ፀውራ ወዲ 25 ዓመት ኣብ ሑቕፊ እኖሓጎ - ከቢድ ሂወት!!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
    / @wushatenamedia
    ኣደይ ኣፀደ በሪሁ ብጣዕሚ ከቢድ ብዝኾነ ናብራ ከም ህፃን ወዲ 25 ዓመት ዝኾነ መንእሰይ ኣብ ጓጉአን ሓቒፈን ይነብራ ኣለዋ። ብሂወት ዘየለ ተጋዳላይ ነበር ውላደን ተፎጥሮኣዊ ግዴታ ኮይኑ ከቢድ ኣካላውን ኣእምርኣውን ዉላድ ገዲፉለን ኣይነበር ናብራ ይነብራ ኣለዋ እሞ ዝኸኣልናዮ ንሓግዘን።

ความคิดเห็น • 196

  • @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
    @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +46

    መምህር ሩሑስ ኣውዳኣመት ናዓካን ንመላእ ስድራካ ሰናይ ኣመዳኣመት

  • @ዛይዲጓልማይካድራ
    @ዛይዲጓልማይካድራ 4 ปีที่แล้ว +31

    ንፉዕ ወዲ ትግራይ!

  • @abcm806
    @abcm806 4 ปีที่แล้ว +33

    ሙሉየ እትገብሮ ሰናይ ነገር ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ አምላክ ዝሓሰብካዩ የስምረልካ

  • @Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera
    @Wedi_zobo_Mearab_Tigray_Humera 4 ปีที่แล้ว +29

    ርሑስ በዓል መስቀል ይግብረልና ኣብ ስደት ዝረከብ ብሰላም ናብ ዓዱ ዛኣትወሉ ዝሓመመ ዝፈወስሉ ዝተኣሰሩ ዝፈትሕሉ ናይ ሰላም ናይ ፍቕሪ ናይ ጥዕና ኣውዳኣመት ይግበረልና ፈጣሪ💒✝️🤲🏿🤲🏿

    • @erieritrea6645
      @erieritrea6645 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣደ ትጸሮ መን ይጸሮ
      ኣጆኽን ኣደዋይ ኣምላኽ ሓይሊ ይሃብክን።

    • @abrehetmm2862
      @abrehetmm2862 4 ปีที่แล้ว +1

      Mhret yewrdelka medhanialem😭😭😭😭😭😭

  • @ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ
    @ኣዙጋልዞምብውሕዶምዝሰመሩ 4 ปีที่แล้ว +7

    ኣየ መምህረይ ኣምላክ ንዓካ ዝፈጠረስ ከመይ ዝበለት ማዓልቲ እያ ብዝረገፅካየ ለምለም ርገፅ ኩፍእ ኣይትርከብ ንሓወይ ድማ ምሕረት የውርደልካ
    ንመላእ ህዝበ ክርስትያን ድማ እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል ኣብፀሐና ናዓመታ ከምዚ ብሰላም ይዕቆረና ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @saba_Gal_Maykadra_Tigray
    @saba_Gal_Maykadra_Tigray 4 ปีที่แล้ว +26

    ርሑስ ዓወዳዓመት ይግብረልና እንቋዕ ኣብጸሐን ርሑስ ነዛ መደብ ትካታተሉ

  • @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ
    @ዓለምጉራምራነቲሓደትፆሮእ 4 ปีที่แล้ว +7

    ኩሉ ዝክእል አግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልአከልካ ሐወይ ማዓረይ 🙏🙏🙏መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ

  • @عوضالشهري-ص8س
    @عوضالشهري-ص8س 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣጀክን ማማዋይ ማዓሪይ ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @عوضالشهري-ص8س
    @عوضالشهري-ص8س 4 ปีที่แล้ว +15

    መምህረይ ዓይኒ ትግራይይይ

    • @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ
      @ቲቲጓልትግራይጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +2

      መምህረይ ዓይኒ ትግራይና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኡፍፍፍፍፍ እግአቢሔር አምላክ ምሕረት ይልአኸልካ ዝሓወይ

  • @milonmilon6338
    @milonmilon6338 4 ปีที่แล้ว +9

    እንኳዕ ሰላም መፃእካ ክብር ሓዉና
    ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ ማዓረይ እግዚአብሔር የክእልክን አደይ ማዓረይ
    ክብር ሓዉና ሙሉ ዓስብካ ብእግዚአብሔር ርከቦ ዝሓወይ

  • @yohanneswedimaykadra1746
    @yohanneswedimaykadra1746 4 ปีที่แล้ว +11

    ብዙሕ ዕድመ ጢዕና ይሃብካ ፈጣሪ መምህረይ!!

