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @adiamkelati8726
      @adiamkelati8726 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @filielhabesha
      @filielhabesha ปีที่แล้ว +3

      @@ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2ጰ amen ikerbn weyo selam koynu shau nxebaxeb mearey amlak selamu yleakelna ❤️🥰

  • @semsileman3985
    @semsileman3985 ปีที่แล้ว +117

    ዋውውው ብጣሚ ትድነቅ ፊልም
    1፡ ተዋሳአቲ ብዘይ ምቅይያር ብምውደኣ።
    2፡ ናይ በሓቂ ኑፉዓት ተዋሳእቲ።
    3፡ ኣራም ምስ ሊዱ ከየድነኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን ።
    ካብዚ ኩናት ወዲ ኪናት ኣምላክ ሰላሙ የውርደልና፡ሰላምን ፍክሪን ነቲ ዉጹዕ ህዝቢ💊+🇪🇷🙏

    • @عاملموسي
      @عاملموسي ปีที่แล้ว +1

      ዋዉዉዉ ብጣዓሚ ናይ ብሓቂ ኑፉዓት ተዋሳእቲ😘😘😘😘😘👈👈

    • @abelteklit4321
      @abelteklit4321 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen 🙏

    • @user-jf3ri3nn8s
      @user-jf3ri3nn8s ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏

  • @ክብርቲኣብርሃ
    @ክብርቲኣብርሃ ปีที่แล้ว +144

    እታ ናይ 2022 ምርፅቲ ፊልሚ እያ ንዓይ ጎረቤትና ኣምላክ ከዓ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ❤🙏💊💊💊

    • @lovely4372
      @lovely4372 ปีที่แล้ว +5

      Amennnn
      Anhna kea nselam nzemr.

    • @ወዲምስግና
      @ወዲምስግና ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ጎሬቤትና

    • @asmeraeri4805
      @asmeraeri4805 ปีที่แล้ว +1

      Amen🙏🙏🙏
      Gorobet yen mar🥰❤️

    • @yoniyoni7247
      @yoniyoni7247 ปีที่แล้ว +1

      Amen selam ykunelna selam n zemr habirna 🙏🙏🙏

    • @luli7453
      @luli7453 ปีที่แล้ว

      Amen 🙏 🇪🇷❤️💊

  • @samiwelay4860
    @samiwelay4860 ปีที่แล้ว +125

    መጀመርታ ነቲ ኣጀሚሩ ዘፈፀመና ሉዑል ፈጣሪ ምስጋና ይኩኖ 🙏
    ንቲተይ ዝፈቱ 👍

  • @Mulue844
    @Mulue844 ปีที่แล้ว +287

    ክትቅጽል ነርዋ ትብሉ ከምዚ 👍👍👍 ግበሩ

  • @user-lw8se2gi4q
    @user-lw8se2gi4q ปีที่แล้ว +50

    መወዳእታ ደስ ክብል ካብ ፍርዲ ሰብ ፍርዲ ፈጣሪ ይዓቢ ብኻልእ መደብ ክትመፁና ብሃንቀዉታ ንፅበ❤❤

  • @AzeAxumኣዙኣኽሱም
    @AzeAxumኣዙኣኽሱም ปีที่แล้ว +24

    ኣቤት ፍልሚ ሰልሚ በስማኣም 100%👌

  • @መንደላይዋሕስሃገር
    @መንደላይዋሕስሃገር ปีที่แล้ว +17

    ብሩካት ኣጀሚሩ ዘወድኣኩም ኣምላኽ ምስጋና ይኩኖ ንደራሲ ነፍስሔር ዳንኤል ጻዕዱ ድማ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ

  • @Militoto8
    @Militoto8 ปีที่แล้ว +28

    ሰላም ንሃገርና
    ሰላም ንህዝብና
    ሰላም ንህዝቢ ዓለምን ዓለምናን።
    እንኳዕ ኣፈጸመኩም ኣባላት ፊልም ሰልሚ።ዝንኣድ ስራሕ ኢኹም ኣቅሪብኩም እሞ። የቀንየልና።

