ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ቸላ ምእመን ዝምልሶ መልሲ ንዓይ ኣይምልከትን ዩ ይብሉ ኣየ ኣቦና ዮሐንስ ቤተ ክርስትያንና ድኣ ሓቃ እንድያ ክትመቃቀል ኣቦታት የብልናን
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ዘሐዝን እዩ ገጢምና
Amen Amen amen qal hiwet yesmalna
Egziabher ybrk
🙏🏾🙏🏾🙏🏾👍👍👍🌹🌹🌹⛪️⛪️⛪️
Amen. Amen. Amen⛪☝️🤲🤲🤲😢
Abona Entonyos amlak bealu kab measerty yewoxeayom nisom nay midri fetenom yiwudiu alew buxue eyom bereketom yibxahana.
😭😭😭😭😭🙏🏽🙏🏽🙏🏽👏👏👏😭
Thanks, that was my question
😭😭😭🙏🏽✝️👏🌵
Bhki Kal hiwet yesmalna hawna men u emo kmliselka
😭😭😭
Abietttttt ygerm............Koririna ko beziaom papasat eziaom
Qal hiwet ysmalene Kburet yhawtena brket ney Abone Antineos mes kulehane yekun 🙏🙏🙏
ትሕትና ዘለዎ ሕቶ ናይ ኣቦይ ቀሺ ኢዩትሕትና ተማሃሩ ዲያቆናት መዘምራን
Nay bhaki injera Alem blae. Ezom abotat ab gexom neryo alena Kemey fetena yehlfu kemzelewu. Mstwal lbona yeadlena tray fetari.
ቅኑዕ ሕቶ ኢዮም ሓቲቶም።
Wey Fencheraerae Agebab Tesaenu
እዚ ሕቶ ኣይተመለሰን እዚ ዘርኤና ከኣ እቶም ኣብ ሓቂ ዘለዉ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኢዮም።
ኣብ ሰደት መመጽካ ጉሰጉሰ ናይ ሮድዮ ሓሰናን ወያነን ሰምዓካ ግርም እባ ባእሰ ደናቁር ፣ ሰብ ንነብሱ እሉ ቢተ ክርሰትያን ከይዱ ዝጽል፣ ኣብ ቢተ ክርሰትያን መጽካ ፖሎትካ ከ እንታይ ኣምጽ ኦ እት ፖለትካ ነቶም ፖለትከጃታት ዘይ ግደፍ፣ንደቅ 90 ዓመት ምድፍር ጀግንነት ተቆጽርለይ፣ እት ሰርዓት ነዝ ኣ ፍልጡ እዮ ንወድ 94 ኣረግት ሰብ ኣይ ካብ ሰልጣኑ ኣውርዱ ናይ ገዛ ማሕዮር ገርወ ዘሎ ፣ ከም ትማቃቀሉ ሰለ ዝፍልጥ እዮ፣ ኣቡነ ኣንጥዮኖሰ ኣብ መንበር ገዛ ናይ ቢተ ክርሰትያን ምሰ ኣቡነ ማንቃርዮሰ ብሓባር ኣብ ሓንት ገዛ እዮም ማሓዮር ተታሕዙ ዘሎ፣ ኦሮቶደክሰ ትባሃል ካብ መጀንበርታኣ ንሓቅ ቆይማ ኣይትፍልጥን ኩል ግዚ መምሰ መጽእ መንግሰት ጽግዕ ትሕዝ ኣቡናት ኣብ ውሸጦም ፍቅር ዝባሃል የብሎምን ንሕድሕዶም ይሕልፍም ይህቡ፣ ብሕንት ትእዛዝን ምምሕዳርን ተማሕድራ ኣይትፍልጥን እያ፣ኩሎም ከከምዝጣዕሞም እዮም ዝከድ
እታ ዘይ ምፍራሙ ብዕላማ ዋላ ትከውን ፡እንተዘይ ተጋግየ ዳሓር ፈሪሙ ዩ ፡እንታይ ስለ ዘኮነ ኣብዩ ነይሩ ?እንታይ ስለ ዝራኣየ ወይ እንታይ ስለ ዝሰምዐ ዩ ከ ፈሪሙ ?
Nay kedem do aykonen ezi
Htoka xbuq eyu nieru beal 10 hto ,,yegda nska n baelkake mmeleskayodo "10 htotatt"??????? Bjemerta sle bietkrstyan ktzareb keleka aneke men eye bel,,, thtna xbuq eyu ???? ,,ezi nkulna zmlket eyu???? Athatta hto Kab ezom abeyti abotat temehar???? Amlak selamun mhretun yewrdela!!!