    • @tamaebrhnue9457
      @tamaebrhnue9457 4 ปีที่แล้ว

      ብዙሕ ዕድመ ጢዕና ይሃብካ ፈጣረ መምህረይ

  • @ኣሉጎልትግራይ
    @ኣሉጎልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +9

    እፍፍ መምህር ሙሉየ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +13

    ሙሉየ ሩሑስ በዓል 🙏🏼💙🌻🌻🌽🌽🌽🌽🧸👋✝️💜🌝✌🏻ይግበረልና 🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
    @ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 ปีที่แล้ว +5

    እፍፍፍፍፍ ወላድ ትክእሎ መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    እንካዕ ካኣ ንባዓል ብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሐና ኣብፀሐኩም እና ማማየይ ኣክእሎ ያሃብክን እፍፍፍ

  • @trhasheshe1555
    @trhasheshe1555 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ምሕረት የውሪደልካ ዝሓወይ መ\ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @የድንግልማርያምልጅነኝእመ
    @የድንግልማርያምልጅነኝእመ 4 ปีที่แล้ว +8

    ክቡር ሓወይ ሙሉየ እግዚአብሔር ኣምላክ ኩፊእ ኣየርኢካ ኦ ኣምላኬ ተመስገን ካብዚ ካልለኒ ማማየ ካብዚ ዘለክምዎ መከራ እቲ ሓያል ኣምላክ ምሕረት ይልኣክ እስቲ ኣብ መላእ ዓለም እትርከቡ ኩሉ ሻዕ ብሰዓት ብሰዓት ተመስገን ንበል ከምዚይም ኣሎ ለካ ኣታ ፈጣሪ ምሕረት ለኣከለን።

  • @lave9644
    @lave9644 4 ปีที่แล้ว +6

    እፍፍፍፍ ኣዶ ትረክቦ ኣጆክን ማማየ ኣምላክ ምሳክን ይኩን ም ር ሙሉ ሃወይ ፅቡቅ እልውዳመት ይግበረልካ ይግበረልና

  • @binyam1578
    @binyam1578 4 ปีที่แล้ว +12

    ሙሉየ ግርማ ተከደን እዋይ እኖየ እዋይ ተጋደልቲ ዝረክብዎ 😭😭😭😭😭😭😭😭🗝🏠🧸🌻

  • @user-xg3ug2im4i
    @user-xg3ug2im4i 4 ปีที่แล้ว +3

    ልሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት ይልኣከሉ ኣዴና ደማ ጥንካረ ይሃበን መምህር ሙሉዋይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 4 ปีที่แล้ว +5

    ምሕረት የወረደው ፈጣሪ ማማየ መ ሙሉ ሐሳብ ልብካ የስምረልካ

  • @Feben_Gual_May_kadra_Tigray
    @Feben_Gual_May_kadra_Tigray 4 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ዝሕዝን ታሪክ እዩ ብሓቂ።

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉየይ ብአምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንማማ እውን ኣምላክ ይሓግዛን ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣምላክ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም

  • @robelmengs731
    @robelmengs731 4 ปีที่แล้ว +8

    Amlak mhret yewurdelka hawey

  • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
    @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +39

    ርሑስ ባዓል መስቀል ይግብረልና ንኹሉ ኣምንቲ
    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስቲያን ብሩክ ኣውዳኣመት ይግብረልና ✞︎ኣሜን✞︎ኣሜን✞︎ኣሜን 💒