  • @natuyrgalem7713
    @natuyrgalem7713 ปีที่แล้ว +133

    ያ ጀምዓ እዚኣ ፊሊም ተተወደኣት'ስ ክምዚ ምሳካ ዘዓበይ ሰብ ዝፍለይካ ዘሎ ኮይኑ ትሰሚዕኒ።

  • @hani6817
    @hani6817 ปีที่แล้ว +9

    ኣድነቅቲ ልዱን ኣርያም like 😥🥰
    ክትቅፅል ኣይምፀለኣናን ኔርና ግን ካብ ተፈፀመት ኣንካዕ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈፀመኩም ጌረቤትና በብዘለናዮ ስሰናዩ ንኩለና♥️🕊🥰

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ
    @ትግራይመበቆልስልጣነእያ ปีที่แล้ว +20

    በጃኩም ቀፅልዋ😥ኣነ ክፅለል ኢለ እየ ብሰልሚ ፊልሚ ብጣዕሚ እያ ትመቸወኒ ነይራ

  • @ferehayilay2153
    @ferehayilay2153 ปีที่แล้ว +11

    ዋው ደስ በሃሊ ግን ንናፍቃ ኢና❤ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ዘፈፀመና ፈጣሪ ኣምላክ ይመስገን❤❤❤❤

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 ปีที่แล้ว +8

    አዉራ ግን አሕሪራትኒ እንድያ ከሪማ ሕጅግን ብጣዕሚ አንቢዓትኒ 😥😥😥💔 በእዉነት

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +13

    እንካዕ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈፀመኩም ኣምላኽ🙏

  • @ሉለይገርሂልባ
    @ሉለይገርሂልባ ปีที่แล้ว +31

    ኣራመይን ሊድያንስ ከማይ ብሓደ ክኮኑ ዝምነ ይነብርዶ❤❤💋

  • @ፍቅርያሸንፋል-ዘ2ረ
    @ፍቅርያሸንፋል-ዘ2ረ ปีที่แล้ว +6

    እንድ ዒ ብጣዕሚ እየ ነቢዐ ምሕረት ምግባር ልዕሊ ኩሉ ሰላም እዮ ስልሚ ፍልይቲ ፊልሚ ይመቺኩም💔❤❤❤

  • @user-ox7te2jy1k
    @user-ox7te2jy1k ปีที่แล้ว +5

    እንዃዕ ብሰላም አጀሚሩ ብሰላም አፈፀመኩም ግና አይመነናያን ነይረና 😥❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @simonweldu1549
    @simonweldu1549 ปีที่แล้ว +6

    What a film , what an acting, what an author.. it is one of the best film I have ever seen before ... I'm very grateful.❤️❤️

  • @chogxi1017
    @chogxi1017 ปีที่แล้ว +12

    ውይይ ተመስገን lid ዝሞተት መሲሉኒ በክዬ ነይረ 🙏🙏🙏

  • @abebahuluf8856
    @abebahuluf8856 ปีที่แล้ว +33

    ወዬኒ ብጃኩም ኢባ ብካልእ መደበ ምጹእን 🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️💋💋💋@ስልሚ ብፈጹመ ክተፈጸመ ኣየተጺብኩን ❤️🤲🤲🤲🤲🤲

  • @aberhamahari866
    @aberhamahari866 ปีที่แล้ว +14

    ብሓቂ ኣፈፃፅምኣ ብፍቅሪ🙏
    ካልኣይ ምዕራፍ ንፅበ 🥰

  • @temsagneamleki5806
    @temsagneamleki5806 ปีที่แล้ว +8

    ብሓቂ ደስ ዝብል ቃላት አብ መወዳእታ ዝነበረ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @QALMEDIA12
    @QALMEDIA12 ปีที่แล้ว +136

    ኣብዛ ሳዓት እዚኣ ትጭነቅ ዘለኻ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልኩም ገጽ ትፈትዉዎም ወለድኹም የርኢኹም ሳብስክራይብ ተሓባበሩኒ🙏❤

    • @saron20
      @saron20 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ናኦዲኖ ሰብስክራይብ ግን የለን ክክክክ

    • @biniyamwolday2974
      @biniyamwolday2974 ปีที่แล้ว

      Ezom weledina eko melemeni sabsikrayb koynom 😒😒😒😒😒😒😒

    • @ማማየወለሎ
      @ማማየወለሎ ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን 👏👏👏ገብርኪ ዝያዳይይይይ🥰🥰🥰🥰🥰

