ጉዕዞ 30 ዓመታት ካብ ክትፎ ናብ መንነት!! ደራሲ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ย. 2024
  • ጉዕዞ 30 ዓመታት ካብ ክትፎ ናብ መንነት! ደራሲ ጀነራል ስብሓት ኤፍረም!! መደብ ምስ ተስፋይን ሰማርን

ความคิดเห็น • 103

  • @bent.7396
    @bent.7396 3 หลายเดือนก่อน +1

    Listening to both of you and Mengis was interesting, educating and entertaining. Thank you 🎉

  • @AndyiNuguse-mg1zx
    @AndyiNuguse-mg1zx 3 หลายเดือนก่อน +2

    yes you are ✅️ 💯 percent what you saying both off you 👌👌💙💙👍👍👌👌💙💙👍👍💙💙👌👌

  • @debessaiseghid2063
    @debessaiseghid2063 3 หลายเดือนก่อน +2

    Currently I am living in Israel
    You know the feeling rightly
    Really the conspiracies you know it

  • @luley5106
    @luley5106 3 หลายเดือนก่อน

    Judi haftey eza regim change tbl seltene mkuanu tfelti do kurub hsib abli tesfie nd semar gn beka bluts hasab tanx yehwat💙💙💙💙💙

  • @welde9662
    @welde9662 3 หลายเดือนก่อน +5

    ሰላም ተስፋይን ሰማርን ሰላም ወ መንግስ ሰላምኩም እናተመነኹ
    እታ ቀደመይቲ ሕቶ መንግስ ክትቃተሉ ይብልኩምን ቅኑዕዩ ፍታሕ ግን ምዝርራብ ኢዩ ትብልዎ ዘለኹም ግን በርጌድ ንሓመዱ ምስዝኾነ ክዘራረብ ጸገም የብሉን ባዕሉ ነብሱ ስለዝውንን።
    እቶም ደገፍቲ ግን ብኻልእ ኢዮም ዝዝወሩ ኣብጣውላ ክመጹ ብኤርትራ ኮፍ በሉ ክበሃሉ ኣለዎም እዚኣ ከኣ ዘይትሕሰብያ እዚኣ ከይገብሩዩ ኣገናዕ ዝበሎም

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዮዲታ እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ብሓባር ምስ ናይ ዘመና ሊቃውንቲ ( ሰማር ) (ተስፊ) ኣጆኩም በርትዑ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน +1

    Yes say it again and again you right wow ተላዒላ ውሲኪላ ዋዒሮ ተላዒላ ዎሶኾላ elelelel

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you guys .way to go

  • @SamsomAron
    @SamsomAron 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዮዲታ ፥ ምስ ጋሻኺ ተስፋይ ፥ ዝኹነን ባራዩ ናይ ድክታቶር ኢዮም ፥ ፥ ንሳቶም ኢዮም ከኣ ክውገዙ ዝግቦኦም

  • @bh8509
    @bh8509 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዛ ርእሳን እዝናን ክትጥቀመሉ ዘይትደሊ ፍልጠት- አልቦን ፍልጠት - ጸለእን ነዚ ዘረባኹም ንኽትሰምዕ ትዕግስቲ ኾነ ድፍረት የብላን ፡ ነዚ ናዮ ሰላምን ፍቅርን ትምህርትኹም ምሕሳም ዓቢ ክሳራዪ።

  • @mussietewelde3884
    @mussietewelde3884 3 หลายเดือนก่อน

    About the Awraja. Semar and Tesfay, you guys hit the nail on the head. This the politics that we really need. Always in my heart. Dictators only oppose awraja and cell base gatherings. Shaniya wants calling the entire country with one word…. This is against Awraja. Guys always nkdmit….

  • @titigebre7953
    @titigebre7953 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ab hagerna zsanaya democracy abizi mexia eye zirkeba zeleku thanks guys

  • @yonasghebre7940
    @yonasghebre7940 3 หลายเดือนก่อน +1

    About sibhat efrem talk food clothes and shelter basic necessity for life.

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selam bhade wegen tray aykewnn iyu Samray tesfay.

