I don't understand how Seltene can tell so Mony lie and never feel bad about it Natu, Joseph is not from Eritrea He born in Eritrea but his family tree came from somewhere
Dry sheet smells but do not smear, Seitene talks and barks like a mudd dog, but for his own mouth not to smell ,but it does, . So Natu thank you for exposing them
ናትዬ አንበሳ ! እግዚአብሔር ያክብርህ አንት የሰላም አምብሳደር ነህ 💞💞👍✨✨🌷🌷🌷🌷🌷
ናቱ ሓወይ እንቃዕ ድኣ እዞም ደለይቲ ጽቡቕ ደስ በለና እንበር እዞም ሓተላ ከምዚኦም ኣብ ዓለም ኣትሩክብን ብሕስድንኦም ንሕና ኤርትራውያን ካብ ንፍንፍኖም ነዊሕ ኮይኑዩ
እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናቱ ጅግና🙏🙏🙏🙏
ናቱ ብሓቂ ከም ኣብ ማእከል ህዝቢ ኤርትራ ምዕባይካ ኣተዓባብያኻ ዘይረሳዕካ እንኮ ንስኻ ኢኻ :: ናይ ብሓቂ የቐንየልና ❤❤❤
ናቱ ጅግና👍
Natu abesa 👍❤️💞💞💞💞
Marhaba natu jigna ❤❤❤❤
NATU WEDIE EDMENTENAN YEHABEKA ❤❤❤
ሕዝቢ ኤርትራ መንግስቱ ብጣእሚ ዝፈቱ አሻ ።ብፍላይ ፕረሲደንት ኤርትራ ኢሳይያስ አፈወርቂ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ገመድ ሐብወ ይታሐነቕ ርእሲ ደርሆ። ሕዝቢ ኤርትራ ኹልሻእ ሕጉስፅጉብ እዩ 🇪🇷♥️🇪🇹
Natu bruk agziabiher selam yewrdelna ❤❤❤
ይሕዘኑ ግደፎም😂 ባዕልና ብተሓጓስ ፍንጭሕ ንብለሉ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝
ናቱ ኣንበሳ ንሓቂ ክኣምኑ ኣይደልዩን እዮም።ሕዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ሰላም ጌሩ ተዓሪቑ ክሪኡ ዋላ እዮም ዘይደልዩ እዞም ደንበ ዕነ ሓሳዳት
Great show 👏 👍
Natu abi seb 🙏🏽❤️❤️❤️
Hgdaf live forever still going strong
❤️❤️☪️☪️✝️✝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚
እወ ባራዩ ናይ ሃገርናን ናይመንግስትናን እንካዕ ናይምዕራባውያን ባራዩ አይተባሃልና ባራዩ ሃገርና ይኹርዓናን የሔብነና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እየ ሰልጠነ ድዮም ዝብልዎ ደሓረ እዩ ዝግበኦ 😂 ህዝቢ ኤርትራ ብጻዕሩን ብረሃጹን ዝነብር እዝቢ እዩ ደቁ የምህር ምስ ደቁ ሃገሩ ዘውሕስ እዩ ጅግና ህዝቢ ኤርትራ🇪🇷
Thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤
Binay bini jigna awet zyhgos
Xlem kabot tkdnu ❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ሰልጠኑ ናይ ጸርፊ ስልጠና እዩ ዲግሪ ሰቒሉ😂😂
ካብዚ ንላዕሊ ናይ አእምሮ ስንክልና የሎን ኪሮስ ነፋጥ
አታ ትግራይ ተጨኒቃላ ደሃያ ግበር ግና ሻእብያ ሐጊዝና ከይትብል ምሕረት የውርደላ ትግራይ
Dehan suq bello Sigaa khurmaj tiqbelo
Yes je suis en ligne mercis beaucoup pour moviment Natnael mon frère j’espère
Merhaba Natu. ❤❤🇪🇷🇪🇷👍🏽
ናቱ ሐወይ ናይ UN አብ ኤርትራ አትያ ትማሊ ብዛዕባ ኤርትራ ተዛረበቶ አስምአዮ ♥️🇪🇷♥️🇪🇹♥️
የኤርትራ ህዝብ በ መአቀብ 27 አመት መኖሯ በራሱ ያስደንቃል ጀግኖች ናቸው ።
ይግዓሩ ደኣ😂
❤ናቱ❤ ሀቀኛ ሰው 🤝🤝🤝👍✌️
🙏🙏👍🙏👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️
ናቱ ዓቢ ሰብ❤
እዚኦም ዝመርሕዎ ሰብ ይኹን ፐላሶ የለን😂
ኣብ ስደቶም እንዳተጻረፉ ክኣርጉ እዮም😂
❤🎉❤🎉❤🎉🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🤩🤩😍💝
Kiros anjal, bako, tarikh albo, funfun, jelgaf.
