ኣብ ቡና ዘዕገርግረኒ ኣይፎትን 😱😳
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
- #tigray #tigraynews #tigrignamusic
TigraiMediaHouse HagereTigrayሃገረትግራይ TigraiTv DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP Ethio360Media SyeEntertainment EthioForumኢትዮፎረም SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #Hopemusicethiopia #EthioInfo #Omn #NeshneshTv #Raiena #TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #EthiopianslnSaudiArabia #kramat #EthiopianNationalDialogue #Ethiopiaprevails #Sergegna #Wegoch #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ወልወጋ #ቶክሾው #ኢትዮጵያውያንሙስሊሞች #Ethiopian #Orthodox #ኢሳያስ #አፈወርቂ #ሻይ #ቡና #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #pope_shenouda_tigrigna #bibleaudio_tigrigna #tigrigna_bible_audio #bible_tigrigna_audio #tigrigna_music #shrektigrignafullmovie #mezmurorthodoxethiopia #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #eritreashikor #eritreafilm #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy#dimtsihafash #eritreamezmur #orthodoxeritrea #berekettikue #asmaraeritrea #eritreatoday #filmeritrea2021#eritreatv #መረጃቲቪአዲስወቅታዊጉዳይ #music #drama #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri -TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asenaa@hopemusicethiopia @ethioforum @UnitedEthiopiaHUMANITY @OfficialEthioinfo @spacex237 @ethio360media2 @comedianeshetu @zaramedianetwork @AbelBirhanu @Adagnucamera @fetadailyanalysis @AddisFact @fetadailynews9708 @MinewShewaTube @MikoMikee @mikishow @Microphonemedia @KuluMedia @jstudio1 @ruftamedia @tigraynews24 @TigraiTv @TigraiMediaHouse @tigraionline @habeshabroadcast @HagereTigray @DimtsiWeyaneTV @dehaymeneseyat5852 @LazaRecords @abrelohd @LihamMelody @AdmasMusic @ellarecords @SEMAYENT @seifuonebs2712 @SyeEntertainment @gereemunentertainment @ATVasena @ATAMedia @Hericho @kokobmedianetwork
ቃደማክን ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣነለ ዓዲ ኣትየ ምሰ ኣደዋይ ከምዝ ክፍ እልካ ዘዋገዐሉ ግዜ የብቀዐኒ ናኩሉ ግዜ ፆሎተይ🙏🙏🙏
ሳብስክራይብ ግብርለይ ማዓረይ❤❤❤
አደዋኒ 🤱ማዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤👏🥰🥰🥰
አኒሕናለ ብጥዕሚ አና ንፈትወክን ኣደዋይ ማዓረይይይዮ አግዚአብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ኣዶዋኒ ወለላይ ተባረክ ዘሓወይ 10:51
ንሕናው ብጣዕሚ ኢና ንፈትወን ማማዋይ ማዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪይ🙏ብደቀን ኩሉ ግዘ እናተሓጎሳ የንብረን ጆቲውን ኅበዝ 👍ኣዶሰ ኩሉ ግዘ ትታሓኅሰ 🥰🥀🥰🥰🥰
ኣኒሕናለ ብጣዕሚ እና ንፈትወክን ኣደዋይ ማዓረይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
መን አኒኦ ካምዚ ከማይ ምስ ኣዲኡ ካምዚ ኢልካ ዝናፍቆ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋተይ ሓሳብ ልብና ኣስሚሩ ብሰላም የራክበና ምስ ወለድና🙏❤🎉🎉
