"ኣብዚኣ........! ኣቦ ወንበር " ABZIA ABO WENBER

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 239

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +89

    እዋይ ደስ ክብል እዚ ህዝበይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ ደቂታ ሓላል መሬት።

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 ปีที่แล้ว +53

    ተጋሩዋኒ ስላምኩም ይብዛሕ ደቂታ ሓላል መርየት

  • @ascalaacal2481
    @ascalaacal2481 4 ปีที่แล้ว +45

    ፀላኢ ዓይንና ይፍሰስ ክፋእ ኩሉ የርሕቀልና ሰላም የውርደልና

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +32

    ተጋሩዋኒ ብዘለኩም ሃሊኩም ማርያም ጽዮን ትሓልዉኩም

    • @albadr2531
      @albadr2531 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen.amen.amen. zaydau

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን እኅትየ/ወአኁየ❤❤❤❤

  • @እማሓላላይናፍቀኪ
    @እማሓላላይናፍቀኪ 4 ปีที่แล้ว +38

    ከመይ ድኹም ትሕጉሱ ዕደመ ጥዐና ይሃብኹም ናይ ባሓቂ ፅብቅ አለኩም አምላክ አይፈለዬኩም 💪💪💪👈👈👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @halefomsolomon3184
    @halefomsolomon3184 4 ปีที่แล้ว +50

    ተጋሩ ናትና ድልየት አብ ትግራይ ብንሕና ንደልዮ ዉድብ ክንማሓደር ኢና ንደሊ ነዚ ክጭንግፎ ዝመፀአ አካል ክሉ እርምጃ ክንወስደሉ ድሉዋት ኢና።

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +24

    እታ ደስ ክብል እዙ ህዝብና አነስ እንኳ ካባኽትኩም ተፈጠርኩ ሰላምኩም ይብዛሕ ህዝበይ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +8

    ትግራይ ማዓረይ ፀላኢኺ ካብ ዓይኒኺ ይጥፋእ ገፁ ይርሓቅ

  • @ኣዜብጓልትግራይ
    @ኣዜብጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +34

    እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኩ 😘😍😍❤️

  • @RobiRobi-by7yr
    @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +139

    ተጠንቀቑ ተጋሩ ሓድነትኩም ኣትርሩ ኢሰያስን ኣቢይ ኣሕመድን ንዓኩም ፋሕ ከብሉ ቀትርን ለይትን እዮም ዝጽዕሩ ዘለዉ።

    • @እማሓላላይናፍቀኪ
      @እማሓላላይናፍቀኪ 4 ปีที่แล้ว +13

      ሓወይ አምላክ አሎ ።

    • @ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ
      @ሰላምጋልትግራይ-በ4ቐ 4 ปีที่แล้ว +9

      ኣምላክ ምሳና ይኩን

    • @እመቤትጠብቅኝ
      @እመቤትጠብቅኝ 4 ปีที่แล้ว +13

      መድሃኒ ኣለም ኣሎ ባዕሉ ሕማቅ ዝሓስብ ስብ ተመሊሱ ንባዕሉ ዝከውን

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +9

      ፈጣሪና አሕሊፉ አይህበናን ሕማቅ ዝምነ ልርእሱ እዩ አየኩም ጥራይ ደቂ ትግራይ ዓደይ እቲ ልኡል ፈጣሪ አለም ምሳኩም ይኩን ፍትዋተይ

    • @SaraSara-wn1iz
      @SaraSara-wn1iz 4 ปีที่แล้ว +2

      ማርርርርር

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 4 ปีที่แล้ว +45

    ውድቀት ንኣብይ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ::

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +3

      ኣሜን ክኮን እዩ ብውሕዳና እንካን ንመንግስቱ ስዕርናዮ ነይርና አሽባይ ዶ ሕዚ ብዝሕና ። ሳብስክራይብ ድማ ግበረለይ ክቡር ሓው

    • @ngistiarayetigray4998
      @ngistiarayetigray4998 4 ปีที่แล้ว

      Btkkl 👍👍👍👍👍👍👍👍😍😍😍💖💖💖💖

    • @hggh1682
      @hggh1682 4 ปีที่แล้ว

      Btkkl

  • @titizetigray8768
    @titizetigray8768 4 ปีที่แล้ว +13

    ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ዓይኒ ጸላኢኪ ይደፈን ገና ካብዚ ንላዕሊ ክትኮኒ ኢኪ ዓደይ ማዓርገይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌹

