"ማሕረ-ቁጠባዊ ፅልዋና ክዓቢ ንደሊ እንድሕር ኮይና ምስ ኤርትራ ክንሰርሕ ኣለና" ቃለ መሕትት ሃያሉ ጎዲፋይ- Hayalu Godifay/Brakhe Show

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 257

  • @ararbb1234
    @ararbb1234 ปีที่แล้ว +8

    ከማካ ንፍዓት ተጋሩ ይብዙሑለና ነዚ ክልቲኡ ህዘቢ ክጥዕሞ እንበር ሕወሓት ዕብዲት ነዚ ሚሰኪን ህዘብ ተግራይ ለኪማቶ ጠፊኣ ኔራ “ሰላም ንሀዘቢ ኤርተራን ❤️🙏❤️ንህዝቢ ተግራይን

  • @ftsumsbhatu6790
    @ftsumsbhatu6790 ปีที่แล้ว +20

    ብሓቂ ካፍቶም ብዙሓት ዓጃዋት ዝተፈለኻ አካል ኢኻ ብሓቂ በሊሕ ሓውና ዶብ ኤርትራ ክሕንጸጽ አለዎ ሰላም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ።

    • @God-db9vp
      @God-db9vp ปีที่แล้ว

      ኣይተሓንጸጸን ድዩ ክሳኢ ሕጂ፧

  • @itechinfoupdates4006
    @itechinfoupdates4006 ปีที่แล้ว +1

    Your last statement is wise ክቡር ሓዉ ሓይሉ ጎደፋይ👏🏼

  • @tammy3542
    @tammy3542 ปีที่แล้ว +8

    ህዱእ ርጉዕ መስተውዓሊ ፖለቲከኛ ተስፋ ትግራይ ተጋዳላይ ሃያሉ ጎደፋይ

    • @BrightHope-HorizonMedia
      @BrightHope-HorizonMedia ปีที่แล้ว

      ናብ ኩናትን ህውከትን ዝወስድ መማረጺ እንዳሰበኸስ መስተውዓሊ!

    • @tammy3542
      @tammy3542 ปีที่แล้ว

      በቃ ርእስኹም ብልኾነይ ለይኾነይ ስለልመልአ ኹሉ ወግዒ ፅልኢ እዩ ልመስለኩም።መጀመርታ ሃምዙይ ዓይነት ናምርድዳእ ዓቕሚ ይሃልኹም።

    • @BrightHope-HorizonMedia
      @BrightHope-HorizonMedia ปีที่แล้ว

      @@tammy3542 ጸገም ተጋሩ ምዝራብን ንነገራት ንዓኹም ብዝርድኣኩም ኣንፈት ጥራሕ ስለትርእይዎ ኢዩ። ልዕሊ ኩሉ ክሳብ ሕጂ ንኤርትራን ንህዝቢ ኤርትራን ናይ ምርዳእ ዓቕሚ ኣየጥረኹምን። ንነገራት ክትርዳእ ኣብ ዘሎ ዝረአን ዝስማዕን ገልጠምጠም ጥራሕ እንተተሞርኪስካ ናብ ጌጋን የምርሕ። በዚ ዝሙርኮስ መረደእታን ውሳኔን ናብ ውድቀት የምርሕ። ነዚ ዘይረአን ዘይተሰምዐን ክትርእን ክተሰምዕን ምስዘይትበቅዕ ምንባርካ ኩሉ ጊዜ ኣብ ውድቀት ይኸውን። እቲ ዝኸፍአ ኣብ ትግራይ ሕጂ ዘሎ ተማሂረ ዝብል መንእሰይ ብትዕቢት ዝተመልአን ክብሪ ናይ ካልኦት ህዝብታት ኣብ ግምት ዘየእቱ ምዃኑን ኢዩ።

  • @jubilee_john4862
    @jubilee_john4862 ปีที่แล้ว +1

    Smart man! Keep it up.
    If Tigray made peace with Eritrea, they can survive as an independent country….. negotiate access to the sea with Eritrea (for fee) and live and enjoy regional co-development together! We Eritreans paid hefty price for our independence and sovereignty. Eritrea 🇪🇷 it’s land and waters (sea/ports) is not for bargains! We have paid blood for Every inch of the land and sea shores. Please hands off from our territory. Peace lovers will eventually win! Period!

  • @alemtesfa1427
    @alemtesfa1427 ปีที่แล้ว +2

    If 10 people like this guy available before 20 years Eritrea and Tigray will be in great development best Place in Africa.

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 ปีที่แล้ว +8

    በጃኹም በጃካ ሕውሓት ካልእ ዘጽነቶ ሓይሊ የለን ንህዝቢ ትግራይ

  • @bereketfitwi5963
    @bereketfitwi5963 ปีที่แล้ว +11

    ሓያሉ ብጣዕሚ በሊሕ መስትውዓሊ ቀጽለሉ❤

  • @lemlem1974
    @lemlem1974 ปีที่แล้ว +2

    አንበሳ ጎበዝ ንገሮሞ ብሔር ብሔር ኢሎሞ ሕዝቢ ትግራ ኢድካይ እግርኻይ ፊልጠትኮ ትግራዋ ጠጠወ በል ኢሎሞ ናብዝ ውድቀት ዚበፃህና ይገርም ሕዝ እውን አነ እዚ ቤሔረስብ ዝብል አይቅበሎን ብወገን መሬተይ ምስ ሀዝኹ ክፈርስ እየ ዝደልዯ

    • @alemabirhanegebregiorgis4509
      @alemabirhanegebregiorgis4509 ปีที่แล้ว

      Your comment is not progressive please stop spraying contaminated propaganda against others Wouldn't be able to help Tigraians people.

  • @abrhabahta3175
    @abrhabahta3175 ปีที่แล้ว +4

    ናይ17ዓመት ቃልሲትግራይ ዝተጨወየ ኣብቦሌ ቤተመንግስቲ እዩ ዝተጨወየ ድማ ብተጋሩ ሰበስልጣን እዩ ።

  • @abrahamworkneh6365
    @abrahamworkneh6365 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤🙏 ለባም ብሓቂ
    ቃንዛ ህዝቢ ዝገልፀሉን ትንታንኡን ቃላት መስደመሚ እዩ #ሃያሉ ብጣዕሚ ነኽብረካ ሓውና

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ትግራይ ጸገም ህወሃት እዮ

  • @GeezBC
    @GeezBC ปีที่แล้ว +1

    So far Haylu is the only opposition party leader that is competent & consistent.

  • @alemabirhanegebregiorgis4509
    @alemabirhanegebregiorgis4509 ปีที่แล้ว +5

    Thank you Hayalu Godafi for addressing the truth regarding the Tigray issues
    I strongly believe it the issues you are mentioning.

