Tigray Media Network ነብሰ ገዳይ ብስራት ኣማረን ሓሶትን Jun 6, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 86

  • @vitamillione869
    @vitamillione869 4 หลายเดือนก่อน +5

    Natu ante ewenetegna ye feker sew neh egziabher abezeto yebarekh❤

  • @luwamlove
    @luwamlove 4 หลายเดือนก่อน +3

    አጆኻ ናቱ ኣቦ ሰላም 🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 4 หลายเดือนก่อน

    Greetings from an ERITREAN NATIONAL, A FORMER STUDENT OF
    QUEEN SHEBA SECONDARY SCHOOL!!!!.

  • @robeldebas
    @robeldebas 4 หลายเดือนก่อน +4

    ጀግና ናቱ ሠላም ደላይ በሀቂ

  • @AskuGemechu
    @AskuGemechu 4 หลายเดือนก่อน +3

    we Love You

  • @BKMGA
    @BKMGA 4 หลายเดือนก่อน +2

    thank you for your update about the old one

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 4 หลายเดือนก่อน +1

    Love & Respect for Ato Dawit G/E.

  • @amangebre1375
    @amangebre1375 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka nati bro ane wedi eri eye gn I love daki tgray ❤️🇪🇷👈

    • @edumt2039
      @edumt2039 4 หลายเดือนก่อน +2

      Aytitahawek wedi erey. Kemu endabelna ina abzi kulu shigir atina. Kulu tograway kem natu eyom ilka aytihseb.

  • @WeiniOkbagabir
    @WeiniOkbagabir 4 หลายเดือนก่อน +3

    Ato. Dawit. Kubur. Seb. Eyu🎉🎉🎉❤❤❤

  • @asherabahta3732
    @asherabahta3732 4 หลายเดือนก่อน

    ata natu enber do tigrigwy ake nay bahki seb alke delay selam thanks bor ❤🙏🙏

  • @godblessethiopia6665
    @godblessethiopia6665 4 หลายเดือนก่อน +3

    ይሄ የወልቃይት ህዝብ የጨፈጨፈ ወንጀለኛ እስር ቤት ነበር መኖሪያው መሆን የነበረበት

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 4 หลายเดือนก่อน +1

    ቆቓሕ ብ1973 (1981) ኣብ ሳሕል ግንባር ርባ ዓልጌና እዩ ተሰዊኡ ኣብ ዓድዋ ኣይኮነን።

  • @sofiaamanuel9970
    @sofiaamanuel9970 4 หลายเดือนก่อน +9

    Natu father of peace ❤️

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 4 หลายเดือนก่อน +2

    Great!!!!.

  • @amlesomgawed1929
    @amlesomgawed1929 4 หลายเดือนก่อน +1

    God bless! Natu

  • @teklegebremedhin6419
    @teklegebremedhin6419 4 หลายเดือนก่อน

    Natu xbuq srah beza tkadadeleka yefexmka ❤❤❤

  • @sabaghide2002
    @sabaghide2002 4 หลายเดือนก่อน

    Natu: Unique and brilliant go a head.

  • @sabaghide2002
    @sabaghide2002 4 หลายเดือนก่อน

    Natu: Unique and brilliant go a head. 20:24

  • @MichealeHadgu
    @MichealeHadgu 3 หลายเดือนก่อน

    ጯልቱ ሙልጌታ ገ/ህይወት እዩ ዝበሃል አርሞ

  • @anna-mariaasfha9264
    @anna-mariaasfha9264 4 หลายเดือนก่อน +2

    ❤🇪🇷👍🏽

  • @ibrahimsaid-saleh1601
    @ibrahimsaid-saleh1601 4 หลายเดือนก่อน +2

    ATO DAWIT IS HONEST & TRUSTWORTHY .