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዋው ብሉጻት የሕዋት 🎉🎉🎉

  • @yonasgoitom5441
    @yonasgoitom5441 3 หลายเดือนก่อน

    Selam yehwat kemti natkum hasab zelewum seb yebzah

  • @mussietewelde3884
    @mussietewelde3884 3 หลายเดือนก่อน

    I love three of you. You remind me my family

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน +1

    .kab Deki ኢሳየስ! ሰመሐረን & Fethi ayetseben ( Raza nay Aboou haza.

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 3 หลายเดือนก่อน

    ትክክል አለኩም

  • @BETESEB1972
    @BETESEB1972 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላማዊ ሰልፊ ክንደይ ዓመት ኣካይድና ሕጂ ብተግባር ብርጌድ ንሓመዱ ቀይርናዮ ፣ ሰመረ ተስፋይን ይተሓዋወሰኩም ኣሎ

  • @matmat4458
    @matmat4458 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Bilu689
    @Bilu689 3 หลายเดือนก่อน

    ርሑስ ባሕቲ ይግበረልና ጥዑም ንሰምዓሉ ሓሳብ ልብና ዝሰምረሉ ስደትና ዝሓጽረሉ ምስቶም ንፈትዎም ወለድና ንራኸበሉ ሕሙማት ዝፍወስሉ እሱራት ዝፍትሕሉ ዝሸገሮ ዝርህወሉ ይግበረልና ፈጣሪ ባዕሉ!
    Thank you guy's 🙏🏻

  • @teklzgiyosief7704
    @teklzgiyosief7704 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚኦም ሎሚ ኩሉ ዝብሉዎ ዘሎዉ ፡ንብርገድ ንሓመዱ ምፍራህብን ምልማስን ኣይንላዕሊ ኣይንታሕቲ፡ ምግባር እዩ ዕላማኩም ። ቀይሕ መስመር ትሰግሩ ኣሎኩም ፡ ግን ብርገድ ንሓመዱ ኢግኖር ክንገብረኩም ኢና። ተገጢምኩም ኢኩም።

  • @user-ee4zt5cq7i
    @user-ee4zt5cq7i 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብርጌድ ንሓመዱ ምስ UN ምስ ካልኦት ትካላት ሓቢሩ ክሰርሕ ኣለዎ:ኤውሮጳን ኣሜሪካን ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ክትጸሪ ኣለዋ

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 3 หลายเดือนก่อน

    Anta hgdef zleakom bkemey meleki kerequ ilka mhsabkum tray gega.
    Barayu hgdef kone ilom bqaxa zqetlu zelewu telaikom iyom.
    Leakiom dma selam aydeln iyu.

  • @angesomasli157
    @angesomasli157 3 หลายเดือนก่อน

    Qoradude eyome

  • @MerihHadgu
    @MerihHadgu 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕርቂ ጽቡቅ እዩ

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተስፋይን ሰማርን ብጎነፅ ስለተጀመረ ዶ አይኮነን አብዚ ዘለዎ ደረጃ በፂሑ ዘሎ ሀዬሞ ምርሑ ብዘይ ጎነፅ አርእዩና መንገዲ
    It’s easy saying than ✅

  • @user-zx4gx1vr8i
    @user-zx4gx1vr8i 3 หลายเดือนก่อน

    ን ኣንጭሕዋ ወያነ አዚ ጽቡቅ, መዕቡል ሓሳባት ኣይሰማማኣን አዩ.

  • @sialegebregziabiher5
    @sialegebregziabiher5 3 หลายเดือนก่อน

    Lebam lebam aytsawetu semar & Tesfay, n amasi amasi belu. Mayn zeytn hawiskum alekum.

    • @AwetGebru-zv2sc
      @AwetGebru-zv2sc 3 หลายเดือนก่อน

      Yeemroka asfehayo xebib

  • @kidanewoldeslassie7462
    @kidanewoldeslassie7462 3 หลายเดือนก่อน +3

    I believe you are off the main point. You failed miserably to explain why the killing. Before reconciliation, justice should be served. Your narration does not seem correct. By the way, you sound like a polite PFDJ.