  • @fidleytube
    @fidleytube ปีที่แล้ว +2

    ነመስግን ፅብቅ ሓሳብ 👍

  • @angosomhaile9845
    @angosomhaile9845 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ሓንቲ ብሃራዊ ህላወ ወይ ቃልሲ ክላዓል እንኮሎ ብኣብ ትግሪይ ዘሎ ብሄር ክንሓስብ ወይ ክንልክዖ የብልናን ፍታሕ ውን ከምጽእ ኣይክእልን እዩ፡
    ብዛዕባ እቲ ኣብ ኤስትራ ዘሎ ውን ካብኡ ፈሊና ክንሪኦ ኣይግባእን ህላወናን ጥፍኣትናን ንፍቶ ንጽላእ ብሓንሳብ እዩ።

  • @abrahaleytewelde9290
    @abrahaleytewelde9290 ปีที่แล้ว

    ሓያሉ ጀግና ፅቡቅን ብሱልን ሓሳብ!!

  • @justiceseeker4961
    @justiceseeker4961 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ :: ምዕባለ ናይዚ ክልቱኡ ህዝቢ ኣብ ስምምዕን ምክብባር ሉላውንታዊ ግዛኣትን እዩ

  • @andemariam1763
    @andemariam1763 ปีที่แล้ว +3

    Hayalu l like your idea and I will support your struggle.

  • @siedaisshak3618
    @siedaisshak3618 ปีที่แล้ว +10

    ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን ናይ 9ተ ብሄራት ኤርትራ። Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

    • @selamnokrach2842
      @selamnokrach2842 ปีที่แล้ว +1

      Eritrea zibehal Hager yelen::

    • @filisetawidani8253
      @filisetawidani8253 ปีที่แล้ว +3

      @@selamnokrach2842 neskum kemu belu gena demkum dem kelbi kekwen eyou lomi shalel zebel eritrawi yelen ab reskum alena lementi

    • @naduabaaba9585
      @naduabaaba9585 ปีที่แล้ว

      ​@@filisetawidani8253🇪🇷❤🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍💪💪💪

    • @peaceforall9270
      @peaceforall9270 ปีที่แล้ว

      Jeberti ab behere tigrigna mefelelay ketserhulu endikum senihkum dehri hji gen tegraway hawena ember girebetna aykonen. nesekum christian keablelena u eu hemamkum. Hade hezbi ena mes hezbi tegray. Rashaida eritrawi aykonen. Fenita::

    • @2121b
      @2121b ปีที่แล้ว

      Reality hits different dude. While you fled your country and chose to be social media warrior Tegaru opted to stand their ground.

  • @mebryefshaye1110
    @mebryefshaye1110 ปีที่แล้ว +5

    ሃያሉ ሓያል ሰብ ተስፋ ጽባሕ

  • @itechinfoupdates4006
    @itechinfoupdates4006 ปีที่แล้ว +1

    እቲ እንኮ ጸላዒ ትግራይ እቲ "ንግስነት አክሱም እንሓሰብ እንዳማቱ ክግብት ዝሕቅን ዘሎ 'ኤሊት ትግራይን' 'ዲያስፖራ ተጋሩን'እዩ። እቲ ዘሕዝን እዞም ክልተ ሓይሊ ኣብ ጥዑም ቦታ ኮይኖም ምሽክናይ ብከንቱ ደሙ ዝፈስስ ወዲ ድኻ ምልካሞም እዩ። ኤርትራን ኤርትራውነትን ክጠፍእ አለዎ እናበልካሲ ሕዝቢ ኤርትራ ደቂሱ ይነብር ማለት በሓምነት እዩ። ሰላም ንክልቲኡ ኣሕዋት ሕዝቢ🙏🏻

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 ปีที่แล้ว

    አቦ ዓቅሊ ናይ ብሐቂ ብቁዕ ልባም ሰብ ሀይላይ
    ትግራይ ዓደይ ሰብ ዘይሰአንኪ ብሊ አለምን ፈቶለን ትሕመስ አለኪ አይይይይይይ!!!!

  • @habteabnega5461
    @habteabnega5461 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩ ህዝብኹም ርዱኡ ሰብ ሕማቅ ኣሎ ናብ እንተርቪ ኣትጉዮዩ wake up

  • @negasiyoh6959
    @negasiyoh6959 ปีที่แล้ว +1

    ንፉዕ እኻ ሃያሉ፡፡ መድህን እውን የቀንየልና

  • @alggt4127
    @alggt4127 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ዝገርም ኣገላልፃ ጀግና ሓውና ኣጆኻ ዝሓወይ ❤️❤️

  • @fikiriade1460
    @fikiriade1460 ปีที่แล้ว +1

    Thanks jigna wedi❤❤

  • @berhanekidane8604
    @berhanekidane8604 ปีที่แล้ว +2

    ሃያሉ ጎዲፋይ ካብ ላድንቆም ፖለቲከኛታት ትግራይ ሓደ እዩ።ኩሉና ተጋረኡ ሽኻልና ኣብ ትግራይ ንግበር።ሃያሉ ካብ ዝበሎ

  • @hawashait3260
    @hawashait3260 ปีที่แล้ว +1

    Bhaki bsul eka Tgray ms Eritrea bselam entetaxwo nera ezi kulu shigr aymmexen

  • @musiearegay765
    @musiearegay765 ปีที่แล้ว +3

    ሃይሉ በሊሕ፡ ለባም፡ ተባዕ ተስፋ ትግራይ ፁቡቕ ትንታነ የቐንየልና መድህን🙏🦁❤

  • @danielogmichael
    @danielogmichael ปีที่แล้ว +1

    Keep it up, Medhin. It’s very emotional interview.

  • @berihu7143
    @berihu7143 ปีที่แล้ว +1

    ሃያሉ ንፉዕን ለባምን ፖለቲከኛ። ከምዙይ ዝበሉ ጀጋኑን ኣብዘለውሉ ብዝጃጀወ ኣተሓሳስባ ክንምራሕ ኣይምተገብአን🤔 ሐዚ ግን ይኣኽለኩም ክበሃሉ ኣለዎም። ከም ተጋሩ ኣብ ሓሳብ ንእመን።