እዚ በዓል 10 ሕቶ እቲ ፍርቂ ሕቶ ንመንግስቲ እንበር ነኣቦታት ኣይምልኸትን እዩ
እዛ መልሲ ልክዕ ከም የማነ ገብርኣብ ማንኪ መሊሶማ ሓደ ግዜ ኣብ ሳዋ ተሓቲቱ ክምልስ እንከሎ እዚ ኣይምልከተንን ናብ ላዕለዋይ ኣካል ከማሓላልፈልኩም ኢየ ብምባል ከም ዝዓጸዋ ጳጳስ የውሃንስ እውን ናብ ዋና ጸሓፊ ኢዩ ዝምልከት ስለዚ ከኣ ኢድ ሻዕብያ ኢሰያስ ጠንቃም ከም ዘለዎ ንፈልጥ ኢና ጳጳስ ግና ክትፈርህዎ የብልኩምን ምኽናቱ ሃገርና ስማያት ስለ ዝኽነ ኣይትፍርሁ እቶም ደቂ መርገም ዝኾኑ ሸፋቱ ግና ስፍርኦም ኣብ ሱኤል ኢዩ ክኸውን እቶም ጎሓላሉ ከ ብሓይሊ ኣምላኽ ክጠፍኡ ኢዮም
ኣታ ምእመን ዲኻ ዲያቆን ሃገርና ሰማያት ትብል እሞ ኣብቲ ሃገር ኮይንካ ዳኣ ሃገርና ሰማይት ምንግስት ኣይንፈርሕን ኢልካ ጉዳይ ኣባ እንጦንዮስ ዘይትሓትት ግርም ኣብ ስደት ኮይንካ ጳጳሳት ኣይትፍርሕዎ ትብል ሰብ እንድዮም ከማኻ እስከ ሓሲብካ ተዛረብ
ቸላ ምእመን ዝምልሶ መልሲ ንዓይ ኣይምልከትን ዩ ይብሉ ኣየ ኣቦና ዮሐንስ
ቤተ ክርስትያንና ድኣ ሓቃ እንድያ ክትመቃቀል ኣቦታት የብልናን
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
ናይ ብሓቂ ዘሐዝን እዩ ገጢምና
Amen Amen amen qal hiwet yesmalna
Egziabher ybrk
🙏🏾🙏🏾🙏🏾👍👍👍🌹🌹🌹⛪️⛪️⛪️
Amen. Amen. Amen⛪☝️🤲🤲🤲😢
Abona Entonyos amlak bealu kab measerty yewoxeayom nisom nay midri fetenom yiwudiu alew buxue eyom bereketom yibxahana.
😭😭😭😭😭🙏🏽🙏🏽🙏🏽👏👏👏😭
Thanks, that was my question
😭😭😭🙏🏽✝️👏🌵
Bhki Kal hiwet yesmalna hawna men u emo kmliselka
😭😭😭
Abietttttt ygerm............
Koririna ko beziaom papasat eziaom
Qal hiwet ysmalene Kburet yhawtena brket ney Abone Antineos mes kulehane yekun 🙏🙏🙏
ትሕትና ዘለዎ ሕቶ ናይ ኣቦይ ቀሺ ኢዩ
ትሕትና ተማሃሩ ዲያቆናት መዘምራን
Nay bhaki injera Alem blae. Ezom abotat ab gexom neryo alena Kemey fetena yehlfu kemzelewu. Mstwal lbona yeadlena tray fetari.
ቅኑዕ ሕቶ ኢዮም ሓቲቶም።
Wey Fencheraerae Agebab Tesaenu
እዚ ሕቶ ኣይተመለሰን እዚ ዘርኤና ከኣ እቶም ኣብ ሓቂ ዘለዉ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ኢዮም።
ኣብ ሰደት መመጽካ ጉሰጉሰ ናይ ሮድዮ ሓሰናን ወያነን ሰምዓካ ግርም እባ ባእሰ ደናቁር ፣ ሰብ ንነብሱ እሉ ቢተ ክርሰትያን ከይዱ ዝጽል፣ ኣብ ቢተ ክርሰትያን መጽካ ፖሎትካ ከ እንታይ ኣምጽ ኦ እት ፖለትካ ነቶም ፖለትከጃታት ዘይ ግደፍ፣ንደቅ 90 ዓመት ምድፍር ጀግንነት ተቆጽርለይ፣ እት ሰርዓት ነዝ ኣ ፍልጡ እዮ ንወድ 94 ኣረግት ሰብ ኣይ ካብ ሰልጣኑ ኣውርዱ ናይ ገዛ ማሕዮር ገርወ ዘሎ ፣ ከም ትማቃቀሉ ሰለ ዝፍልጥ እዮ፣ ኣቡነ ኣንጥዮኖሰ ኣብ መንበር ገዛ ናይ ቢተ ክርሰትያን ምሰ ኣቡነ ማንቃርዮሰ ብሓባር ኣብ ሓንት ገዛ እዮም ማሓዮር ተታሕዙ ዘሎ፣ ኦሮቶደክሰ ትባሃል ካብ መጀንበርታኣ ንሓቅ ቆይማ ኣይትፍልጥን ኩል ግዚ መምሰ መጽእ መንግሰት ጽግዕ ትሕዝ ኣቡናት ኣብ ውሸጦም ፍቅር ዝባሃል የብሎምን ንሕድሕዶም ይሕልፍም ይህቡ፣ ብሕንት ትእዛዝን ምምሕዳርን ተማሕድራ ኣይትፍልጥን እያ፣ኩሎም ከከምዝጣዕሞም እዮም ዝከድ
እታ ዘይ ምፍራሙ ብዕላማ ዋላ ትከውን ፡እንተዘይ ተጋግየ ዳሓር ፈሪሙ ዩ ፡እንታይ ስለ ዘኮነ ኣብዩ ነይሩ ?እንታይ ስለ ዝራኣየ ወይ እንታይ ስለ ዝሰምዐ ዩ ከ ፈሪሙ ?
Nay kedem do aykonen ezi
Htoka xbuq eyu nieru beal 10 hto ,,yegda nska n baelkake mmeleskayodo "10 htotatt"??????? Bjemerta sle bietkrstyan ktzareb keleka aneke men eye bel,,, thtna xbuq eyu ???? ,,ezi nkulna zmlket eyu???? Athatta hto Kab ezom abeyti abotat temehar????
Amlak selamun mhretun yewrdela!!!