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Natnal kubuer haw kbret yehabelna kbry ne kubuer seb teray ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🦁🤴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙋🙋🙋🙋
You make my night about John black sister
Your mother is your mother regardless of her wealth or look ! It is the same to the country! We love our poor country Eritrea 🇪🇷 😂 leave us alone! ❤
🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናቱ ጅግና እዞም ደምበ ዕነ ሓቆም እንድዮም እሞ ዘይተጋገዩ ህዝቢ ኣስመራ ይኩን ህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ ጸላኢኦም እንድዩ ኣብዚ ግዜዚ ህዝቢ ኤርትራ ቀዳማይ መን ጸላኢኻ እንተኢልካዮ እዞም ደምበ ዕነ እዩ ዝብለካ ከመይ ከምዝፍንፍንዎም ግርም ዩ ዝብለካ ምክንያቱ ሓደ ተቃዋሚ እየ ንህዝቢ እየ ዝቃለስ እንዳበለ ህዝቡ ዝጸርፍ ዝውዕል ሰራዊቱ ዝጸርፍ ዝገደደ ድማ ስውኣት ዝጸርፍ ምስ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ውጊኑ ህዝቡ ክወግእ ሃገሩ ክሸይጥ ድሕር ዘይብል ሃገሩ ከዋርድ ዝውዕል ኣዴታቱ ኣቦታቱ ደቂ 80 ዓመት ከይተረፉ ዝፈግእ ህጻናት ዝፈግእ ኣብ ምዕቡል ዓድታት ተቀሚጦም ከም ዕቡድ ኣእማን ዝድርብዩ ቀተልቲ ሓዎም ብምንም ተኣምር ፈተውቲ ኤርትራ ስለዘይኮኑ ህዝቢውን ጸላኢኦም እዩ ።
ግደፎም😂😂 ባዕልና ንሕጎሰሎም❤❤❤
I don't understand how Seltene can tell so Mony lie and never feel bad about it
Natu, Joseph is not from Eritrea
He born in Eritrea but his family tree came from somewhere
❤ኤርትራ❤ የተጎዳችው በ 💀ህወሀት አሜሪካ ተንኮል💀 ነው 27አመት
Dry sheet smells but do not smear, Seitene talks and barks like a mudd dog, but for his own mouth not to smell ,but it does, . So Natu thank you for exposing them
Ezi ambulance ne samsereti seb keshetu. Kecheweyu diyu adliyuom.