  • @kahsagebredessylal7818
    @kahsagebredessylal7818 ปีที่แล้ว

    Btaem xbuk mesatay program

  • @AzaziYohannes
    @AzaziYohannes ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ዓመታት ካብዝተዓዘብኩዎም ለፍለፍቲ ናይ ትግራይ ከምዚ ጋሻ ወዲ ዝልብምን ኣርሒቑ ዝሓስብን ምሁር ርእየ ኣይፈልጥን። ብጀካ እታ ዝበላ ማለት """ኤርትራውነት ዝገሃድ ኣብ ምጥፋእ ትግራይነት እዩ""" ዝበሎ ተጋግዩ። ኤርትራውነት ሱዳናውነት ኬንያውነት ዘሎን ዝነብርን እዩ። ትግራያውነት ከኣ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝገሃድ ብኈረሰብ እዩ። ካልእ እቲኩሉ ዝተንተኖ ዛዕባታት ግን ናይ በሓቂ ብሱል ሰብ ከብሎ ይኽእል። ከምቲ ብዙሓት ኣብ መዓልታዊ ኮመንትታትና ንጽሕፈልኩም ""ትግራይ ሃገር ወይ ክልል ኮይና ብሰላም ንኽትነብር እንተኾይና ምስ ኣምሓራ ዓፋር ብሕልፊ ብሕልፊ ምስ ሃገረ ኤርትራ ክሳነዩ ኣለዎም""" ዝብል እዩ። እዚ ጋሻ ከኣ ኣርሒቑ ዝጥምት ስለዝኾነ ንዓኣ ደጊምዋ። ንሕና ነዚ ሰብ ንምነየሉ ናይ ትግራይ መራሒ ክኸውን እሞ ረብሓ ትግራይ ምስ ካልኦት ተሳኒኻ ናይ ምኻድ ትኽእሎ ንምስኻዕ እዩሞ ተጋሩ በጃኻትኩም ለብሙ።

  • @agdhduhrhrhf2113
    @agdhduhrhrhf2113 ปีที่แล้ว

    ኣነ ንሕዋሓት ብጣዕሚ አየ ዘድንቆ መኽንያቱ ክምዚ ሓሳብካ ክትገልጽ ዘኻለ ናጽነት ስለ ዘለካ እኻ ኣብ ኣርትራ ከምዚ ሓስብ ዝዛረብ ብቐታ ብምስጢር አዩ ዝቅተል

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ካብዛ ፀልማት ዝኮነት ሃገረ ኢትዮጵያ ክንወፅእ ንቃለስ ::

  • @weyanaygebredngl2496
    @weyanaygebredngl2496 ปีที่แล้ว +1

    Hayalu Godifay, you are a wise person. We are proud to have you as one of us. And Medhin, we love you and you are gorgeous and benevolent.

  • @lemlem7065
    @lemlem7065 ปีที่แล้ว +2

    ኣንበሳ ብህዲኣታ ታዛረብ ከለኻ ብጣዕሚ እዩ ፅቡቁ ኣጀኻ በሪቲዕ የስ ኣብ ጎዱኑኩም ኣለና ትግራይ ሃገር እና ንደሊ♥👊

  • @sertsegebremeskel4942
    @sertsegebremeskel4942 ปีที่แล้ว +2

    ስነ ሓሳብ ውድብ ዕንክሊል ( ህወሓት) ሒዝካ ይትረፍ እሞ ሃገር ክንውንን እታ በቲ ዘሎ ሕገ መንግስቲ ትግራይ ተባሂላ ዝተሓንፀፀት ዓድና'ውን ንምርካብና ርግፀኛታት ኣይኮንናን::

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว

      ልክዕ። ህዝቢ ትግራይ ቀልጢፉ ንወያነን ጨናፍራ ክጉሕፈኔ ክኽእል ኣለዎ። እዚ ናይ ህላዌ ሕቶ ኢዩ።

  • @daivex6068
    @daivex6068 ปีที่แล้ว +10

    ሃይሉ ጎድፋይ የቀነልና 🙏🙏🙏

  • @fesehayegirmay
    @fesehayegirmay ปีที่แล้ว +2

    I like the gentleman, he spoke a whole lot of sense. This gentleman knows what he is talking about. I respect how he analyzed the complexity of Tigray political, economical upheaval.l also respect the journalist professionalism.Keep it up. God bless you!

