ቀይሕ መስመር ገብራይ... ኣገዳሲ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 1 ต.ค. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @alenamediatv7443
    ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.c...
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org...
    alenamedia.org...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 116

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 หลายเดือนก่อน +1

    ረድእ መሓሪ ፡ ብዕድመ ፡ ብተሞክሮ ፡ብፍልጠት ፡ ዝበስለ ሓውና ኣጆኻ ክንብሎ ይግብ ኣናምበር ፡ብበዓል ገብራይዶ እምባደርሆ ኢና ዝብሉ ቲፎዞ ንምርካብ ንለውጢ ዝጻረሩ ፡ንረድእ ዕላማኡ ንጹር ከም ጸሓይ በርቂ ፡ ጽሩይ ከም ማይ ንግሆ ንምዕንቃፍ ዝገብርዎ ሕልኽልኽ እቲ ለባም ተግንዚቡዎሎ ።

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 5 หลายเดือนก่อน +11

    ረድእ ኩሉ ነገር ገዲፍካ ናብ ንቡር ተመለስ

    • @dawitm.841
      @dawitm.841 5 หลายเดือนก่อน +1

      Agreed 110% wit you.

  • @peaceisgood9639
    @peaceisgood9639 5 หลายเดือนก่อน +5

    ረድኤ ናይ ቀደም ግደፍ ኣይጠቅምን : ኩሉ ገዲፉ ተፈታዊ ሾው ገይሩ ብዙሕ ንህዝቡ ኣገልጊሉ ኢዩ:: ኣብ ገለ ነገራት ግድፍ ደኣ ነብል ንምዓድ:: ካብ ሰብ ነህድም ንኣክብ::

  • @MFish7980
    @MFish7980 5 หลายเดือนก่อน +6

    Please keep this thing behind closed door and focus on our common National Enemy ! the brutal Higdef !

  • @venuduciel835
    @venuduciel835 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሰራቒ ኢኻ: ኩሉ ሰብ ከኣ ፈሊጡካ ኢዩ.

  • @Men1109
    @Men1109 5 หลายเดือนก่อน +3

    ዝኸበርካ ኣያ ረድኢ እርደኣኒ እዩ ዝወረደካ ኩሉ እንተኾነ ግን ዓሻ ሰብ ኣብ ዘይ ትዴሊዮ እዩ ዘወዕለካን ዘሕድረካን ንደለይቲ ፍትሒ ክትብል ዓበይቲ ሰባት ጌርካ ኣፉ ክዓጹ ተትፍቲን ምሓሸ ዊዕልኩም ሓዲርኩም ደቂ ሓንቲ ሃገር ኢኹም።

  • @yrgalemmekake6746
    @yrgalemmekake6746 5 หลายเดือนก่อน +3

    Ewyy Eze sebay Ezese seltene Gebray kebel hamemu . Kale serahe yebulun deu ? ?

  • @venuduciel835
    @venuduciel835 5 หลายเดือนก่อน +2

    ትሩፋ ሽፍታ ሳሕል.

  • @shewitsgem8495
    @shewitsgem8495 5 หลายเดือนก่อน +2

    Sq bel hasawi seraqi aregit genzeb kab mblaie halifka entay tgebr fesawi aregit

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኩሉ ጸግሙና ምስ መን ከም ንኮውን ሎሚስ ።
    ከምቲ ወዲ ገብሩ ዝበሎ።
    ብላዕል ማዓር ብታሕት ዕረ ገለ ገለ ኣሎ ግና ካባና ዝተከወለ ኢሉ ነይሩ ኢቲ ዝበሎ ካኣ ብግብር ርኢናዮ ኣብ ኤርትራ።
    ነታትኩም ካኣ ኮሙኡ ኢዩ ዝኮነና ዞሎ።
    ብዚኮነ ግና ምስ ኣሕዋትካ ተላዘብን ታዓረቅን ኣያና ረዲኢ ምስ ማዓል መሰፍን ሓጎስ ክንሰዕበካ ንሕና።

