@@mulataabebe5680 kkkkkkk dikala amharay dika koynka frqi getska we are not ethiopian we are just tegaru tigray zabay hagerna eklti eya Nana, fuck Ethiopia and dekalu amhara zkonkum
Beautiful cultural song/video clip. I grew up in asmara listing to the legend kiros alemayehu's song and Neguse' S voice and songs remind me of kiros' song. There is something special listing to Tigrian song with thier accent.
This is the best Raya song by a non-Rayetay vocalist so far. Many including Kiros Alemayehu did their best. Big respect for all of you. From Azewotay wedi Mekhoni.
ስላም ኣሕዋተይ ትግራይ& ኢሬይ እንካዕ ንዓመታዊ ክበር በዓል ኣብነ ኣርጋዊ ኣብፀሓኩም
በርከቶም ፆሎቶምን ኣይፍለየና ንጉስ ሓውና ከካብ ናይ ትግራይና ፅብቅ ስራሕ
ሮዳስ ጋል ዛም ብሽጉጥ ዝላፅዮ tgray abey eyu etiopia ena nfelt
ኣሜን ሓፍተይ ናተይ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ ትግራይ ኢትዮጽያ ነዋ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሓና ፍቁራተይ
ሰለም ኣሕዋተይ ትግራ ጣፋጫት ጣዒመማት
ደቂ ራያ ጥዑማት ማሓዛይ ኣላትኒ ኣብ ስራሕ ጋል ራያ ኢያ ብጣዕሚ ኢናንፋቶ ዘማይ ካኣ ይበል ካናሪ ድምጺ ንኩሉኩም ደቂ ትግራይ ጥዕና ይሃብኩም ካብ ሓፍትኩም ጋል ኤረይ ስዕም ኣቢልኩምኒ ሕለፉ [ ላይክ ግጨውኒ ]
*welcome ንጉስይ ህብብ እንኳዕ ዶሓን መፃካ ብሃንቀውታ ክፅበየካ ፀንሕና ወዲ ዓደይ ሓላል* አብና አብናአረጋዊ አብ ዘሎናዮ ይሓልወና አብ *ስደት ዘለና ካዓ ስደትና የሕፅረልና ብርክ ማዓልቲ አሜን🙏🙏🇻🇳🇻🇳😘😘😘*
Amen
የዒስ ራየታይ!!!! 😍
ፈታዊኹም ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ - ሽረ እንዳስላሴ ❤️❤️❤️
Yene konjo
💖💘
@@hawimulu7324 nsnsnnsjjssjjsnsmjei2i2j do
❤❤❤
❤❤❤🎉
እኔ ትግራይ ራያ ነው ተወልጀ ያደኩት ባህሌን እወዳለሁ እናም ይህ ቪዲዮ ትክክለኛ ባህላችንን ነው የሚያመለክተው ኢትዮጵያ ለዘላለም ትኑር እንወድሓለን
ቅድመኻትኹም ስጥሕ ያብለኒ ያዕስስስስ ጥዕም ባህሊ ምስ ጥዑም ድምፂ ጎይታ አነ😍😍😍❤❤❤❤💘💘😊😊😊👌
ደስ ዝብል ብሃሊ ፡ ናይ ራያ ላጅሃ እዩ መስለኒ ክንደይ ክጥዕም ፡ ኣየ ወ እቲ ጽባቀና ኣምላክ ዓዲሉና ከይ ፈለጥና ግና ባህሊናን ቃንቃናን ደርቢና ናይ ባዕዲ ክነእቱ ክንደይ ሂርጊድ ንብል ነርና። ተስፋ እገቢር ኣብ ራያ ክርአ ሓደ መዓልቲ ። ሰላምን ፍቅርን የብዝሓልኩም ደቂ ሩባይ
ኣነስ ናይ ራያ ደርፊ እቲ ፍረ ነገሩ ዋላ ኣይረደኣኒ ደስ ክብለኒ መዓት ኢዩ👈👍👌😘😘😘
ደቂ ኤረይ ሎሚ ኣቡነ ኣረጋዊ ኢዮ'ሞ ኣኣብ ዘለኹሞ በረኸቱ ኣይፈለኹም😘😘😘😇😇😇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቲ ወይኒ ብኩሉ ደበክ ኩሕለይ
እሜይን ሓቢብቲ
Amen amen 🙏🙏🙏
@@tigraimida2037
😘😘😘
@@kiroseyymeatwerzyelezyeneb4486
🙏🙏🙏😘😘😘
ትግሪኛ ንቅድሚት
ፍቅሪ ይስዓር
ኣብ ሰንዓፈ የሃልይ
ኣብ ወልቃይት ሓደዩ መንፈሱ።
💛❤️✍️
ኣጋውሉ ኸ ከመይ ዩ ተበሉኻ