  • @indriasapraha7086
    @indriasapraha7086 ปีที่แล้ว

    ብራቮ ሃይላይ ናይ ብሓቂ ጽቡቑ ተዛሪብካ እሱ እዩ እቲ ሓቂ ህዝቢ ትግራይን መናእሰይ ትግራይን ብሰንኪ ክድምና ወያነ ጌጋ ዝኾነ ቅማረ ማለት ዘየለን ዘይፍጸምን ሓሶት እንዳ ኣስተምሃረትን እንዳ ሰበኸትን ኣብዚ ኣጺሓትኩም ኣብጺሓትና ኣብ ዝኸድናዮ ቦታ ክንፋጠጥ ካብኡ ሓሊፉ ውን ክንቃተል ጌራትና ኣይተ ሃይሉ ከምኡ ውን ጋዘጠነኛ መድህን ከምኡ ውን ኩልኹም ህዝቢ ትግራይ ከይተፈራራህኩም ከይተጓራራሕኩም ነቶም ብሂወቶም ዘለዉ ብዕድመ ሰብ ጸጋን ናይ ሃይማኖት ሓለፍትኹምን ብዛዕባ እዚ ዓለም ክሳብ ትጽንቀቕ ጻሓይ ሐንሳ ብ ብምዕራብ ምስ ጠለቐት ዘይምለስ ሕቶ መሬት ብስሰዐን ዕንደራን ቅድሚ 32 ዓመት ካርታ ክፍለ ሃገር ትግራይ ነቶም ዝበልኩኹም ኩቡራትሰብ ጸጋ ዕድመ ኣኪብኩም እታ ሓቀኛ ዓድና ትግራይ ከይሸርመምኩም ከይ ቆርመምኩም ኣረክቡና በልዎም ንዘልኣለም እዛ ግዝያዊት ምድሪ ብሰላም ክትነብርዋ ንሕና ኤርትራውያን ካኣኒ ሓዳጋት ኢና ክንምሕረኩም ኢና ኢቲ ዘዕበየኩም ሓሶት ወያነ ሓባል በልያ ከይትቕድመኪ ኮይንኩም እዩ እዩ እምበር ኩሉ ከኩፉኡ ባዕላ እያ ጌራቶ ርግእ እልኩም ስኽን ኢልኩም ተመኻኸሩ ተጋሩ ዋኒ ዘይፍጸም ሕልሚ ይኣኽለኩም እተን 27 ን ዓመት ልዕሊ ዓቕምኹም ዝጸቐጥኩም ጸቒጥኩም ሰሪቕኩሙለን ዐሰሪሕኩሙለን ዓዊልኩሙለን ፈራዕ ፈራዕ ኢልኩሙለን ንሕናንሕና ኢልኩሙለን ብኽምኡ ዛኣመሰለ ንወሎዶ ትግራይ ዘመሽመሸ ካብቲ ዘቀደም ንፈልጦ ዉርዙይ ምዕሩግ ባህሊ ዘፈንገጠ ኣዝዩ ነዉራምን ዝቐፍፍን ናጻ ኮይነኩም ተማኻኸሩሉ ተሳማሚዕኩም ኣብ ባይታ ስርሕሉ ዓቕምኹም ካኣ ፍለጡ ብዙሕ ኣይትመጠጡ ኤሊታት ወያነ ተጻዊቶሙልኩም እዮም ከምቲ ባዕልኹም ኣይሰምዕን እየ ዝበልኩሞ ጭራሽ ኣይትሰምዑን ኢኹም ናኣብነት ኣይትኾሩዩለይ እምበር ሓንቲ ባዕለይ ዝፈልጣ ብዛዕባ ዋልቃይት ጓሳ ከለኹ ዝነበረ ኩነታት ንሕና ኤርትራዉያን ቡዛሓት ስለ ዝነበራ ኣብ ዓድና ዝነበረ ሳዕርን ማይን ኣብ ከባቢ ለካቲት ተከዘ ሰጊርና ኣብ ባዓል ጎብለል ባዕኸር ከባቢ ቃፍታ ዓዲ ጎሹን ካልእን ፋሕ ኢልና ንሓንቲ ላም ኣብ ወርሒ በቶም ኣብኡ ዝነበሩ ዑጡቋት ዋልቆቶት ሓንቲ ብር ጃንሆይ እንዳ ከፈልና ክሳብ ፍርቂ ሓምለ ጸኒሕና ማይ ምስ መለአ ተከዘ ጭራ ላማትና ሒዝና ተሻጊርና ንዓድና ንምርቀፍ ንዓመታ ካኣ ከምኣ ንምለስ ኣብ ሰማንያን ሰለስተን ብሰንኪ ወያኒ ጠሪራ ምስተቖጻጸሮቶ ተኸልኪልና ንብለኩም ተጋሩዋኒ ኣብቲ ኣቐዲመ ዘዕልኩኹም ታሪኽ ተጋሩ ዋላ ሓደ ንተከዘ ተሻጊሩ ዝኾነ ይኹን ንጥፈታት ዘካይድ ኣይነበረን ተጋሩዋኒ ኣይትኾሩዩ ሓቀኛ ታሪኽ እየ ዘዕልለኩም ቁሩብ ምታን ክትማራመሩ ንዘላኣለም ሰላም ክትነብሩ ምስ ጎራባብትኹም ኣብቲ ግዜ ቲ ኣብ ግዜ ሕርሻን ዓጺድን እቶም ሽዑ ዝነበሩ ተጋሩ መንእሰያት ንኽሽቅሉ በስመራ ጌሮም ብኣውቶቡስ ሓጂ ሓሰን ተሳፊሮም ብተሰነይ እምኒሓጀር ተሻጊሮም ሰሪሖም ሰሪሖም ቀለቦም ሒዞም በታ ዝመጽእዋ ጌሮም ዓዶም ይምለሱ ኔሮም ብኻልእ ኣይሻገሩን እዮም ምኽንያቱ ኣፋተዉን እዮም ነይሮም ሕሉፍ ሓሊፎም ዋልቆቶት ኣጋጣሚብዘይ ጥሪ ት ክንከይድ እንተረኺቦሙና አረ ናዓ ስቲ ሰብ ዲማ ትግራዋይ የሳራጡዩና ኔሮም ጽቡቑ ጌሩ ካኣይዝከረኒ ኣበ ምንቲምንታይ እዩ እዚ ኩሉ ሽግር ምምራጽ ኩም ኣዚዩ የሕዝነኒ እታ ከም ኩሉ ኣዛ ዓለም ዘሎ ፍጡር እታ እዚኣያ ናትካ እያ አምላኽ መሪጹ ባሪኹ ዝሃበኩም ተመስገን እፎይ ኢልኩም ወለዶኹም ብሰላም ዘይትቕጽሉ ዘይናትኩም ካብዝን ካብትን ቆራሚምኩም ካብ ትጥርሩ ሕጂ ውን ካብ ንሓለፍትኹም ንዘልኣለም ዘይምልስዎ ሕቶታት እንዳ ሓተትኩም ጦቕ ተብልዎም እታ ቀደም ብሓሶት ዛንታ መዋእልና ዘባላሸኹምልና ጌጋኹም ታኣሚንኩም እታ ሓቂ ነጊርኩም ነዚ ብናይ ሓሶት ታሪኽ ነዚ ወሎዶ ዚ ልቡ ብጽኢ ክሳብ ዓንቀሩ መልኢኩም ብእዝኑ ዝሰምዖ እምበር ብዓይኑ ዝራዮ ዘይኣምን ስግነጢር ትውልዲ ፈጢርኩም ነታ ዘዳነገርኩሞ ቄናን መገዲ ኣቕኒኩም ይቕሬታ ሓቲትኩም ገለል በሉሉ ወይን ብስላም ክነብር ኩልና ብሰለም ክነብር

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 ปีที่แล้ว

    Very wise analysis specially about Eritrea.keep up good job.

  • @ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ
    @ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ ปีที่แล้ว +1

    ንፉዕ

  • @tesfuhailu6080
    @tesfuhailu6080 ปีที่แล้ว +1

    Great conversation..

  • @OKbagabrYemane-gm9fe
    @OKbagabrYemane-gm9fe ปีที่แล้ว +3

    እታ ንኻሎኦት ብሄራት ዝገብርዋ ዝነበሩ ከይትመጾም ፈሪሖም ዮም ኪናት ኣዊጆም።

  • @yohannes4558
    @yohannes4558 ปีที่แล้ว +4

    ገመድ ንፍሓሲኣ
    ጉድጓድ ንፍሓሪኣ

  • @YohdegoYosephe-ps1yk
    @YohdegoYosephe-ps1yk ปีที่แล้ว +4

    Brother tigray. Hayalle.godeffay . VERY good progress. The only problem in tigray was a wrong weyane leaders only. We all hope tigray people learn from the past. About ERITREA 🇪🇷 government never being against tigray people. Dirty corrupted leaders of weyane destroy ERITREA 🇪🇷 for 32 years but marriage 💑 with a western countries and united state of America. While. Now enough is enough. Don't blame no body except your wrong regime leaders of weyane. . Get up all tigray people stand together ❤ for your right. Stand against the war. ERITREA 🇪🇷 is very important part of the solution for tigray people. Thanks ❤❤❤ brother from ERITREA 🇪🇷 USA ❤❤❤ 🇺🇸 . VERY good job