  • @melesrezene7526
    @melesrezene7526 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተንቀላእላእ ገድፍካ ናብ ንቡር ተመለስ

  • @yemanetesfabrhan8192
    @yemanetesfabrhan8192 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ መን ክሓፍረልካ ኢዩ ። ብሓሶትን ስሰዐ ንዋይን ስለ ዝሓለፈካ ኢኻ እንበር ብባህርኹም ተመሳሰልቲ ኢኹም ።

  • @bereketsibhatu2707
    @bereketsibhatu2707 5 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ ዕድሜ ኻ ዘይምጥን ብለው ብለው ውይ ዓደይ ለባም ተሳኢኑ ህዝቢ ካልእ ሕማሙ ይአኽሎ ትም ከአሉ ውይ ከ ም አቦታትና ብውሽጢ ሞንጎኛ ጌርኩም ችግርኩም ፍትሑ ተረዳዲኹም የዔርዎ ትም ከአሉ ታይ ዝገበረ ህዝቢ ካልኡ ይአኽሎ

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +3

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሰልጠነ ዕላምኡ ደንበ ፍትሒ ምብታንዩ።

  • @kaleabkibreab8718
    @kaleabkibreab8718 5 หลายเดือนก่อน +1

    Seraqi, nay Isreal genzebom miles mileselom.

  • @SamiSami-ec5zf
    @SamiSami-ec5zf 5 หลายเดือนก่อน +2

    Abona redie bhade seb kitzareb Kolel ayitibel natiki gega yibezih 😢

  • @shewitsgem8495
    @shewitsgem8495 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kid shenka deqis nefahito tmesl getskan gelekan netih seraqi nska amtsayo eti nay Israel zsereqayo genzeb

  • @alganeshyemane2046
    @alganeshyemane2046 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሐሶ ት ን. ዥ ህራን. No1

  • @mniyamozeraihamas5427
    @mniyamozeraihamas5427 5 หลายเดือนก่อน +2

    Gebray America ms atewe riewo deynfelit tihlo ms kolese deki hamasen aktilka dekiska zhder entekoynu knrie ena ngzye ngdefo

  • @Sembeli-bh16fo
    @Sembeli-bh16fo 5 หลายเดือนก่อน +2

    ባባ ረዲእ ዘይከምቲ ዝተጸነናካ ለካ ተጋዳላይ ኡሽይብ እምበር ኣይልብምም ዝብልዎ ኣናላ ኣቦና ኣብዚ ዝጃለፈ ኣዋርሕ ተዓዚብናካ ኣለና ። ዓወት ንመንእሰያት ነዓና ብርጌድ ንሓመዱ

  • @girmaiasefaw806
    @girmaiasefaw806 5 หลายเดือนก่อน +4

    🩵🩵🩵🩵🩵👍

  • @WediGarza
    @WediGarza 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኩላህኩም ሓደ ሰረቅቲ ፈገራግር ከዳዓት

  • @tewoldetesfay6251
    @tewoldetesfay6251 5 หลายเดือนก่อน +3

    ረድእ መሓሪ ከም ዓይቢ ኣቦና ኣያና እናተባሃልካ ብኽብሪ ትጽዋዕ ነይርካ ሕጂግን ኣይግድን ኣብክንዲ ቃልሲ ናብቲ ዓማጺ ስርዓት ቃልስኻ ተውዕሎ ናብ ሓደ ደላይ ፍትሒ ዝቃለስ ሰብ ኣንጻሩ ተላዒልካ ክትተሃላለክ ክንርኤካ ንኩሉ ደላይ ፍትሒ ዝሕዝን ነቶም ባሮት ህግደፍ ክኣ ዘሓጉስ ግብሪ'ዩ ዓገብ ናብ ልብኻ ተመለስ።

  • @wessongebray9360
    @wessongebray9360 5 หลายเดือนก่อน

    Gebray is my father's name. My full name is Wessen Gebray Haile, which shouldn't be ridiculed.

