New Eritrean Video Interview WEDI JEBELI PART 04 // ኣደናቕን ኣዛናዩን ዕላል ወዲ ጀበሊ 4ይ ክፋል (ኣብ የመን ዘጋጠሞ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 290

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 ปีที่แล้ว +19

    The Man, the myth, and the Legendary Wedi Jebeli ( Asmarino) 🙌🫶 🇪🇷
    I can't get enough of his storytelling . He is an extraordinary, genuine, and intelligent human being . I would like to see him writing a book or maybe several books so that his Legacy can live for generations to come.

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 ปีที่แล้ว +11

    ወዲ ጀበሊ መምህረይ❤❤
    እዚ ተነጽሎ ወላ ኣብ ኤረትራ ቡዙሕ ኣሎ ድቓላ እዩ ቅልውላው መንነት እዩ ዓዲ ኣቡኡ ከይተረፈ እንዳ ኣልዓለ ዝጻረፍ ሰብ ውን ኣሎ

    • @tekleshishayabraham4696
      @tekleshishayabraham4696 10 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ሓደ ካብኡም ኢየ ኣናጽረፉ ኣብ ጽፍረይ የእትውኒ ኔሮም ያምላክ ይምስገን ህጂ ይሓይሽ ኣቦይ ረኪበ

  • @atranos2198
    @atranos2198 ปีที่แล้ว +10

    ወዲ ጀበሊ መምህር ህይወት ካብዚ ሃጠው ቀጠው ዝብሉ ኣብ መንጎ ሕዝብታት ሓዊ ዘሳውሩ ። ንዓኻ ምርካብና ዕድለኛታት ኢና።

  • @lewihani8188
    @lewihani8188 ปีที่แล้ว +7

    ትድግየና ኣላ እዛ መደብ ኣብ ሰሙን ሓንሳእ ተትገብርዋ ጹቡቅ ነሩ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን እሃብኩም

  • @justicefithihawi2226
    @justicefithihawi2226 ปีที่แล้ว +2

    ቀሊል መልአኽቲ ኣይኮነ አዚ
    ኣምላኽ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ወዲ ጀበሊ ከምኡ ዉን ንዓኹም ዮኒ !!!

  • @simontsegaygebre4196
    @simontsegaygebre4196 ปีที่แล้ว +11

    ወዲ ጀበሊ ኣብ ሂወቱ ዝተሞኮሮ ፍልጠት ኣለዎ ብዙሕ ካብቲ ዝዛረቦ ኣብ ደገ እነብር ስለዘለኹ እቲ ንሱ ዝዛረቦ ብቐሊሉ ይርድኣኒ ። ከምዚ ብግልጺን ክእለት ኣዘራርባን ድፍረትን ንልቦና ጠቓሚ ኢዩ። Thanks for your response!

  • @fanussey
    @fanussey ปีที่แล้ว +9

    ወዲ ጀበሊ ሓዳር ዘይመግበሪኡ ሎሚ በሪሁለይ: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ and you’re so funny 😂😂😂

    • @fityohannes7573
      @fityohannes7573 ปีที่แล้ว +2

      Ya meshknay sebay newlado abe nay mboqol kelwlaw kayetwo elo u.tebdlo be Abeo.

  • @tsegeredaghebre5758
    @tsegeredaghebre5758 11 หลายเดือนก่อน +9

    ኣጆኻ ወዲ ጀበሊ ኤርትራዊ ኢኻ። ኣብ ኤርትራ ኽኣ መሰል ውን ይግበኣካ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሄብካ ፈጣሪ። 🙏 ዮናስ ዓቢይ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። የቐንየልና።

  • @efratatech6672
    @efratatech6672 ปีที่แล้ว +2

    ዓቢ ትምርቲ ኢዩ

  • @EriyuelChannel
    @EriyuelChannel ปีที่แล้ว +6

    እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ወዲ ጃብር ዝይምኖ ዕላሉ ❤❤❤❤

  • @stevebeyene7834
    @stevebeyene7834 ปีที่แล้ว +2

    ብዙሃት አለዋ አብ ገብዛ ብርሃኑ አነ ክስምየልካ
    መርየም። ጅመአ

  • @Okebay-r6u
    @Okebay-r6u ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ሰላም ዮናስ ሐወይ ንስካ ብጣዕምይ ዕድለኛ ኢካ ምስ ወድ ጀበሊ ምውዓልካ ነመስግነኩም ኢና