  • @aryontak8612
    @aryontak8612 ปีที่แล้ว +2

    እንበርዶ ኣእምሮ ኣሎኩምዩ ተጋሩ? ንህዝቢ ኤርትራ ንዓሰርተታት ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ሪሂጹ ዘጥረዮ ንብረቱን ቤቱን መንዚዖም ብግፍዒ ዘባረርዎ የሕውስትኩም ተጋሩ ወየንቲ እዶ ኣይኮኑን? ባድመ መሬት ኤርትራ ምዃኑ ብቤት ፍርዲ ናይዛ ሓሳዊዛ ዓለም ምስተራጋገጸ ንዕስራ ዓመት ገቢቶም ዝሓዝዎ ከደምቲ ጻዓዱ የሕዋትኩም እንዶ ኣይኮኑን? መቓብር ሓርበኛታት ኤርትራ ዝፋሓሩ እቶም ኣረሜን ሓሳዳት የሕዋትኩም ተጋሩ እንዶ ኣይኮኑን፡ ቀደም ኣብ ጊዜ ደርጊ ኣብ ማይ ስሚ ኣእትዮም ፡ ጃህሱታት ደርጊ ኮይኖም እናሓሰዉ ንቡዙሓት ሰላማውያን ሰባትን መንእሰያት ኤርትራውያንን ዝህለቑ ተጋሩ የሕዋትኩ ከምዝነበሩ ዘክርዎ ዳኣ፡ ተግባራት ሓሳዳት የሕዋትኩምን መራሕትኹምን፡ ጸብጺብካ ኣይውዳእን እዩ፡ ኤርትራውያን ንውሉድ ወለዶ ከምዘይንርስዖ ኣይትዘንግዑ እንኮ ተዋጻኩም ከምታ ኣብመጨረሽታ ዝበልካያ፡ ንሕዝቢ ኤርትራ እኽቢርኩም፡ ሻዕብያ ኣብ ሳሕል ሚሂሩ ዓሊሙ ናብ ኣዲስ ኣበባ የእትዩ ስልጣን ከምዘጨበጠኩም ኣሚንኩም ንዝገበርክሞ ክሕደት ይቕሬታ ሓቲትኩም ምስ ህዝቢ ኤርትራ ብሰላም ምንባር ጥራሕ እዩ።
    " ንኽዋትኩም ኢትዮጵያውያን ሰሜን እዚ ብለይቲ ኣዘንጉዕኩም ጀኖሳይድ ፈጺምኩም፡ ናብ ኤርትራ 15 ሚሳይላት ወንጪፍኩም ኩናት ምስወላዕኩም፡ ሰራዊት ኤርትራ ህዝቡን ሃገሩን ንኽካልኸል ሕርሕራይ ምስ ሓምሸሸኩም ጀኖሳይድ ተፈጺምና ብዝብል ሓሶት ሽሕግዜ እንተዘመርኩም ፋይዳ የብሉን፡ መመሊሱ መንዓቒኹም ጥራሕ እዩ።

  • @michaelzere8780
    @michaelzere8780 ปีที่แล้ว +4

    ወያነ እኮ አሽባሪ እዩ

  • @alemabirhanegebregiorgis4509
    @alemabirhanegebregiorgis4509 ปีที่แล้ว

    You are absolutely right i have been seen it six times in my age every 12 years averagely since I born
    I wouldn't be able to wishes to feature generations what I have been seen it in my life.

  • @openmind3269
    @openmind3269 ปีที่แล้ว +1

    ተጋሩ ክሳብ ምዓስ ክትዕሽዉ፡ ኩሉ ኣብ መመሬቱ እዩ ዘሎ፡ እታ ዘላ ትግራይ ሒዝኩም ብሰላም ዕረፉ፡ ኤርትራዊ ኣብ መሬቱ ፡ኣምሓራይ ኣብ መረበቱ እዮም ዘለዉ።

  • @alemyoubube
    @alemyoubube ปีที่แล้ว +2

    በሓቂ ሓያሉ ብቁዑ ጀግና ተጋደላይ ፖለቲከኛ ኢኻ ። ተስፋ ወለዶ ትግራይ ኣባኹም እዩ ኣጀኹም ኣለና ኣብ ጎንኻ❤❤

  • @gebregziabher3211
    @gebregziabher3211 ปีที่แล้ว +1

    ሃያሉ ዘቅምጦ ዘሎ ሓሳብ 70% ይቅበሎ እየ ግን ከም ውድብ ዓቅሚ የብለሙን ፀገሞም ኣይርኡን

  • @hdebesai3033
    @hdebesai3033 8 หลายเดือนก่อน

    Well about Hayalu you looks like smart man … well we as Eritreans we want to work with you as well. As you know we Eritreans abused by the the weyane elite but we forgive them not forget them

  • @filimonkahase5214
    @filimonkahase5214 ปีที่แล้ว +1

    Hayalu godefay btami bluxen belhen seb

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 ปีที่แล้ว +5

    Tigray “elites” need to wake up and realize the situation in Tigray. My advice to them would be to concentrate on the actual living conditions of Tigray. ሃዉቲትኹም : ምስኺን ህዝቢ ትግራይ ኣይትሃውትቱ!

  • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
    @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ ปีที่แล้ว +12

    ሓላሞ አሜሪካ ኣብ ኤርትራ ስርዓት ክቅይረልኩም ትጽበዩ ከም ዘለኹም ርዱእ እንድዩ, ዝገርም ግን ናይ ኹሉ ለማኖ ምኻንኩም እዩ. እኽሊ ትልምኑ, ፖለቲካ ትልምኑ, ስርዓት ለውጢ ትልምኑ... እስከ በጃኹም ጽሩያት ትግራዎት ኮንኩም እሰላም ተገዝኡ.

  • @ሎሚከናበይ
    @ሎሚከናበይ ปีที่แล้ว

    ሃያሉ ጎዲፋይን ግርማይ በርሀን ልዑል ፍልጠት ዘለዎሙን ነገራት ብረቂቅ ዝርኡ ሰባት ዮም። ህድኣቶም ክኣ ሓደ ይገብሮም። ብሓደ ኮይኖም እንተዝሰርሑ ከመይ ጽቡቅ ነይሩ።

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ብሱል ኣተሓሳስባ ክቡር ሓው ።

  • @keduse1821
    @keduse1821 ปีที่แล้ว +1

    ዝገርም ዘሕዝን ትግራዋይ ዘሕለፎ መከራ ሕጅውን መሊኡ ሰላም ዘይ ኮነ ትግራይና መሊኡ ሰላም ክኮነልና እምነ.ዓወትን ሄለንን(ቤትን )ብሰላም እንኳዕ ወፀኩም የሕዋተይ ዕብየትኩም ክርኢ ደስ ይብለኒ💛❤️💛❤️ቤቲ ግን ግደፋ ንገርየ እሙን ሰብ ግበርዮ ሕያዋይ እዩ ገርየ😂💛❤️💊💊💊

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 ปีที่แล้ว +2

    ኢድ ጸናሒት ኢድ ሸናሒት፡ኮይኑ።
    ሕዉሓት ብ ኤርትራ ብ ኣውራጃ ክፈላልያ ዝጻዓሮ እሞ ዘይሰለጦ፡ናይ ትግራይ ክሰልጥ ዲዩ ኣይሰልጥን ቀስ ኢልና ክንሪኦ ኢና።

  • @wedinashi3888
    @wedinashi3888 ปีที่แล้ว +4

    እቲ ሐቂ እዚ እዩ

  • @tesfaytesfazgy6502
    @tesfaytesfazgy6502 ปีที่แล้ว +2

    እዛ ተጋዳላይ ትብል ሽም ሓሲራ። ሚሊዮን ከተፅንት ዶ ትጋደል ኢኻ? ነፃነት?ዓባይ ትግራይ ተረኺቡ? እንታይ ፍረ መፂኡ ? እወ ደፂ ጌታቸው ረዳ/አሰፋ ስብሓት፣ፃድቃንን፣ ካልት ወንጀለኛታት ምስ ስድርኦም ካብ ሞት ድሒኖም። ህዝቢ ትግራይ ካብ ዕንደራ ወያነ እንታይ ረኺቡ?