  • @hagosberhe410
    @hagosberhe410 4 ปีที่แล้ว +35

    ተጋሩ ኣሕዋትና ኣምላክ ሰላምኩም የብዝሓዮ ማርያም ጽዮን ትሓልኩም

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን ክቡር ሓውና ሳብስክራይብ ግበረል፡ክቡር ሓው

    • @RobiRobi-by7yr
      @RobiRobi-by7yr 4 ปีที่แล้ว +2

      @@abebachanal1036 ጌረልኪ ኣለኹ ኣነ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +2

      @@RobiRobi-by7yr የቅንየለይ ክቡር ሓው

    • @liligalitigray4169
      @liligalitigray4169 4 ปีที่แล้ว +2

      Amen

    • @firehiwettuaumay5670
      @firehiwettuaumay5670 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ክብረተይ

  • @firehiwettuaumay5670
    @firehiwettuaumay5670 4 ปีที่แล้ว +10

    አሰኒ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤❤❤💘💘💘💘💘💘አነስ ናፊቀ ንዓደይ 💔
    ዓወት ንትግራይ 👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @lloveyou1210
    @lloveyou1210 4 ปีที่แล้ว +14

    ተጋሩዋይ ስላምኩም ይብዛሕ ደቂ ታ ሓላል መሬት💔💔💔💔❤❤❤❤❤❤👆

  • @barhanreda10
    @barhanreda10 4 ปีที่แล้ว +34

    ከመይ ዊዒልኩም ናይዚ ፊልሚ ተካታተልቲ ? እግዚአብሔር አምላክ ካብዚ ሕማም ይሰዉረና አሜን. ❤❤❤❤እዛ ፊልሚ ዝረአየ ዓይኑ ይብራህ

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +4

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

    • @barhanreda10
      @barhanreda10 4 ปีที่แล้ว

      አይዘኪ ናዓኪ ዘይካነ ገረልኪ አለኩ

    • @ngistiarayetigray4998
      @ngistiarayetigray4998 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

  • @monumonyo6370
    @monumonyo6370 4 ปีที่แล้ว +25

    ኣሰይ ፈጣሪ ካብ ቱቀዛፊ ሕማም ይካላክልኩም እዛ መሬት ልቆቅሉና❤❤

  • @Biniam-o5t
    @Biniam-o5t 2 หลายเดือนก่อน +1

    ለባም አእሙሮ ህዝበይ ማዓስ ኢኻ ትካሓስ ናይ ዚ ኩሉ ስርዓትካን ጅግንነትካን ሓደራ ፈጣሪና ነዚ ለባም ህዝበይ

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
    @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 ปีที่แล้ว +12

    አፈፈ ትግራይ ዓደይ ስላምክ ይብዛሕ
    አይዛኩም ናይና በርቱዕ አሕዋትይ l level Tegiry Shekoor eiday

  • @kuflomtesifamrym7163
    @kuflomtesifamrym7163 4 ปีที่แล้ว +11

    በብዘለናቶ ድቅ ትግራይ ዓደይ ኣጁና ክምታ ናይ ቀደም ወለድና ታርክ ንድገም ዉደቀት ን ባንዳ

  • @salemgabra3272
    @salemgabra3272 4 ปีที่แล้ว +8

    ትግራይ ዓደይ ለምልምለይ ዓደይ ሰላም ንትግራይ ዓደይ

  • @rigbitgalltigray6113
    @rigbitgalltigray6113 4 ปีที่แล้ว +21

    ብትግራውነተይ ይሕበን እንኳዕ እዚ ህዝቢ ናይ እማትና ኣይኮነ

  • @سبحانالله-ر6د
    @سبحانالله-ر6د 2 ปีที่แล้ว +4

    ሰላም ናህዝብ ትግራይ🙏🙏🙏❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @hayatnaser5411
    @hayatnaser5411 4 ปีที่แล้ว +17