  • @abrahatesfamicael2788
    @abrahatesfamicael2788 5 หลายเดือนก่อน +3

    Redi Mehari. ajoka meselka eyu tarik swatna kixihif👍

  • @Tigray122
    @Tigray122 3 หลายเดือนก่อน

    እዝግዮ ሓሶት ኣብየት ክደነና ጎይታይ ኣብ ምእራግካ ክጽይቀልካ ከሎስ ከምዚ እዩ ኣብየት ምሓረና ልቦናኩም ይክፈተልኩም 💔🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤

  • @hailezghiabrha7011
    @hailezghiabrha7011 5 หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ኣንታ ሰበይ ኣብዚ ወሪድካ ትገርም

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብዚ ሎሚ ኣብ ስነ ልቦና ኤርትራውያን ሓቂ ዘይወሓጥ መድሃኒት ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ሎሚ ዘመና እቲ ተጸላኢ ዝኾነ ሓቂ ዝዛረብ ሰብ እዩ። ስለዚ ኣይገርመናን'ዩ፦

  • @truth3960
    @truth3960 3 หลายเดือนก่อน

    በዓል ገብራይ ልኡኻት ወያነ እዮም ነዚ ኣቃልዕ. ህዝቢ ንምምቅቃል ተዓጢቆም ኣጀንዳ ናይ ክልላት ኣምር ናብ ኤርትራ ንምስኳዕ ዝህቅን ምህሙን ፈተነ እዩ. ኢድ ሰዉራ....

  • @WelduKifle
    @WelduKifle 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kedeah telam serki 😂😂😂😂

  • @elilta70
    @elilta70 5 หลายเดือนก่อน

    ብሐቂ አኽፊእካ ብዓቢኻ ከም አቦ ክንዲትምዕድ ምስ ደቅኻ ክትወዳደር ብሐቂ ተሕዝን ብኢሰያስ ዶ ከይትዛረቡ እዋአኹም::

  • @getayferdal8827
    @getayferdal8827 5 หลายเดือนก่อน +2

    Ayay tueum endo ayneberkumn, tay deaa koynom lomi?Baal maeteb ekum nskummo rigide belu🙏

  • @GhebrezghiShimhalal
    @GhebrezghiShimhalal 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዓዲ ሃሎ መሕብኢ ጒላ ሓኽሊ ድሙን ፍልሖን መራሒ ምልኪ ጉጅለ ህግደፍ እዩ። ኤርትራ ከኣ ወትሩ በቲ ጉጅለን ሰዓብቱ ፍልሖን ትብላዕ ዘላ ገረብ እያ።

  • @amanielgebrerufael
    @amanielgebrerufael 5 หลายเดือนก่อน

    ንምንታይ ግን ከሉኹም ጸረ ህግደፍ ጠንካራ መርገጺ እናሃለወኩም ነንባዕልኹም ትጓነጹ ከምዚ ዓይነት ኣካይዳ ኣብ ቁስሊ ህዝቢ ኤርትራ ጨው ምንስናስ ዶ ኣይኮነን በጃኹም ህዝቢ ይቕየመኩም ኣሎ ኣካይዳኹም ኣስተኻኽሉ

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw 5 หลายเดือนก่อน

    sdra biet ato mehari zeywda'e merghem rKebom, macholot abune tekelhaymanot zeyhwiyo Hmam/mergem

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ኣምላኽ እመን ንዑዑ በሎ እምነትካ ግን ኣይትቀንስ

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 5 หลายเดือนก่อน

    👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @1hruyblala
    @1hruyblala 5 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት፡ እንታይ ጭብጢ ኣለካ? ኣምጻኣዮ ቲ ትብሎ ዘለኻ፡ ንሱ ብጭብጢ ገበነኛ ምዃንካ ኣቃሊዑካ፡ ንስኻ ኸኣ ብዛዕባ ቲ ዝተባኣህለ ኣብ መድዩኡ ቀሪብካ ምስ ቲ ሰብ ገጽ ንገጽ ክትዘራረብ ክትቀርብ ኔሩካ፡

