ሰበር 🚨መቐለ-ንሹመት ደብረፅዮን ኣይንቕበልን/ጌታቸው ስጉምቲ/ኣብይ መራሕቲ ትግራይ ብህፁፅ ፀዊዑ/ኢትዮጵያ ምስጓግ ኤርትራውያን -4 December 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 52

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanku. Ato. TEKLAY. I AM PROUDE OF YOU ❤

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ካብ ታ ዘሐዝዋ ስልጣን ንዘይምውራድ ሐዚ ተጎይዮም ክፍለከተማታት መግለጺ ዘህባ ዘለባን ።ርስቲ አይኮን ያእኽለኩም ህዝቢ አይትረብሽዎ

  • @GidenaMedhin
    @GidenaMedhin 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምቅናይ ጥራሕ!!

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓበረይታኻ ኣስተኻኽል

  • @zebibaosman9282
    @zebibaosman9282 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Tdf አድኩም ሐልዉዋ ከትፈርስ ዝኩሉ ደም ፈሲሱ እዩ ።

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጃሳዊ ብርሃነ ይእተዋ እስቲ ዳአ ዛቤት ፅሕፈት

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Briiii

  • @DanielZewdu-g7e
    @DanielZewdu-g7e 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ተክላይ ማለት መን ምኳኑ ጠይቁዎም አብ አድያቦ ዝነበረ ውግእ ዝተረፉ? ብጣዕሚ ባዓለገ ካሕዳም ቁስላት ዘወደእኣ እዩ። ግን ትግራይ ዘይተዓደለት ብዝቀትልዋ ትምራሕ እያ።

  • @Gemechis-m2u
    @Gemechis-m2u 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይትሐሱ መቐለ ናይ ጌታቸው አይንቕበልን ኢና ዝበልና

  • @CheerfulDirtBike-bf2mb
    @CheerfulDirtBike-bf2mb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማሓደርቲ ክፍላተ መቀለ ዝተወሃበ መግለፂ ትኽክልን እዋናውን እዪ

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትኽክል ሓቂ ትስዕር
    ጉጅለ ስብሓት ጉጅለ መንከራ ፀሓይ ዓሪባቶ

    • @ArayaTareke-m9n
      @ArayaTareke-m9n 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዱዙዝ ዶማ ኢኻ

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዞም ናይ 3 ዞባታይ ዑሱባት መራሕቲ ዝመርሕዎ ህዝቢ ተደፊኑ ዋይ ህዝበይ

  • @berhanegebreselasie2639
    @berhanegebreselasie2639 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    We pray for Tigray. Hands off the the truth.

  • @MeredKinfergb
    @MeredKinfergb 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ተኽላይ ቁፅሪ ኽልቲ ፎሽላኽ

  • @endadago
    @endadago 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓሰውቲ ፣በየናይ መፅናዕቲ ኣረጋጊፅካዮ?ኣበይ ኮይንካ ኣረጋጊፅካዮ?ብስሩውን ዘገባኻ ሕውስውስ ዝበለ እዩ፣ሼር ላይክ ግበሩና ድማ ይብል፣ሼር ላይክ ብምግባር እንተትጠፍኡልና ምገበርና ነይርና።

  • @engdagizaw3233
    @engdagizaw3233 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አቱም መሕፈርቲ አብ ክልተ ዝትመቀልኩም ከዳዕዓት ምስ ቀታሊና ታዋግዑ ኻብዳማት ሕሊና ዓለኩም ልማንኛውም TDF ጀነራላትን ሰራዊትትን እናሓለየ ዓይናሓፍርን ንስኾም ምስ ቀታሊና አውጉዑ ደሓን ።

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓሳዊ መራሕቲ ሠራዊት ኣብ ናይ ሓደ ጉጅለ መማኸሪ ኣይኸውንን፣ ክሣዕ መዓስ ይኸውን እንዳ ስብሓት ነጋ እናሓሰኹም ክትነብሩ??

    • @AmirNuru-l3t
      @AmirNuru-l3t 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣይትሓሱ ምስ ሰራዊት ኣብ ጎንና እዮም ክብል ኣይሰማዕኻን፡ ንምንታይ ትሕስዉ ኣለኹም?

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አዚ ሚድያ ን ጌታቸው ስለዝፈቱ አይኮነን ። እንታይ ድአ ድሕሪ ጌታቸው ህዝቢ ትግራይን መሪሕ ድርጁቱ ( ሕወሓት ) ተጠናኺሮም ክወጹ እዮም ዝብል ናይ ፀላእቲ ስግአት ስለዘሎ እዩ ። ምኽንያቱ ናይ ኤርትራዊ ሚድያ እዩ ።

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተኽላይ ቱቦ ሓው ሃይለ ራምቦ😂😂😂😂

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺታት ተጋሩ:: ግን ክቡር ጠ/ሚ ንመራሕቲ ወያነ ናብ ኣዲስ ኣበባ: "ንስኻ ኺድ: ንስኻ
    ምጻእ,, ንስኻኪድ,,,,,,,,"
    እናበለ: ከም ኣዋፍራ ንህቢ ይጻወተሎም ኣሎ::!!!!!!!!!. እቲ መኽንያት: መሪሕነት ወያነ: ንኻልኦት እናተማእዘዘን ኣህጉራዊ ሕጊ እናጠዓሰን ዕርቅን ሰላምን ! ተሓሲሙ: እቲ ተኸፈለ ዋጋ ረሲዑ ከም ማንትለ ይዘልል ስለዘሎ!!!! መጻኢ ሓቢርና ንትዓዘብ!!!!!!:: ሰናይ ንህዝብታት!!!!!