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ጽቡቅ እዩ ዘልኣለም ሰላም ክንብር ህዝቢ ኤርትራ ዶብና ዓጺና ጥራሕ እዩ ዘዋጽኣና

  • @wedikeren6264
    @wedikeren6264 ปีที่แล้ว +3

    Ms Eritrea selam terah eya tewaxiena do belka ms tedekerkum keyfetekum!!

    • @amytekie5379
      @amytekie5379 ปีที่แล้ว +3

      @ wedikeren6264 😂😂😂😂 ምስ ተሸገሩ ዝልምኑ፡ ምስ ጸገቡ ዝሻናድሑ። ጉደኛታት እዬም። ሐደ ኤርትራዊ ዝአምነኩም የለን።።።።።። ዝብኢ ስጋብ ዝደልዎ ይሕንክስ🤬🤬🤬 Enough❗️

  • @kindman4130
    @kindman4130 ปีที่แล้ว +1

    Indeed person

  • @maranatha7450
    @maranatha7450 ปีที่แล้ว +2

    Tegaru elites are still dreaming.

  • @rebecaeyasu5862
    @rebecaeyasu5862 ปีที่แล้ว

    ንፍእ ወዲ ቀፅለሉ 👍👍👍👍

  • @God-db9vp
    @God-db9vp ปีที่แล้ว

    መድህን ንፍዕቲ ጋዜጠኛ ኢኪ እንተኮነ ናይ ሎሚ ኣከዳድናኪ ኣይግድን ንዝምጽእ ኣከዳድናኪ እርንብ ዝበለ ይኹን ሓፍትና፡ ንተሓታታይ ኣይጥዑም ንትመልካታይ ኣይጥዑም፡ ሃያሉ ውን የቀንየልና።

  • @lulbahri
    @lulbahri ปีที่แล้ว +4

    Bravo🎉🎉🎉❤❤ Hayalu my hero. I can see the bright future of tigray in you. we expect alot from you and we are with you. Come to abroad Please we need a huge discussion with you guys.

  • @ermiasmogos3102
    @ermiasmogos3102 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ትግራይ ሰብ ኣለዎ ይትረፍ ሕጂ ኩሉ ዝክፈል ከፊሉ ዎላ ቀደም ናይ ሓሳብ ምጽዎር ወይ ሓሳብካ ምግላጽ ጸገም ኮይኑ ኣይፈልጥን:: ሲኢረ ዝብል ምጽናት ኣብ ጎደቦ ኣዱ ንዘሎ ሓዉ ዝፈጸመ ኣእምሩኡ ጥኡይ ስለዘይኮነ ይቅሬታ ሓቲትና ዝክፈል ከፊልና ሕዉነትና ክንመልሶ ኢና:: ተጋሩ ጀጋኑ

  • @Zemenfe
    @Zemenfe ปีที่แล้ว

    Tesfa zelewo meniesey sikai nay tegaru bgubue ziteredeo thanks

  • @ffff8192
    @ffff8192 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ❤❤❤❤❤😢😢ትክክል

  • @OKbagabrYemane-gm9fe
    @OKbagabrYemane-gm9fe ปีที่แล้ว

    ላላላላ ህዝቢ ትግራይ ---------ዳኣምበር ----------ኣይኮነን።ኣስተውዕል ።

  • @danieltesfaighebremichael4339
    @danieltesfaighebremichael4339 ปีที่แล้ว

    ክቡር ህዝቢ ትግራይ ቅድሚ ሕጂ ብመራሕቲ ጭፍራ ወያነ ሕጂ ድማ ከምዚ ኣብዚ ቃለ መሕትት ዝዛረብ ዘሎ ሰብን ካልኦት ከምኡ ዝኣመሰሉ ፍሉያት ኢና ዝብሉ ግና ብኣተሓሳስባን ኣካይዳን መሪሕነት ጭፍራ ወያነ ተመሪሖም ኣሰሮም ተኸቲሎም ዝኸዱ ዘለዉ ናይ ፖለቲካ ወሓለታት ኢና በሃልቲ ግና ኣእምሮኦም ብጽልእን ቅርሕንትን፡ ተናዒቕና በሃልትን ካብ ኣተሓሳስባን ዕላማን መራሕቲ ጭፍራ ወያነ ግና ዘይፍለዩ ኣይትተለል "ንዓረር ኣይተፈጠርናን፡ ይኣክለና ኩናት፡ ምስ ከባቢና ብሰላም ኢና ክንነብር እንደሊ" ክትብል ይግባእ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ፈታዊኻን ኣብ እዋን ሽግርካ ደጋፊኻ'ምበር ጸላኢኻ ኮይኑ ኣይፈልጥን ንድሕሪ ሕጂ'ውን ጸላኢኻ ኣይኮነን ይኹን'ምበር ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብመሬቱ ህላውነቱን ንዝመጾ ፈጺሙ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከምዘይኣቱን ብዘይንሕስያ ድማ ከምዝጭፍልቖ ክትርዳእ ይግባእ።
    ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ንስድሪ መሬቱ ኣሕሊፉ ኣይብን እዩ፡ ዘይመሬቱ ድማ ስድሪ'ውን ትኹን ፈጺሙ ኣይደልን እዩ።
    መሬት ባድመ ድማ ትማሊ ኣይናትኩም ሎሚ ኣይናትኩም ንዘልኣለም ድማ ናትኩም ኣይኮነትን ስለዚ ንከምዚኦም ዝኣመሰሉ መታለልትን መናቖትን ከይሰማዕካ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ብጽቡቕ ጉርብትና ክትነብር ጥራይ እዩ ዝሕሸካ።

  • @bellighebremedhin9462
    @bellighebremedhin9462 ปีที่แล้ว +2

    ህዝቢን መንግስትን ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ምጽናት ሓሲቦሞ ኣይፈልጥን በጃካ ንወያነ ምጥፋእ

  • @yonatanakalu-tk2xl
    @yonatanakalu-tk2xl ปีที่แล้ว

    Thank you Hailu brave!

