ሰበር ዜና🔥 ትግራይ ውዲታት ፈሺሎም/ ኣብይን ኢሳያስን ጀሚሮም/ ውርደተኛ ጉዕዞ ንሽዋ ቀፂሉ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 65

  • @ትስፍውመፃኢ1718
    @ትስፍውመፃኢ1718 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ካብዚ ህዝቢ ዘይተፈጥሩ ውረደተኛታት ሓተላታት!!

  • @tirhasgebre3420
    @tirhasgebre3420 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይ ዞም ወርደተኛታት!!!ከብዚኦም ንላዕሊ ፀላኢ የብልናን

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላምኽ ያርአየና ትግራይ ዓደይ ገርምና እዩ ዘሎ ዋ 👏💙

  • @petrosabraha7220
    @petrosabraha7220 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርሃነ ብቅልዑ ጸረሰላም ንህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ኣረጋግጹ

  • @WediMemher
    @WediMemher 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኩሎም ሽዋ ከይዶም ኢድ ዝነስኡ መራሕቲ። መሕፈሪ። ትግራይ ከም ሎሚ ተዋሪዳ ኣይትፈልጥን።

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ህጂ ዘሎ ወያነ ናይ ጎሃፋት (ሃተላ)ስብስብ እዮ፡ ዞም ለባማት ዳኧ ተሰዊኦም እንዶ።

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዚ ብርሃነ ዝብሉዎ ግን መን ወኪሉዎ እዩ መንሰይ መንእሰይ ዝብል ዘሎ??

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጌታቸው ረዳ ከ ህዝቢ መሪጽዎ ድዩ ክመርህ እየ ዝብሎ?

  • @Muez_Gidey
    @Muez_Gidey 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💛❤️

  • @SesenHadish
    @SesenHadish 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እወ ጋዜጠኝነት ማለት ከምዙይ እዩ፡

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብውሕዱ ኢዩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @alguyonas3312
    @alguyonas3312 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam ❤❤

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
    @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ገዛና 👏

  • @fisshadesta
    @fisshadesta 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    መራሕቲ ህወሓት ካብ 2005 ዓ/ም ጀሚሮም ድኹማትን ወረዳታት እዮም።

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thank you Keidu Keidu not Zuro Zuro.

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Please respect Tigrinya .! Not Minghilita'e say Mikilibat. I love Tigrinya mother language .

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bal men eyom selam keysefn zserhu zelwu hakiba tezarebu

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 31 นาทีที่ผ่านมา

    ብርሀነ ዝበሀል አተሀሳስበኡ ከምቲ ዐይኑ ጠምባር እዩ

  • @alemtesfamichael2121
    @alemtesfamichael2121 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰብ ዝሰኣንካ ይኣክል ድሕሪ ሕዚ ዝሞተልካ የለን

  • @SeyoumBerhe-t1q
    @SeyoumBerhe-t1q 27 นาทีที่ผ่านมา

    ዓለም ለኸ ሙሁራት ትግራይ ቁፅሪ 1 ደመኛ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ኢኹም ናይሙሁራት ውክልና ከተወከሉ ዕሉል ፀላኢ ተጋሩ ፃድቃን ዋና መቃኛ አተቃላይ እዩ።ዓለምለኸ ለሁለት ብውልቀ ስባት ዝተመረፀ ድአንበር መመራት ተጋሩ አይተኻፈልዎን ንባዕልና አይተነገርናን

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🤧🤧😭💔💔💔

  • @amanhagos6496
    @amanhagos6496 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክልቲኦም ቡዱን አሰረካ ምግልጋል

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 50 นาทีที่ผ่านมา

    ኣሉላ ናይንጀርኡ ጥራይ ይግበር,:: ናይትግራይ ፖለቲካዊ ጉዳይ ንትብዓልዋና ህዝቢ ትግራይ ይግደፈሉ :: ስቕ ኢሉ ናይእንጀርኡ ምግር. Mhasho😚