  • @tesfalemzekarias2312
    @tesfalemzekarias2312 ปีที่แล้ว

    thanks Henichi

  • @yddgbnnnnbvfdrhbvft8609
    @yddgbnnnnbvfdrhbvft8609 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you

  • @eritreamassawa5604
    @eritreamassawa5604 ปีที่แล้ว +1

    ከም ተመስገን ወድ ኪሮስ

  • @berhemerhawi6868
    @berhemerhawi6868 ปีที่แล้ว +1

    Eza program b part ente gerkuma xbuk neru....I like it ❤

  • @haderarahaseyhadera1386
    @haderarahaseyhadera1386 ปีที่แล้ว

    Way alem medekesi zeybla wedi jebeli jgna btami iye zednkeka kexlo ❤❤❤❤

  • @uqbamichaelhabtegergish2801
    @uqbamichaelhabtegergish2801 ปีที่แล้ว

    ጀዱ ጀበቢ ናይ በሓቂ መምህ ኢዩ

  • @MikealeTesfa
    @MikealeTesfa ปีที่แล้ว

    Selam wedi jebil hawena. Betame xebuk temhirti eyu.gazitina Gen kerideka ayekalen

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 ปีที่แล้ว +1

    Great job guys

  • @redsea2181
    @redsea2181 10 หลายเดือนก่อน

    This tells how tigrigna is strong

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 ปีที่แล้ว

    Naye bahki Wedi jeblie & yoni kulu geze mexouna abe temhrti eu deki 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @semereberhane2348
    @semereberhane2348 11 หลายเดือนก่อน

    Nice agelalixa

  • @freedom8691
    @freedom8691 ปีที่แล้ว

    You are amazing mane l learn alt from you wed gabaly

  • @khairioibrahim4586
    @khairioibrahim4586 ปีที่แล้ว

    Wed jebel memeher edemen tenane Rbi yahbeka Amin 🌹🌹🌹

  • @musaelteme-ob2sf
    @musaelteme-ob2sf ปีที่แล้ว

    ኣዘናግዒ መሃርን ዕላል❤❤

  • @ማኣዲፍቅሪ
    @ማኣዲፍቅሪ ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ሰቖራጥዮስ ናይ ኢርትራ ኢካ

  • @MalekNajashy
    @MalekNajashy 6 หลายเดือนก่อน

    ሠላም ናይ የመን ታሪኽ አብ ዓመት ኽትገልጾ አይካአልን ዩ የመን እቲ ህዝቢ አብ ስሜን የመን ብዙሕ ዘመና ካብ ዓለም ተነጺሉ ስለ ዝነበረ ስጋዕ ሕጂ ሽግርዩ እግሊሊዝ ዛአለማዎ ዝአለምዎ ሽርሒ እዩ እንበር ፈጣሪ ንጎሮባብታ ሃብታማት ገይሪ ንየመን የጥምያ የመን ካብ ዓለም ብኹሉ ማዕድናት ፐትሮሌ ጋዝ ወርቂ እቲ ናይ ዓለም እሕጥያጥ 30/100 አብ የመን አሎ ግን የመን ድኽምቲ ኾይና ኽትነብር ፈሪዶማ መታን ሱዑዲያ ሕቆአ ኽሕሎ

  • @yohanaghebrihiwot6654
    @yohanaghebrihiwot6654 ปีที่แล้ว

    Dengikumuna sdrana Welcom

  • @merkebhadish6113
    @merkebhadish6113 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ ፣ እዛ ናይ የመን ሲ ኣጋኒንካያ ፣ ክንደይ የመናዉያን ኣሎዉ ኣዝዮም ዝከባበሩ ን ዝፋቀሩን ።