    • @01tigray
      @01tigray ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @HANITEMIE
      @HANITEMIE ปีที่แล้ว

      Kkkkk lmena koyna bela subscribe gerelka aleku bel niamlak ytiamo amen kea

  • @wekillrudeboy4272
    @wekillrudeboy4272 ปีที่แล้ว +14

    *ብጣዕሚ ብልጽቲ ፊልም ደቂ👉🇪🇷❤*

  • @ተዛርዮምላዓደይ
    @ተዛርዮምላዓደይ ปีที่แล้ว +10

    ከመይ ድየ ተቀሊበ ውዒለ😁
    ግን ብጣዕሚ ቃልጢፍኩም ክትቅፅል ነይርዋ😢

  • @Bri_Tgraweyti....
    @Bri_Tgraweyti.... ปีที่แล้ว +5

    እውይይይ በስመአብ ኣብኺኹምና😭
    ደስ ዝብል ኣወዳድኣ ሊደይ & ኣራመይ ለዋሃት ብሓቂ ንኹላትና ይቅረ ዝብል ልቢ ይዓድለና ምእንታን ፈጣሪ ይቅረ ክብለልና ኲናት ወረ ኲናት ኣጥፊኡ ድማ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ነቲ ውጹዕ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይን ንኹሉ ዓለምን ሰላምን ምሕረትን የውርደልና🤲😥💔❤

  • @godblessme6889
    @godblessme6889 ปีที่แล้ว +7

    I can't stop crying 😭😭 ab Hiwetey zfetekwa film I love it so much... Good job guys ❤️❤️❤️❤️

  • @titigaltigray7118
    @titigaltigray7118 ปีที่แล้ว +16

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ጎረቤትና🥰 ዋይ ዘገበረት ገሪስ አዉራ ሐሰደ የትኩኒ🙄😂🤣

  • @meksengaldestameksengaldes5456
    @meksengaldestameksengaldes5456 ปีที่แล้ว +6

    ሙቁራት ማራ ናፍቀኩም ቃነየ ዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም❤💋

  • @ወዲትግራይ-ቘ2ሰ
    @ወዲትግራይ-ቘ2ሰ ปีที่แล้ว +107

    ዌልካም እሕዋተይ ኣንካዕ ሰላም መፃኩም ግን ናይ ሰላም ድዩ ደም ብተሰፋ ይፅብ መብል 61 ትቅፅሉ ዝብል👍👈❤️❤️

  • @Helentadese1912
    @Helentadese1912 ปีที่แล้ว +18

    ቅድሚ ምርኣየይ ኮሞንት ኣንቢበስ ማራ ሓሪቀ ተወዲኣ ያ😥

  • @robielteklimaryam2235
    @robielteklimaryam2235 ปีที่แล้ว

    Deqi erey shikorat bitiami xibuqti film so ab kali sirahatkum yerakibena love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @حياه-ع5ك
    @حياه-ع5ك ปีที่แล้ว +14

    💘💘💘♥️ብወላዲትኩም ቀፅሉዋ

  • @yoditabrham1730
    @yoditabrham1730 ปีที่แล้ว

    Btami mharit film bxbuk zazimkum idmen tinan yhabkum deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @finoabrahale3579
    @finoabrahale3579 ปีที่แล้ว +7

    ናይ ባሐቂይ ደስ ዝብል ብፍቅሪ ተዛዚማ ፍቅሪ ዘበን የምጻአልና

  • @berhetensea451
    @berhetensea451 ปีที่แล้ว +1

    Excellent and very moving conclusion . Thank you very much.

