ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን/ድሕሪ ድብርኽርኽ ዘሎ ዕድል፣ጌታቸው ደብረፅዮን/እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ትግራይ /tigray

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • #tigray #ethiopia #tigraynews #ethiopiannews
    This stream is created with #PRISMLiveStudio

ความคิดเห็น • 41

  • @Dhf-o2f
    @Dhf-o2f 24 วันที่ผ่านมา +2

    Tsbuk Eu nay sebat Rieto msmae ketslulu👍👍👍👍👍💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️

  • @awalomtube
    @awalomtube 23 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት ኣብዚኣ ማ☝ @ሃገር ተክ/ብርሃን እዛ ቀጥታ ፈኖወ ተትደግማ❤ ብዙሕ ሪእቶ ኣለና🙏

  • @gebrugeredhane743
    @gebrugeredhane743 24 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ዝተኸተልክምዎ አፀዋውዓ ከምናተይ እምነት ትኽክል እዩ ::

  • @santiyago7635
    @santiyago7635 23 วันที่ผ่านมา

    ኑሁር ኑሁሮም ምስ ደብረጽዮን ! ሙሁር ሙሁሮም ምስ ጌታቸው!ምኻኖም ፀገም የብሉን። መፍትሒኡ ድማ ቱሙሁር ይምራሕ! ቱኑሁር ይስራሕ።

  • @user-bu1ym4gs8v
    @user-bu1ym4gs8v 24 วันที่ผ่านมา +1

    ይስማዕሎ

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 24 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ኤርትራ ሚድያ ተከታተለን አድለይ መልሰታት እውን ሀበለን

  • @meresahagosmeresahagos9575
    @meresahagosmeresahagos9575 24 วันที่ผ่านมา +2

    ይስማዕ እዩ

  • @tesfomhagos
    @tesfomhagos 24 วันที่ผ่านมา +1

    1111

  • @mmxxAlal
    @mmxxAlal 23 วันที่ผ่านมา

    ይስማሎ

  • @bombina65
    @bombina65 24 วันที่ผ่านมา +1

    Tikkl

  • @AmanuelWeldeslassie
    @AmanuelWeldeslassie 24 วันที่ผ่านมา +1

    1

  • @almazyehdego4802
    @almazyehdego4802 23 วันที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AsmelashGabzgi
    @AsmelashGabzgi 23 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው ብሓሳ ከእምን ዘኽእል ቡቁዕ ምኽኒያት እነተሃሊዎ ንምንታይ ጉባኤ ምካያድ ይፈርሕ ደገፍቱ ሒዙ አብ መድረኽ ዘይካታዕ ?

  • @DawitWm
    @DawitWm 23 วันที่ผ่านมา

    ንሕና ንፈልጦ ብደብረ ፅዮን ዝምራሕ ህወሓት ኢዩ በጌቾ ዝምራሕ ብልፅግና ኢዩ ። ነጥቢ

  • @HilufKebedom-y1i
    @HilufKebedom-y1i 23 วันที่ผ่านมา

    ኣይትሓስው መንነቶም ዘይፍለጡ ማለት ንኣደ ትግራይ ኣይኮነን ።ሓሳውት እዚ ትብልዮ ዘለኺ ምጥላፍ ሓሳብ እዩ

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 23 วันที่ผ่านมา

    ካብዝገርም ካብቶም ተጋሩ ዞም ኤርትራዊያን ሐሳቦም ፍትሐዊን ርትዓዊን ንሐድነትን ድሕንነትን ዝጠቅም እዘን ተጋሩ ግን የሕራኻ

  • @mmxxAlal
    @mmxxAlal 23 วันที่ผ่านมา

    1😊

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 24 วันที่ผ่านมา

    ብጣእሚ እዬም ተሳሂቶም ግን ናይ ትግራይ መንግሰቲ ከጣናከር አለዎ እቶም አባላት ግን ኮፋ ኢሎም ይዛረቡ እንተዘይኮየኑ ዝጉዱኡ ቀዳመይ ባእሎም እዬም TDF አብዚ ታሪካዊ ጊደ ከፋፅም ንፅበ