    • @millionamanuel5561
      @millionamanuel5561 4 ปีที่แล้ว +4

      Amen amen amen

    • @salam3709
      @salam3709 4 ปีที่แล้ว +3

      Amen Amen Amen Mary

    • @user-pp6uj1tn8s
      @user-pp6uj1tn8s 4 ปีที่แล้ว +3

      ሓወይ ንመላእ ህዝበ ክርስትያን እንተ በልካ እንታይ ትከውን፡ ኣስፋሓዮ ኣተሓሳስበካ

    • @Yonas_Wedi_Humera_Tigray
      @Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 ปีที่แล้ว +4

      @@user-pp6uj1tn8s ሕራይ!🙏🏿

    • @user-bs8db6iu6j
      @user-bs8db6iu6j 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ميريكيري-ض7غ
    @ميريكيري-ض7غ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኡፍፍፍፍፍ ኣለም ጎዶሎ መምህረይ ጸግኡ የብዘሓልካ ማማየ ኣምላክ ይሓግዝክን ንሓወይ እውን ኣምላክ ምሕረት ይልኣከልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 4 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ሓውይ አምላኽ ምሕረት የወረዳለካ 🙏🙏🙏

  • @selamawikrstosselamkahabena
    @selamawikrstosselamkahabena 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣዴና ብጣኤሚ የደንግጻኻ 😭😭😭
    ኣምላኽ ምሳኽን ይኹን

  • @salam3709
    @salam3709 4 ปีที่แล้ว +5

    uffff way hewaiy marry maherit yawerdalike fetari mamay ejeokia kewagha eyou

  • @ተዋህዶእያእምነተይ-ጸ4ገ
    @ተዋህዶእያእምነተይ-ጸ4ገ 4 ปีที่แล้ว +2

    ሩሑስ ባዓል መስቀል ይግበረልኩም /ና
    ሓውና መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 4 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ሙሉእ ትኽክለኛ ትግራዋይ ክብሪ ተጋሩን ስራሕ ተጋሩን መስትያት ኮይኑ ዘርኢ ሰብዩ ሓግዙሎይ

  • @tsegayhagos7060
    @tsegayhagos7060 3 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሄረ ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም እሞ ንመ/ር ሙሉ እውን ነቲ ሰናይ ተግባርካ ሪኡ ኣምላክ ፍረ ፃምእኻ ይኽፈልካ

  • @እንደርታዊት
    @እንደርታዊት 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህረይ አነስ ኩሉ ግዜ ብአኻ ይጭነቕ ግን አጆኻ ፃማ ራሃፅካ ብአምላኽ ርኸቦ ብሓቂ ዘደንቕ ስራሕዩ ደኺምኒ ጠምይኒ ከይበልካ ትገብሮ ከየድነኹኻይ አይሓልፍን 💋💋💋💋

  • @samraselam1206
    @samraselam1206 4 ปีที่แล้ว +2

    God bless you Brother 🙇‍♂️🙇‍♂️

  • @appleandroid6937
    @appleandroid6937 4 ปีที่แล้ว +4

    እነ ፅዋር ኩሉ ፍቃድ እግዚኣብሄር እስኪ ይኩን ንኩሉ

  • @merigelhemar7597
    @merigelhemar7597 4 ปีที่แล้ว +1

    ሙሉ ሓውና ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ፃማካ ይክፈልካ በረከቱ የብዘሐልካ
    አምላክ ምሕረት የውርደሉ ኡፍፍፍፍ

  • @ክብረቴይናቴይ
    @ክብረቴይናቴይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ንመላእ ተከተልቲ እምነት ክርስትና መልካም እንቃዕ ን በኣል መስቀል ኣብፀሀኩም ።memhr mulu hawey e /r edmen tenann yhsbeley fetari ኣነ ኣብዚ ክካታተል ከለኩ ኣነ መን እየ እየ ዝብል እና አ/ር ካብዚ ይምሃርኩም የህዋተይ

  • @A.A-ec2gu
    @A.A-ec2gu 4 ปีที่แล้ว +1

    You are blessed with so much our hero 🙏

  • @letebrhanasfawwoldearegay9028
    @letebrhanasfawwoldearegay9028 4 ปีที่แล้ว +1