ንናተይ ስብእና ተጠይቆምኻ በዓል ጽምዲ ብዕራይ ሓረስታይ በሎም ኢኻ ዝወሃብ ቆልዓ ዩ ሃብዎ በሎም ኻ ነዛ ደርፊ ትሰምዕ ዘለኻ like ኣግርጭው
ናይ ብሓቂ።❤️❤️❤️
0
በረከት ኣቡነ ኣረጋዊ ኣይፈለኹም ኣሜን ከይበልኩም ኣይትሕለፉ
Amen (3)
Amen amen amen
Amen
አሜን፫
Amen Amen Amen
ናይ ዘመንና ኪሮስ ኣለማዮ
👇🏾
Right
Right Kiros alemayehu was his idol
Michael Yemane be tekekel
ብሓቂ 💔
ትክክል
ጽላል፡ኣቡነ ኣምና ኣረጋዊ ኣይፈለየና የሕዋተይን ኣሓተይን ንስለ ኣመን ላይክ ገርኩም ሕለፉ
ኣሜን
ኣብነ ኣረጋዊ ይሓልወናይ ሓላላት ደቂ ዓደደይ
Amen(3)
Amen Amen Amen
አሜን አሜን አሜን
ባህሊ 100% ኩርዓት ትግራዋይ ኢካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ የዒስ
ትርጉሙን ባልሰማውም ኪሮስ አለማየሁን አስታወሰኝ በጣም ደስ ብሎኛል ምርጥ
qq
Aqqaaqqq
Enathn endesu lasblat kitwan eyasbedahuat
Betam abate
@@tigisthailu6939 ጀጀጀጀጀሐzzzzzzzzzkk
ንጉሰ ጅግና መክበሪ ባህሉ ይበል ግጥሚ ዜማ ባህሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብሩክ ቀዳመ ሰንበት ብሩኻተይ 🙏በረከት ኣቡነ ኣረጋዊ ኣብ ዙርያኩም ይኩን ኣሜን (3) 🙏💗
Amen
ኣቱም ሰባት እዚ ወዲ ኬፍ ክበኒ ምዓት ዩ ወናኒ ጥዕና ኩን !ተጋሩ ንበሩ ካብ ሓውኹም ኤርትራዊ ሰላምና ይብዛሕ!!100%√
Wedi kebessa tekoinka kab hawekum wedi semyen Tigray eyu zebhal menenet eyu zey sheyet zeylewet
ስደተኛ መከረኛ ኤርትራዊ God bless your heart ❤️
ወዲ ኤሪ መቕሰን ይመችካ
@@rom5503 ሓቂ ዘረባ
Fymk
ራያ ዓደይ ሕንብርቲ ትግራይ ተጋሩን
አታ ጅጋና ካልአይ ኪሮስ ክትከውን ተስፋ አለኒ
ፅቡቅ ስራሕ ኩሉ እንታይ ክወፀኦ
ትግራይ ሰለም ፍቅሪ ይሃብና አሜን
እንቆዕ ንፃድቅ አቡነ አረጋዊ አብፅሕኩም
ቤቲ ጋል ማማ ትግራይ amen
Dkulna Ethiopia beli ...we are Ethiopian
@@mulataabebe5680 kkkkkkk dikala amharay dika koynka frqi getska we are not ethiopian we are just tegaru tigray zabay hagerna eklti eya Nana, fuck Ethiopia and dekalu amhara zkonkum
Amen
ኣቱም ሰባት እዛ ደርፊ ኮ ፈትየያ ሞይተ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ራያን ከባቢኡን ሓቀና ትገልጽ እያ ትመስል። ቁሩብ ኣብቲ ትርጉም እኳ ኣይርድኣንን። በቲ ክሊብን ብዜማን ግን ማራየ ተመሲጠ። ንዞማይ ዝፈቱ like ኣይተውሕዱ።
ዓወት‘ዩ ስመይ me tooo
ዋው የንጉስ አድናቂዎች የትናችሁ እኔ አማራ ነኝ ግን ትርጉሙ ባይገባኝም በጣም ደስይለኛል💚💛❤️
ጅል እሰደበህ ነው
Chrash sdeb adlem adamtew ega ansadebm
Betam new demthi yemamrw
😂😂😂😂 ሳይገባህ አትቀባጥር@@3asiKswna
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ፅብቅ ስራሕ ንጉስ ጅግና ትግራዋይ
እንኳዕ ንፃድቅ ኣቡነ ኣረጋዊ ዓመታዊ ክብረ በዓል ብሰላም ኣብፀሐኩም ፀሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩላትና ይኩን
Kiros alemayo ሓቀይ ይትካእ ኣሎ ጽቡቅ ስራሕ ናይ ራያ ሙዚቃ ሓውኩም ካብ ኤረትራ።
አሠልጣኝ
li
@@محمدطاهر-ط3ض zzz? .