    አይ💪🇪🇹🇻🇳 💪ተጋሩ ጀጋኑ💪🇪🇹🇻🇳💪❤️💛☝️

  • @mlat9280
    @mlat9280 3 ปีที่แล้ว +8

    ትግራይ ዓደይ ሃገረይ ❤️

  • @ሰላምጓልዞምጀጋኑሰብስረሰ
    @ሰላምጓልዞምጀጋኑሰብስረሰ 4 ปีที่แล้ว +12

    ፀላእዓይንኩምብይደፈን ደቂ ዛሓላል መሬት

  • @yordadiamond5789
    @yordadiamond5789 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣሰይ ደስ ክትቡሉ ሙቁራተይ ዓወት ን ወያነ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @letaygabreklros4086
    @letaygabreklros4086 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ እንኳዕ ካባኩም ተፈጠርኩ ትግራይ ዓደይ ዓዲ ለባማት ::

  • @gebremedhinkhasaye6183
    @gebremedhinkhasaye6183 4 ปีที่แล้ว +17

    ዋው ደስ ክብል ዝህዝበይ

  • @እስከይሁን
    @እስከይሁን 4 ปีที่แล้ว +9

    አሰይይይ ደቂ ሐላል ትግራይ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ

  • @roozkiros6065
    @roozkiros6065 4 ปีที่แล้ว +30

    እዋይ ምቅራተይ እዝይ እናረእያንድዬ መሽሬ ቅፅል ዝብል ዘሎ

  • @samaraweldu9600
    @samaraweldu9600 4 ปีที่แล้ว +24

    asayyy tagaru wirzyati 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ
    @ሚሊጋልዞምጀጋኑተጋሩ 4 ปีที่แล้ว +7

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የብዛሓዮ ኣንቲ ሓላል መሬት

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +12

    ናይ ትግራይ ሕጊ ከምዙይ ክኮነልና ኢና ንደሊ ብሓደ ታኣካኪብካ ኢሂን ሚሂን ምባል ፅብቅ እዩ

  • @ethiopianloveletsh4790
    @ethiopianloveletsh4790 4 ปีที่แล้ว +15

    ጀጋኑና 😘❤

  • @changelife3086
    @changelife3086 3 ปีที่แล้ว +8

    Kab tik tok eye mexia🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷tegaru mekbrti bahlom❤❤❤❤❤❤

  • @tdf3074
    @tdf3074 4 ปีที่แล้ว +22

    👍👍👍👍👍💪💪💪💪👈💝💜💞💛💝ደቂ ትግራይደቂ ታ ሓላል መሬት

  • @shushayhagostesfay3051
    @shushayhagostesfay3051 2 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ዓደይ አሰይ መቁርተይ ነተይ😍

  • @ጋልትግራይጋልትግራይ-ለ6ወ
    @ጋልትግራይጋልትግራይ-ለ6ወ 4 ปีที่แล้ว +6

    ዓወት ንህዝቢ ትግራይ

  • @emnet93
    @emnet93 4 ปีที่แล้ว +7

    Eseyyy hzbiy Tigray atum jeganu 💖💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍👍

  • @menberebeyene6368
    @menberebeyene6368 4 ปีที่แล้ว +8

    ሰላም ኩም ይብዛሕ ድቂ ትግራይ ኩሕሎ

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 4 ปีที่แล้ว +7

    ካብዚ ለባም መስተውዓሊ ህዝቢ ምፍጣርስ ዕድል እዩ ❤❤

  • @awetwedkeshi7605
    @awetwedkeshi7605 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣነ ዘሕዝነኒ ካብ ተጋሩ ቁሩብ ክንማሃር ዘይምኽኣልና ዩ።

    • @FtomAsiri
      @FtomAsiri 4 หลายเดือนก่อน

      ርእኻ ዘይፅገብ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +15

    እዋይ ደሰ ክብል እዛ ጀግና ህዝበይ

  • @rgbewelde3076
    @rgbewelde3076 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ዛዓደይ 💔🙏😘🙏😘🙏😘🙏

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +7

    አየኩም ናይና አብ ጎንኩም አለና ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ቅንዕናኩም ሪኡ ይሓግዝኩም

  • @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ
    @ሜሪጎልቶምተኪሶምዘይስሕቱ 4 ปีที่แล้ว +17

