#alenamediatv

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 83

  • @fitsummebrahtu7272
    @fitsummebrahtu7272 4 ปีที่แล้ว

    Wel come Redie Alena Media nay behaki tarik nay hziby Eritrea kulu gelisikayo ika. Emo ab fithawit Eritrea fre samaka kitrekibo ika.👌👌👌👌👌👌

  • @bokarbokar6134
    @bokarbokar6134 4 ปีที่แล้ว

    If it was...it would be a new onother history.Bzkone welcome kubur Redie......

  • @lavitamaiko4157
    @lavitamaiko4157 4 ปีที่แล้ว +2

    Wedi Mehri jegna

  • @alenamediatv7443
    @alenamediatv7443  4 ปีที่แล้ว +4

    ዝኸበርኩም ተኸታተልቲ #alenamediatv ኣብ ዘዘለኹሞ ዝኸበረ ሰላምታና ይብጻሕኩም። መሰረትና ወርቂ፡ ሕላገትና ድማ ሓቂ ኢዩ። ኒሕ እንተሎ፡ ዘይከኣል ነገር የለን'ሞ፡ ፍትሒ ንምርካብ ዝከኣለና ካብ ምስራሕ ዝሕጥ ኣይክንብልን ኢና። ርእይቶኹምን ሕቶኹምን ብኣኽብሮት ኢና እንርእዮ። ንእትህቡና ምኽሪን ማዕዳን እውን ምስጋናና ደረት የብሉን። ብተግባር ፈጸምቱ ምዃንና እውን ክንገልጸልኩም ንደሊ። ካብቲ ብብዝሒ ዝቐርበልና ዘሎ ርእይቶታት ተበጊስና፡ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ብቀጥታ "ካባኹም ናባኹም" ብዝብል ኣርእስቲ ክንምለሰኩም ምዃንና ክንገልጽ ንፈቱ። For donation and more details, please visit our newly website: www.alenamedia.org and click the 'DONATE' button. Follow us on social media: facebook.com/rediealena. Like our FB Page: Alena Media TV፡ Instagram: Alena Media TV. Twitter: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org . Subscribe ምግባር ኣይትረስዑ። ኣብ ሒዝናዮ ዘለና ተራጻሚ ቃልሲ፡ ተዛሪብና ከነስምዕ፡ ሃሪምና ከነድምዕ፣ Share, Like እናበልኩም፡ ናብ ብዙሓት ከም ዝበጽሕ ግበሩ።

  • @edenhabte4109
    @edenhabte4109 4 ปีที่แล้ว

    Keep up the good job. We are all following you.

  • @Me-lz9yw
    @Me-lz9yw 4 ปีที่แล้ว

    Thank you Sir.

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 4 ปีที่แล้ว +7

    መደብካ ብሃንቀውታ ኢየ ዝጽበዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንዓና ምእንቲ ክሕሸና ታሪኽ ክንሰንቕ ንበረልና ክበረልና ኣያና እዋይ ብኡነት ንስኻስ ሓየት ዝኾንካ ሰብኣይ ኣበይ እሞ ኩሎም ገዳይም ተጋደልቲ ከማኻ እንተዝኾኑ ጁግና ናይ ጀጋኑ ዕጡቕ ስረ በዓል ጽኑዕ መትከል ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ባህ ኢሉካ ይሕደር ብር ክትብል ተሓጎስ

    • @peacejusticeforall6806
      @peacejusticeforall6806 4 ปีที่แล้ว

      ንስኻው'ን ደሓን እቶ ናይ ልብና ድገለጽካያ!!! ብልቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ አቶ ረድኢ ጅግና ቅኑዕ ሰብ!!!

  • @abdullahgazot1124
    @abdullahgazot1124 4 ปีที่แล้ว +1

    الله يعطيك العافيه ويوفقك انا معجب فيك وانا كنت في كندا 11/23/2019 وكنت اتمناء اني اشوفك
    واتمناء تواصل معاك
    وابناء كرن كلنا معجبين فيك
    وانت كفووو وستين كفووو

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 4 ปีที่แล้ว +7

    ሓው ረዲ ማሓሪ ሎሚ ሃገዊ /ት ኩሉ ሓቂ ሻላ ቴክኖሎጂ ን ብስንክ ተግባራት ውልቀ መላኺ ኢሳይያስ ኩነታት በሪሁልና ። ን በገስ ንተኣማመን ንወስን ክልተ ሞት ከይንመውት ።