  • @ffff8192
    @ffff8192 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ተስፋ ፅብሕ ትግራይ እፅካትም እክም ተስፋኣ😢❤❤

  • @me7230
    @me7230 ปีที่แล้ว +1

    TPLF must learn from you dear Hailu👍👍👍👍

    • @user-ls9oh7wr8m
      @user-ls9oh7wr8m ปีที่แล้ว

      Tplf must go out of Tigray politics is what you want to say

  • @HamunayStudio
    @HamunayStudio ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @temporary995
    @temporary995 ปีที่แล้ว +1

    Hindsight is 20/20 ዓጀውጀው አይጠቅምይ ቁሩብ ተስፋ ሰላም ክርከብ ከሎ ምትብባዕ እዩ ዝሓሸ

  • @shabayt6274
    @shabayt6274 ปีที่แล้ว +2

    ተጋር ኢሊት ይኹን ተራ ሰብ ኣተሓሳስባኡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ኩሉ ግዜ ዝንቡዕ ኢዩ። ዓወትን ውድቀትን ትግራይ ምስ ኤርትራ ዘለዋ ዝምድና ኢዩ ዝውስኖ። እዚ ዘይቅየር ፋክት ኢዩ፡ ነዚ ዝርዳእ ትግራዋይ ተሳኢኑ። እዚ ሰነፍ ድማ ኣመሪካ ስርዓት ክትቅይረሉ ይጽበ ኣሎ፡ ኢዚኦም ኢዮም ኢሊታት ተጋሩ።

  • @weldathagos
    @weldathagos ปีที่แล้ว

    ህወሓት ካብ ፖሎቲካ ትግራይ ከይጠፈአ ህዝቢ ትግራይ ምስ ኣንሓራ ይኩን ምስ ኤርትራ ብሰላም ክነብር ኣይክእልን ኢዩ

  • @ደንደን-ቀ5ሰ
    @ደንደን-ቀ5ሰ ปีที่แล้ว +2

    ጤነኛ መሆናቸው ያጠራጥራል የአይናችሁ ቀለም አላማረንም ብላችሁ ዘርፋችሁ አሰቃይታችሁ አስራችሁ ገድላችሁ በአሰቃቂ በአስከፊ ግፍ ከ100 ሺ ህዝብ በላይ አባራችሁ ከምድረ ገፅ ልታጠፋን ያሰበችሁት እናንተ ናችሁ አምሀራ ኣሎ በሎ ኦሮሞ አሎ በሎ አፋር አሎ በሎ ጉራጌ አሎ በሎ ሲዳሞ አሎ በሎ ጋሞ አሎ በሎ ወላይታ አሎ በሎ ሻንቅላ አሎ በሎ ጉሙዝ አሎ በሎ ደቡብ አሎ በሎ ሶማሊያ አሎ በሎ ሃድያ አሎ በሎ ዶርዜ አሎ በሎ አኝዋክ አሎ በሎ ሐረር አሎ በሎ እያላችሁ ከምድረ ገፅ ለማጥፋት የዘመታችሁት እናንተ ናችሁ የክፋት ነብያቶች ህልማችሁ የህልም እንጀራ ሆኖዋል 400 አመት እንደማትነሱ ተደርጎ እንደተመታችሁ ማወቅ አለባችሁ የአይናችሁ ቀለም ስለአላማረን ደመሰስናችሁ።

  • @T24Media
    @T24Media ปีที่แล้ว +1

    ግዝኣት ትግራይ ከይኣውሓስካ፣ ኣብ ህዝብካ ስምምዕ ከይተገበረ ሱቕ ኢልካ ብዛዕባ ሃገር ምኳን ምውጋዕ ስቕ ኢልካ ኣብ ኣየር ምንስፋፍ እዩ። ግዝኣታዊ ሓድነትና ንምምላስ ውን ዕንቅፋት እዩ።ኣብ ዘልኣለማዊ ኲናት ክተንብሩና ዲኩም? ጉዳይ ሃገርነት ነዊሕ ግዜ ዝወስድ እዩ። ቅድሚኡ ንነዊሕ እዋን ኣብ ጉዳይ ምምላስ ግዝኣታዊ ሓድነት፣ ኣብ ብሄራዊ ስምረት፣ ኣብ ምእካብ ፎቆዶ ኢትዮጵያ ዘሎ ህብናን ሃፍቱን ኪስራሕ ኣለዎ። ኣብዙ ሕዚ እዋን ሃገር ምኳን ኣይከኣልን። ግዘን ኩነታትን ክሳብ ዝፈቅድ ውሽጢ ውሽጢ ስራሕካ እናሰራሕካ ምፅባይ ይግባእ።

  • @temesgenabay1278
    @temesgenabay1278 ปีที่แล้ว +1

    hayalu godefay bikat delwo menisey konu kemu zameselu ka ketmxiu alekum bal girmay Berhe PHD🙏

  • @zeabrhot11
    @zeabrhot11 ปีที่แล้ว

    ካብ ቶም ፓርቲ መስሪቶም ዝነሓንሑ ሀያሉ ጎደፋይን ግርማይ በርሀን ዝሓሹ ክትሰምዖም ዘብህጉን ብስርዓት ሓሳባቶም ኣፍሲሶምን ሸይጦምን ዝወፁ በላሕቲ እዮም። ካብ ካልኦት ግን ፀርፊን ጉራን ጥራሕ ኢካ ትሰምዕ እሞ ከም ዞም ክልተ ንፋዓት መንገዶም ከስተካክሉ እንተዝፍትኑ ርኢቶይ እዩ።

  • @the_enun1981
    @the_enun1981 ปีที่แล้ว

    ስለ ህሉውን ሕሉፍን ተጓንፎ ትግራይ ዝሃብካዮ ወቕታዊ መግለጺ የቐንየልና፣ ዝገርም ግን እኒ #ሃያሉ እናሃለዉ እኒ #ደብረጽዮን ንህዝቢ ትግራይ ክመርሕ ህዝቢ ትግራይ ድምጺ ምሃቡ ዓቢዪ ጌጋ ነይሩ፣ እዚ ድማ ዋጋ ኣኽፊሉና'ዩ፣

  • @Segen91
    @Segen91 ปีที่แล้ว

    Wise interview.

  • @Zbest1123
    @Zbest1123 ปีที่แล้ว +3

    It seems Tigrians are condemned to go in circles for ever. Tigrian intellectuals still go in circles about the core problem that's facing their people. After exposing their people and neighbouring population to too much strife and disaster they are still unrepentant as to the real cause of issues that brought the problem. They shift the problem into lack of a front that struggled to emancipate Tigrian people from their assumed enemies. Since, TPLF lost the last round of battle, this and other inept intellectuals delude themselves by thinking they could do a better job than TPLF to free Tigrian people from the imaginary enemies. Moreover, they mislead their people by propagating the idea of Tigrian history that is separate from Ethiopian history. Instead of biting the bullet and accepting past mistakes and work within Ethiopian identity framework to struggle with the rest of Ethiopians for justice, equality and rule of law they perpetuate fantasy of imagined Tigrian glory that never existed. Any one who has two cells of brains knows full well, Tigrians can do better economically if they were to remain as integral part of Ethiopia.