    ካብልበይ ዝፎትዋ ጀጋኑዩይ

    • @biranukebede4289
      @biranukebede4289 4 ปีที่แล้ว

      ጀጋኑና ኣይዞኩሙ ኣለና ኢና ደቅኩሙ

  • @kidugalitigray4751
    @kidugalitigray4751 4 ปีที่แล้ว +54

    *እዛ መርየት ደአ አይት ዝርጉሕዋን እኩም ብሃንቀውታ ንፅብየኩም*

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +9

      ኣይምቸወናን ዝኮን ምስ ኮረና እኮ እሎም ተተመችይና ክንለቀልኩም ኢና እሎም ነይሮም እኮ አይለቅዋን ይመስለኒ ምስ እቲ ኩነታት እውን ። ሳብስክራይብ ድማ ግበርለይ

  • @selamse4654
    @selamse4654 4 ปีที่แล้ว +14

    ክንደይ ደስ ክብል እዩ እቱ ለባም ህዝበይ

  • @tesfahagerey5625
    @tesfahagerey5625 4 ปีที่แล้ว +23

    ኣብ ዓለም ሲ ከምዚ ዓይነት ቀጥታ ደሞክራሲ ይህሉ ዶ? እዋይ ክጽብቕ!!!!

  • @tigrayeyuadey5917
    @tigrayeyuadey5917 4 ปีที่แล้ว +8

    Tigray aday love you abey alkum tigru🌹🌹🌹

  • @manjussegen6987
    @manjussegen6987 4 ปีที่แล้ว +5

    ጥዕሙ ዜማ ፍትሒ ባይቶና አብ ደዓሮ እቲ ቀደም አየወ እቲ ቀደም

  • @samerahmad9793
    @samerahmad9793 4 ปีที่แล้ว +5

    ደስ በሃልቲ

  • @yohanwowowowo4716
    @yohanwowowowo4716 4 ปีที่แล้ว +14

    Waww I love it the best culture

  • @Th-ze8nm
    @Th-ze8nm 4 ปีที่แล้ว +4

    እዋይ ደሰ ክቡሉ እዛም ጀግኑ ህዝቢ ትግራይ ዓደይ

  • @ሽዊትኃልትግራይ
    @ሽዊትኃልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +6

    ተጋሩ ብልብኩም ኣስተዊዒልኩም ምረፁ

  • @ድንግልእናትክርስቶስአባት
    @ድንግልእናትክርስቶስአባት 4 ปีที่แล้ว +5

    እውይይይይይ ደቅ ትግራይ አደይ ከሉ ግዜ መቅስንት ትግራይና ለቅደምት 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌷♥♥♥

  • @endertawitgual70
    @endertawitgual70 2 ปีที่แล้ว +2

    Best song ever! I am lucky to be a part of you! God bless us!🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @weldegebrielmeresa112
    @weldegebrielmeresa112 4 ปีที่แล้ว +4

    ስልጣን ብህዝቢ እንተኾይኑ ፍትሒ ክነግስ እዩ።ስለዚ ንዚ ዘይማ ገጣምን ደራስን ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ክብረት ይሃበልና

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 4 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ወቕታዊት ዜማን ግጥምን እያ ስይ ስይ በርቱዑ ኣየኹም ናይና

  • @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ
    @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ 4 ปีที่แล้ว +5

    አምላክ ክፍእኹም አየስመዐና

  • @Mkrti
    @Mkrti 4 ปีที่แล้ว +3

    Aywe ezi kedems kndy des ybl .
    Anes msom entzkwn ile temey wawww.
    😍😍😍😍😘😘😘😘👍👍👍👍❤❤❤❤❤

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ'ዚ ኣሎ ወግዒ ተጋሩ ኣሕዋትና ስራሕ'ቲ ቕያ !!

  • @fiyorihaftey4382
    @fiyorihaftey4382 4 ปีที่แล้ว +5

    Fetari yhalkum 👌👌👌😍😍😍

  • @bereketnew3124
    @bereketnew3124 4 ปีที่แล้ว +4

    Tegaru abi hadinetukum xinue einber higdef og abi sera eyom zialum zelewu kab eri. Ani kexi 39 haziwa eikum.