    • @SaRa-ku3ch
      @SaRa-ku3ch 4 ปีที่แล้ว

      ኣጆኻ ጅግና ረዲ ማሓሪ ፡ ሓደ ማዕልቲ ኣረትራ ንኣረትራውያን ፡ክትኮነልና ፡ በዚ ትገብሮ ዘሎኻ ሓቅታት ።ንዓና ትምህርትን ።ክሳብ ክንደይ ከም ዝተጻወተልና ስርዓት ይግደፍ። ፈሊጥና ፡ ኣንጽር አዚ ሽፍታ ኢሳያስ ፡ኩላትና ፡ አንጻሩ ፡ክንቃለስ ተላዒልና ለና፡ ዓወትና ። ሕድሪ ስውኣትና ኢዩ

  • @mannieberhanu3469
    @mannieberhanu3469 4 ปีที่แล้ว

    Yes, there is no retreat or going backwards but forward..once one hit rock bottom only option is going upward..therefore, we shall proceed and for sure prevail..no options..

  • @natsnetzerezghi5863
    @natsnetzerezghi5863 4 ปีที่แล้ว +3

    Tsbku aloka! Hji gn bizab hilu kinzareb yigbana?

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 4 ปีที่แล้ว

    M'nalbat na'ts'net Etitrea ay'm'me'tsen ney'ru...m'nal'bat Singapore kio'na m'halena...m'nal'bat aboy b sir'at derg teketilu mukone emo, ane d'ma ay'm'te'we'led'kun... wezete. It's an open question....but still interesting to think about: "what if.....?"

  • @sallusallu2894
    @sallusallu2894 4 ปีที่แล้ว

    Thank you

  • @adaddadi609
    @adaddadi609 4 ปีที่แล้ว

    ኣብርሃለ ወዲ መራጉዝ ሰራየ

  • @yafeteyob3292
    @yafeteyob3292 4 ปีที่แล้ว

    Alena Media TV & baba Redie
    Nay behaqi mehari medeb eu ezi neana meneseay mknyato bzuhat alena nezi zey nfelit zinebere meberatia kea ykonene.
    Gin eti qendi kiblo zideleko mis dfret dea key quxer amber anes minalbat kea kaleot kithlwo tkialo b shim tray tifeltiwon nezom halefti
    hjis baba Redie zifqed entekoyu wey zeyeshegir ante koynu seili asenika ente ziqerib des Kibele'ni mis nay yqretea.

  • @yohannesweldehawariat9110
    @yohannesweldehawariat9110 4 ปีที่แล้ว

    What is the price?u get off Canada.so u think fighting by. Lolololo?

  • @yohannesberhane3247
    @yohannesberhane3247 4 ปีที่แล้ว

    What if? It's true, in order to move forward, people must remember history or otherwise they are doomed to repeat it. However, it will be wise not to duel in the past ,as it may become a hindrance in helping them make any progress moving forward. In other words, it will be like being stuck in purgatory,not dead but not living either. Could have should have will not do them any good. What they do on wards matter more than anything else. So let's do something about it? From USA

  • @welduJrwoldu
    @welduJrwoldu 4 ปีที่แล้ว

    Wedi mwdhin got seven lives ..how many times he escaped death?

  • @peacejusticeforall6806
    @peacejusticeforall6806 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣቶ ረድኢ እዚሲ እንተደይሰምዖ ምሓሸኒ ግርህነትና ኣብ ርእሲ ደለንስ ሕርቃን ወሲኹለይ።
    እዚ ቁሩሕ ተምቤናይ ን50 የጥፋአና ኣሎ።

  • @ወዲ78ኣስመራ
    @ወዲ78ኣስመራ 4 ปีที่แล้ว +3

    ነዓይ ቀላል መልሲ ትመስለኒ በዓል ኢሰያስ እንተ ዝቕተሉ ካብ በዓል ጵጥሮስ ሰለሙን፡ዱሩዕ፡መስፍን፡ስብሓት ኤፍሬም ሓደ ፕረዚደንት ኮይኑ ዲክታተር ምኾነ ይመስለኒ።

    • @samibest9099
      @samibest9099 4 ปีที่แล้ว

      Durue dictator aymkonen mesleni !natey rieyto eyu !