  • @user-ee4zt5cq7i
    @user-ee4zt5cq7i 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕስለ ህግደፍ ማሕበር ጥፍኣት

  • @bereketwedigumare-dd3oz
    @bereketwedigumare-dd3oz 3 หลายเดือนก่อน

    good job

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน +8

    ለባም ለባም አይትጻወቱ ! ንቀታሊ ግዳ ዘይትኹኑኑ::
    አይትወራዘዩ::

    • @biniamandemeskel9078
      @biniamandemeskel9078 3 หลายเดือนก่อน

      Lebam lebam mixwat aykonun dixawetu delewu nisom nety ketaly degafy eyu wey kea hadeliby aynibel. Nety geben difexemu alelina bigeben yitehatetu eyom diblu delewu. Bi awreja wey bealet aynishefino eyom diblu delewu....

  • @tumzghiahaza8656
    @tumzghiahaza8656 3 หลายเดือนก่อน

    Selam selam yodita kemeu wn semar and tesfay btaemi tmhrtkum agedasi eu

  • @user-zb8cn5uv5e
    @user-zb8cn5uv5e 3 หลายเดือนก่อน

    ነበርቲ እስራኤል ተዓረቑ😢 ከም ቀደምኩም ተኸባቢርኩም ሰስራሕኩም ስርሑ።
    ስድራኹም ናፉቖትኩም ይኣኽሎም😢😢
    ደቅኹም መጻኢ ሂወቶም ስርዑ😢😢
    ን ኣብ ርሑቕ ኪሎሜተራት ኮይኖም ፣ ኤሮጳ:ካናዳ:ኣሜሪካ ኮይኖም ዘራስንኹም ኣይ ትስሙዑዎም👍
    ካብ ሰላም ዝዓቢ የለን🙏👍

  • @TesfamariamHagos
    @TesfamariamHagos 3 หลายเดือนก่อน

    Tesfay haku alo hzbey kebesa hasad eu be dequ eu zegmer

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 3 หลายเดือนก่อน +1

    Heji wen nay awerja ember poltik yelen hejwen nay agame

  • @tsgab6744
    @tsgab6744 3 หลายเดือนก่อน +1

    Seb eyom eko atfiom derho aykonun atfiom zetfaeka atfikas selam

  • @yohannesbisirat8912
    @yohannesbisirat8912 3 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍

  • @yibrahyikallo3959
    @yibrahyikallo3959 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ መፍትሒ ኢዩ እትብልዎ ዲኣ ዘየቕመጥኩም ቂድሚ እዚ ሕጂ ንሰባት ሓሳቦም ንዝሃቡ ካብ ምቅዋም ብዙሕ ጽቡቕ ሓሳብ ኣለኩም ፍጹም ሰብ ስለዘየለ ግን ኣብዛ ሓሳብ እዚኣስ ኣይናኣድኩኹምን

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዛ ሃገር ኤረትራ ግን ጠቂሊላ ክትፍርስ አለዋ ይብል አነ ይሕዋት ብዲሕሪ ምፍራሳ እንተተፍቀርና አይፍለጥን እዩ

  • @tirhasghbray1049
    @tirhasghbray1049 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሕስድና ናህና እያ ሐቅኻ ተስፋይ እዛ ብዐል አብጥቅኦምን አብመዐልቶምን ግን ሐቅኻ ይቅበላ 100/100

  • @Zemen80
    @Zemen80 2 หลายเดือนก่อน

    Nay Etiopea poleticayan menenetika ketifiuka yom mexiom nezi kia tekalisom ne Sbhat Eifrem kitekalilu niskum denakur aytkilun ikum anajil 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @mebrahtugoitom6415
    @mebrahtugoitom6415 3 หลายเดือนก่อน

    ናይ ብሓቒ ተስፋይ በቲ ይኩን በቲ ቐታሊ ገበነኛ ኢዩ

  • @aleneykealo7234
    @aleneykealo7234 3 หลายเดือนก่อน

    ezom ab mas mediya zenahahru zelewu
    nibaelatom zeytibesiwo bi naeshtu ahwatka mitsiwat ygebriwo alewu
    kulu seb ni selam kihasib alewo

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ተባአሱ ኣይትቃተሉ ዝባሃል ዘረባ ሎ

  • @solomonabraha327
    @solomonabraha327 3 หลายเดือนก่อน

    Yodit dont go pls

  • @grmalemrezene6011
    @grmalemrezene6011 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ezom sebat tedngexti eyom sakt eyom