    Ezgabiher amlakn mhretu yebzhalkum.ruhs bal meskel nkuluna.btami amlak ybrka tsigen tenan yhabka❤❤🙏❤❤❤❤❤🙏🙏🙏

  • @merhawimengstou1511
    @merhawimengstou1511 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ይሃብኩም ።

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ
    አደየ አጀኩን ኩሉ ስብ አብ ጎንክን እዩ
    አቱም ለገስቲ አሕዋተይ ክብረት ይሃብልና

  • @Rd-pt7fy
    @Rd-pt7fy 4 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት ያዉረደካ ዝሓወይ ።

  • @hyahhyah9429
    @hyahhyah9429 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕርት ይላአክለካ ማዓረይ

  • @user-hd7du1dr5f
    @user-hd7du1dr5f 4 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ሙሉየየይ ሩሑሰ አውድአምት ይገብረልኸ ምሰ ምለእ ሰድራኸ🙏💘💘💘💘💘💘

  • @josefwedding6095
    @josefwedding6095 4 ปีที่แล้ว +1

    Rufus hadisch amet yegbrelkum!! Thank you wushatena Media 🌻🌻🌻 memher egzabiher yehabka! Neska kureat Afrika eka❤️🙏✌️👍

  • @Mebrahti
    @Mebrahti 4 ปีที่แล้ว +2

    ዌልካም መምህረይ
    ኦ አምላኬ ካብዚ ማሓረኒ አምላክ ብምሕረቱ ይጠምቶ እማየይ 😭😭 ከሕዝናካ አዶ ፈላሚት ሂወት እያ ናይ ብሓቂ ወላድ እትክእሎ ንባዕለን እየነ ዝሕብሐባ ይገርም እዩ አምላክ ሓይሊ ሂብዎን ንዋብቲ ምርቀአን ይብፃሕኩም /ሐና

  • @BerhaneK-z3y
    @BerhaneK-z3y 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ብጣዕሚ ዘሕብን ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ። ዕድመን ጥዕናን ምስ ኩሉ ስድራቤትካ።

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 ปีที่แล้ว +1

    አቤት ፈጣሪ ንዘይካኣል አይህብን ዓለም ክንደይ ጉድ ሒዝኪ ትርከቢ ፈጣሪ አዋፅኦ ይሃብክን አደይ 😭😭😭😭😭😭😭 መምህረይ ንዓኻ ቃላት የብለይን እንጀራ ዓለም ይሃብካ በዉላድካ ፀጋ ርኸብ

  • @zedigaldocter6126
    @zedigaldocter6126 4 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ምሕረት የውርደሉ ኣምላክ ኩሉ ኣይሳኣኖይ

  • @seluselu3925
    @seluselu3925 4 ปีที่แล้ว +4

    Amelak mesaka yekun mlueyy haweyy xegeu yebezehaleka ne hawena meheretu yazezlu mlueyy

  • @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
    @ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 4 ปีที่แล้ว +3

    ድካም ኣሎ መምህረይ ግን ንሕና ከመና ኣብዚ ኮይና ንስቀቅ ኣሎና ጽማ ኣለዎ ግን ኣጆካ ተስፋ ዘይምቁራጽ ጥራይ

  • @ፅናት-ኈ6ፀ
    @ፅናት-ኈ6ፀ 4 ปีที่แล้ว +1

    በጣም ያማል እግዚአብሄር ይማርሎት

  • @noreyyaibrahim7190
    @noreyyaibrahim7190 4 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ እድመይ ጢዕናይ ያሀብካ

  • @sweetsweet9150
    @sweetsweet9150 4 ปีที่แล้ว +5

    ሊኩ ነኪእኩም ሓቦ ሃቡኒ ኣሕዋተይ

  • @user-yv2cs8ml7k
    @user-yv2cs8ml7k 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላም መሉ ሓወና እንካዕ ንበዓል መሰቀል አበፅሕኩም