    • @ወዲ78ኣስመራ
      @ወዲ78ኣስመራ 4 ปีที่แล้ว +1

      @@samibest9099 ኣይትኣምነን ኢኻ ሃይለ ወ/ትንሳኤ ነዓይ ወዲ ዓደይ እዩ፡ግን ሓቂ ሓቂ እያ እዞም G15 ዝባሃሉ ንሶም ዶ ኣይኮኑን ፍትሒ ረጊጾም ምስ ኢሰያስ ኮይኖም ብጾቶም በሊዖም ዝመጹ፡መጀመርታ ፍትሒ ትረግጻ ዳሓርይ ተመሊሳ ትረግጸካ፡ኣነ ብሓንቲ ነገር እየ ዘድንቖም ንሱ ከኣ ንህዝቢ ኤርትራ ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ በዲልናዮ ኢና ስለዚ ይቅሪታ ንሓትት ስለ ዝበሉ። ከምዝመስለኒ በዓል መስፍን ሓጎስን፡ተለንተ ስብሓት ኤፍሬምን እዩም 100 ሞት ክመቱ ይቅሪታ ከይ ሓተቱ፡እዚ ናተይ ሪኢቶ እዩ፡ንሪኢቶኻ ኣዝየ የኽብሮ።

  • @123abc758
    @123abc758 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ልዕሊ እዚ ሰብ ኢሳያስ ማለት ተ. ሐ ኤ ኣብቲ ግዝየ ስጉምቲ አንተ ዝውሰድ ኔሩ ህዝቢ ከበሳ ማለት ትግርኛ ትዛረቢ ናይ ኤርትራ ቃልሲ ኣብ ሕቶ መውረዶ ኔሩ ነዚ ሰብ ምቕታል ብጣዕሚ ቀሊል ኔሩ ሳዕቤንቱ ግን ዓቢ ኔሩ በዚ ዝኣክል ከምቲ ምሳሌ ምእንቲ ምጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ እዩ እዚ ዉን ብታሪኽ ተሰኒዱ አሎ ::

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣቦና ረድኢ ምሓሪ እዚ ትብሎ ዘለካ ጽቡቅ እንድዪ ግን ብዛዕባ ሎም ተንዛረብ ጽቡቅ ይመስለኒ ' ምበር ኣብርሃለይ ክፍለ ካብቶም ኣታሓሳስባ ጀብሃ ዘይወጸሉ ተባሂሉ ብ እሰያስ ዘይፍቶ እዪ

  • @andesereke2041
    @andesereke2041 4 ปีที่แล้ว +1

    Rede mahari fewsi lbna nberelna nska knawet ena

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham3763 4 ปีที่แล้ว +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍👍💯

  • @letuteklu8704
    @letuteklu8704 4 ปีที่แล้ว +1

    Dehan baelna ksadu knqorxo ena ajoka ayana redie.

  • @sababahta4635
    @sababahta4635 4 ปีที่แล้ว +2

    Merhaba Reidei

  • @hagosb5394
    @hagosb5394 4 ปีที่แล้ว +1

    ጌጋ ሓበረታ ቦታ ግዜ ብልክዕ ዝፈልጡ ተወከስ ንዝያዳ ሓበረታ ኣብ ቁ ተለፎን (647) 700-5006 ተወከስ።

  • @beyenemussie3990
    @beyenemussie3990 4 ปีที่แล้ว

    Dahned laku ekir hays Redie

  • @tiblestgere2790
    @tiblestgere2790 4 ปีที่แล้ว +1

    Wellcame baba redie

  • @meharyg9190
    @meharyg9190 4 ปีที่แล้ว +1

    ሓውና ብፍጽም እቲ ኩነታት ከምኡ ኣይነበረን
    ኣቲ ግዜ 1976 ኣቲ ቦታ ቅትለት ዝተፈጸመሉ
    ኣብ ከባቢ ካርነሽም እቲ ቦታ ናይ ተ.ሓ.ኤ ተጋደልቲ ድፋዕ ዝሓዝሎም ድማ ኣብ ሕምብርት ኣዩ ክልትኦም መሪሕነት ዝተራከብሉ ቦታ ድማ ኣብ ዓልየት ዝተባሃለ
    ታሕታይ ባርካ ኣዩ ዝመጽሉን ዝከድሉን ድማ
    ብመኪና እዩ

  • @futuwihaile8591
    @futuwihaile8591 4 ปีที่แล้ว +1

    Koynu entezkown hji ab selam ms hzbna mhalena .