  • @mediwukro6662
    @mediwukro6662 4 ปีที่แล้ว +5

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ እንኳዕ ናተይ ኮንኩም 😍😍😍

  • @yaredabrha1277
    @yaredabrha1277 4 ปีที่แล้ว +2

    ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ሓዘን ንኣብዪ ኣህመድ

  • @nesanettesfay216
    @nesanettesfay216 4 ปีที่แล้ว +5

    ጀጋኑና

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 4 ปีที่แล้ว +30

    ተጋሩ ሰላምና ይብዛ አጆና አቢይ ከም መንግስቱ ፈክሩ ክተርፍ እዩ ካብ አፍሪቃ ቀድማይ ፆር መሳርያ ዝነበሮ እንካን ተሽኒፉ አሻባይ ዶ ሕዚ በዝሕና ብውሕድና እውን ስምራት ኢና ነይርና ። ሳብስክራይብ ድማ ግበርለይ ስብስክራይብ ድማ ግበርለይ ሳብስክራይብ ትደልዩ ድማ ክገበረልኩም ሪብላይ ፀሓፍለይ

    • @selamSelam33-ll1bs
      @selamSelam33-ll1bs ปีที่แล้ว

      እሽኒኒኒኒ እኅትየየየ ❤❤❤❤

  • @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ
    @ሰላምየድንግልማርያም-ኸ6ጸ 4 ปีที่แล้ว +4

    ደቂታ ሓላል መሬት እግዚአብሔር ባዕሉ ፅላል ይኹነኩም

  • @saral600
    @saral600 4 ปีที่แล้ว +4

    ስላም ንዓኩም ይኩን ክብራት አቦታተይን አሕዋተይ
    እስኪ ከመይ እዛ ፈልማ ዝጠፈአቶ ስብ ዶ አሎ ምክንያቱ ብጣዓሚ እየ ንክርአ ዝህንጠ ክትመፅእ እያ እናበልኩስ ብምርአይ ዓይነይ ፈዛዙ ደቂ ዓዳይ እንታይ ኮይኑም እዮም እስኪ መልሲ እባ ሃብሊ ክብራተይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @gtsgkgbc5418
    @gtsgkgbc5418 4 ปีที่แล้ว +2

    እስይ ደቂዛ ሓላል መሬት ሰላምኩም ይብዝሐለይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +5

    እዛ መሬት ደንጉይኹምና እንታይ እዩ ጉዱ ደቂ ዓበይቲ ንፉዓት

  • @sarafalah5949
    @sarafalah5949 4 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ዓደይ ስል ምን ቅሳንትን ነዓኺ

  • @ሄራንጓልትግራይ
    @ሄራንጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ ዓደይ ኩርዓተይ

  • @ታዳጊውድሩየ
    @ታዳጊውድሩየ 7 หลายเดือนก่อน

    ዓወት ንሓፋሽ💊💊✍️💪

  • @AaBb-qz2lj
    @AaBb-qz2lj 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣየኩም ናይና

  • @ትግራይትዕወት-ቐ8ዀ
    @ትግራይትዕወት-ቐ8ዀ 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውውውውውው እሰይይይይ ጀጋኑ

  • @ኣዜብጓልትግራይ
    @ኣዜብጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +11

    እዛ መሬት ልቐቕልና በጃኹም

  • @wasli8257
    @wasli8257 4 ปีที่แล้ว +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @samraselam1206
    @samraselam1206 4 ปีที่แล้ว +6

    Sooo good song 👏👏👏👏👏🙌🙌🙌

  • @3gadwa915
    @3gadwa915 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳዕ ደሓን መፃኩም ደቅ ታ ሓላል መሬት

  • @fgfu8706
    @fgfu8706 4 ปีที่แล้ว +4

    Mk tamam lelel ❤❤❤

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs ปีที่แล้ว

    ክቡራተይ ደቂ ትግራይ ሓላላት መን አሎ ኽሳብ 10 ግዜ ደጋጊሙ 👁️‍🗨️ሪኡስ ዘይመንዋ አነስ አይካአልኩን ናፍቆት እቲ ለዋህ ህዝበይ እዋይይይይይይይ😢😢 ስደት ፈላለይ😢😢