  • @amanhagos4921
    @amanhagos4921 ปีที่แล้ว +3

    ክክክ ካብ ምህሮስ ኣእምሮ ዝባሃል ኣባኻ ርኤያ ወዲ ጀበሊ ኩሉ ትብሎስ እዳኣዛነግዐ ይምህረካ በቃ ሊቅ ናይ ሊቃውንቲ ኢለካ ኣለኹ

  • @yonastsehaye4397
    @yonastsehaye4397 ปีที่แล้ว +1

    ፕረዝደንት ሃገረ ኤርትራ ወዲ ጀበሊ

  • @AmanBeshir-z2s
    @AmanBeshir-z2s ปีที่แล้ว

    Wrdi jebeli felasfa ❤

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrahtomtesfa83713
    @mebrahtomtesfa83713 11 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ጀበሊ ንፉዕ ናይ ሂወት ተንታኒ እዩ። ባህልን ልምድን ለባማትን ሙሁራትን ከማእዝንዎ እንተዘይ ኪኢሎም ብጣዕሚ ነጻሊ እዩ፡ካብ ቦምቢ ይኸፍእ። ብናተይ ኣረዳድኣ ግን ምንባር ፡ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ፡ብስረኻ እዩ።ሓይሊ ሕግን ኣወሃሂካ ምኻድ ፡ከምቲ ኣቐዲም ዝበልኩዎ፡ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ስብእነት ወይ ስረ እዩ።ኒኣብነት ዓሊ ሰዪድ ዓብደላ ኣብ ገድሊ ገባርን ሓዳግን ነይሩ።ማለተይ የመናዊ መቦቆል እነህለዎ እንኮሎ። ስለዚ ወዲ ጀበሊ ነ ዚኩሉ ክእለትካ ፡ሓይሊ ወስኸላ።

  • @MerhawiBahta
    @MerhawiBahta 11 หลายเดือนก่อน

    Wedi jebiye king mannnnn🫶

  • @filmonfkadu3
    @filmonfkadu3 10 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰❤️

  • @redsea2181
    @redsea2181 10 หลายเดือนก่อน

    27:29

  • @BekTesfa
    @BekTesfa ปีที่แล้ว

    እዚ ስለዝኾነ እዩ ክኣ ወዲ ጀበሊ ክዋሰብ ዘይክኣለ ።

  • @Tarikeritrea
    @Tarikeritrea ปีที่แล้ว +5

    ዮናስ፡ንወዲ ጀበሊ እስከ ሓንቲ ሕቶ ሕተተለይ።ምኽንያቱ፡ኣነ ዓዲ የብለይን ምባል ስለ ዘብዝሐ እየ።
    ማለት ወዲ ጀበሊ፡ኣብ ኤርትራ ወዲ ጓል እዩ።ኤርትራዊት ጓል ድማ፡ማዕረ ማሰል ኣለዋ ሕጂ ምስ ወዲ ተባዕታይ።
    ማለት፡ኤርትራዊ ዜግነት ኣለካ፡እንዳዴኻ ድማ ዓድኻ ማለት እንድዩ።ስለዚ፡በዴኻ ኤርትራዊ እንተኾይካ፡ብናይ ኣደ ኤርትራዊ ዜግነት ዘይኮነ፡ኤርትራዊ መንነት ኣለካ መስለኒ።
    ዶ፡ዋላስ ወዲ ጓል ምዃን ከም መንነት ኣይትቖጽሮን ኢኻ ?

    • @ShelaM415
      @ShelaM415 ปีที่แล้ว +1

      ጽቡቅ ርእይቶ ቅድሚሕጂ ብናይ አዲኡ ኤርትራዊ መንነት ተንቲኑ ንልዕሊ 50 ዐመት አብ ኤርትራ እንዳነበረ ናይ ዜግነት ሕቶ አብ አእምሩኡ ሰፊሩ

    • @yordanosbeyene4538
      @yordanosbeyene4538 ปีที่แล้ว +1

      ብሕጊ ኤርትራ ሙሉእ መሰል አለዎ ብናይ አዲኡ ወገን ዐዲ አዲኡ ዐዱ ኢዩ።ዋላ ኤርትራውያን ዘይኮኑ ዜጋታት ምስ ኤርትራውያን ብቃል ኪዳን ተተመርዕዮም ንሰለስተ ዐመት አብ ኤርትራ ተተቀሚጦም ናይ ኤርትራ ዜግነት ከማን ይረክብ ኖንዶ ፍርቂ ኤርትራዊ ኮይንካ

    • @abelkidane6968
      @abelkidane6968 ปีที่แล้ว +1

      Tsebikteee hitoo

    • @biniamteklit2712
      @biniamteklit2712 ปีที่แล้ว

      Nsu zbl zelo bzaeba zegnet ztezarebe aymeslenn.adi adey dqala ybluni Adeboy wela dqala ybluni.