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤🙏
Amen❤amen❤amen❤🤲🏻🙏🏼🙏🏼🙏🏼🥰
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏♥️♥️
እግዚአብሔር አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ወላድትና ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ምክሪ እዩ❤❤❤❤
አነ አብ ስደት አየ ዘለኩ ግን ኣደዋይ መስለኒይ አየ ዝመስለኒይ ሽሕ ዓመት ንበርረይ ፅርቲይ ፍጥርት❤❤❤❤❤❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤❤❤
ኣሜን ኣነማዓረዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤🙏
እንካዕ ብድሓን መፃኩም ምቁራት ስድራ
ኣደዋይ ኮ ኣዘኪርኩምኒ በኡነት🥹so ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ክብርቲ ወላዲት
ኣብ ስደት ዘለና ውን ዳግማይ ምስ ወለድና ከምዚ ኢልና ቡን ንሰቲ ይግበረና ፍጣሪ♥️♥️
Adewitey ❤❤❤❤ jote hawey
ዕድመን ዒዒናን ይሃብክን ክብርቲ ወላዲትና❤❤❤❤❤❤
ኣደይ ማዓረይ ሎዋህ❤❤❤ እዞም ወለድና እኮ ኣይድገሙን ክትሪኦምን ክትሰምዖምን ደስ ይብለካ በቃ ካብ ልቦኖኦም ንላዕሊ ግን ቅንዕኖኦምን ግርህነቶምን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አሰይ ማማዋይ ማዓረይ ፅሪቲ ❤❤❤❤
ማማዋይ ወለላ❤❤❤❤
አደዋይ ሓላል ❤❤
ብሓቂ ወላድተይ ከምኣ እያ ብና ዕግዕግ ኣትፎትው ዕድመን ጥዕናን ንኣዶታትና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
ኣደይ ማዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን🧡♥️🙏
እሰይ ኣደዋተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ደሰ ዘበል ምክረ ንዓና ኣብ ሰደት ዘልና ዓብይ ምክረ እያ ተመሰገን❤❤❤❤❤❤
ኣደይማዓረይይይይይይይይይይይይይይይይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናይ ይሃብከ አደዋይ❤❤❤❤❤
Bela jote shkor ❤❤❤❤❤❤❤❤
እሺ ማሚተይ ምክርኺ ኣብ ልበይ ክሕዞ እየ ንሕናለ ንናፍቀኪ ንፈትወኺ ኢና ማማይ መቀረት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኺ እግዚአብሔር አምላክ ሓላለይ ልክዕ ከም ወላዲተይ እየ ዝሪኣ ዓለመይ ነዊሕ ንበርልና ብውላድካ ትሓጎስ ዝሓወይ ምስ ኣዴካ ግዜ ምሕላፍ ትዕድልቲ እዩ❤🙏ማማይ ለ ቡና ለይሰተየት ኣይትውዕልን አረ ተይደገመትን ኣይኮነላይ ብስሩ ብቡና ጽልልቲ እያ😂
ማሚተይ ክፈቱወክን ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ
ማማይ ማዓረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉
ቅድመኺ አደዋይ ኡፍ🤗🙏
ተጋሩዋይ ነዕብዮም ዞም አሕዋት ሰብስክራይብ
ኣብ ኩሉ እዩ ካብ እንጀራ ብና ይብሉካ
የምልክዋ ከይኮኑ ወለድና😂😂 ብጀበና ዝመጽኦ ኣይፈቱን አደዋይ ጽብቅተይ ንወላድተይ ይመስላ ብስሩ ኣፈላላይ የብለንን ንዕኣን ምስ ረእኩ ደስ ኢሉኒ❤❤❤
ኣደዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አሰይ ማሚይተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏🙏🙏
ማማዋይ ፈትየክን ክሞት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማሚተይይይይ❤❤❤🎉🎉
ማማዋይ ንሕናውን ፍቱውውው ኢና ነብለክን ማሚየይ💋💋💋💋🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤አሰይ. ማማዋይይ❤❤❤መዓረይ. ፅርቲ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ማማዋይ ማዓረይ❤❤
ኣሰይ ማልስ ስደትና ብሓንሳብ ንሰቲ ኢና ማማዋ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ማምዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤
ማሚየይይይ👏🥰❤
ማማየ ፀርይቲ ሺሕ ዓመት ንብር ❤❤❤
ኣደዋይ ሓላል ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን😊
ዕድመይ ጥዕናንይሃብክን❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