  • @ibrahimidris9721
    @ibrahimidris9721 4 ปีที่แล้ว

    Entay emo kengeber edil aygeberen hizbi Eritrea. Yeqenilna kbur haw Redie bzuh eye kabka zemahar.

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 4 ปีที่แล้ว +2

    ኩሉ ተባህሉ ኢዩ ጥራይ ውሳነ ኢዩ ተሳእኑ ዞሎ?ዘይድግጽ ሰብ ኮሎ ክድገጸሉን ክናኣዶሉን ዘይግባእ ሰብ ኢንቶሎ ኣስያስ ኣፎርቅ ኣብራሃ ኮብላሊ ኢዩ?

  • @b.t7164
    @b.t7164 4 ปีที่แล้ว

    🙏🇪🇷WELCOME BROTHER 🇪🇷🙏

  • @ለዋህእግዝኣብሔር
    @ለዋህእግዝኣብሔር 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣንቱም እዞም ማስ መድያ ንሃገር ዘድሕን ዘይትዛረቡ ፣ ህዝቢ ኤርትራ ስደት ከቃርጽ ዘይትጉስጉሱ

  • @senayhabte3413
    @senayhabte3413 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም ሰላም ኣሎና ምድያ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ይምነየልካ ብካ ባኣ ሽዑ ብቑስ ኣቢሉዎ ሕጂ አኻ ኣብ ኸምዚ ኣይምኣቶናን ኹሉ ግዜ ብሸለልትነት እንዳ ረኣይዎ አንድዮም ሕጂ ኣብ ነብሶም ወሪዱ ዘሎ

  • @dantheman4366
    @dantheman4366 4 ปีที่แล้ว

    ሓው ረድኢ ኣብ ኩሉ ስርሓትካ ኣሳልጦ ኣብ ህይወትካ ቅሳነትን ሙሉእ ጥዕናን ይምነ::
    እዛ ኣብ መዛዘሚ መደብካ ዘላ ደርፊ ኣዝያ ስለዝሰሓበትኒ ብምልእታ መታን ክሰምዓ ናይ መን ምኽዋና እንተትሕብረኒ መመስገንኩ::

  • @aberateklehaimanot9804
    @aberateklehaimanot9804 4 ปีที่แล้ว

    Well , I trust more a bullet of a Dergue soldier in front of me than a jeberti on my side.by the way fantastic music ,keep it up.

  • @ንሓቂእየዝነብር
    @ንሓቂእየዝነብር 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣያናን ኣቦናን መሓሪ ረድእ ፡ኩሉ ብተቅርቦ የክብሮ ኢየ ፡እንተኮነ እዚ ወለዶ ታርኽ ናይ ኢሰያስ ወይ ኣቦይ ባሕሪ ተዝከይድ ዓሶ ምቀተሎቶ ንዓናስ መን መዕበየና እንዳበልካ ምዝራብ እንታይ የርብሓና ክንገብሮ ዘለና ተትምህረና ብናተይ ርእይቶ ደስ ምበለኒ የቀንየለይ።

  • @bisrat2023
    @bisrat2023 4 ปีที่แล้ว +1

    Aya Redii niskum intay sigumti gerkuum inte mibal intay yitekim gebel hizkum mezikum nezanet amziina tiblu intay iyu nezanet may ziste luchi zeyblu medhanit zeyblu timrti zeyblu demoz zeyblu wethader
    Isu diu nezanet, dekikum yifredikum tegadelti idkum rikebu ab dekikum

  • @naemikahsay756
    @naemikahsay756 4 ปีที่แล้ว

    Xubuk mkone wedi mehari iseyas emru aykelen

  • @tsegayyemane5825
    @tsegayyemane5825 4 ปีที่แล้ว +2

    ክሳብ ክንደይ ህዝብና ክቅንጸል ?
    ደጊም ናብ ኢሰያስ ጥራይ!!!!!!!