  • @tesfayberaki301
    @tesfayberaki301 ปีที่แล้ว +20

    ካብመጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ተኸታቲለያ ብልጽቲ ስራሕ ብሉጻት ተዋሳእቲ ቀጽልዎ ።

  • @yonasmehari1979
    @yonasmehari1979 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውው ብጣዓሚ ጽብቅቲ ፊልም እንካዓ መፈጸምታ ኣረኣየና ኩላትኩም ተዋሰቲ ብጣዓሚ እየ ዘደንቀኩም ዝያዳ ግን ሊዱ ኣራም ኣውራን ዘደንቅ like ይግበር

  • @FAMILYHAPPYMOMENTS
    @FAMILYHAPPYMOMENTS ปีที่แล้ว +5

    ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ ትጽብት እናነወሐኒ ዝራእኩዋ ፍልም ሰሊሚ ናይ ብሓቂ ሰሊሚ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላምን ፍቅርን የውርደልና 👏ንኩሉኹም ተዋሳእቲ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ👏 ሉደይ♥️ኣራመይ♥️ዴቨይ♥️ዝፈትወኩም

  • @tomaskahsaywedi3195
    @tomaskahsaywedi3195 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ክትርአ ዘለዋ ፊልም እያ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ከየድነቕክኹም ክሓልፍ ኣይደልን ብኻልእ ስራሕ ክሳብ ንሪኤኩም ሰሰናዩ ንዓኹም ተዋሰእቲ ሰልሚ love you so much ከምዚ ኸማይ ንሰልሚ ዝፈትዋ like ይግበር

  • @Adulisawi
    @Adulisawi ปีที่แล้ว +6

    ጽቡቅ ስራሕ ብዘይምስልቻው ዝርኣክዋ ፊልም።

  • @Milen500
    @Milen500 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ዝገርመኒ ናይ ወዲሰብ እቲኩሉ ዝሓስቦ ሕማቅ ነገራት ጌጋ ምኻኑ እናፈለጠ : ኣብ ነብስኻ ብብዙሕ ነገራት ከውድቐክን ክፈታትነክን ይጽንሕ እሞ..... ኣብ ነብሱ ዓቢ ሽግርን ሕማምን ምስገጠሞን ቁዱስ ቁርባን ክወስድ ምስ ዝደልን : እዚ ኩሉኣብ ሂወትካ ደም ኣንቢዑካ ይቕሬታ ክሓትት ይመጽእ ኩሉ ግዜ ትገርመኒ ነገር እዚኣ እያ: ከለና ንፋቀር 🙏🏽🙏🏽🥰🥰

  • @ah274able
    @ah274able ปีที่แล้ว +11

    Hands down Thomas Abera. I salute you for your great act and creativity and Measa ever improving actress.....all the characters were amazing as we. Keep it up

  • @redwanferej
    @redwanferej ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ምሃሪት ዝኮነት ፊልም የሰስንኩም ፈጣሪ ፥ ኣምላክ ንኩልና ኣብ ስደት ዘለና ካብዚ ሰልሚ ዝኮነ ክፍኣት ሰልሚ ተንኮልን ይሰውረና ኣብ ቤቱ የንብረና መፍጸምታና ብፍቅሪ ይግበሮ።

  • @kelatifrezghi7769
    @kelatifrezghi7769 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣፈጻጽማ ፡ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ሪመይ ብሕጂ ውን ብዝበለጸ ስራሕ ክትመጹና ክንጽበ ኢና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦን ዓውርትን ኣብ ሂወትኩም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም

    • @trhasteklit2246
      @trhasteklit2246 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣፋጽማ ፍጺምኩማ ፊልሚ ሰልሚ ንፉዓት ኣጀኩም ካብዚ ዘለኩሞ ንላዕሊ ክትኮኑ ይምነየልኩም

    • @trhasteklit2246
      @trhasteklit2246 ปีที่แล้ว

      ሰላም ማማ ዘውዲ መጀመርታ ከሓተኪ ዝደሊ በዓልቲ ሓዳር ዲኪ በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ ደቂ ከ ኣለውኪ ዲዮም ኣብ ገንዘብ ዘለኪ ኣረኣእያ ከመይ ኢዩ ከምዚ ኣብ ፊልሚ ዘሎ ዲኪ እባ ኣነጽር ኣብልለይ

  • @filimaik6898
    @filimaik6898 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ዉድእቲ ፍሊም ኣፈጻጽመኣ ዊን ኬፍ ሂባትኒ ካብ ኩሉ ኔገር ደስ ዘበለኒ ናይዛ ፍሊም መሃሪት አያ ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት መሃሪ ዝኮነ ፍሊም ክትደጉሙና ንጽበ