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 38 นาทีที่ผ่านมา

    ነትግራይ ሕዘቢ ዘይምጥኑ አህባይ

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቦታ ሒዝኩም ከተውጹዎም ኣልኩም እምበር ኣብ በረካ ክትድርብይዎም ጌጋ እዩ፡ኣበይ ይወድቁ። 😢😢😢

  • @adwawoldearegai
    @adwawoldearegai 51 นาทีที่ผ่านมา

    ኣሉላ ናይንጀርኡ ጥራይ ይግበር,:: ናይትግራይ ፖለቲካዊ ጉዳይ ንትብዓልዋና ህዝቢ ትግራይ ይግደፈሉ :: ስቕ ኢሉ ናይእንጀርኡ ምግር ምሓ😊

  • @teklaybelay1367
    @teklaybelay1367 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ata nmen ntharobo

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 25 นาทีที่ผ่านมา

    Higidef kab kunat wetsae kinebir ayikielin. Eseyas jusus tsibuk zeyfetu kifue merahi eyu. Kitefie tiray eyu zelewo.

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 35 นาทีที่ผ่านมา

    Tigray fo tiabi merahti hiwehat ezom debretsionin getachewn felikum awegidiwom entezeykoynu nibaelom eya tijefiom arekibiwom babyom keteltom.

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Shaebiyan tplf n LEBA GRGR MS ZIHLU TIRAH EYU ZEMETTE ZIREKB.SO PEACE IS FAR AWAY FROM THEIR SMALL MINDS.

  • @tesfayghebremedhin5176
    @tesfayghebremedhin5176 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tigrinya Kibretna ! Not Mitinikarsay Mihiyal or Midildal

  • @freeomkesete1306
    @freeomkesete1306 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እቲ ህዝቢ ኤርትራ ጸማም ዩ ። ምንም ክመሓየሽ ዘይክእል

  • @gebremedhinhadera4652
    @gebremedhinhadera4652 34 นาทีที่ผ่านมา

    አብይ አህመድ ኩንኩሪት አሲሩ ብኡ አቢሉ እንተዘጥፈኦም ሕዝቢ ትግራይ ዘለአለማዊ ስላም ምረኸበ ነይሩ

  • @geryeabraha8784
    @geryeabraha8784 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርሃነ ገ/ግስ ድሑርን ውዱቅን ፓሎቲካካን ጠቢስካ ብልዓዮ ንስካን ከማካን ካብ ፓሎቲካ ትግራይ. ክትእለዩ ኣለኩም በለፀኛ መጣጢ ደም

  • @meharihaile9372
    @meharihaile9372 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክንደይ ታሓምቁ ኢኩም ኣንቱም ተጋሩ እቲ ስራዊት ኑኩሎም ኣሲሩ መሳጋገሪ መንግስቲ ዘይገብሩ ወዲ ውረደ ወለል ክብል ትግራይ ካብ ኢዱ ትመሉቅ ኣላ ሰነፍ ዝኮነ ጀነራል ፡

  • @SahleTeklegergish
    @SahleTeklegergish 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢንታይ ክጅምሩ ሓብትና ኩናት ፡።ኣብይን ኢሰያስን ቀንዲ ይዕሩኽ ኢዮም።ኩናት የለን

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ባርነት ወይስ ነጻነት ሃዲኡ ምረጽ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@AyalewAlemu-m5yዝገርም እዩ ሎሚ ንአሰብ ዝሰጎጎም የጽርዩም አሎ ን ኤርትራውያን ግና ተጋሩ ጽባሕ ድማ ንኣኻትኩም ኢትዮጵያ ትጠቅመና ትብሉ ተኾይንኩም ትግርኛ መንነት ክትጠፍ አለዋ.

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    300 ዶ?

    • @tbstig
      @tbstig  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እወ 300

  • @yordanoskidane7897
    @yordanoskidane7897 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    666

  • @abrahatsadik652
    @abrahatsadik652 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezi brhane zbehal gleseb kskel alewo.hzbi nenbaelu kkalel eyu zserh zelo.

  • @iamfree347
    @iamfree347 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❌❌❌❌❌❌❌👎👎👎👎👎

  • @AfariMadSleuth.ExportedSalt
    @AfariMadSleuth.ExportedSalt 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቀውስ ውሻ