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናሓደ ልቢ ወኪልኩም ድኹም መጺእኹም

  • @Eritreyan
    @Eritreyan 3 หลายเดือนก่อน

    Heji mestlale hafjar ketbla seb sek teble gen zefrhkum yemslkum nefu lbonu teftatinkemo Hezbi hamsen hademti

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน

    ጊዚኦምን ህይወቶምን ንዘሕለፉስ ክሕገዙ የብሎምን ከአ ትብሉ አለኹም::

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 3 หลายเดือนก่อน

    ኤረትራ ምስ ኢትዮጵያ ቢ ፈደረሽን ምንባር ይሕሻ ኣብ ዞባታት ዉሱን ቦሊስ ይህሉ እቲ ዓቢ ሰራዊት ግን ካብ ኩሉ ኤርትራን, ኢትዮጵያን ይቐውም አሱ ዩ እቲ ሓቂ ካልእ ሃለው ዩ ንሕና ናይ ስነ ኣእምሮ ጸገም ኣሎና ኣብዚ ግዝየ እዚ

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 3 หลายเดือนก่อน

    እሞ መን ዩ ሕጊ ዝጥሕዝ ዘሎ ከ አይባሃልን ዶ መን ዩ ከ ሰላም ዝደሊ ከ አይትፍልጦን ዲኩም ከ መን ንመን ይቀትል አሉ መን ሰላም ዩ ዝደሊ ዘሉ ከ አይትፍልጡን ዲኩም ከ መልሲ ንዓኩም ዩ

  • @kibromnega1947
    @kibromnega1947 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንታይ እዩ መርገጽኩም እባ በጃኹም። 2 አረጊት ድሙ። ሰልጠነ ንምርካብ ክንድዚ ትልፍሉፈ?

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 3 หลายเดือนก่อน

    ዓጋመስ ዓጋመ ኢና ኤረትራዊያን ክንከዉን አይንደለን ኢና

  • @muluezerezgi4747
    @muluezerezgi4747 3 หลายเดือนก่อน

    ኣስደሚሙና ሎ... ኣራሲንካ ኣብ ዝጥዕመካ በጥ 😢😢😢

  • @berekettsegay4560
    @berekettsegay4560 3 หลายเดือนก่อน

    Zgerm au Nayzi hzbi bkulu lewti tesainwo

  • @HabtomBeyene-if1pc
    @HabtomBeyene-if1pc 3 หลายเดือนก่อน +1

    Xbuq hasabyu bflay eta anfet qalsna kqyer alewo zelkuma asmirela

  • @yerustekeste2461
    @yerustekeste2461 3 หลายเดือนก่อน

    Mexsdefi hzun yelen ekua tebahilu eyu atum sebat zguaheye bzuhyu dzareb bkltiu wegen eye zbl deleku endabelka meliektka nab hade wegen trayu zelo kemza ab deleyti fthi motmot tblwas netom hiwet zehlfu delewu target gerkum btbeat ktzarebu aykealkumn any way beakum dmexsie entay keyhlu nezi gze amxswo delo gze kfethoyu ab thti amlak

  • @amanfessa3581
    @amanfessa3581 2 หลายเดือนก่อน

    Xbuq yodit. Gn mara dnnn aytbeli.

  • @user-ee4zt5cq7i
    @user-ee4zt5cq7i 3 หลายเดือนก่อน

    ካብ ቅልውላው ጥሜት ናብ ቅልውላው ፓለቲካ ትብል መደብ ድማ ግበርልና ዩዲታ::
    እቲ ርኡይ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ጥሜት:ድኽነት ድሕረት እዩ:: ሻዕብያ ዝጉስጉሶ ድማ ጽንዓት ብድሆ ተጻዋርነት ሃገራውነት እዩ:: መዓስ ኢና ኤርትራውያን ብዛዕባ ዝጭበጥ ነገር ክንዛረብ??
    በርገር ንኸብዱ ኢሎም ይጻረፉ ካብ በርገር ዝጥዕም የለን: ደለይቲ ፍትፍት ይብሉ ካብ ፍትፍት ዝጥዕም የለን:ንምንታይ ሕሰም ይፈትው እቲ ጠጥዕሙ ድማ ከም ጸርፊ ይጥቀምሉ ይገርመኒ:ንኣምቸ በላዕቲ ክትፎ ይብልዎም ካብ ክትፎ ዝጥዕም ድማ የለን:ጥዑም ዘየፍትወሎም ፍጥረት እዩም:

  • @MuluAbraha-wi8yd
    @MuluAbraha-wi8yd 3 หลายเดือนก่อน

    እዋእ ብቀዳማይ ግን ቀታሊ መን ወዲ መን ኣበይ ዓዱ ክጻረ ኣለዎ ብሽፍኑ ህግደፍ ቀቲሎሞ ክባሃል የብሉን ትብሉ ነይርኩም ሕጂ ድማ ግምጥል ኢልኩም ቀታሊኹም ኣይትዛረቡ ትብሉ ኣለኹም እሞ መን ቀቲሉና ዳኣ ክብሉ ትደልዩዎም ኣለኹም ክርደአኒ ኣይካኣለን

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 3 หลายเดือนก่อน +1

    አውራጃን ዓድን ክተርፍ እንተኮይኑ ክንፍቀር ኤረትራን ሻዕቢያን ክፍርሱ አለዎም

  • @MerihHadgu
    @MerihHadgu 3 หลายเดือนก่อน

    እዚኣስ ነያ ድራር ኢኩም ትጎጥዎ ዘለኩም ስነ ልቦና እዩ ዝፈላለ እዩ ዝብል ግን ካኣ ሓቁ እዩ ስነልቦና ይፈላለ አዩ ፈትኩም ጸልእኩም ስነ ልቦና ይፈላለ እዩ ።

  • @HaygetKeren
    @HaygetKeren 3 หลายเดือนก่อน

    ንስኻትኩ 000000000l lQ

  • @jordantsehaye3170
    @jordantsehaye3170 3 หลายเดือนก่อน +2

    አንታ ክንደይ ጊዜ ክነግረኩም እየ ንስኩም ንዚ ህዝቢ ብ100 ዐመት ቀዲምኩምና አለኩም
    ንዚ እስካትኩም በጺሕክሞ ዘለኩም ክበጽሕ እዚ ሐፋሽ ጌናናናናናናና እዩ አነምሳካትኩም 90% ይሳማማዕ እየ እቲ ሽግር ነቅፈታን ርኢቶን ስለ ዘይንቅበል እዩ

  • @mhreteabmhrea6409
    @mhreteabmhrea6409 3 หลายเดือนก่อน

    አዋይ ኣብዚ ገዛ ዘሊ ድንቁርና።ስግድግድ ይብለካ ኪልተ ዓያሹ

  • @russomgebremikael1110
    @russomgebremikael1110 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ comment ጺሒፈ ኣይፈልጥን ኢየ ኣማኒ ክርስትና ኢየ ብብዝሒ ከኣ ኣብ ቃል ኣምላኽ ምሕላፍን ምስማዕን ኢየ ክሕልፎ ዝደሊ ..ግን ነዞም ክልተ ዓበይቲ ይሕዋተይን ዮዲትን ብዙሕ እዋን ተኸታቲለዮም ህዝቢ ኤርትራ እዝኒ ተለካ ስማዕ እዞም ሰባት እዚኦም ከሳግሩኻ ኢዮም ንስመዓዮም በቃ:: ናይ ዝኾነ ድፍኢት ዘይብሎም ንህዝብና ከኣ ካብ ዜሮ ናብ ካሕሳ ክትምለስ ኢኻ ..ኣብዞም ሰባት ንጽህና: ፍቅሪ ህዝቢ:ትብዓት:ሓላፍነታውያን:ኣቦነት: ናይ መጻኢ ራኢ: ፐለቲካ ከኣ በቃ ህዝበይ ንስዓቦም 😊..ግን ህዝብና ብ ወገንነት ብ ብድዐ : ብዘይ ፍልጠት ምስዓብ: ረብሓኻ ዘይምፍላጥ ስለ ዝለመድና ናብ ዘይድሊ ኢነ ንሰምዕ...ነዞም ጀጋኑ ይሕዋትናን የዲትን ከኣ ጐይታ ይባርኲም::