  • @Hailehagos-e4g
    @Hailehagos-e4g 5 หลายเดือนก่อน

    ትጋገ ኣለካ ሰልጠነ ሓቀኛ ኣይኮነን ንስኻ ውን ሓቀኛ ኣይኮንካን ናቱ ክፋአ ምስ ምዝራብ ኖቶም ሰባት ሓሊኻ ዘይ ኮነ ነብስኻ አካ ትካላኸል ዘለካ መሳኪን ኣሕዋትና ግን ዘክርክሞሞ ኣይትፈልጡን ክልተኹም ናይ ረብሓ ሰባት ኢኹም

  • @elilta70
    @elilta70 5 หลายเดือนก่อน

    ፎእ ዘይትሐፍሩ አኽፊእኩም ንሐደ ሰልጠነ ትማግትዎ አለኹም ወድኻ ኢዩ ግርም ጌይሩ ኸአ አጺሪካ አሎ ብጣዕሚ ሕማቅ ሰብ ኢኻ ::

  • @lllliyan
    @lllliyan 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kid seraki antay kgermeka naka nskaeka tgerm lokmas

  • @truth3960
    @truth3960 3 หลายเดือนก่อน

    Bro, you need to be focused. You started about gebray focus on it. Focus on the motive of gebray.

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 5 หลายเดือนก่อน +2

    Haqi,behaqi beal,ezi,Gebray wedi Gebray kabzi,Denbe Fithi,key tefiue selamin,Ebytin,kirkib feximue,zeykal eyue.kem Beal,Kebray nay siwatin, kibri Tegdalti,zeyfltuin zelwuie,Massmedia,total,kitfiue alwom.kibret yihabka,Aya,Redie.

  • @girmaiasefaw806
    @girmaiasefaw806 5 หลายเดือนก่อน +3

    👍

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 5 หลายเดือนก่อน

    Nab Btekristyainka zeytsalem anta Aboy Redi 👎👎👎👎👎

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw 5 หลายเดือนก่อน

    from the beginning to the end. redie's character is false, and deceptive in intention

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +3

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @shamram6200
    @shamram6200 5 หลายเดือนก่อน +2

    Geremena terefena yAklena. 💙 unity 🤝 at any cost.⏳️⏳️⏳️⏳️⏳️⏳️⏳️⏳️

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +4

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @TeberihAdem-sl3mb
    @TeberihAdem-sl3mb 5 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi.adigi..gebiray..ĵasus.gebray.terapi.geber.faha.elatka.

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 5 หลายเดือนก่อน +1

    Weldedawit and Seyoum Okbamicael were among EPLF members.

  • @dawitdebas1546
    @dawitdebas1546 4 หลายเดือนก่อน

    አንታ ሀሳዊ

  • @satelliteview4991
    @satelliteview4991 5 หลายเดือนก่อน

    Aregit

  • @AbrahamMehari55
    @AbrahamMehari55 5 หลายเดือนก่อน

    Lol ok anta entay aynet halay denkoro ftur eyu ezi Redie zbahal

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 5 หลายเดือนก่อน +1

    Move on my friend pls? you don't have any proof.