  • @Yanshetkahsay
    @Yanshetkahsay 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የለን ሑሓት ሐዚ እንተረኸብኩምዎ እውን ብምርጫ ትባረሩ ኢኹም 12:50

  • @anwarmohamed-bf4hu
    @anwarmohamed-bf4hu 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጉጅለ ዛርቲ ምስ መቐለ ተፈላልዮም

  • @DoofenSchmerz-ok2qq
    @DoofenSchmerz-ok2qq 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶🌶

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘይበለ ። ሰራዊት ትግራይ ክጥቀምሉ ስለ ዝደለዩ እናገነኑ የቕርቡ ኣለው ንምንታይ?

  • @kidanetesfay7123
    @kidanetesfay7123 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እታ ዋና ከተማና ከተፍርስዋ ዲኩም ትደልዮ።

  • @Yanshetkahsay
    @Yanshetkahsay 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የለን ሑሓት ሐዚ እንተረኸብኩምዎ እውን ብምርጫ ትባረሩ ኢኹም

  • @Kidane-y1n
    @Kidane-y1n 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክኸውን ዝግባእ ንቲ ብውዕል ብብሪቶሪያ ዝተቐመጠ መንግስት ምድጋፍ እዩ።

  • @AmirNuru-l3t
    @AmirNuru-l3t 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰማዕቲ ግን፡ ሰራዊትና ምሳና እዩ ዝብል፡ኣይገለፀን። ሃገር ተኽለብርሃን ግን እቲ ሰብኣይ ዘይበሎ ከምዝበለ ጌርካ ንምንታይ ትገልፅ ኣለኻ?

  • @tamutafu528
    @tamutafu528 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ESEKE. NE. HIZEBE. TIGERAY. KEBERE. YEHALEKUME. HHADE. AYENETE. NAYE. LEBENETENE. ZEYEMKBEBARENE. AYETEGEBERU.NEZE. KUBURE. HIZEBE. AKBEROTE. YEHALEKUME.

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    bejaka athasu haki tezaerb

  • @Matebkom
    @Matebkom 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ይርዳአሰኹም ትርጉሙ እዚ ወዲ አይርደኦን ሕዝቢ ትግራይ ግና መለስ አብ አዲስ አበባ እንሓለየ ንፈልጦ ኢና
    ኸዝውን ብወበኣሰ መንገዲ ተጠየቅቲ ክሕተቱ አለዋም ተጋዳላይ ጌታቸው ጀነራል ፃድቃን ኸዝውን አይተ አሰፋ
    መኽፈቲ አፎም ሓሰውቲ መናእሰይ ህወሓት ንምሕሳው ድጋፍ ዘተኧኻኽብ ሓይሊ ንሽሙ መናእሰያት አብ ህወሓት ትጋለፅላ እያ ዘላ ከምተን ካሊኣት ናይ ፖሎቲካ ተጋሩ እንበር

  • @hailegebrekidan1269
    @hailegebrekidan1269 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንሱኩም ንከብድኩም እበር ምእንተ ትግራይን ህዝባን ዘሓስብ ህሊና የብልኩምን። ጌታቸው ካብ ህወሓት ክሳብ ዝተባረረ ስልጣን ህወሓት እውን ክለቅቅ ግድን እዩ። ብጉባኤ ዝተወሰነ ውሳነ ክትግበር ግድን እዩ።

  • @HayelomAraya-o5g
    @HayelomAraya-o5g 21 นาทีที่ผ่านมา

    ዋይ ውርደት ሲእርካስ ትሰኧር ቲዲኤፍ ተዋሪድኻ

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አነ ዝገርመኒ ናትኩም ዘይትገብሩ አብይ ብወይነ ዝተገብረሉ ኩናት ንክቅልብስ ናበይ ከይዱ ድዩ የእዉዩ ከመይድአሉ ካልኦት ሃገራት ከምኡ እንተገበራ ነዉሪ ኮይኑ ዝስመዐኩም ተገርሙ ኢኹም።ወይነ ብሻዕብይ እዩ ስረ መሊሱ አራት ኪሎ ዘእተዎ ንወይነ ከአ ኤረትራዊ ቅልጽም እዩ ግን ከሐድቲ ኢኹም።

  • @tigrayhumor
    @tigrayhumor 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩንታል ሓሶት ። ዘይፀረየ ሓበሬታ ።

  • @Ala-o3x
    @Ala-o3x 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣናብስ ኩሉ ክነብርን ክቅየርን ክምዕብልን ክዕንገልን ክረውን ንዝደሊ ህዝቢትግራይ ኣብ ጎኒ ግዝያዊ ምምሕዳር ጠጠው ይበል

  • @Yanshetkahsay
    @Yanshetkahsay 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የለን ሑሓት ሐዚ እንተረኸብኩምዎ እውን ብምርጫ ትባረሩ ኢኹም 12:50

  • @Yanshetkahsay
    @Yanshetkahsay 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የለን ሑሓት ሐዚ እንተረኸብኩምዎ እውን ብምርጫ ትባረሩ ኢኹም

  • @Yanshetkahsay
    @Yanshetkahsay 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የለን ሑሓት ሐዚ እንተረኸብኩምዎ እውን ብምርጫ ትባረሩ ኢኹም