  • @ghereweldit5990
    @ghereweldit5990 4 ปีที่แล้ว

    Ata denqoro sebiay kulu zerebaka zebele n atehasasbakan gedel yieto truf

  • @tedyrose73
    @tedyrose73 4 ปีที่แล้ว

    ስለቲ ኩሉ ትህበና ሓበረታ ነመስግነካ።አንተኾነ ግን አዋኑ ሰብ ከመይ ካብዚ አዋናዊ ወራር ኮይኑና ዘለ covid 19 አንተቲዛረብ ዝያዳ ሰብ ምተተቕመልካ ከም j studio ዝገበሮ። ምክኒያቱ ኤርትራ ኣብ ሃገራ ድሮ ሓደ ሰብ ከምዚረከበት ኣፍሊጣ ኣላ ስለዚ ሰብኣዊነት ይሰማዕካ። ምስ ኣክብሮት።

  • @romodanbarq1757
    @romodanbarq1757 4 ปีที่แล้ว +6

    አሕ እዝስ.ያሬት እንተዘይትነግረና.ዓቢ ዕድል አምሉጡ

    • @kibromgebreyohannes6122
      @kibromgebreyohannes6122 4 ปีที่แล้ว

      ናይ ብሓቂ ኣቶ ረድኢ ማሓሪ ብጣዕሚ ዚ ናይ ሎሚ ጥራይ ዘይኮነስ ቲ ኩሉ ግዘ ተቅርቦ ዘሎኻ ከምዚ ዘሎኻዮ ብፍናንን ብርእሰ ታኣማንነትን ቀጽሎ ካልእ ኣብቲ ውሽጢ ስለ ዝነበርካ ሓቂ ስለዝኾነ መደባትካ ንክንሰምዖ ብጣዕሚ ኢና ንህንጠ።

  • @fiorytaeme3914
    @fiorytaeme3914 4 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @zerietghile1667
    @zerietghile1667 4 ปีที่แล้ว +1

    Ztefeshe negaday halaw...

  • @mogosandom179
    @mogosandom179 4 ปีที่แล้ว

    Kulu hade eu Isseyas zbehal neru jigna neru esu tethulu neru mbelna hzibaginbar ne hzbi eritrea n eritrea elu zmexe aykonen ab bereka sehil nenhdu enda tebalia kem asa eu mexu n sltan ember n naxinet aykonen neru elamiu dergi mehasho hzibi eritrea

  • @asmeromasgodom9991
    @asmeromasgodom9991 4 ปีที่แล้ว

    ክቡር ኣቦና ረድእ ኣብቲ እዋን እትይ ዝኮነ ንናጽነት ዝቃለስ ዝነበረ ትጋዳላይ ስጉምቲ ምውሳድ ግቡእ ኣይመስለንን ድሕሪ ናጽነት ግን ኣብ ህዝብን ሰራዊትን ኢርትራ ሐላፍነት ዝጎዶሎ ስጉምቲ ክውሰድ ጉእ ኣይኮነን ከምኡውን ኣብግዝየ ቃልሲ ዝውሰዱ ዝነበሩ ብሐለዋ ሰውራ ኣብ ርእሲ ተጋዳላይ ኣብ ግዝኡ ጠጠው እንተዝብል ነይሩ እዝይ ዘለናዮ ሕስረት ኣይምመጽን ስለዚ ካብ ሕሉፍ ገጋና ምምሀር ድኣምበር ኣብ እንተታት ምንባር ዋጋ ኣይርከቦን እዩ ኣነ ኣብ ሐሳብካ ኣለኩ