  • @queengamerplaz7904
    @queengamerplaz7904 5 หลายเดือนก่อน +1

    Hasad koynu ember mexhaf dekimka print gerka sb market atyu bdlayu dma anbabi adigwa entay yezarbo alo.denkoro eyu

  • @dawitmichaeldebushu7505
    @dawitmichaeldebushu7505 5 หลายเดือนก่อน

    ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ድጋፍ ንምርካብ ዲዩ

  • @abraham407
    @abraham407 5 หลายเดือนก่อน +7

    ገብራይ ቊሩብ ሽፍንፍን ኢሉ ዝመጸ ናይ ኣውራጃ ሕማም ዘለዎ ከብቲ እዩ

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +2

      ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ርእይቶ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +2

      ኣግሃደት! ገብራይ ሓቅኻ ገብራይ ኣባል ሕብእቲ ሰልፊ ከይሰማዕናካ ፈለጥናካ። ኣውራጃዊ ቀንጻሊ መታለሊ ናካ ተኸሻሕካ ሕጅስ ግርም ብናይ ካልእ ድምጺ ናይ ልብኻ ተዛሪብካ ግርም።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +3

      ኣብዚ ኮለል ኢዚ እናኣእተወ ገብራይ ምስ ስዓብቱ ብዓል ዓንዳይ ክንጽልን ክቕንጽል ንኢሳያስን ህግደፍን ኣረሲዑና ዕረፍቲ ሂቡዎም ንህዝብና ድማ ስቅያቱ የናውሖ ኣሎ ሄህ ገብራይ ቦግ በል፡ ፍረ ቃልስና ኣብ ዝሓጸረ ክንዕወት ክንርኢ።

  • @hadishzerezghi9808
    @hadishzerezghi9808 5 หลายเดือนก่อน +1

    Kkkkkkkk kkkkkkkk kkkkkkkk anta Ezi Sebay keydato eya mesleny 👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎

  • @TeweldeBeraki
    @TeweldeBeraki 5 หลายเดือนก่อน

    ኣፍካ ክገፍሕ

  • @miriamhabtemichael2393
    @miriamhabtemichael2393 5 หลายเดือนก่อน

    Iway hsret. Antum besmeab zeytblu, hafirna'ko beakum. Hiji kea ghebrai zbehal drama amxikum? Bzaeba shgr hzbkum, kemey tdhnwo zeythasbu?

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +3

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +7

    Let's sign a petition for Tefetawi talk show radio Rwanda

  • @TeclaiAbrham
    @TeclaiAbrham 5 หลายเดือนก่อน +4

    ሰልጠነ ሕማቕ ንፋስ ነፊሱካ ኣሎ ኢድካ ንፍትሒ ሃብ።

  • @shewitsgem8495
    @shewitsgem8495 5 หลายเดือนก่อน

    Tsntsway zkone metshaf si metshaf tsihife halewlew eika

  • @GoboWeriez-nn8zo
    @GoboWeriez-nn8zo 5 หลายเดือนก่อน

    ኩላትኩም ሰረቅቲ ኢኹም ። ሀገረይን ሰራዊተይን ዘይብል ካኣ ክብረት የብሉን ።

  • @shewitsgem8495
    @shewitsgem8495 5 หลายเดือนก่อน

    Halaw eika metshaf ztsehafkayo kemgele nska kemgele qedem zeytbl haqi enteleka fnfan aregit

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +4

    Welcome Ayana ❤❤❤❤❤❤

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 5 หลายเดือนก่อน

    Keltekum himak alekum mihret yewrdelkum💔 Hade nihade ketke nimen nimhgas eyu? Ere kurub hefru niskumsi deleyti fithi kitbahalu? Niska kem abo abzi kulu keybxhe biweshti zeytrbo wedka ukau biedme dahraykum ka yekefe kab zedeme💔 hanti kibleka gin Bizaeba Seltene zetfo genzeb entelo wehabay diu kihatit zelewos wela seb kibl sele zemaeka niska niu nimtkae mis kindey wedukat zebluwo zeytrgagxe hizka kmisu kitmalales!! Nikltekum shame on you guys lebmu🙏🙏🙏

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +6

    Radio Rwanda Tefetawi talk show is a very dangerous you tube please lets petition this channel