እሺ ኣደዋይ ሽኮር ንበራልና 💕💕
ማሚ❤❤❤❤🥰🥰🥰😘😘😘😘🥰🥰🥰🙏
ኣሰይ ጡዑሙት ደሕዞት❤❤❤❤❤
አሰይ እነዋይ ምዓረይ ዛማዓልቲ እዚአ ትናፍቀኒ ሰደት ሕሱም❤❤
❤❤❤❤❤
ኣደዋኒ ወለላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩምፈጣሪ ንኩሉኩም ዋላ አነ ብቡና ፅሊሊቲ እየ ማሪያምን my Love ቡና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤
ኣሜን ማማዋይ ፅሪቲይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤
ኣደዋይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክብላ ኣነስ ምንም ዘይኮንኩስ ንብዓት ይስዕረኒ🥺😊
ማማዋይ ምቅረቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዓደመ ጢዓና ያሃበን ፋጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ማማዋይ ኣብ ሰደት ዘለና ፆሎት ግበራለና😢❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣደዋይ ፅሪቲ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ አደዋይ ብርሃን ገፃ❤❤❤❤❤❤❤❤በ
አዶ ብራሃን ገዛ ፅሪቲ ከም ብርለ 🌷🥀🥀🥀🥀🥀😍💐💐💐
እግዚአብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ፈጣሪ ኣዶዋኒ ወለላይ💙😘ተባረክ ዝሓወይ❤❤
ኣዶ ንዘን ኣለም ትንበር 👏👏👏🥰🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አየ አዳ ትሙነዉ ዲኺ🎉🎉🎉🎉
የኔአናት ስታምር ❤❤❤
ኣኒሕናለ ብጣዕሚ እና ንፈትወክን ኣደዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
😢😢😢😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብከን❤❤❤❤
ዋይ ታዓዲልኻ ሓወይ ዓድኻ ጡዑም 😘💘😘💘😘😥
ኣዶዋን❤️❤️❤️❤️❤️❤️
🎉🎉🎉🎉🎉momy meary🎉🎉🎉❤❤❤❤💋💋💋💋🙏🙏🙏🙏🙏
ማሚተይ መዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ደሰ ክትብሉ ኣደዋይ❤🥰🥰🥰🥰
ቓደማክን ማማዋይ ❤❤❤
ማሚተየይ ደስ ባሃሊት🥰🥰🥰❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
አደዋይ ወለላ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ማማዋይ ማዓረይ❤❤❤❤
አይይማዓረይ🤲🤲❤❤
ኣደዊተይ❤❤❤❤❤
ኣሰይ ምቁራተይ ❤❤❤❤
10 ሽሕ ኣቲኩም congratulations ደቅኖ ካብኡ ለ ፅቡቅ ፅቡቅ video ስርሑ ክትልዕሉ❤💛
ምቁራተይ🎉🎉
ኣደዋይ ሽኮሪ❤❤❤
ይመቸክን ኣደዋይ❤
ደስታ ያዓድልክን ኣደዋይ ፍቅር ❤❤
ማማዋይ❤❤
ኣደዋይ ወለላ❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኣደዋይ ባዕለይ መፅኣ ካብ ስደት ምሳክን ክሰቲ እየ ኣደዋይ ማዓረይ ማርያምን
🙏❤
ማማዋይ❤
አደይ ማዓረይ ዕደመ ይሃብኪ እግዚኣብሔር❤❤❤👸💚💚💚💚💚💚💚✊👌
ኣደዋይ ማዓረይ ኩሊግዚ ሒዝካሊና ናዓ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
Bhaki mamayey❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ቡን ማማየ ብዙሑ ንቡን አይተገደሳሉ ቡዙሕ ምምላክ ናይ መንከረት ግርማ ወንዱሙ ትምህርቲ ስብከት አስማዓየን
@@HntsaGslasse-q9s ሐሳክ እንታይ አፀረፈኪ ጋኔን
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
mamaway maArey❤❤❤❤
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤
ደሰ ብሃሊ ፁቡቅ እዩ ጀቲ እና ረዚ ብጠዕሚ እየ ዝፈትየኩም ❤❤❤❤❤❤ ማማ ነዊሕ ዒድመ ናበራ ምችው ይብልኩም ፋሚሊ ቡምሉኡኩም❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
ልክዕ ካም አደዋይ ካብ እንጀራ ክትቅርበላ ቡና ክትቅርበላ እዩ ደስ ዝብላ አብ ክባን ዕፅዋን ጀዋል ዘይ ነበረ ግን ከይትጠሚ ዘይ ኳንኩ ቡና ሲኢና ከይትሓምም አብ ስደተይ ኳይነ ብክይ ይውዕል ነይረ ቢሂወት ዝረክባ አይመስለነን ነይሩ አላማጣ መፅዮ ዝደወለ ሰብ ተረኪበ ቡና ክማለአለይ እየ ዝልምን ነይረ 😢ተሓሊፉ ግን ምጥዓሙ ተመስገን🙏
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
𝔸𝕕𝕖𝕨𝕒𝕪 𝕜𝕚𝕕𝕒𝕟𝕖 𝕞𝕙𝕣𝕖𝕥 𝕥𝕙𝕒𝕝𝕨𝕖𝕝𝕖𝕪 🙏🤍