    • @biniamteklit2712
      @biniamteklit2712 ปีที่แล้ว

      19:52 reya mo gutya ztkemulu❤

  • @awetgrmay2802
    @awetgrmay2802 ปีที่แล้ว

  • @zeromgebretensae9025
    @zeromgebretensae9025 ปีที่แล้ว

    Wawwwww ❤❤❤

  • @fioriwerede9440
    @fioriwerede9440 9 หลายเดือนก่อน

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @fioriwerede9440
    @fioriwerede9440 9 หลายเดือนก่อน

    Nabaheki heki eka tizereb

  • @yuel8254
    @yuel8254 ปีที่แล้ว +1

    👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽🇪🇷👍🏽

  • @okbazghiablel4131
    @okbazghiablel4131 ปีที่แล้ว

    Liq

  • @fkrimsklu1212
    @fkrimsklu1212 ปีที่แล้ว

    Eti enko zmarkeni. Fshikta hayli alewo. Kulu ab wshtu gieru zmhr seb.

  • @lidiagebryewhanes6186
    @lidiagebryewhanes6186 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹💯💯💯💥💥💥🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hopefully2958
    @hopefully2958 ปีที่แล้ว

    Wedi jebeli kem kulu gzie klte gexat nay hiwet eka teshkin kumneger wn mulue. Edmen Tienan yhabka. Eta nay aboka neger nmkbalka zkebedom emo Kia aboka bhiwet dahalewe abrh tetebla ab zkxil des mbeleni azyu adenaqi hiwet eyu bhaki

  • @Hawaz-xq4ut
    @Hawaz-xq4ut ปีที่แล้ว

    የስ

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

    .... ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ ብዙሓት መዳናገርትን ተበለጽትን ኣለዉ። ገለ ኣለዉ ከይሓፈሩ መን ምዃኖም ዘይፈልጡ ፥
    "ኣብ ኣስመራ ፣ መንደፈራ ፣ ከረን ናትና ቋንቋ ዓረብኛ ኔሩ ፡ መንነትና ካብ ጥንቲ ዓረባውነት እዩ" ፡ ይብሉኻ።
    ሃየ በል ደሓር እከ ፡ ትብሎም እሞ።
    "ሎሚ ንህዝቢ ኤርትራ ካብ ዲክታቶር ሓራ ክነውጽእ ንቃለስ ኣለና። በዚ ተሪፉና ዘሎ ፡ ሓደ መዓልቲ ሻሂ እናሰተና ፡ ሸናዕ እናበልና ኣስመራ ክንኣቱ ኢና።"
    ሃየ በል ፡
    "ጥራይ ገንዘብ ኣብ ምውጻእን ፡ ነዚ ሼር ጌርኩም ኣብ ኩሉ ኣብጽሑልና። እንሻላህ! ሎሚ ዓመት ኩሉ ክሰልጥ።"

  • @mussiemezengie2703
    @mussiemezengie2703 ปีที่แล้ว

    Yebenawi koynu kab europesn xadu tezweli wey yemenaeit kab xadu veuropean tetwelid ke eza hiteto nwedi gebeli malet nxelim diom zxelu weys kab ksl zega mwlad

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 ปีที่แล้ว +14

    ዓባይ መልእኽቲ እያ ወዲ ጀበሊ። ንዓኻ ምስ ዘይመስል ዝግበር ዘይጥንቁቕ መውስቦ ንዝውለድ ቆልዓ ደሓር ዝበጽሖ ተነጽሎን መንነታዊ ቅልውላውን ኣቐዲምካ ምሕሳብ ኣገዳሲ እዩ።

