ሰበር 🚨 TDF ወሳኒ ፃውዒት/ምስ ኤርትራ ሕቡእ ዕርቂ ይካየድ'ሎ/ሓላፊ ኣብ ሆቴል ተቀንፂሉ/ፅልዋ ምዕራባውያን ኣፍሪካ ሩስያ ሸርሺራቶ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 36

  • @lovleytigraye
    @lovleytigraye 16 วันที่ผ่านมา +4

    ናይ ግዜ ጉዳይ እንበር የጌታቸውን ፃድቃንን ባንዳታት ተከፈልቲ ጋዜጠኛታትን አብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ህጊ ክቀርብ እዮም

  • @sancho12345
    @sancho12345 16 วันที่ผ่านมา +6

    ብሱሩሲ ጉጅለ አደመ እንሀለወ ትግራይ ሰላም ስለ ዘይትረክብ ጉጅለአደመ ካብ ስልጣን ንምዕላይ ኹሉ ትግራዋይ ክልአል አለዎ

    • @HaftomDesta-r5r
      @HaftomDesta-r5r 16 วันที่ผ่านมา

      ኣታ ፀገም ኣለካ ድዩ

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 16 วันที่ผ่านมา

      @@HaftomDesta-r5rላህማም ሱኽ በል

  • @WediMemher
    @WediMemher 16 วันที่ผ่านมา +2

    Eritrea keep punishing Ethiopia. Majority Tegaru are with you.

  • @NiguseBahre
    @NiguseBahre 15 วันที่ผ่านมา

    እቲ ሐዚ ዘሎ ኩነታት ንትግራዋይ ውድብ ኩሉ ዝምልከት ውድቀት እዩ መግለፂ ይሃብ ኣይሃብ

  • @aksum-b9b
    @aksum-b9b 15 วันที่ผ่านมา

    hasawi

  • @lovleytigraye
    @lovleytigraye 16 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ትግራይ ታሪክ ይቅር ዘይብሎ ባንዳታት ጋዜጠኛታት አለው

  • @Africastar
    @Africastar 16 วันที่ผ่านมา +2

    Lawless weyani must respect the rule of law

  • @YaredTesfay-t2t
    @YaredTesfay-t2t 15 วันที่ผ่านมา

    ግዜያዊ ምምሕዳር ለማስ ሙኻኑ ምፍላጥካ እኹልዩ

  • @geregere-tt6im
    @geregere-tt6im 16 วันที่ผ่านมา

    ኣበይ ሰሚዕዎ እዩ።

  • @MikialeGeremaryam
    @MikialeGeremaryam 16 วันที่ผ่านมา +1

    ሳወት ዝበሃል ውድብ አበይ ዝፍለጥ እዩ መላክዒ ለክባጥ እዩ

  • @JonNati
    @JonNati 16 วันที่ผ่านมา

    ትኽክለኛ መግለጺ ኢዩ ሰራዊት ትግራይ እምበር ሰራዊት ፓርቲ የለን ናይ ፓርቲ ሰራዊቱ ካድረታቱን ሓሰውቱን ኢዮም

  • @meresagirmay2637
    @meresagirmay2637 16 วันที่ผ่านมา

    ትኽክለኛ መግለፂ እዩ።እንተ ላዕለዎት አመራርሓ TDF ግን ናይ ደብፅረ ፅዮን ቡድን ደገፍቲ ምዃኖም ግልፂ እዩ።

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 16 วันที่ผ่านมา

    TDF ዘንጊዖም ቅልጡፍ እርምጃ ይዉሰድ

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 16 วันที่ผ่านมา

      እዚኦም ዝሞቱ ዙሁላት እዮም

  • @samsonmehari7013
    @samsonmehari7013 16 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትረአ ጅግና አያ 👌

  • @AsimbaGelalta
    @AsimbaGelalta 16 วันที่ผ่านมา

    ሐሰውቲ ህዝቢ ህወሐት የአምን ሰራዊትም ወዲ ህዝቢ እዩ መንነቱ ክሸጥ አይኽእል ።

    • @JonNati
      @JonNati 16 วันที่ผ่านมา

      ሰራዊት ናይ ዓድን ህዝብን እምበር ናይፓርቲ የለን ኣብ ዓለምና ናይባዕሉ ሰራዊት ዘለዎ ኣሸባሪ ሂዝቦላ ጥራሕ ኢዩ ስለዚይ እቲ ኣብትግራይ ዘሎ ሰራዊት ሰራዊት ትግራይ ኢዩ በጀቱ ኸኣ ካብ መንግስቲ እምበር ካብ ሕወሓት ኣይኮነን ፡፡

  • @meharikahsay5916
    @meharikahsay5916 16 วันที่ผ่านมา

    " ሕውሓትም ? " ሕውሓት'ውን ።
    " ሃገራትም ? " ሃገራት'ውን
    " ኢሰያስም ? " ኢሳያስ'ውን
    " ብምቁራጽም ? " ብምቅራጽ'ውን
    " ቆጸራም ? " ቆጸራ'ውን
    " ኣፍሪቃም ? " ኣፍሪቃ'ውን
    " መደረም ? " መደረ'ውን
    " እንተነበረም ? " እንተነበረ'ኳ

  • @habtaygebreyesus4357
    @habtaygebreyesus4357 16 วันที่ผ่านมา

    🤮🤮🤮🤮🤮🤮

  • @Shiferaw-m1
    @Shiferaw-m1 16 วันที่ผ่านมา

    ነዚ ልኡኽ ሻዕቢያ ሚድያ ዝኸውን ሰብ ንምንታይ ጠፊኡ።

  • @HaftomDesta-r5r
    @HaftomDesta-r5r 16 วันที่ผ่านมา

    3ይ ወያነ ኢሉ ኢልኩም ትሕልፉ ሚድያ ትገዱ ካብኡ ሓሰውቲ ሰራዊት ምስ ሕወሃት ኣለና ሕርር በሉ

  • @debretsionmaryam4835
    @debretsionmaryam4835 16 วันที่ผ่านมา

    ሻዕብያ

  • @debretsionmaryam4835
    @debretsionmaryam4835 16 วันที่ผ่านมา

    ሐሰውቲ

  • @BariyaGabirBari-cs9oq
    @BariyaGabirBari-cs9oq 16 วันที่ผ่านมา

    ሳወት ዝበሎ መግለጺ ሚእቲ ብሚእቲ ሓቂ እዩሞ አገንእ ንበሎ።

    • @ገብረሚካኤልበየነ
      @ገብረሚካኤልበየነ 15 วันที่ผ่านมา

      ሓሰውቲ ናይ ሽዋ ተለኣኣኺ ሳወት ስነልቦና ህዝቢ ዘየዳምፅ ከዳሚ ውድብ እዩ።