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 4 หลายเดือนก่อน +1

    Resah Abay xehaye & Syum mesfn Abay xehaye ab gobo tenben asfirwen mendelay jeganu

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 4 หลายเดือนก่อน

    ናትናኤል ወያነ ስልምንታይያ ነቶምባዕላ ዝረሸነቶ ሓወልቲ ትገብረሎም ናኣብነት ሆስፒታል ሆስፒታል ሽረ ብሱሑል ከምዝጽዋዕጌራቶ ሓየሎም ኣርኣያ ሓወልቲ ኣብሽረ ናይበርሀ ሻዕብያን ወዘተ አቲምኽንያት መብራህካልናዶ ።

  • @medhingerezgiher2463
    @medhingerezgiher2463 4 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍💐💐💐💐❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 4 หลายเดือนก่อน

    Natu hawey selam selam abi seb ❤

  • @wedinibekekiya17
    @wedinibekekiya17 4 หลายเดือนก่อน

    Natu jigna selam yewuredena

  • @LamlamEthiopia-y1u
    @LamlamEthiopia-y1u 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️❤️👍💯💯💯🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 4 หลายเดือนก่อน +1

    Brat Amare resah tarik

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 4 หลายเดือนก่อน

    አቶ ዳዊት ህርኩት ንፉዕ መስተዋልይ እዩ ሕጂ ማኮርቅን halwa

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 4 หลายเดือนก่อน +2

    Bsrat Amare beal 2 Lbi hwahat

  • @Aditse
    @Aditse 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤

  • @Africa62524
    @Africa62524 4 หลายเดือนก่อน

    Peace 💊♥️🇪🇷

  • @damaeast6551
    @damaeast6551 4 หลายเดือนก่อน

    Tegaru divided among themselves finally!

  • @belaybrhane3711
    @belaybrhane3711 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናብ ናትናል ኣስመላሽ ኣቀዲመ ኩቡር ሰላምታ ይብጻሕካ ብምቅጻል ክብለካ ዝደሊ እዚ ትብሎ ዘሎካ ክንደይ ሓቅነት ኣሎዎ ከመይ ጌርካ ኣራጋግጽካ ብዛዕባ ርክብ መንግስቲ ኤርትራን መርሕነት ወያነን ክትዛረብ ኪኢልካ ሓቅነቱ ከ እንታይ ይመስለካ

  • @hermonogbamichael8599
    @hermonogbamichael8599 4 หลายเดือนก่อน +2

    Dawit is a peaceful person who wants to see a good neighborliness in the region. This Bisrat is a pathological liar

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 4 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ natu

  • @debesaisolomon7880
    @debesaisolomon7880 4 หลายเดือนก่อน +3

    You are doing a good job Natu 👍

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 4 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍💯💯💯💖