  • @temesgenokubay1794
    @temesgenokubay1794 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @amanueltesfay3761
    @amanueltesfay3761 ปีที่แล้ว

    🥰🥰🥰🥰❤️❤️

  • @Asmera-1
    @Asmera-1 ปีที่แล้ว +14

    ወዲጀበሊ ሓወይ ያሆ።ንሕና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ።እስኻ ናይ ምሁር ምሁር ኢኻ። ምሁር ዝበሃል ከምዚ ኸማኻ እዩ። ካብ ምህሮ የእምሮ ይብሉ ኣቦታት። ንዓይ 3PHD ዘሎካ ሊቀ ሊቃውንት ኢኻ። ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ናይ ብሓቂ። ሽሕ ግዜ ንበረልና።

  • @simdela4785
    @simdela4785 ปีที่แล้ว +8

    ያ ወዲ ጀበሊ ያሆሆ: ዓለም ምልላይ ዝኣበየቶ ፈላስፉ!! We love you❤

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ጀበሊ :ማማ እየይ በለኒ
    ዮናስ ከኣ እየይ ።😂😂😂😂😂
    ምንጪ ሰሓቅ ኢኩም ።❤❤❤❤❤

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 ปีที่แล้ว +5

    13:48 bis 14:26 ወዲ ጀበሊ ሓንቲ ፈንዩ ኣሎ ኣብዚኣ ትጠቕመኩም እያ እዚኦም #Tik tok ትጥቀሙ 😅

  • @SAMdave183
    @SAMdave183 ปีที่แล้ว +4

    ንኣካ ዝመስል ወድ/ ጏል ሩባኻ ከም ኣቦታትካ ይሕሸኩም:: መልክእ ረጋፊ ኢዮ::ጺባሕ ንግሆ ኩሉ ጽባቐኪ ምስ ሓሰሰ ዝሕዝ/ ዝጥርንፍ ምክንያት የለን:: well said professor Jebelli❤ thank you for sharing your rich experience. God bless you

  • @mnbarnmenygbae8438
    @mnbarnmenygbae8438 ปีที่แล้ว +2

    እቲ እንኮ ቁኑዕ ሰብ ኣብ ማስመድያ ወጽዩ ዝዛረብ መን እንተልካ ወዲ ጀበሊ

  • @zaidshimendi9145
    @zaidshimendi9145 ปีที่แล้ว +6

    ወዲ ጀበሊ ቁምነገርካ ዋዛኻ ዝምኖ ኣይኮነን።ሎሚስ ካኣ መርዓዊ መሲልካ ትሕጸን ዲኻ ዘለኻ ❤❤❤❤

  • @Shammengs-b8o
    @Shammengs-b8o ปีที่แล้ว +33

    ወዲ ጀበሊ ፍላስፋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤

  • @Hagos1971
    @Hagos1971 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀበሊ ኣምቢብካ ዘይዉዳእ መጽሓፍ'ዩ ንጠቐመሉ፣ ኩቡር ሓዉ ዮናስ ንወዲ ጀበሊ ደጋጊምካ ስለተምጸኦ ድማ የቐንየልና።

  • @temishatemishatemisha5793
    @temishatemishatemisha5793 ปีที่แล้ว +2

    Write about these especially , this happens all over the world.
    Here in Canada Dr. Gabor Mate wrote about his experience based on his life history. So people do respect him like his book.
    So please write a book for heavens sake , don't give up.
    I believe government of Eritrea will help you if you go to the right office.
    God bless you, we respect you!!!
    Thank you!!