  • @yoseftsehay2418
    @yoseftsehay2418 4 ปีที่แล้ว

    ኢሳያስ ትንግርታዊ ፍሉይ ዝየፈጥረ ሰብ ኮይኑ ዘይኮነ ኣሪትራውያን ብግርህነትና ድዩ ብአሽነትና ብክቱር አውር ናይ ሃላፍነትን ስልጣንን ህርፋን ነቲ ካብ 1970 ናብ ኣላ ናብ ብኣል ኣብራሃምን ብጾቶምን ሰብ መሲሉ ተንኮል ተቀኒቱ ነቲ ካብ ኢትዮፕያ ዝተላአኮ ስለያዊ ስራህ ኣብ ጀብሃ ኮይኑ ክፍጽሞ ከምዘይክአል ዝተረደኣ ኮብራ ኢሳያስ ናብ ኣላ ብምካድ ኣነ ኣብ ጀብሃ ኣብ መሪሂነት ቂያደል ኣማ ስለዝነበርኩ ምሳካትኩም ከም ተራ ሰብ ኮይነ ክቃለስ ኣይኮንኩን ስለዝኮነ ንሰልፊ ነጻነት ኣነ አየ ዝመርሃኩም ብምባል ብግርህነቶም ጸኒሁ በብሃደ ካብ ገጽ መረት ክስውሮም ግዘ ኣይወሰደን ስለዝኮነ ሳዲስት ሰላይ ኢትዮፒያ ኢሳያስ መብዛህቲኦም ደቀፍቱን ሃለውቱን ክሳብ ህጆ ናይ ሎሚ ጀነራላትን ኮረነላትን ምንም ትምህርትን ፍልጠትን ዘይነበሮም ደቂ ሃተስቶት ከምዝነበሩ ኢሳያስ ንኡኦም ከም ሃደ ንጉሶም ወይ ውን ከም ፈጣሪ ዝሪኢዎ ክሳብ ህጂ አውን ኢሳያስ ክሳብ ዘሎ ነበርቲ ኢሳያስ አንድህር ዘየለ ድማ ጨሪሽም ጠፈአቲ ምካኖም ኣዳአዲኦም ስለዝፈልጡ ክሳብ ንሱ ኣብ ኣለም ክሳብ ዘሎ ኣያይ አናበሉ ከነብሩ አዮም፥

  • @muluehagos8344
    @muluehagos8344 4 ปีที่แล้ว

    ሰላም ረድኢ ማሓሪ ኣቅሽትኩም ደቂሓማሴን ኣብ ቤተክርስትያን ኮይኖም ይድግፍዎ ኣለዉ በጃኻ ግደፉ በሎም

  • @gebreandemichael8975
    @gebreandemichael8975 4 ปีที่แล้ว

    Sorry Eritrean we have a big big problems in the decision.

  • @fthiynges2750
    @fthiynges2750 4 ปีที่แล้ว

    Denguyom endyom

  • @Nana_diewelt
    @Nana_diewelt 4 ปีที่แล้ว

    ሕጅኸ ሞኾስተር ዶ ሒዙ ሎ ዩ

  • @sabahaile148
    @sabahaile148 4 ปีที่แล้ว

    entay koynu da zyqetlom ni doctor fitsum gebreselasie ni kiqetl da zytgayeya hasawi eka natu awntawi tzareb zelka tareki nay ab rahale kifle abotu alo jigna atfu zidkis kimslka.