  • @ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ
    @ህጅእጅህርትጅኡፍክእፍጅይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሙሉዋይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @sabiyahavg4985
    @sabiyahavg4985 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔት ምሕረት የውርደልካ ሓወይ

  • @selameyeyaalemey3592
    @selameyeyaalemey3592 4 ปีที่แล้ว

    Egzabher amlak zhasebkayo yesmrelka hawey natey🙏🙏🙏

  • @user-ky1yf1dd3t
    @user-ky1yf1dd3t 4 ปีที่แล้ว +1

    ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር

  • @natsnettesfay9425
    @natsnettesfay9425 4 ปีที่แล้ว +2

    ምሕረት የውርደልካ መዓረይ ኣዴና ከኣ ኣጆክን ንሙሉየ ከኣ በቃ መግለጺ የብለይን

  • @galtigray6523
    @galtigray6523 4 ปีที่แล้ว +1

    ሩሑስ ባዓል መስቀል 🙏ምሕረት የውርደልኻ ሓወይ

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว +1

    Egziabher Amlak bereketka yekaflena memhr mulu

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 ปีที่แล้ว

    Ngzabihar Aamlak mhretu yewurdelka asme Aalbo neger zeysaAano ngzabihar mahari Aamlak ymaharka 🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @ተመስገንኣምላኬ-ቘ9ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ቘ9ቐ 4 ปีที่แล้ว +1

    ፈጣሪ ምሕረት ይሃቦ

  • @brhananatey2780
    @brhananatey2780 4 ปีที่แล้ว +2

    Uffff eway Ade trekbo akilo yehabkin mamaye 🙏

  • @alemyoubube
    @alemyoubube 4 ปีที่แล้ว +3

    እፍፍፍፍ በሓቂ ሪአ እስካብ ዝወዳእ ደመይ ወዲአ
    መምህር ሙሉ ኣምላኽ ይሓግዝካ እስኪ

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍ ብእውነት ያማል ወንድሜ እግዚአብሔር ይማርህ ማማየ አይዛቹ 😢😢😢

  • @shewittesfay2847
    @shewittesfay2847 4 ปีที่แล้ว +1

    Selam mlue hawna enkae bselam mexaeka adeyey mhtet yewrdelki ms wedki egziabhier amlak

  • @rihananeymar1373
    @rihananeymar1373 4 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍ ኣይክኣልኩን ካብ ማንም ንላዕሊ ሰብ ጠምየ ክብል ከሎ ንብዓተይ ከይተፈለጠኒ ይፈስስ በቃ ኣይክእልን ውሽጠይ ሓቦጭቦጭ ይብለኒ ኣየ ዓለም ጎዶሎ በብገዝኡ ክንደይ ዘጉሂ እዩ ዝኒሆ ማማዋየ ማዓረይ ኣየኩን ኣብ ጎነን ኣለና ንሓውና እውን ምሕረት የውርደሉ መናእሰይ ትዓዲ ድማ በይዛኩም ማንጨለት ኣሕፅብዎ

  • @dhfhfgdgrr798
    @dhfhfgdgrr798 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ መዓርግ ተካደን ኣደዋየ ኣምላክ ምሳክን ይኩን

  • @anemsziyada7884
    @anemsziyada7884 4 ปีที่แล้ว +4

    Amilak mihiret yewrdelu

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @fishamelake1958
    @fishamelake1958 4 ปีที่แล้ว

    Amlak mhret yewrdelka 🙏🙏🙏

  • @almasneggaz2302
    @almasneggaz2302 4 ปีที่แล้ว

    ምህረት ያውርደልክ ፈጥር ዘሀወይ

  • @ተመስገንኣምላኬ-ቘ9ቐ
    @ተመስገንኣምላኬ-ቘ9ቐ 4 ปีที่แล้ว

    መ/ር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 ปีที่แล้ว

    Yes it's true

  • @kahasebeyene4383
    @kahasebeyene4383 2 ปีที่แล้ว

    ብዝኸነ ትዘሎ ጸገማት ይርድኣና ኢዩ። ንሓደ ሰብ ክሕዘልኩም ሓሲበ ነይረ ተለፎንካ ጸሓፈለይ እሞ ከዛራርበካ።

  • @hanasolomon7069
    @hanasolomon7069 4 ปีที่แล้ว

    Mum God bless you

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 4 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ!