  • @rigatdesita1826
    @rigatdesita1826 ปีที่แล้ว +3

    እልልልልል ሊዱ ሽኮር አሪመይ ሽካር አሰይይይይ

  • @LoveLove-bu5xs
    @LoveLove-bu5xs ปีที่แล้ว

    Megemerya eti ajemru abi mefetemta zebxahakum lueli goyta misgana ykuno!!! Kabiue bimqxali nay bihaq xibqti srah qexiluwa zebene selamin qisanetni ygiberelna fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 and tigray melae alem deqi rimey 🇪🇷🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ዝምታጥሩነው
    @ዝምታጥሩነው ปีที่แล้ว +3

    ስልሚ ተወድኣ እንካዓ ብሰላም ኣወደእኩም ፈጣሪ🙏ተካታተልቲ ስልሚ ደግም ሕለፉ ናብ በጃ ንካታተል ለለ😋

  • @elsat.8957
    @elsat.8957 ปีที่แล้ว +1

    Naybhaki btami xubuk mezazem deki eri shikorinatat amlak ybarkum 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹🤩🤩🤩🤩

  • @ግርማነሸጋል70እንደርታ
    @ግርማነሸጋል70እንደርታ ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ደሰ ዝብል ቃላት ክትቅጽል ነርዋ 😥😥😪

  • @dadsfade477
    @dadsfade477 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዝፈትዋ ፊልሚ ሰልሚ አብዘይ ሓሰብናዮ ተወዲአ ናይ ጆን እውን መዕለቢ አይ ገበርኩምሉን ዋላውን ናይ አራምን ሊዱን ኩሉ ትሓቂ ምስወፀ ካብ ሕክምና ወፂአ ናብ ገዝኦም ከይዶም ፅቡቅ ፍቅሮም ምረአና ደስምበለና ነይሩ ከዚ ከምዝሞተት ነጊርኩምስ ናብ አኬባ አውፂእኩምዋ አብመወዳእታ ንእሽተይ ቸኪልኩም ዋላ 61ተትኮን ነይራስ ክንደይ ምማዓዘት ብዝኮነ ኩሉ ስራሕኩም ደስ ባሃሊ እዩዋ አብ መወዳእታማ እቱ ፅብቅ ነገር አይትዓማፅፅዎ እቲ ተካታታሊ መጨረሻ ፅቡቅንድዩክሪኢ ዝህወክ አፀቢቅኩም አነፅር አቢልኩም ዛዝምዎ

  • @danialbelay2587
    @danialbelay2587 ปีที่แล้ว +14

    ትግራይ ትስዕር

    • @ሰሸረ
      @ሰሸረ ปีที่แล้ว

      ናይ ግድን 💪💊❤️❤️

    • @ነፂ
      @ነፂ ปีที่แล้ว

      😳😳😳😳

    • @dehabtesfahans8476
      @dehabtesfahans8476 ปีที่แล้ว +2

      Film selmi eya ko ezia 😂😂😂😂😂😂

    • @user-tc9br2vs5x
      @user-tc9br2vs5x ปีที่แล้ว +1

      🇻🇳ናይ ግድን ጋልነይ🇻🇳💛❤️💛❤️

    • @habennegasi1793
      @habennegasi1793 ปีที่แล้ว

      Weylke shesay 😃😃😃😃😃😃🤣🤣😂😂

  • @lillynuguse4758
    @lillynuguse4758 ปีที่แล้ว +2

    Wow, it was an amazing, lovely, wonderful and attractive movie. This movie just wasn't attractive and also had a very essential message to all the audience. For stance, love, peace, forgiveness etc... You have done a great job and God bless you all.🌷❤🌷❤🌷🙏💕🙏💕🙏👏❤👏🌷👏💐❤💐💐❤🙏❤🙏❤

  • @waskan8288
    @waskan8288 ปีที่แล้ว +8

    እውይ ፅቡቅ አፈፃፅማ❤

  • @mariamdngl-d8i
    @mariamdngl-d8i ปีที่แล้ว +2

    ብጽቡቕ ተወዲኣ, ተዋሳእቲ ኸኣ ንፉዓት, ኣብ ኩሉ ዘረባኹም ከኣ ስም እግዚኣብሄር ምጽዋዕኩም, ባህልኹም ብምኽባርኩም, ዝያዳ ደስ ትብል ፊልም ሰሪሕኩም, ዝተረፈ ስራሕኩምን ጥዕናኹምን መድኃኔ ኣለም ይባርኸልኩም።