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብስራት ብዛዕባ ታሪኽ 06 ንዲያስፖራ ዝብእስያ ኣብ ዘይፈልጡዎ ኸይዱ ቆርበት እንፅፉለይ በለ ከምዝበሃል እናበለ ይሕስዎም ኣሎ:: 06 ተጋደልቲ ጥራሕ ዘይኮነ ንፁሃት ገባራት ብኣሽሓት ዝርሸነሉ ዝነበረ እዩ::እቲ ሙሉጌታ ወዲሰርጌንቲ ኢሉ ዝፀውዖ ባዕሉ ምስ ተጋዳሊት ፅገ ኣቡኣ ዶ/ር ሰለሙን ወዱ ኣኽሱም ፇታዊ ርክብ ጌሮም ተባሂሎም ተኣሲሮም ተረሺኖም መን ረሺኑዎም ኢልኩም ሕተቱዎ እንተኣብዩ ንስየ ሕተቱዎ ብደምቢ እዩ ዝፈልጥ:: ርግበ እትበሃል ሓፍታ ንፅገውን ተረሺና እያ:: ህወሓት ተጋደልታን ገባርን ምርሻን መለለይኣ እዩ ኔሩ:: ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተና ጋዜጠኛ ንመለስ ዜናዊ ሰብ ትቐትሉ ኔርኩም ኢሉ ሓቲቱዎ እወ ግን እቶም ኣ እማን እንተፈንቂልናዮም እቶም እፍቲ ትሕቲ እምኒ ዘለው ኣዕፅምቲ ተላዒሎም ክወግኡና ስለዝኽእሉ ሱቕ ምባል እያ እተዋፅአና ኢሉ መሊሱሉ:: ኣፍቲ ምቕታል ብስራት ሂወቱ ምሉእ ኣብ ተጋሩ ምቅታል ዘሕለፈ እዩ:: ብስራት መርማርን ዝመርመሮም ክቕተሉ ኣለዎም ዝብል ርኢቶ ወሲኹ ዘቕርብን ነቲ መቕተልቲ ዝፍፅምን እዩ ኔሩ:: ምስ ከምዙይ ዝበለ ኣ እዳዉ ብናይ ንፁሃት ደም ዝጨቀወ ተጋዳላይ እትብሉ ግን ተደጋጊሙ እናተነገረኩም ዓገብ እዩ::ስየውን እኮ ኣብ ጥቓኹም ኣሎ ኣብ 06 እንታይ ትገብሩ ኔርኩም ኢልኩም ሕተቱዎ ንስኻ ኸ ኣብ ክንደይ ሰባት ሞት ፈሪድካ እቶም ሞት ዝፈረድካሎም መን ረሺኑዎም በሉዎ ሽዑ ብስራት ኣብኡ ኣሎ::
    ኣብ 06 ዝተኣሰረ ስለዘይወፅእን ኣብኡ ስለዝቕተልን ካብ ናይ ብስራት ጥይት ዝቐትለኒ ናይ ደርጊ ጥይት ይቕተለኒ እናበለ ዝተሰውአ ተጋዳላይ ብዙሕ እዩ::ካብኣቶም ሓደ ውሩይ መራሒ ቦጦለኒ በፂሑ ዝነበረ ፀጋብርሃን ወዲ መቐለ ብዘይረብሕ ጉዳይ ተኣሲሩ ግፍዒ መቕተልቲ ኣብ 06 ምስ ረኣየ ካብ ናይዚኦም ጥይት ናይ ደርጊ ትሓሸኒ ኢሉ ወድያው ካብ እሱር ውፅእ ምስ በለ ተሰዊኡ:: ብዛዕባዚኣውን ስየ ብደምቢ እዩ ዝፈልጥ ሕተቱዎ:: 06 ማለት በቲ ዝነበረ መርሸንቲ ምኽንያት ንተጋደልትን ገባራት ትግራይውን በርሙዳ እያ ኔራ ዕሉል ባዓል ሞያ ረሻኒ ድማ ብስራት ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ እዩ::
    ምእንቲ ሞጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ መሕብኢ ወንጀለኛታት ኮይኑ ዋግኡ ሓይሉ ክልተ ሰለስተ ሞት ኮይኑ::06 ወርዒ ተከዘ ግህንብ ፃኢ ከለሊዕ ወዘተ ብፍላይ ካብ 1968 ክሳብ 1982 ብስራትን እቶም ከምኡ ዝበሉ ሰብ ሓፂን ብሓዊ እናርሰኑ እግሩ /እግራ እናቃፀሉ ዝምርምሩን እናፍረዱ ዝርሽኑ ዝነበሩ ይኹኑ ኣብ ካሊእ ስራሕ ተዋፊሩ ዝነበረ ኩሉ ዝፈልጦ ፀሓይ ዝወቕዖ ሓቂ እዩ:: ዘዋፅእ ነቲ ሓቂ ተቐቢልካ ናብ ፍትሒ ንቕረብ ምባል እዩ:: ዲያስፖራውን ኮፍ መባህልትኹም ን መዛርብትኹምን ኣብ ምፍላጥ ምሒር ኣይትጋገዩ:: ብስራት ኣብ ወርዒ ዝረሸኖም ጥራሕ ኣማኢት እዮም::

  • @AlmazYohannes-zr5zb
    @AlmazYohannes-zr5zb 4 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷👍❤️🌹

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 4 หลายเดือนก่อน

    Bsrat Amare ata mefles adigrat

  • @meleykidane838
    @meleykidane838 4 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @anngreen3106
    @anngreen3106 4 หลายเดือนก่อน

    Belay Mengesha is getting ready to take the ports of Assab & Massawa. Mengstu Hailemariam is listening

    • @greenisland4480
      @greenisland4480 4 หลายเดือนก่อน

      Belay mengesha shintam khadi anquan baher liwosd and Eritrawi kaye yesheshal shintu aiqotaterm leflfi lhode yeminor garbage now

    • @Barry-m3w
      @Barry-m3w 4 หลายเดือนก่อน

      Belay to ASSAB???
      PLEASE DON'T MAKE THIS PERSON GREAT. A LISTRO OF ADDIS IS MUCH BETTER THAN HIM!!!!.