  • @getulewnet9575
    @getulewnet9575 4 ปีที่แล้ว

    ብኻ ዘረባ ድኻ

  • @nashihg7867
    @nashihg7867 4 ปีที่แล้ว

    አቦ መምህር ረዲእ ማሓሪ እንታይድአኒ ኮይኑ ወደይ ከሙ ዘይጋበራ ኮምኡ አብርሃለይ ክፍለ ገይርዎ እንተዝከውን ነይሩ እዚ ኩሉ አይመጋጠመናን ነይሩ ህዝቢ ኤርትራ መስለኒ ምስ ይቅሬታ አቶ ረዲእ ማሓሪ ጎዲኦምና ዘለው እቶም ሓለፊቲን ኮምኡውን አባላት ሽማግለ ንምሳሌ ከም ባዓል መስፉን ሓጎስ ባዕሉ ከምዝበሎ ንዓይ ከምዝመስለኒ ንስልጣኖም ክብሉ አብኦም እስያስ ዝበሎም እናስሙዕን እሺ እናበሉ ንህዝቢ ኤርትራን ንእስርቤት ስደት አብ ባሓሪ ሞት ምትሕርራድ........ ወ.ዘ.ተ ኮምኡውን ድሕሪ እዚ ኩሉ መስዋእቲ ድማ ናብ ኢትዮጵያ ንክትምለስ ዝጽዕሩ ዘልው እዮ ዘለው መስለኒ እወ ተሓቢርና ኢና ብአቦና መስፍን ሓጎስ እስያስ ምስ ኢትዮጵያ ክንሕውሳ ክብሎ ከሎ ውይ ክብሎም ኮሎ ከምዚ አኢለዮ ነዚልናዲና ተቃሊስና አኢለዮ አኢልና ንምንታይ ናብ ህዝቢ አኤርትራ ዘየውረዶ ነዞም ኩሎም ጀጋኑ ዝተቀትሉ መን ከምዝቅትሎም አይፍልጥን እዩ አብ ኤርትራ ስብ ከምዝቅተል ከምእስር ከምዘይፍረድ አይፍልጥን እዩ ንምሳሌ ሱንክላን ምስ ትቀተሉ ዝከድዎም መስፍን ሓጎስን ካልአዩ ረሲዕዮ በቲ ግዜ እንታይ ገይሩ እንታይ ሓጊዝዎም ነቶም ስንኩላን ንኤርትራን ንህዝቢ ኤርትራ እናፈለጠን ንስልጣኖም ኩብሉ ዝበደሎም ብዝመስለኒ ከም ባዓል መስፍን ሓጎስ ኮምኡውን ከምኡ ዝአምስሉ ሓላፍቲ ህዝባዊ ግንባር እዩ ንዓይ ዝርድአኒ ኩብር ሓው አቶ ረድእ ማሓሪ ንምንታይ አብቲ ግዜ አብርሃለይ ክፍል ሓሲቡ ? አልዋ ከምዝመስለኒ ዝፈልጦ ነይርዎ በቲ ግዜ ካሓተካ አቶ ረዲእ ማሓሪ ሓድ ግዜ እንታይ ኢልካ ነይርካ ክልተ ሓለፍቲ ድዮም ዋል ክልተ ትጋደልቲ ካብኦም ነቲ ሓድ እንታይ ኢልዎ ቃል እተወለይ ክልተ ደቀይ እለየለይ አነ ንእስያስ ከጥፍ አልክም ኢልዎም ኢልካና መስልኒ ክልተ እንተዘይ ተጋጌ ስለዚ እዚ ስብ ስቅ ኢሉ ሓሲብዎ ትብልዶ መስለካ እዚ ናይ እስያስ ገድፍና ናይ መራሕትና ግድለት እዩ መስለኒ ተሓተቲ እውን ንስልጣኖም ክብሉ ዝገብርዎ እዩ መስለኒ ምስ ቡዝሕ ይቅሬታ መልሲ ክትህበኒ ክትምህረንን ሓቂ ክተፍልጠንን ጌጋይ ክተረደአንን ይላቦወካ ሕጂውን አቦ መምህር

  • @mikieleteklebrhan8783
    @mikieleteklebrhan8783 4 ปีที่แล้ว

    እዚ ኩሉ ከ መን ክረክቦ ባባ ረድኢ

  • @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ
    @ቀዳሚሃለእግዝኣቢሔርፍሬሃ 4 ปีที่แล้ว

    Entay eyu kemzi tezgebr neyru elka zereba kkkkkkk
    Kny elkum seb enteznefr neyru ktblu ekum
    Eska hluf tezekro tray eyu zeleka
    Nhna nay hmamey gn gfa sahra libya tray eyu hlufna
    Hji entay eyu nana nay jebha do gele do!!?

  • @sulemansalem6196
    @sulemansalem6196 4 ปีที่แล้ว

    አብረሃለይ ነዞም ትብሎም ዘለኻ 3 ሰባት ቀቲሉዎም ኔሩ እንተ ዝኸውን: ከም ልማድኩም ዓማ ሐራዲት 3 ጀጋኑ ትቃለስቲ ክርስትያን ሐሪዳ ኢልኩም ምሸቀጥኩም:: እዚ አብሃህላ ኻአ ካባኻ አይምሐለፈን:: ንስኻ ሐደ ካብቶም ሐሶት ታሪኽ ጀብሃ ዝጽሕፉ ጸሐፋይ ኢኻ::
    ብኽብረትካ ታሪኽ ተ ሐ ኤ ካብ ምጽሓፍ ተቆጠብ::

    • @micaeltesfa1689
      @micaeltesfa1689 4 ปีที่แล้ว

      gdef da jebha hmam haymanot mzeratlna neyra,, hmam nay dictator ktfwso yhayish

  • @fessahaiehaile6928
    @fessahaiehaile6928 4 ปีที่แล้ว

    እታ እንተስ ብኸመይ ኮን ትውዳእ ትኸውን።ነታ እንተ ዘሔጽር ሰብ ክርከብ እዩ ።ምኽንያት ብእንተ ኣይንበርን እዩ።

  • @ባጽዐይስየ
    @ባጽዐይስየ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሕንሕነ ይወጸሉ ኣሎ ኣብርሃለ ድኣ ብርሃነ ገረዝጊሀር ምስተኣሰረሉ።