  • @filmawitabraham9011
    @filmawitabraham9011 ปีที่แล้ว +4

    ሰልሚ እታ ዝበለጸት ፊልም ኔራ🥰good job deki Erey kchn ሊደይ ከኣ እንቛዕ ከምዚኣ በልኪ

  • @SimonWeldaeb
    @SimonWeldaeb ปีที่แล้ว

    እታ ዝሓየለትን ዝነፈዕትን ኾይና ዝረኽብኹዋ ኣውራ ብጣዓሚ ብልጽቲ ተዋሳኢት❤❤❤❤❤

  • @eriqueen3354
    @eriqueen3354 ปีที่แล้ว +4

    ተወዲኣ😢 ክሕጎሱ ምስኦም ይሕጎስ ክሓዝኑ ምስኦም እንዳ ሓዘንኩ ዝወዳኣክዎ ፊልም, ሊደይ ን ኣራመይን ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም ካብ ልቢ በቃ❤:: I hoop ከተንብብዋ😇

  • @muluesolomon280
    @muluesolomon280 ปีที่แล้ว

    Waw nayi behaki abay timihiriti thanks🌹♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @galtgiray9595
    @galtgiray9595 ปีที่แล้ว +7

    ኡፍፍፍ ክፅበያ ውዕለ 🥺 ከይራእኩዋ እየ com ይፅሕፍ ኣለኩ welcame እንዳ ሰልሚ ተናፍቅቲ 🥺

  • @segentekeste6047
    @segentekeste6047 ปีที่แล้ว +1

    Ohhhhhhh 💞 nice one btami Des tbl film eiya meharit nay fkri senkelkel eiya wun good job

  • @yonatanfshaye6343
    @yonatanfshaye6343 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ መፍጽምታ እታ ደርፊ እባ አውርዱልና ምሳይ ዝሳማዕ ላይክ?

  • @lidyachegir6569
    @lidyachegir6569 ปีที่แล้ว +2

    Bitaami des tibal selmi ab xibuk zazima ❤️❤️🇪🇷🇪🇷

  • @ebrahimsaho8302
    @ebrahimsaho8302 ปีที่แล้ว +7

    ከምቲ መጀመርታ ኩሉ መወዳእታ ኣለዎ😢😢 ሰላም ናዓኩም🙋‍♂️😍😍🇪🇷🇪🇷💖💖

  • @henimyloveyou7301
    @henimyloveyou7301 ปีที่แล้ว

    Very good thanks very much edmen tenan yhbeley fetari

  • @ትግራይእያዓለመይ-ጨ4ፀ
    @ትግራይእያዓለመይ-ጨ4ፀ ปีที่แล้ว +9

    ክትቅፅል ነይርዋ ናፈተናኩምስ😉

  • @fetawitaboa-i1i
    @fetawitaboa-i1i ปีที่แล้ว +2

    ናይ ባሓቂ ፅብቅቲ ድራማ ኔራ ካብ ፖለቲካ ነፃ ዝኮነት ድራማ ብፍቅሪ ወዲእክምዎ ኣብዚ ዘለኩም ኩሉኩም ጎበዛት ተዋሳእቲ l hope ብሓደ ኮይንኩም ብካልእ ካብዚ ዝበለፀ ስራሕ ከምትመፁና ተስፋ ንገብር❤❤❤❤

  • @qeetyqertfh4801
    @qeetyqertfh4801 ปีที่แล้ว +4

    ኡፍፍፍፍ ከብደይ አቢኒ ወዲካ 💔😭😭

  • @tigesthadsh8477
    @tigesthadsh8477 ปีที่แล้ว

    Aseyyy eway awraye shikor ab mewdaeta ketdngxeka Aramey lidey enqae ftrelkum befqri wedikuma Mars mexlell zkonet film ❤ 😍 💖 ❣

  • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ
    @ትግራይመበቆልስልጣነእያ ปีที่แล้ว +3