  • @user-xn5fh7un3x
    @user-xn5fh7un3x 15 วันที่ผ่านมา

    ገታቸነይ አበይመገድ ሐዙዘጋዚ ዘሉአዩ ደበረጸነ ንህወዝብ ዘጋድል።ፃደቃን አበዘይ ስረሑ አይቱ ።ቀመ አንተሓልው ምስ ሳያሞራን መስመለስ አመበረ መሰህዝብትገራይ ከኽውን የበሉን።

  • @tekleweynitsdesse6799
    @tekleweynitsdesse6799 24 วันที่ผ่านมา

    111

  • @LovelyBoombox-dk9wp
    @LovelyBoombox-dk9wp 24 วันที่ผ่านมา

    Ysma alo

  • @mmxxAlal
    @mmxxAlal 23 วันที่ผ่านมา

    ግዘያወ ምምሒረ ንታይ አብግባየ አታዩ ዘይሳተፈ አላይ ብዘየገስ ኪሳተፈ ነረዎ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 24 วันที่ผ่านมา

    ሐፊትና ዙበለቶ ትክክል እያ እታም አብ 27አመት ዚነበሮም ቂም እዮም ከምዘዪሲማእሙኦ ዚገብሮ ዘለዉ እተፈለጠ እዩ

  • @tsegaizewelde7215
    @tsegaizewelde7215 24 วันที่ผ่านมา +1

    All media is carried away with the division of tplf which is very bad.
    All media and political parties have failed Tigrians big time.
    The media should assess for different options and alternatives.
    Over a million tigrians are dead and still dying in a systematic way. Tigrian enemies are laughing for this power hunger in tigray.
    Shame on all of you.
    The best option is to work with our neighbor tigrigna speakers.

  • @user-li4iz2pg1o
    @user-li4iz2pg1o 24 วันที่ผ่านมา

    ካብ አዲሰ አበባ እየ ብጣእሚ አሻቂሎምና ንህዝቢ ከብሉ ዝከፋልዎ ነገር የለን የህዝን ህዝብኮ ነአቶም ከድህን ኢሉ ዘከፈሎ ዋጋ ረሲኦሙዎ

  • @genetzerihun5658
    @genetzerihun5658 23 วันที่ผ่านมา

    ተኽለብርሃን እዛ ትናገእ ዘላ ተፃራፊት እይ አይተእት

  • @Awell-w4k
    @Awell-w4k 24 วันที่ผ่านมา

    ነትና ፎረም ሚድያ እየመሁህ ነኝ ትግርኛ እሳማለሁ መፀፍ ስለሚቸግረኝ አሰተየየቴን በአማኛ ለመፀፍ እገደደለሁ እኔ ጥሎብኝ ትግሬንና ትግርኛን እወደለሁ ማንኛውም አይነት ችግር ስጋጥማቸው እንደግሌ የማኛል ፈጠሪ በቀችሁ ይበለቸው
    ብዬ አንታ እንደልከው ሁሉ ችግረቸው ከዚህ ጨለማ በኋለ የሚነጋለቸው ይመሥለኛል ነጋር ግን ሁሉም ትግረወይ በሚሳጠው አስተየየት ውስጥ ጠለት ጠለት በሚል በግረና በቀኝ ጠለት ከመብዛት ጠለት ቀንሶ ወደጅ መብዛት አይሻልም ወይ?ሀህዝብ ከህዝብ ጠለት ዬለም በተለይም የትግረይና የኤርትረ ህዝብ ፈቅር ነው ስል የለመገነን በመስረጃ ነው

  • @solomonageze2076
    @solomonageze2076 24 วันที่ผ่านมา

    And guy
    Mr. Eitan do your own business

  • @user-lw5cb3uw8u
    @user-lw5cb3uw8u 23 วันที่ผ่านมา

    ሐደጋ ዝገብር ዘሎ ጌታቸዉ እዩ

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ካብ ዩኤስ ትድዊል ዘለኻ ወዲ ጎሓፍ ድቃላ እና እና እንዳበልካስ ኤርትራዊ እየ ትቢል ዕድሜኻ ምሉእ ጃኬትካ ክሳዕ ዝዘብል ክትቁንቁን ኢኻ ካብምታደኻ ዘምጻኻዮ ኤርትራ ወዲ ቆማል ኣይትሓፍሩን ድኹም የሕዋት እና ትብሉ ኣይንደሌኩምን እና እባ እዛ ነብሰ ምትሓት ዘይትገድፍዋ በቃ የሕዋት ኣይኮናን ምሳኹም እሾኽ ዝኾንኩም ጎሬቤት ኣይትረኽቡናን እኩም እንተ ህዝቢ ትግራይ ግን ምሕረት የውርደሉ