  • @sultan-bp9oi
    @sultan-bp9oi ปีที่แล้ว

    ተስፋ ትግራይ በርትዕ

  • @teffery8047
    @teffery8047 ปีที่แล้ว +2

    ተጋሩ ናይ በሓቂ ን ኢሳያስ ትፈልጥዎ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ን 30 ዓመት ወያኔ ናይ ጽልኢ propaganda ዝነዝሖ ብ ዛዕባ ኢሳያስ ሕማቕ ናይ ሓሶት ኢኹም ትፈልጥዎ። ተባዕ ዝኾነ ትግራዋይ ብ ቕንዕነት ቀሪቡ ን ኢሳያስ ኣብ ጣውላ ኣምጺኡ ተተዛርቦ ናይ ክንደይ ትግራዋይ ኣብ ኢሳያስ ዘለዎ ኣታሓሳስባ ምስተለወጠ። ካብ ኢሳያስ ንላዕሊ ንትግራይ ዝሓይሽ የለን። ሕጂ ዉን ትግራይ ካብ ኤርትራ ንልዕሊ ዝሓስበላ ጽቡቕ የለን ከምአዉን ንኤርትራ ዝሓሸት ትግራይ ኢያ ግን ብቕንዕነት ተመጺኹም ጥራሕ ኢዩ

  • @BrightHope-HorizonMedia
    @BrightHope-HorizonMedia ปีที่แล้ว +13

    The readings of Tigray elites about Eritrea and Eritreans emanates from jealousy and sadism. Unless they reorient their thinking and narration about Eritrea, Tigray will not live in peace.

    • @atakhlti
      @atakhlti ปีที่แล้ว

      Bring some tangible proof

    • @haben524
      @haben524 ปีที่แล้ว +1

      What jealously…. Eritrea has nothing now

    • @EchoGenSounds
      @EchoGenSounds ปีที่แล้ว

      @@atakhlti The Invasion of Eritrea 1998.The deportation and confisication of eritrean properties.The mistreatment of Eritreans living on Borderareas,like burning crops ,destroying houses,throwing away Nakfa and prohibiting Nakfa from being used as Mobai and Wedding Gift calling it nay Aslam genzeb,destroying the Cemetry of Tegadelti in Shambuko.The Rape of Women in Tessenei and southern Eritrea .... The List is long .From 1993 on TPLF was very hostile towards Eritrea till the Invasion 1998 and many Tegaru still wonder why do they hate us ?.The best thing is when you tell such Stories Tegaru would tell you this is PFDJ Propaganda they would ignore the Testimonies of the Victims .Why would i feel for Tegaru then ?

  • @aduliszula7991
    @aduliszula7991 ปีที่แล้ว +1

    Eritreans love to all Ethiopians
    The onley hate is nio colonialist. TPLF was an instrument of western government. Eritreans suffered for long time to defend red sea. As people of Eeat Africa we have to know our interest. Eritreans wish east African people grow together it do not mater you are Tigray or Amhara or Eritrea or Oromo we have to be grow together by kiking nio colonialist. As Eritreans our argument is do not be instrument of the outsiders. This poletical elite Haule Godefay seems understand the geographical of our people. Eritreans never hate the Tigray people. But Eritreans hate like TPLF slave organization. Eritrean enemy is not Tigray not Amahara not oromo our enemy is the so called nio colonialist western countries. I hope someone like this gay understand the situation of the red sea.
    TPLF has no views or agendas just traped by the CIA agent her name is Gale Smith when he was young government. Then he started the war 1998 by the name of Badme land. The reality is not Badume. Badme can solve by elders of the two people. The agenda was to destroy Eritrea.
    So the western countries found a slave called TPLF for there agenda to control the red sea. Eritreans always will be the gard of the people of Eeat Africa from nio colonialist.

  • @GebrehiwotDesta-lv3bn
    @GebrehiwotDesta-lv3bn ปีที่แล้ว

    ቢሄራዊ ሕቶ እዩ እቲ ናይቲ መንእሰይ መቃለሲ። ሕወሓት ከዓ ስልጣን እዩ መቃለሲኡ።

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 10 หลายเดือนก่อน

    መራሕቲ ህወሓት ብካድረታቶም ኣቢሎም ፡ ነቲ ኣብ ዘበነ ቃልሲ ብዘይተኣደነ መስዋእትን ጅግንነትን ዝተመስከረ ታሪኻዊ ዓወት ብምምዝማዝ ፡ ህወሓት ከም እንኮ ውሕስነት ትግራይ እሞ ፡ ህወሓት ማለት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ማለት ከም ዝኾነ ኣብ ኣእምሮ ዝበዝሑ ተጋሩ ንኽሰርጽ ዘሳኸዖ ፡ ናይ ነዊሕ ዓመታት ጎስጓስን ፕሮፖጋንዳን ክሳዕ ዕለት ሎሚ ሰጢሙ ይንጸባረቕ ። ከም ውጽኢቱ ድማ ህዝቢ ትግራይ ፡ ብኣካይዳ ህወሓት ተጎቲቱ ምስ ህወሓት ክንዮ ሓቢሩ ምውዳቕ ፡ ናብ'ቲ ወሳኒ ምትዕርራይን መአረምታን ንኸይሰጋገር እውን ይዕንቀፍ ምህላው ብተግባር ይረአ'ሎ ።

  • @amanuelgebremichaelsolomon168
    @amanuelgebremichaelsolomon168 ปีที่แล้ว

    GAD BLESS YOU BRO 🙏 ❤️ ♥️ 💖

  • @goitommikaeldebessai1147
    @goitommikaeldebessai1147 ปีที่แล้ว

    ኣብ መብዛሕትኡ ኣጋጣሚ ካብ ዝሰምዖ ፡ ሕዝቢ ትግራይ ምስ ሕዝቢ ኤርትራ ኣሕዋት ምዃኑ ክግለጽ፡ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ትግራይ ከምትርባሕ፡ ኾታስ ብዙሕ ነገር ምስ ኤርትራ ከዛምድዎ እሰምዕ። ኣነ ግን ዘይተረዳኣኒ ነገር እንተሓልዩ፡ ኤርትራን ትግራይን ክጽንበራ ወይ ውን ሓደ ክኮና እናደለዩ፡ ስለምንታይ እዮም ምስ ኤርትራ ክንጽንበር ኣለና ኢሎም ዘይምጉቱ? ዋላስ ተጋሩ ዝደልይዋ ኤርትራ ምስ ትግራይ ተጸምቢራ ንሶም ከማሓድሩ እዩ ድልየቶም?

  • @meharikuflu8654
    @meharikuflu8654 ปีที่แล้ว

    Chirnai zmesil afki lomi yihayish, mis eritrean selam u zedlyekum Tim elkum seb aytiafnu bihasot.chiwa hzbna zey simu hmaytihabwo