  • @berhanesara8887
    @berhanesara8887 3 หลายเดือนก่อน

    ኤረትራ ክትፍርብ አለዋ

  • @weredelugano1015
    @weredelugano1015 3 หลายเดือนก่อน

    Bal tesfay nufat xbuq mxkum

  • @tesfitmehari7207
    @tesfitmehari7207 2 หลายเดือนก่อน

    እታ ብደገ ኮይንካ ተዳኹር ዘለኻ ገበን'ዩ ትብላ ዘለኻን' ኣብ እስራኤል ዘለው ንዖኦም ንገደፈሎም ንጽቡቕ ፍታሕ ወይ ድማ ንጽቡቕ ፍታሕ ንሓግዞም ትብል ብርግጽ ጽቡቕ ሰማር። ብፍላይ ንስኻ ዘይትገብሮ' ግበሮ ምባል ናይ ብሓቂ ዘይ ድርበ ዘረባ'ዩ።ኣብዚኣ ብውልቀይ የመስግነካ።

  • @kibratesfamichael
    @kibratesfamichael 3 หลายเดือนก่อน

    Ane zigermens nezom sebat eziom tekrbwom mediatat eyu ezom kilete sebat zizarbwo hanti yeblom bilhatom tiray tifelet.

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ሓማሴን ወኪልኩም ዝመጻኹም ትመስሉ ካብ ኣዛራርባኩም ንመዝነኩም ኣለና

    • @samuelhailu6069
      @samuelhailu6069 3 หลายเดือนก่อน +2

      Ezi zeblwo zewlu tekekel u bro

  • @samuelhailu6069
    @samuelhailu6069 3 หลายเดือนก่อน

    Erqi u xbuq ahwat

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 3 หลายเดือนก่อน

    Kem wetru bulux hasab kexlwo kuburat ahwat

  • @dannyyoung3447
    @dannyyoung3447 3 หลายเดือนก่อน

    What you would do if someone kill your daughter ?

  • @fitsumgebrehewot4381
    @fitsumgebrehewot4381 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ኣገናዕ ምባል ናይ ኢሰያስ ዳኣ ካበይ ይብገስ ትብል።

  • @MelleyKsabAsmaraBNHGTA
    @MelleyKsabAsmaraBNHGTA 2 หลายเดือนก่อน

    ስለምንታይ ጉዳይ እስራኤል ንእስራኤል ንግደፈሎም እንዳ በልኩም ትህውትቱ ኣለኹም። እንተ ዘይኮይኖም ባዕሎም መልሲ ይሃብሉ።

  • @debessaiseghid2063
    @debessaiseghid2063 3 หลายเดือนก่อน

    Seltene is spade of enmity

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 3 หลายเดือนก่อน

    እዛ ራብ ጽብቕቲ ኔራ ዋላ ሓንቲ ጥይት እኳ ዘይብልና ብዘይካ በትሪ 😂😂😂

  • @alganeshkelati9124
    @alganeshkelati9124 3 หลายเดือนก่อน

    Kilte halayat

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 3 หลายเดือนก่อน

    ካብ እኩባት መጽኡ እንተቅትልካ ከ

  • @MuluAbraha-wi8yd
    @MuluAbraha-wi8yd 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ይካታተለኩም እንድየ ነይረ ካብ ሕጂ ንዳሓር ግን ኣቋሪጸዮ ኣለኹ ለኻብጥ:: ኩሉ ዘረባኹም ጸግጺ ደቂ ሓደ ልቢ እዩ ልብኹም ዳኣ ትፍረስ እምበር ፈሳፍስ ሓሰውቲ::

  • @amanueltsadu7696
    @amanueltsadu7696 3 หลายเดือนก่อน

    Pawlo shikor kkkkk. Rigo xeba

  • @bynamtensae1165
    @bynamtensae1165 3 หลายเดือนก่อน

    SBHAT EFREM - EZi AnJaL Leba opportunist. Esyas Afwerki mistreated, disrespected and called SBHAT EFREM AFaF for years.