  • @blasattmesgan4100
    @blasattmesgan4100 ปีที่แล้ว +6

    እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም መማህራን ❤🇪🇷🙏🇪🇷❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @mnbarbxaeri5883
    @mnbarbxaeri5883 ปีที่แล้ว +1

    naslmna ahwatna kabziaa abay tmrti wsedu demekk demekk eyu dinn andabelkum sgakmnn demkumnn aytxluou plees

  • @ghirmaiyy
    @ghirmaiyy ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ፈላጥ ሰብ ኢኻ። ኮመድያን ከኣ።

  • @fqrihaqi5453
    @fqrihaqi5453 ปีที่แล้ว +6

    እዞም ናይ ዓረብ ትውልዲ ዘለና ካባይ ጀሚርኩም ኣብ ዓዲ ዓረብ ተሓፊርናን ተከቢርናን ስለ ዘይንነብር ምዚ ለዋህን ሙቁሉልን ካብ ቀደሙ ሓቃፊ ዝኮነ ህዚቢ ሓወይ እንዳበለና ኮሎ ኣነ ዓረብ እየ ብዓረብ እየ ክዛረብ ዝደሊ እንዳበልና ኣይነቅሕሮም ማለት ኣንጭዋ ደገ ንኣንጭዋ ገዛ ተውጽኣ ከም ዝበሃል መወዳእትኡ ከይፍንጀረና እዚ ኣቢሳዊ ህዝቢ። ጠጥዕሙ ❤❤❤

    • @alimoussanur1424
      @alimoussanur1424 ปีที่แล้ว

      ዓረብ እንተ ኮይንካ ዓረብየ ምባልካ ወይ ብዓረብ ምዝራብካ እንታይ ነውሪ ኣለዎ ዓረብ ኣይኮንኩን እንተበልካኸ ዓረብነትካ ይሕከኽ ድዩ፧ ክኸዉን ዝኽል ተዛረብ።
      መወለድ ዐረብ እንተኮይንካ ኣብ ዝኾነ ሃገር ንበር ዓረባዊ መንነትካ ዝሓኮ የለን።

  • @abebaghrmatsion4597
    @abebaghrmatsion4597 ปีที่แล้ว +7

    You are a teacher ❤

  • @Efrem665
    @Efrem665 ปีที่แล้ว +9

    ኤርትራውያን ውን ኣብ ስደት ኣይንዘረረብን ሰላም ውን ኣይንበሃሃልን ኢና። መጻኢና ከምዛ ናይ ወዲ ጀበሊ ያ። ሓደራና ንጠማመት?

  • @adeymaryam
    @adeymaryam ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ጀቢል ሽኮር የቐንየልና ኣዛናጊካና ሚሂርካና ኩሉ ነገር ደጊመ የቐንየልና

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ጥንታዊት ቡዙሕ ታሪኽ ዘለዋ የመን እንዳሃለወትካ ዓዲ የብለይን አይትበል እቶም ዜግነት ሂቦሙኒ ትብሎም ዘለኻ ካብታ ጥንታዊት ዓድኻ የመን ዝመጹ ኢዮም ዓገብ ነብስኻ ክሳብ ክንድዚ ምውራድ

    • @musiejohn2260
      @musiejohn2260 ปีที่แล้ว +1

      Go heal donkoro,,he is just telling you the reality of the world ok

  • @tekleelias2092
    @tekleelias2092 ปีที่แล้ว +16

    Wedi Jebel! I’m crazy for you! You are Angel of generation …

  • @jjabraham5688
    @jjabraham5688 ปีที่แล้ว +2

    Wedi Jebeli Asmarino, semika zeymno. May the almighty God bless you with long life and health. You are a true definition of wisdom and experiences. I enjoy your story telling and being funny abilities to make your audience happy.

  • @zekariasberhe1059
    @zekariasberhe1059 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ቅድሚ ሕጂ ኢለካ ኔረ ክደግመልካ plz write a book

  • @redsea2181
    @redsea2181 ปีที่แล้ว

    ኢሰያስ ኣፈወርቂ፣ የመናዊ ኢዩ፣ ዝብሉ ወገናት አለው እሞ፣ እንታይ ምበልካና

  • @yonassimon96
    @yonassimon96 ปีที่แล้ว +3

    PHD hibeka aleku wedi jebeli
    Nezia zsemamae like 👍 habuley

  • @sarig84
    @sarig84 ปีที่แล้ว +4

    Love it 😍

  • @qasem5889
    @qasem5889 ปีที่แล้ว +2

    Ata shekor sebay abey dea tefika kenika aytdongyuna... welfi wedi jebeli kebid eyou❤❤❤❤❤❤