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ባሕርና እቲ ሓፋሽ ህዝብና

  • @efiphenomenal1293
    @efiphenomenal1293 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣታ ክንደይ ክምቅር እዩ ካብዚ ዓቃል ጭዋ ህዝቢ ምፍጣር ሓድነትና ነስጥም ደቅ ሓላል መሬት

  • @hmh2324
    @hmh2324 4 ปีที่แล้ว +4

    wedkit nabey ahimde awite nehizeb tigray

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 4 ปีที่แล้ว +7

    መዓስ እኹም ትሰዱልና ትጽብይት ሓሲምና

  • @zaidkeleta304
    @zaidkeleta304 4 ปีที่แล้ว +2

    Civilized people 👌👌👌👌👌👌👌👌👌

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs ปีที่แล้ว

    አሰይይይይይይይይይይይይይይይ አታዮ ከምዚ ፍቅርስ ይህሉ ዶ አብ ካሊእ ዓዲ እዋይይይይይ ዞም ትግራይናሲ ንኩሉ የጥዕመላ ፀላኢኩም ይደፈን ትግራይ ዓደይ 🇻🇳❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
    አነስ ደጋጊመ ሰመዐያስ ዘይትምኖ ❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @wesenambaye1200
    @wesenambaye1200 2 ปีที่แล้ว +1

    God bless 🙏tegray

  • @muzimuzar4821
    @muzimuzar4821 4 ปีที่แล้ว +2

    Aseyyyy des kbl selamkum ybzah

  • @mesiloveyouetho1847
    @mesiloveyouetho1847 4 ปีที่แล้ว +2

    tselae anina ydefen tgrawey mkan tedelto

  • @mkkm5302
    @mkkm5302 4 ปีที่แล้ว +3

    Admen tanan ehabkum💖💖💖

  • @BerheAssefa-l6u
    @BerheAssefa-l6u 6 หลายเดือนก่อน

    ኡዙይ ናበይ ከዱ

  • @tigraylove2764
    @tigraylove2764 4 ปีที่แล้ว +3

    ትፈልጡ ኢኹም ብትግራይ ዝቀንእ ሰብ ብዙሕ እዩ ትግራይ ክትሰማዕን ክትሰርሕን ከላ ፀላእቲን ቀናእትን ትግራይ ዝኾኑ ሰባት ማዓኮሮም እዩ ዝበልዖም ሰብ እውን ኣይመስሉን ዘይሓፍሩ ምጭቋን ጥራሕ እዮም ስራሖም ዓይናም ጭፊናም እዮም ዝጉዩ ምልሓሶም ዘየዐርፍ ጥሩባ ከም ቆፎ እናቶልቶለ ይውዕሉ ዋይ ዝገርም እኮ እዩ ፈጣሪ ድኣ መስተውዓሊ ይሃቦም ትግራይ ማዓረይ መገዛ ታሪኪ መገዛ ዓድኺ መገዛ ማንነትኪ ኣትዳሓርሓሪ ኣይትፍርሒ ናይ ሰብ ፀርፍን ምቅዋምን ቅንእን ኣይትጨነቁሉ ንፈጣሪ ሃብዎ ትግራይ ማዓረይ ንቅድሚት ተጓዓዚ ህዝብኺ ሒዝኪ ምስ ሰናይነትኪ ኣጆኺ ትግራይ ማዓረይ ናይ ሰብ ሕስድና ቦታ ኣይትሃብዮ እዝኒ ኣይትሃብዮም ንቅድሚት ድኣ ንጓዓዝ ትግራይና ነልምዕ ነበልፅግ ቋንቋና ይዓንብብ ፅቡቅ ፍረ ድማ የውፅእ ህዝብና ይንቃሕ ፈጣሪ ይሓልወልና ይሓልወኩም ይሓልወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣።።።

  • @gebrehiwotn.5946
    @gebrehiwotn.5946 2 ปีที่แล้ว +2

    Amazing Democratic way of self-governance:: That is what we need!

  • @axmedmuusebmwwaasuge8446
    @axmedmuusebmwwaasuge8446 ปีที่แล้ว

    الله يحفظهم الشعب و المسلحه جيشن واحد في ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tigitigi8399
    @tigitigi8399 4 ปีที่แล้ว +3

    💓💓💓💓Gos is with us. 💓💓💓💓

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