  • @niyat2102
    @niyat2102 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂 genazo ninnnnn

  • @tsgab6744
    @tsgab6744 3 หลายเดือนก่อน +1

    Suk belu bejakum hasewti

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 3 หลายเดือนก่อน

    ኢሳያስ ህዝቢ ኤርትራ ተሳንዩ ምስ ኢትዮጵያ ኪነብር ይደሊ እቶም ስዓብቱ ግን ፍሉይ ናቶም ሓሳብ ኣለዎም ኤረትራ ዓጽዮም ካብ ጎራባብቲ ናብ ዘየለ ሃሌውልው እስረቤት ይትየሞ ህዝቢ ኤረትራ ቀደም, ይሓርስ, ይጋሲ, ይሽቂት, ይምሃር, ኣብ ዓዱ, ምስ ስድራቤቱ ይኔቤር ነሩ 2% በርሰንቲ ኣከፍል, ኣብ ዓዲ ብሕጊ ዓዲ ተማሲሑ ገዝኡ ይሰርሕ ነሩ ኣብዚ መጺኡ ዘሎ ዝነበሮ ስኢኑ ኢትዮጵያ ገዚኣትና ይብለካ መስጣ ኢትዮጵያ ከይወርደና ይፈሪሕ ምክንያቱ ንሕና ብዓልና ዝተበደልናዮ ይበዝሕ ኮይኑ ይስምዓኒ እንተተጋግየ ኣሩሙን ብደቂቕ መርምርዎ

  • @Zeraymabrahtom
    @Zeraymabrahtom 3 หลายเดือนก่อน

    ስሕውቲ ኣረጊት

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ደቂ አኒሲቲዮ ሚሲኦም ዘይሒዊሶ ዐዲሚኒ ሚሲኦም

  • @niyat2102
    @niyat2102 3 หลายเดือนก่อน

    Ezen anisti kihamya😂,

  • @Hereawnet
    @Hereawnet 3 หลายเดือนก่อน

    ዮናስ ንኩሉ እዩ ጸቢብ ዝብሎ ዋላ ኣብ ውሽጢ ቡሩህ መጻኢ ኮይንካ ሓሳቡ እንተዘይተቀቢልካዮ ስለ ዘይተቀበልካዮ ጥራይ ናብ ወረዳ ናብ ኣውራጃ እዩ ዘጸግዖ::ሰባት በቲ ኣነ ዝበልክዎ ይኪዱ ብሃላይ እዩ:: ዲክታቶር እዩ

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน +4

    ክልቲኹም ጌጋ አለኹም !
    ቀታልን ተቀታልን ክዕረቁ አይክእሉን እዮም ! ምኽንያቱ እቶም ዝባአሱ ዘለዉ አብ ሞንጎ ደገፍቲ ህግደፍን አንጻር ህግደፍን እዩ : : ሐቂ እንተለኩም ንቀተልቲ ደገፍቲ ህግደፍ ዓገብ መባል ትብዓት ሲኢንኩም ወለል አይትበሉ " አምሰሉ ኢኹም:

    • @matmat4458
      @matmat4458 3 หลายเดือนก่อน

      Kkkkkk ehhh tesfish bogbog yblwo eti migbi kursusat

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 3 หลายเดือนก่อน

    ካብ ተዓዛቢትን አራሚትን ምትእኽኻብ ማዕዳን ምኽርን ንሰምሀርን ተስፉይን ! ካብጥንቲ ጥቅምቲ ንነብስኹም ላዕሊ ሱቂልኩም ንካልኦት ክትዝልፉን ከተነአእሱን ጥራሕ ክንዕዝበኩም ጸኒሕና አለና! ሕጂ ድማ ከምአመልኩም ብርጌድ ንሐመዱ ስለምንታይ አዲስ አበባ ከደ ነብሱ ከየዕበየ ኢልኩም ነቲ ዓቢ ፖሎቲካውን ዲብሎማስያውን ተነአእስዎን ንብርጌድ ንሐመዱ ትዋራዘይሉን አለኹም : እዚ ከአ ደለይቲ ፍትሒ መሲልኩም ናይ አቦኹም ኢሳያስ ስራሕ ትሰርሑ አለኹም :: ነገሩ " ራዛ ናይ አቡኡ ሓዛ እዩ:: ናይመን ድአ ክትወስዱ ናይቲ ዘዕበየኩም አቦኹም ትወስዱ እምበር::
    አብ መጨረሽታ ግን አከያይዳኹምን መርገጽኩምን ከተመሐይሹ ( አራሚትን ተዓዛቢትን ) ምትእኽኻብ ትምዕደኩም ::

  • @adonay7097
    @adonay7097 2 หลายเดือนก่อน

    yodita ሽኮር አፍኪ yoditaሽኮርአፍኪማዕ ር እዩ

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 3 หลายเดือนก่อน +1

    ህግደፍ ድኹም ኣየትረዳንን