ኣማኒኤል ኢያሱ ውን ምስላጥ ምስ ኣበዮ " እዚ ህዝቢ እዚ ዘይረብሕ ስቅሉ እዩ" እዩ ዝብል ኔሩ😂
ድኩምን ደንቆሮ ክእለቱ ፀርፊ ጥራይ’ዮ
ወይዚ ደንቆሮ😂 ጅግና ብንያም ግርማይ ካብ 🇪🇷 ሰልጢኑ እዩ ክወዳዳር ምስ ጋንትኡ ሃገሩ ዘጸወዐ
Asmara zay felta hagersb fara eu natu hawey
Esa ey keltu natu hawey donkro eu eze fara
ናቱ ሃወይ ማአንጥኡ ቁርጽ ኢሉ እዩ ሰልጠነ ይትረፍ ንኤርትራ ክገዝእ ኤርትራ ክአቱ አይክልን አቅሊ ጽበት እዩ ከምዚ ዝገብሮ
Seltene faca adgi resi adgi hzbi ERTREA kabseb zeytsbe jegna serihu znebr tarikawi hzbiyu.ata debqoro nnebsha ktemahadr zeytkel adgi seb iha.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Mess nizey felto yetrito. Bergher zey rekhbo zinebere tirat askirwo eyu. ni seitene. Natu aytihazeu nigizie ghidefo
ነዚ ረሳሕ ሰልጠነ መዓልቱ አኺላያ ግደፎ ጥራይ።ሻዕብያ አይፈለጦምን።ደርሆ ገመዳ ተንውሐካላ ዝፈታሕካያዪ ዝመስላ። በትሪ ሻዕቢያ አሜሪካ ከም ትበጽሕ አይፈለጠን።
ናቱ ዓይነይ ኣብ ጽቡቅና ከምዚ ዓይነት ቪድዮ ምስራሕካ ተኻፋሊ ሓጎስና ሙኻንካ ኮሪዐልካ
Natu shioker Kemay kemay
Natu selamawe seb❤❤😂😂😂
ባራዩ ስ ንሶም ደኣ ባራዩ ናይ ወያነ ብከብዶም ዝተሸጡ ባራዩ ሰናቲም ክኣርዩ ዝውዕሉ ባራዩ እሞ ድማ ሓደ ዝርኤ ዘይብሎም ዘጋፋትን ፋሕሻዋትን ፋቻ ኣግዲዕዎም ባራዩ ናይ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ኤርትራ 100% ጸላኢኦም እዩ
Resh haswe Hezbe erteilt habtam eu anta fatal lehe tefllx deka fera wahed bolo natu hawey eze hgersab donkro
First of all Snoop Dogg it don't go to North Korea he went to South Korea
Asmela0sh I love your show and respect you.keep it up.Hopefully one day I meet you in person.Do you know where I can buy the book ghadi?TX
Snoop dog ኣይኮነን፣ Denis Rodman basket ball ተጻዋታይ ዝነበረ እዩ North Korea ዝኸደ። ተፋኒ ሓዲሽን፣ ነፋሲ ሃሰልን፣ ኣሌክስ ኢሳቕ ንሃገሮ ክበጼሑ ኢዮም ከም ኩሉ ኤርትራዊ ሃገሮም ክርኡ ኢዮም መጽኦም። ደንቆሮ የሴፍ ግን ድሕሪ ሚእቲ ዓመት ኣይክርድኦን እዩ።
ንዓባ ናቱ መን ኢዮም ሃገር ክመርሕ ሰብ ኣይኮነን እንስሳ ክምርሑ ዝይክእሉስ ምናልባት ኣይትበል ናይ ቀቢጸ ተስፋ ንዝዛረብዎስ ምስ ዘረባ ተቆጺሩ
Natu eziom Bhlmi keman Asmara ayatwwan eyom. 3 Generation natom ayatun eu. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Serke ketserk