  • @abdulyassin8031
    @abdulyassin8031 4 หลายเดือนก่อน

    Merhaba natu hawina

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 4 หลายเดือนก่อน

    እወ ጌታቸው 43 ብሎን በኤር ኣብ ዱባይ ኣብ ሕሳቡ ኣቐሚጥዎ ስለዘሎ ዳዊት ስለ ዝፍልጥ ከጋልሰን ኒ እዩ ብምባል እዩ ኣኤስርዎ እዚ ኣምባኽ ጌታቸው ላሓሲ.

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w 4 หลายเดือนก่อน

    Tigrean Youngsters came to the front to fight with you
    Against the DERGUE. Could there be any tangible reason for their killing???.

  • @lolaabrha6004
    @lolaabrha6004 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😺😺

  • @alene-vq8sv
    @alene-vq8sv 4 หลายเดือนก่อน

    ሙሉጌታ ኣለምሰገድ ጫልቱ ኣይኮን.ዘይትፈልጦ ኣይትናገር.

  • @tekleghebrehiwet9846
    @tekleghebrehiwet9846 4 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ናቱ ሓውና እዚ ሰብኣይ ኣጻርዩ ዝሕሉ እንተኔሩስ ንምንታይከ ይሕልዎም ፍርዶም ክሳብ ዝቅበሉዶ ይኸውን ብሕልንኡ ዝተረትዐ እሞ ንሕልንኡ ዝበሎ ብትብዓት ከውጽኦ ዝተጸገመ ይመስል ኣቶ ብስራት ወይ ጉድ!

  • @WediMemher
    @WediMemher 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጫልቱ= ሙሉጌታ ገብረህይወት not ሙሉጌታ አለምሰገድ

  • @beletu7041
    @beletu7041 4 หลายเดือนก่อน

    ሐወይ ከክትሕሱ ልክዕ ን መጠን አለካዶ ብሰራት አማረ ምስ ከመኻ ዝበሉ መታሐስውቱ ዩ ዝሕሱ ድማ ብሰራት አማረ ክሕሱ እትደሊ ዝሕሱ እንበር በተለይ ገሊኦም ሐቂ ዩ

  • @BKMGA
    @BKMGA 4 หลายเดือนก่อน +1

    አቤት አቤት ሓራስ ከም ኢዳ ትበልዕ አርጊዳ.

  • @musiefessehass3741
    @musiefessehass3741 4 หลายเดือนก่อน

    አስካ ድሐን

  • @eskindertirfe8524
    @eskindertirfe8524 4 หลายเดือนก่อน

    I think Bisrat was the one who defected from tplf in 1984 to return the airforce helicopter and its pilot capitain Biruk who was hijacked during a flight from Kombolcha to Asmara

  • @BeyeneHaile-mz4dm
    @BeyeneHaile-mz4dm 4 หลายเดือนก่อน

    ስክሪን ኣቕርቦ

  • @tesfayetiffo623
    @tesfayetiffo623 4 หลายเดือนก่อน +1

    There is no need to give any coverage. He smuggled Tigray gold along with some generals through Djibouti to Dubai.

  • @eskindertirfe8524
    @eskindertirfe8524 4 หลายเดือนก่อน

    Tehahit** not tenant

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 4 หลายเดือนก่อน

    .ዳ

  • @mezmurebirhan8711
    @mezmurebirhan8711 4 หลายเดือนก่อน

    ሙሉጌታ ኣለምሰገድ ማለት ሙሉጌታ ጫልቱ ኣይኮነን።ሙሉጌታ ጫልቱ ሙሉጌታ ገብርሂወት እዩ።ሙሉጌታ ኣለምሰገድ ካልእ እዩ።ንስኻ ሻዕብያ ስለዝኾንካ ብዙሕ ኣይትፈልጦሙን።