  • @STAMA123
    @STAMA123 4 ปีที่แล้ว

    Memhr edmen tienan yhabka zerekha ybarek

  • @tigistibelay532
    @tigistibelay532 4 ปีที่แล้ว +1

    Ajoken mammey

  • @muluabeba4416
    @muluabeba4416 4 ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃብካ መምህር ሙሉ

  • @selammajor3259
    @selammajor3259 4 ปีที่แล้ว

    muluye abo xgumat edmen tenan yhabka fetari adey marey ajoki egzabiher alo

  • @ትግራይሰብኣለዋ-ኀ5ዐ
    @ትግራይሰብኣለዋ-ኀ5ዐ 4 ปีที่แล้ว +1

    ምሕረት የዉርድልካ ሓወይ

  • @roza7068
    @roza7068 4 ปีที่แล้ว

    ሙሉየ ኣቦ ጹጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @herugaltigrayplaza7023
    @herugaltigrayplaza7023 4 ปีที่แล้ว +2

    𝑎𝑚𝑙𝑎𝑘 𝑚ℎ𝑟𝑒𝑡 𝑦𝑒𝑤𝑟𝑑𝑒𝑙𝑢 🙏🙏

  • @tekleredie190
    @tekleredie190 4 ปีที่แล้ว

    God bless you mulu hawey

  • @romantadese4283
    @romantadese4283 4 ปีที่แล้ว

    Way enta fetari aboy mhretka lakelna

  • @hilalgergish714
    @hilalgergish714 3 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሕረት የዉርድ😭

  • @selamgebray4536
    @selamgebray4536 4 ปีที่แล้ว

    Muluye Amlak edmen tenan yhabla eway adey mearey mhret yhazzelkn

  • @leteberhangebreselase3333
    @leteberhangebreselase3333 4 ปีที่แล้ว

    Egzabher mhret yewrdelka hawey mearey

  • @Lomo.mdia7453
    @Lomo.mdia7453 2 ปีที่แล้ว

    ምሕረት ይልአኸሉ ጠጠው እሉ የርእየና👏😪

  • @hannayohannes5064
    @hannayohannes5064 4 ปีที่แล้ว

    Miskinay hawey egziabiher mehretu yilakelka hawey marey , ne adi kea egziabiher tenkare tenan yifterelken memher mulu kalat yihatsreni eu dekamkan Tsaerkan egziabiher yikfelka zahawey haw kulu eka

  • @dhxhfunggfhgu3289
    @dhxhfunggfhgu3289 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ምሕረት የውርደሉ

  • @abeilweldu7276
    @abeilweldu7276 4 ปีที่แล้ว

    ሀወይ ማዓረይ ምህረት የውርድ

  • @natnalnegash9454
    @natnalnegash9454 3 ปีที่แล้ว

    Amlak mhret yewred

  • @lloveyoutigray4348
    @lloveyoutigray4348 4 ปีที่แล้ว

    Fetari ymarh mamey fetari yrayelkn mluye thanks ruhus meskel

  • @ermiyasyosief9671
    @ermiyasyosief9671 4 ปีที่แล้ว +1

    Mihret yewdi Mama

  • @user-sv9wb9wo4y
    @user-sv9wb9wo4y 4 ปีที่แล้ว

    እዘን ኣደ ከመይድየን ከብድካ ዝበልዓካ በክየ የሕዝናካ።ኩቡር ሓውና ሙሉ ምስ የዕሩክትካ (መሳርሕትካ)ሓይልኩም ይፅናዕ ተባረኩ መሃያኩም ካብ ፈጣሪ እዩ ።የቀንየልና

  • @silvanamesfin5536
    @silvanamesfin5536 4 ปีที่แล้ว

    Amlak yrdar adey merey

  • @abelgoitom2112
    @abelgoitom2112 4 ปีที่แล้ว +1

    😥😥🙏🏼🙏🏼