Behake asmara behlme ayfltan eunatu hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤
Nati Getachew didn’t say congratulations he said’ in text book one of kind …” he didn’t mention Biniam or Eritreans so don’t make it special
እዘም ሓተላ ሓተላ ጋሓፋት ኮይኖም እንበር ጥዑይ ኣታሓሳስባ እንተዝህልዎም ምስ ህዝቢ ምሉእ ኣይትባኣስን
እዞም 2 ወጮ እንተገልበጥካዮ ወጮ😂 እዮም ክብታ ውሻጠ ኣይወጹን እዮም 😂😂
Both of them. Binyam is him isayas and Isayas is him Biniam
ናቱ ካብ ጸላኢካ እንታይ ትጽበ ፡ስለዚ ናይ ዚኦም ሓዲሽ ኣይኮነንን ንክፋት ኢሎም ዝተዋፈሩ ዑስባት እዮም።
አየ ሰልጠነ ሙሽሙሽ ኤርትራ ድአ እዎካብ ዓለም ቀዳመይቲ ኮይናስ ዓለም ይዛረበላ አሎ ሰልጠነ ቅንኢ ህስድና እዩ ከምዚ ዝገብረካ አታ ረሳህ ባአለገ መን ኮነካ እስካ ንኤርትራዊያን ትጻረፍ ተጠንቀቅ🇪🇷❤
Kkkk Natur shikor yakoooo
ኣንበሳው
For law IQ is no medication
ቢኒ እኮ ናይ ኤርትራውያን ሐበን ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ምሉእ ኣፍሪካ ሐበን እዩ
ናቱ አንዳንዴ በአማረኛ ስራልን።
ናቱ አንዳንዴ በአማረኛ ስራልን።
ናቱ አንዳንዴ በአማረኛ ስራልን።
ጋሻ ክገብሮ እሞ ገንዘብ ክእክብ😂 እሞ ኣምቡላስ ሲ ንትግራይ ክሰዳ። እይ 😂😂😂😂
መቀበሊት ተለፎን ኪገብራየ አዛ ሃሎ ዕዲ ሃሎ ቲብል 😂😂😂😂😂😂😂።
ቀሰን ቅሰን ናቱ
ሐውና ናትናኤሌ አስተውዕል በጃኻ,ብዛዕባ ቤንሰዮን አስተኽል እታሓቤሬታ,ጽላት ወፂኡላ ኢይልካ ምዝራብካ ስሕተት እዩሞ : ካም አጋጣሚ አብ ስላሴ ቤተክርስትያን ወፂኡ እናሃለየ መፂአላሞ እንታይ ንግበር ምስተብሀሉ እዮም ቡፁእ አቡነ ጳውልስ ትምፃእ ሽግር የብሉን ዝበሉ ካም ቅድስቲ ተቖፂራ ግን አይከነይ አስተኻኽሎ ሀይማነታዊን ፓለቲካዊ ማዕረ ስለዘይኮነ ,እንተደሊኻ እግረኛ ዝብል ተኽለሀይማኖት ዛቕረበን ጋሻ አለዋ እጅጋዮህ ናይ አል ዓሙዲ ሰቢቲ ነይራ አብዛዕባ ቤንሴን እቱጉዳይ ብትኽክል ዝገልፅ ቪድዮ አሎ
ወዲ በሻሻ ናይ ኣብዚ እዋን እዚ ናይ ኤርትራ ዓወት ኣይረኣዮን እዩ ሓንጎሉ ብሕልሙ ወደብ ጥራይ እዩ መሊኡ😂
መለስ ዜናዊ ገንዘብ ስለ ዝተኽበሎም ዝነበረ ንደምበ ዕንኪሊል 😂 ናይ ኢትዮጵያ ሕማቕ ንኸይዛረቡ ብመጽሓፍ ቅዱስ ኣምሒልዎም እዩ😂
ነዞም ጋሓፋት ኣብ ዘለውዎ ስቲድዮ ብሕማም ሽኮርን ዱም ብዝሕን ክነቕጹዮም ብና ይ ህዝቢ ኤርትራ ሓጎሶ ንሕና ክንዔቢን ክንሕጎስን ንሳቶም ድማ ኣብ ዘለውዎ ክነቕጹዮም
ናቱ ሐወይ ተጊጉ ነዲድ ፖለቲኻ ተበላሺወ።ጋሕሪካ እዩ ውሒጡ።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Natu❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