  • @RegenMehari-f5j
    @RegenMehari-f5j 4 หลายเดือนก่อน

    ንምኳኑ ንስኻ ትግራዋይ ዲኻ ቃልስኻ ኣንጻር ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራን ንኾነ ኣንጻር ሻዕብያ ዝሰርሒ ኢኻ ትቃወም ሒጂ ክኣ ብስራት ኣማረ ኣንጻር ዳዊት ስለዝተዛረበ ፈላጥ ኮንካ ክትቓወም መጺእካ ናትካ ሰማዕቲ ደገፍቲ ሻዕብያ ስለዝኾኑ ንዕኦም ከተሐጉስ ትኽእል ኢኻ ጎራሓት ኣይኮናን ንጎራሓት ግን ንፈልጥ ነቶም ዘይፈልጡ ደገፍቲ ሻዕብያ ከመይ ጌሮም ዘየለ ፈላጥ ኮንካ ስለ ትቐርቦም ሰናቲምካ ኣክብ

    • @rutasolomon4569
      @rutasolomon4569 4 หลายเดือนก่อน

      🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀🐀

    • @asterisayas8522
      @asterisayas8522 4 หลายเดือนก่อน

      ስቅ በል ዓስታኽ

  • @LoveEri-z4u
    @LoveEri-z4u 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዘይጸረየ ህዝቢ ሒዝካ ደኣ ከመይ ኢኻ ዕርቂ ትብለና ዘለኻ?
    ዶ ኣብ ዓድና መጺኦም ገበኖም ክቕጽሉዎ ኢኻ ደሊኻ?
    ወይ ህዝበይ መዓት ክወርደካ'ዩ።

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 4 หลายเดือนก่อน

    Kiki dictator preacher 😂

  • @freethought3523
    @freethought3523 4 หลายเดือนก่อน +1

    አታ ፈሰፋሰ ዶንጐላ ርኣሲ, ዳዊት ተፈቲሁ እንዳበልካ ቦሸሽ በል ኢሉ አዚዝክ ዶ እቲ ብድህሪት ዝዝውርካ ጐይታኻ ኢሳያሰ አፈወርቂ:: ትሃቂ ክነግረካ ዶ, አብይ አህመድ ነቲ ጫካ ፕሮጀክት ሰልዲ ውሂድዋ ናይ EFORT አሴትን ገንዘብን ዞም ሌያቡ እህዋቱ TPLF ብሰም ዳዊት ሰለዝገብርዋ አብዮ አብዱባይ ከምዝእሰር ጌሩ ኩሉ ናይእፈርት ንብረት ሙሉእ ውክልና አገዲዶም [አፈሪሞምዋ አብ. ወፃኢ ዘሎ ገንዝብ ኩሉ ተመለሱ አብይ ፕሮጀክት ዮሰርህሉዐሊ:: ካብ ሕዝቢ ትግራይ ዝመንጠልዎ ንብረት አብይ ኢዶም ጠምዚዙ ይምንጥሎም አሎ:: እዚ እዮ እቲ ሃቂ::

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 4 หลายเดือนก่อน +3

      ናትካ ትንታነ ጽንጽዋይን ሀለውለውን እዩ።ኮሎኔል ዓብይ እቲ ዝሐሰቦ ተንኮልን ክፍኣትን ተገምጢሉ ጎዲእዎ። ብፋኖ ብቄሮ ብወያነ ብኤርትራ ተቐርቒሩ ምንም ሐይሊ የብሉን።

    • @luwamlove
      @luwamlove 4 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏👍👍👍🌹🌹🌹❤️❤️❤️​@@tehabenhizbey2778

  • @berhanezemo
    @berhanezemo 4 หลายเดือนก่อน

    ከመቸ ትግራዋይ ሆነህ ነው ባክህ ወደስመራ

  • @sabaghide2002
    @sabaghide2002 4 หลายเดือนก่อน

    Natu: Unique and brilliant go a head. 20:24

  • @sabaghide2002
    @sabaghide2002 4 หลายเดือนก่อน

    Natu: Unique and brilliant go a head

  • @naliru6096
    @naliru6096 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @baqr4383
    @baqr4383 4 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