  • @ከረንሰንሒት
    @ከረንሰንሒት 4 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ሕልና ስብ ክሎ ክም ረዲኢ ኢነተዘኹውን

  • @luwammehari9708
    @luwammehari9708 4 ปีที่แล้ว

    entay aynet netih zereba yu wedey zi!!!
    1975 zehalefe edel si higi entay yu keabselu nehzbena! kemezi aynet denqurena, adena naymemlas tesfana zeqerex! enber isaias si haxin aykonen, hade mealti kmewet yu! eti zehezen ghen ab kemey aynet tesfa muqrax( absolute desperation) bexihkum alekum yu! nseka yekun semaeteka!

  • @taqaraem.1521
    @taqaraem.1521 4 ปีที่แล้ว +1

    ሐዉነ አዚ ዕላል ኤርትራዊ ኩሉ ዝዐበየ ዘንአሰ ዝፈልጦ አዩ ሐደሽ ነገር አይኾነን
    ወላሲ ሕጂ ኤካ ሐዊ ክትውሎዕ ደሌካ እንታይ ገሬኩም ትህዝቢ ሰላም ዘይትብወ
    ዋላስ ዐራት አጌፍሕካ ደቂስካ ቀሳንከ ማለተ እዩ

  • @haylegere2718
    @haylegere2718 4 ปีที่แล้ว +1

    Ztefeshe negaday hluf senedatu enagentsele ynebr des zbl megletsi

  • @harshumamender8349
    @harshumamender8349 4 ปีที่แล้ว

    hakikha ekha redie dictator bi betri ente zey koynu baelu ayweridin

  • @ንሓቂእየዝነብር
    @ንሓቂእየዝነብር 4 ปีที่แล้ว

    ንብርጋደል ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ ክቡር ኣያና መሓሪ ርድእ ከምዚ ገርካ ንኣብ ጽልኢ ኢሰያስ ምዕያይ ዶ ኣይከውንን፧

  • @taqaraem.1521
    @taqaraem.1521 4 ปีที่แล้ว

    ረዲኤ ሰቅ ኤልካ ዘይትፈልጦ ታሪኽ ከተዘንቱ ከለካ ሰማዔካ ተሔጉሰ ዘለካ ከይመስለካ ርእዩ ጥራሕ እዩ ዝከይድ ታሬክ ካባካ ንላዕሊ ዝፈልጥ ከምዘሎ ተረዳእ ተጋደልተ ተሐኤ ብምሉኡ አብ ጎኒ ወዲ አፎ እዩ ጭቤጤ ክኾነካ ፋሉል ምስክሮ ኢዩ አፍካ አክብ ሐሳዊ

  • @Iloveyou-db8en
    @Iloveyou-db8en 4 ปีที่แล้ว +1

    Iseyas jegna aykonen teblu dislike geberuley bejakum

    • @mrlight5908
      @mrlight5908 4 ปีที่แล้ว

      ዝብልጽ ማግልጽ ኢይ ብጥሕም ጽብግ

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว

    ከሕርሮ ኔርዎ ነዚ ሓሳድ ሰብ ' ኣብርሃለይ ክፍለ ሙኩር መራሒ ጀብሃ እዪ ኔሩ ምስ ምፍንጫል ጀብሃ ናብ ሻዕብያ ተጸንቢሩ ' ብዝልዓለ መሪሕነት ሒዙ ክኣ ናጽነት ኣትዪ

  • @dillzekarias265
    @dillzekarias265 4 ปีที่แล้ว

    Niskan kemakan hagerna mshetkuma

  • @ademhagos1197
    @ademhagos1197 4 ปีที่แล้ว

  • @bahtakessete1645
    @bahtakessete1645 4 ปีที่แล้ว

    entay aynet netih zereba yu wedey zi!!!
    1975 zehalefe edel si higi entay yu keabselu nehzbena! kemezi aynet denqurena, adena naymemlas tesfana zeqerex! enber isaias si haxin aykonen, hade mealti kmewet yu! eti zehezen ghen ab kemey aynet tesfa muqrax( absolute desperation) bexihkum alekum yu! nseka yekun semaeteka!