  • @dawitgaberaselasegebramera5734
    @dawitgaberaselasegebramera5734 ปีที่แล้ว

    Niabenate. Nehinei. Eniedie ahimedae geareliea. Wayesae line. Enidea. iaboyae. Esaelae. Ezeome. Tefolatome. Do. Hineate. Hieto Aline ok

  • @AhmedSaleh-xf4he
    @AhmedSaleh-xf4he 4 หลายเดือนก่อน

    በዘይመ ምርዝተማህረሙሁር እዮወድጀበሊ

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 ปีที่แล้ว +3

    Well said , when a child is born from 2 countries he develop identity crisis

    • @muluehaile9405
      @muluehaile9405 ปีที่แล้ว

      They really suffer 😪 a lot even here in USA 🇺🇸

  • @zareghere2606
    @zareghere2606 ปีที่แล้ว +3

    You are perfect philosopher .

  • @erihalal3290
    @erihalal3290 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ መጽሓፍ 👌👌❤❤.ትግርኛ ዝበሃል ወዲ ዓድና ውን ቀሊል ኣይኮነን .እታ ሓድነት ትብል fake ዘረባ ትርጉም የብላን ካብ ኣሕዋትና ኤርትራውያን ዝወለድናዮም ብሄር ዝፈልየና ዋላ ሃይማኖትና ንራኸብ ዝወለድናዮም .ከመይ ከምዝቕበሉና ንፈልጥ ኢና .ጀበሊ ሓወይ የመናውያን ግዳ ሓቆም .

  • @Samuel-mq5uc
    @Samuel-mq5uc ปีที่แล้ว

    👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899 ปีที่แล้ว +1

    Abona wedi Gebeli btami ena nfetweka. Edmen tinan yhabka. Kemwem Yonas hawna
    Thank you.

  • @Fb-hv1zq
    @Fb-hv1zq ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @eriiilove9093
    @eriiilove9093 ปีที่แล้ว +2

    Wedi jebeli Shkorina you are so funny 😂😂😂 I love you 🥰

  • @saimonandom7248
    @saimonandom7248 ปีที่แล้ว +3

    ❤❤❤ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @nawafhossein8006
    @nawafhossein8006 ปีที่แล้ว

    wade jable wade akra xida rozna mesbla azkkrkne

  • @mohammedhaj1106
    @mohammedhaj1106 ปีที่แล้ว

    ودي جبلي انا معحبك انت فليسوف زماننا

  • @berhanehagos25
    @berhanehagos25 ปีที่แล้ว +2

    I like your advices, becouse when I was raised most of my friends were jeberty. Thanks.

  • @dawitgaberaselasegebramera5734
    @dawitgaberaselasegebramera5734 ปีที่แล้ว

    Beayelane. inase kiloamia. iabi. Hihabasheeee

  • @okbayhabteab9384
    @okbayhabteab9384 ปีที่แล้ว

    Keywde ab mengo tatwo konqa please awdeyo

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Jebli felasa nay bhaki fluy kelat alka edmen tenan yehabka fetri

  • @gidonhagos6151
    @gidonhagos6151 ปีที่แล้ว +3

    Zeymenio qelal❤❤❤❤

  • @ashebrabrahakebede5300
    @ashebrabrahakebede5300 ปีที่แล้ว +1

    ገጋ ጋል ዓድካ ጋናን ኩለን ሓደ እየ ወድጀበሊ ሓወይ ባዓልቲ ሕሊናን እንተኮይናም እትሰባይን ሰበትን ሕሊና ይራይ፡እዩ ዝንብረካ

    • @yossiefmer733
      @yossiefmer733 ปีที่แล้ว

      Xbuk aleka gin kisab ab zibxah tibexh bwegen sdra sebayn sebeytin btaemi eika tshger ember ewe eti wana kemti zbelkayo hlna and frhat fetarin u

  • @natiln2259
    @natiln2259 ปีที่แล้ว +1

    እንዳ ኣዛነኻ ምሂርካና ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ የቀኔልና ❤

  • @Quayside2127
    @Quayside2127 5 หลายเดือนก่อน

    His expression 😃😃😂😂kula yu zemxia