    እናበከኩ ወዲአያ😭😭😭መጨረሽትኡ ብይቅርታ ብምውዳኣ ከዓ ደስ ይብል

    • @yoniyoni7247
      @yoniyoni7247 ปีที่แล้ว +1

      Ezi lomi trywo zelokum kunat ab mongo hzbi ertran tgrayn etoipa zelo kae b ykreta kwdae eyu mekseb ayrkebn eyu kab kunat men ywdae alo mensey selezi entay kngebr alona n selam........::

    • @ትግራይመበቆልስልጣነእያ
      @ትግራይመበቆልስልጣነእያ ปีที่แล้ว

      ​@@yoniyoni7247 ናይብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላም ይለኣከልና ብኩናትን ፅልእን እንከስሮ እምበር እንጥቀሞ የለን።ኩሎም ናብ ልቦም ተመሊሶም ብይቅርታን ዕርቅን ተመሊሶም ኣብ መንጎ ህዝብታት ሰላምን ፍቅርን ከዓሰለልና ሰናይ ፍቃዱ ይኩነልና😭🙏

    • @yoniyoni7247
      @yoniyoni7247 ปีที่แล้ว

      @@ትግራይመበቆልስልጣነእያ yessssss ajoki selam kwerd u🙏🙏🙏

  • @naxxnazs3288
    @naxxnazs3288 ปีที่แล้ว +1

    ዋው ኣፈጻጽማኣ ደስ ትብል ♥️ኣጀሚሩ ዘወዳኣና ፈጣሪ ክብርን ምስጋናን ይግበኦ 🙏♥️

  • @ማዓዛጋልራያትግራይ
    @ማዓዛጋልራያትግራይ ปีที่แล้ว +12

    እፍፍፍፍ ክፅበያ ውዕለ

  • @asmeraeri4805
    @asmeraeri4805 ปีที่แล้ว +1

    Enqae bsepam mexakamu deqi erey🇪🇷🇪🇷

  • @shewittesfay718
    @shewittesfay718 ปีที่แล้ว +15

    ናይ መጨረሻ ተትቅፅሉሉ ክንደይ ደስ ምበለ ኔሩ በገናይ ናፊቀኩም❤❤😘

  • @elenmesfun1079
    @elenmesfun1079 ปีที่แล้ว

    Thanks perfect movei b/c lidu in life and arame derasi good job deki eri tebarkuly amlak memelisu yebarkum blessed

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 ปีที่แล้ว +8

    ንኣውራ ኣብ ሓቀኛ ሂወትኪ ከ ኮምኡ ዲኺ ኣብ መብዛሕትኡ ትሰርሕዮ ስራሕ ክፍኣት ጥራይ እዩ ክፈልጥ ይደሊ ኣለኹ

  • @mebrahtuamanuel9688
    @mebrahtuamanuel9688 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ሰሓቢትን መሓሪትን ፊልም ብፍላይ ኣራምን ሊዱን ከም ናቶም ፍቅሪ የሃበና ።

  • @salataentertainment
    @salataentertainment ปีที่แล้ว +19

    ትጭነቅ ዘለካ ከኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

    • @01tigray
      @01tigray ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @selmanegash5970
      @selmanegash5970 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @ms-lr4kb
      @ms-lr4kb ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

  • @luwamhagos6706
    @luwamhagos6706 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውውውው ናይ በሓቂ ክትድነቁ ዝግበኣኹም ብጣዕሚ ጽብቅቲ ተጻፊፋ ብጽቡቅ ጀሚርኩም ብዘይ ምቁራጽ ወዲእኩማ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ኣምላክ ኩሉ ግዝየ ኣብ ጉዕዘኹምን ስራሕኩምን ዓወት ይግበረልኩም

  • @fjfdjr8188
    @fjfdjr8188 ปีที่แล้ว +3

    ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ሙቁራት🙏🙏🙏❤❤🌹🌹

  • @dtfffkyf3559
    @dtfffkyf3559 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ደስ ትብል ፊሊሚ ዕድሜን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ደቂ ኤረይ መዓረይ