  • @aklilutemelso5637
    @aklilutemelso5637 5 หลายเดือนก่อน +1

    አያ አለይ በል edemeka አይፈክድን ሀላው

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +1

      ኣየዋጽኣካንዩ ኣይትጻረፍ ወገኑ ክሕዝዩ ገብራይ ልቢ ግበር ተጠንቂቕካ ተዛረብ ኣብታ ኣውራጃኻውን ብዙሓት ለባማት ኣሎው፡ ኣይምሰልካ ን7 ኣውራጃታት ክትገጥሙ ዓቕሚ የብልኩምን ምስኩሉ ባእሲ ከም ዘሎኩም ፍለጥ ኣብዚ ዓጒግኩም ምዝራብ ዓወት ትረኽቡ ከይመስለካ፡ ምትሕቑቛፍ እዩ ዝሕሸኩም ለብሙ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน

      @@tsegaygebru9534 lebam zerba

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 5 หลายเดือนก่อน

    The same topic kids mind

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 5 หลายเดือนก่อน +5

    ኣያ ረድኢ ኣብቲ ቦቱኡ ኣይትውረድ ንዓቆ

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +2

      ክንገሮ ኣሎዎ ንዕቀት ናይ ኣያና ረድኢ ጥራይ ዘይኮነ ናይ ኩለን ኣውራጃታትና ህዝቢብእዪ ምናዳ ንሰራየን ሓማሴንን እሳቶምዮም ዝዋዳደሩኒ ኢሉ ዝምዓቶም ዝቕንጽሎምን ዝጽንጽሎምን ካብ ሚድያ ክስጎጉ ዝገብርን ዘሎ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน

      @@tsegaygebru9534 correct!!!

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 5 หลายเดือนก่อน

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣Gebray😂😂😂😂😅😅

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +3

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @Soloyanu
    @Soloyanu 5 หลายเดือนก่อน

    Kulatkum guhafat ekum

  • @kidanehaile5036
    @kidanehaile5036 5 หลายเดือนก่อน

    Kulom the same guy

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 5 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ሓኻር ኣድጊ ኣብ ድጋና ክዳጎን ኣለዎ ነቶም ስድርኡ ደም ገድፉሎም ብኽፉእ ዩ ክጠፍእ:: ካብ ኣፍ ደገ ገዝኡ እኮ ኣይወጽእን ዩ:: ብመኪና እንተዘይ ኮይኑ ብዙሓት ዮም ምክትታል ዝገብርሉ

  • @queengamerplaz7904
    @queengamerplaz7904 5 หลายเดือนก่อน +2

    Hello Alena media ezi trash or garbege eyu .N ska tegadilka natsnet amxieka trak gerka eka ezi seb ezi sawa weredu ab US alo .trfa eyu keytgedfo nay enda kebila eyu gahaf new belo fiorget him.

  • @HagerawiSnit-eb7fz
    @HagerawiSnit-eb7fz 5 หลายเดือนก่อน

    መግቢ ቤት ምግብ ቤት ረስትሩራን

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +3

    Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ክልቴኹም ረሳሓት ኢኹም ስነልቦና ተዋህዶ ጌና ከሳቅየኩም እዩ 4።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน +1

      ንዓኸ ክትርፈካ ዱዩ ስቓይ ቁምነገር ዘይትዛረብ፡ "ብሰሪ ንቑጽ ይነዽድ ርሑስ" ዝብሃልዶ ኣይትፈልጥን ኢኻ።

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 5 หลายเดือนก่อน +5

    We miss you, Ayana ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fithiyiambib4769
    @fithiyiambib4769 5 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ዓጅስ ፋራ እኮ ሰብ ረቢሹ።

  • @yeneluulseghed1934
    @yeneluulseghed1934 5 หลายเดือนก่อน +1

    You degrading your stage your presentation is becoming monotonous

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ወንጌል ኣምብብ እሞ ቁሩብ ክፎኽሰካ እዝግኣብሄር ዘይትኣምኑ ! ዋላ ንሱ ውድቀቱ ኣየርእየና