    • @awalomtube
      @awalomtube 23 วันที่ผ่านมา

      ኩቡር ሓው ...ቆማል፣ዕሾክ ጎረቤት... እንዳበልካ ሲ "ምሕረት ህዝቢ ትግራይ" ትደሊ ኣይትመስልን!! ፈተካ ፀላእካ እታ ሕጂ "ኤርትራ" ንብላ ዘለና ርስቲ ተጋሩ /ትግርኛ ዝዛረብ ህዝቢ እያ።ጉዳይ ጂኦ ፖለቲካ ኮይኑ መረብ ምላሽ ተቆሪፁ "ኤርትራ"ዝብል ስያመ ስለዝተውሀበካ ኣይኮነን...ስለምንታይ ሲ ወላ ሕጂ ብታ ኣፍካ ዝከፈትካላ ብ"ትግርኛ" ምሽ ትፃረፍ አለካ ። ትግርኛ ትዛረብ ኤርትራዊ ስለ ዝኮንካ "ዝያዳ" የክብረካ 🙌ፀርፊ ናይ ድሕረት እዩ. ሓሳብ ተለካ ብመርትዖ•••!!!

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 24 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ ረዳ ናይ በል በል እናተብሐለ ዚዛረብ እዩ ዚመሲል ብሰብ ዚምራህ ይመሲል ካልአይ አብ ሚዲያ እተገበረ ናይ ኤሪትራ ባአል ሲልጣን ፈትለወሪቂ ናብ ሲልጣን ትመጺእ አላ እናተብሐለ ምዚራብ ????????ጌታቸው ረዳ ከአ አብ ሚዲያ ወጺኦ ናይደገ ተአምሚኑ ህዉሐት ጠርነት ከኪከፊት ይደሊ እናበለ ምዚራብ የሂፊሪ ሐደ ንትግራይ የሂፊሪ

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 24 วันที่ผ่านมา

    አዚ ካብ ሎንደን ደዊለ ዝበለ ብዛዕባ ባድመ ዝበሎ ኣይቕበሎን።ባድመ መሬት ኤርትራ አዩ። ሰላም ንትግራይ ግን ንምነ።

  • @LovelyChameleon-ix7bx
    @LovelyChameleon-ix7bx 24 วันที่ผ่านมา +1

    በል ድሕሪ ሕጂ ብሎክ ኪገብረካ እየ ናትና ፎሩም ይካታተለካ እንድየ ኔረ እዛ ተጋሩ እና የሕዋት እና ትቢል ቃል ትዛረብ እንተኾንካ ወዲኤ ኣለኹ ምሳኻ ጎሮባብቲ ተበልካኒ ኪቕበለካ እየ የሕዋት እና ትብል ቃል እንተ ኣምጽኻ ግን ምሳኹም ግደፍ የሕዋት ክንከውን ጎሬቤት ምኻና ከማን የሕዚነኒ ኣሎ

    • @mizaanberhane4002
      @mizaanberhane4002 23 วันที่ผ่านมา

      ንዓኻ ሓወይ ዝበለካ የለን, ነዓኻ ተረፍ መረፍ ደርጊ, ነቶም አሕዋትና ኢዩ አሕዋትና ዝብለ.

    • @NatnaForum
      @NatnaForum  23 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበልና

  • @Gmedhin-hv8qs
    @Gmedhin-hv8qs 22 วันที่ผ่านมา

    1

  • @amareatsbha6087
    @amareatsbha6087 24 วันที่ผ่านมา

    1

  • @user-bu1ym4gs8v
    @user-bu1ym4gs8v 24 วันที่ผ่านมา

    1

  • @gebrehiwetdesta9837
    @gebrehiwetdesta9837 24 วันที่ผ่านมา

    1

  • @teklayasgedomteferi2653
    @teklayasgedomteferi2653 24 วันที่ผ่านมา

    1