  • @rchigal585
    @rchigal585 ปีที่แล้ว +10

    ክትሕስዱ ዳዋቲ ከየርአኹምና 🙄🥺🥺🥺

    • @trhasbrhane9557
      @trhasbrhane9557 ปีที่แล้ว +1

      Mi too dawti zeyblu tewdia kem gele gerne 🥺

  • @masarettesfai9219
    @masarettesfai9219 ปีที่แล้ว

    Gele ainet Afexaxema mequrattttt edman teanan yehabkum 😘😘😘😘🥰❤️❤️❤️❤️💖💖💖💕💕💞💞😘

  • @mebrahtomgibstwi698
    @mebrahtomgibstwi698 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ፍልሚ ቀጽልዎ ናጆን ጉዳይ ግን ቁሩብ መዕለቢ ወይ ናይ ኢዱ ክረክብ ነይርዎ

  • @ZahraFatemah
    @ZahraFatemah ปีที่แล้ว

    ዕልልልልልልልልል እየ እንበይ እዋይ ተመስገን ኣምላክ ኣነስ ቶማሰይ ጡዑይ ኾይኑ ክዛረቢ ክም ሰመዐኹዎ ከመይዶ ታሓግሰ እተ ኣዊራ ሞናእድኺ ኣይትሳኣን እተ ሊደይ ምሕረተ ያዊረደለኺ 😢😢😢😢

  • @ይትባረክአምለከኣበዊኒ
    @ይትባረክአምለከኣበዊኒ ปีที่แล้ว +3

    ተመስገን እንካዕ ብሰላም ጀሚሩኩም ብሰላም ዘፈፀመኩም እግዚአብሔር ይመስገን

  • @bisrasmerom7788
    @bisrasmerom7788 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤ thanks deki eritrea shikorinatat

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 ปีที่แล้ว +6

    ክንፅበ ዓይንና ዓዊሩ እኮ 🙄ግን ብሓቂ ድያ ክትዉዳእ ቀዳመይቲ ክኣ ባዕለይ

  • @abduabdlwhababdlwsei5628
    @abduabdlwhababdlwsei5628 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ዓለማዊ ትምህቲ ሂብክሙና ይቀንየለይ

  • @lili-gm2gx
    @lili-gm2gx ปีที่แล้ว +4

    Waww አፋፃፅማ 100%❤

  • @abduamer7073
    @abduamer7073 ปีที่แล้ว +1

    ስልሚ
    ብቐዳምነት ምስጋናይ ንነብሲሄር ዳኒኤል ጻዕዱ (ወዲጻዕዱ) ብዓቕምታት ድርሰቱ ካብቶም ቡሉጻት ደረስቲ ሃገርና ሓደ ብምንባሩ ሓበን ሃገርና እዩ ኣነ ካብ ዝተኻታተልኩወን ክልተ ተኸታተልቲ ኣፍላም ሃገርና ሰልምን ማጨሎን መሳጢት ብትሕዝቶ ተልእኾኣ ከም ደቂሰባት በዳልን ተበዳልን በብዎጎኖም ዝበደለ እቕረ ክሓቱ ንተበዳሊ እቕረ ይኹንካ ክብል ንናይ ዘልኣለም ፍቕርን ሰላምን ዝነብሩላ ሂወት እትምህር ካብ ማጨሎ ብዓሰርተ ዕጽፊ ብልጫ ሂበያ ኣለኹ ከምኡ ኑኹሎም ተዋሳእቲ ሰልሚ ምስጋናይ ይብጽሓዮም ብፍላይ ምስጋናይ ንመኣዛ ጽሃየ (ኣውራ) ክምኡ ንቶማስ የማነ ኣበራ (ኣራም) ከማኹም የብዝሓዮ ፈጣሪ ካብ ብልቢ ዘፍቅረኩም ዓቢ ሓውኹም ማሓመድ ዓምር

  • @peaceforTigray
    @peaceforTigray ปีที่แล้ว +3

    ሕቶይ ኣውራ ኣብ Reality ሂወትኪ ኸ ከመይ ኢኺ

  • @Eri_dahlak_islands
    @Eri_dahlak_islands ปีที่แล้ว

    thanks deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️

  • @Erisunentertainment
    @Erisunentertainment ปีที่แล้ว +14

    ብ ትፈትዎምን ስድራቤትኩም በጃኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ።የቀንየለይ

  • @meerygalbayrye6754
    @meerygalbayrye6754 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ፊሊቲ ፍልሚ እያ ተትቅፅልዋግን ብዝያዳ ፍሊቲ ምኮነት ነይራ ብዝተረፈ ንኩሉኩም አባላት ሰልሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️