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 5 หลายเดือนก่อน

      ንገብራስ፡ወዲቑ ረማዕማዕ ይበል ይኣኽሎ ዝተጻወቶን ዝጸንጸሎም።

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 5 หลายเดือนก่อน +4

    ገብራይ ባዕሉ ግድጓዱ ክዒቱ ፡ናብ ረድኢ ማሓሪ እንተመጺእካ ሞትካ ቀሪባ😅። ገብራይ ሬድዮ ሩዋንዳ ዕርቃኑ ወጺኡ😂።በሎ ጥራይ ፡ ክሳብ ኣብ ብርክካ ዝሰግድ። ኣራጋይ ሓጎስ ፡ወዲ ሓኻሪ ኣድጊ ይብሎ😂።

    • @selamgeber5688
      @selamgeber5688 5 หลายเดือนก่อน

      ጉድጋድካ ዝካዓትካ ንስካ ኢካ ደቢያ መረትካ ዓድካ ንደቂ አከለ ጉዛይ ታዓዲሉ ኣይ አስመራ ደቂ ስንዓፈ ኣዮም ዘለውዋ መን ኣዩ ኤረትራዊ ወደባት ን ሕና አብ ኩሉ ዓድና መረት ናትና ጽል አት ናይ አከለጉዛይ ክነረኢኩም ኢና አሉላ ገዚኡ ዘምጻአኩም ካብ ትግራይ ጎደረ ደቂ ሓራም

    • @selamgeber5688
      @selamgeber5688 5 หลายเดือนก่อน

      አራጊት ልሽጣን ሰልጠን አለናዮ ይሕዋቱ ተሲኢናልኩም አሎና ጆነሳይድ አብ ሃደ አውራጃ ትገብረዋዘልኩም ቪዶዮኩም አሎና ንመግስቲ አረኢና ንቀትለኩም ምክብባረ ይውለን

    • @WediGarza
      @WediGarza 5 หลายเดือนก่อน

      ስቅ በል ኩሎም ሓደ ሰረቅቲ ከዳዓት

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 5 หลายเดือนก่อน

      Tayna.rede.mhre.aby.tnhka.ksab.hge.btame.eay.zkbrka.ner.nmtay.abnakolo.wedla

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 5 หลายเดือนก่อน

      Hskabal.argy.ktllm.ezom.ktfte.eum.an.gal.hmsen.ey.enty.konka.ndhret.tkwen

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያ ተዋህዶ ትግራይን ኤርትራን ክንደይ ሚልዮን ህዝብታት ምስ ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ተላፊንኩም ዘሳቀኹሞም ተጋሩኣገው ደም ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ተንትኖ ረሳሓት ተዋህዶ

    • @abraham407
      @abraham407 5 หลายเดือนก่อน +1

      ቦተሊኽ ምኳንካ ዲኻ?

  • @aklilutemelso5637
    @aklilutemelso5637 5 หลายเดือนก่อน +2

    Dirbay

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 5 หลายเดือนก่อน +2

    ርኹሳት ተዋህዶ መርገም ናይ ሚልዮናት ህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ ሽናሻ ሲዳማ ቅማንት .......ኣይሰደኩምንዩ

    • @samueltsehaye930
      @samueltsehaye930 5 หลายเดือนก่อน

      ኣታ እንታይ ኢዩ ኣራኪብዎ እዚ ሪኢቶኻ ተዋህዶ እንታይ ኣምጽኦ ኣብዚ ዶስ ጽልእካ ምክኣል ሲኢንካ ዱሑር

  • @user-bc3ot8ew5m
    @user-bc3ot8ew5m 5 หลายเดือนก่อน

    Kulatkum hade sirqti haswti. Eta tegadalay nere naxnet amxia zeblkaya gin keytdgima eti haqi kulu seb feltw eyu. Naxnet teskmika zey konka amxikaya naxnet eya teskima amxiatika nefsi wekef seb yeflto eyu hahaha