A
ዌል ንጉሰይ ወዲ ሪመይ💖! እንኳዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ ናብቲ ክቡር በዓል ኣቡነ ኣረጋዊ ፃዲቅ በረከቶምን ረድኤቶምን ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ፃዲቅ ኣይፈለየና ስደትና የሕፅረልና ዓድና ከዓ ሰላም ይግበረልና🙏🙏🙏
Amen amen amen
Amen
Amen Amen Amen
Amen Amen Amen
Amennn amennn amennn
ተጋሩ ጎሬበተይ ኣክበርቲ ባህሎም i love you ደቂ ትግራይ
❤
ተጋሩ የሕዋተይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ሓውኩም ወዲ ኣስመራ ጻዕዳ ካብ ኣስመራ ።
ወዲ ኣስመራ ፃዕዳ ፍትውትው ኢና ነብለኩም😍😍😍
ደቂ ኤራ ሽኮራት ሰላምኩም የብዘሓዮ ንሕና እውን ፍትውትው ኢና ነብለኩም
Tgrigna mngarna yikefi
ወዲ ኣስመራ ፃዕዳንስኻ ኬፍ ኣለካ ሰበይ
ዋውውውው
ሰይሰይይይይ ደቂ ትግራይ ጽዓዳ ጽቡቅ ስራሕ፡ ባህልና ጽቡቅ ሓበሻ ጥራይ ላይክክክክክ ሃብኒ
❤❤❤❤
@@SeyfedinAliye. B b in
እንታይ ከም ዝብል ዘሎ እኮ ብዙሕ ኣይሓዝክዎን ግን ማራ ኬፍ ኣለዋ ናይ ባህላዊ ደርፍካ➱💯
ዝፈተኽማ ነዛ ደርፊ ስከ ዋላ ብ 👍 ሕለፉኒ
👍
😍😍ዋውውውው እምብር ንጉስ መጸለል ድምጺ ካነሪ i love you ጎረበተይ ኣምበሳ👍❤like ግጨዉኒ ተጋሩ መዓረይ ሓፍትኩም'የ ካብ ኤረ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eriy fkr ekum ko
hadshey fkrey fkr❤👍❤🌹😘
Love You too Mar
We love you too
Ahmed abdu❤👈🌹😘
አዲስ አመት ተጋሩ ቤት ተጠርቼ እዛ ነበር የሰማሁት ከሰዎቹም ከዘፈኑም ፎንቃ ይዞኝ ይሄው ስንት ግዜ እንደሰማሁት
የት ቦታ
I don’t understand but I like Tigrinya language my girlfriend she’s from Ethiopia Tigray. when she speak on the phone I’m glad 😍🥰. I’m from chad 🇹🇩
Zimbleh bida.
❤️
@@getahunendalamaw7837 balege endih aybalm
በረከት ኣሚነኣረጋዊ ኣይፈሎኩም ደቂ ትግራይ ሙቁራት ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዋይ ዋይ ዋይ ኣታ ታዩኡ ድዕየ ራያ ዓደይ ፋቕዐ ኣነስ ናፍቆት ክቀትለኒ እዩ like ራዩማ
ንጉሰይ በዓል ጥዑም ድምፂ በቲ ናይሕማመይ ብነይ ራያ ክአ መፂካና ናፊቅናካ ነይርና እና እንካዕ ብሰላም መፀካ ኩሉ 100%
ሽሕ ግዘ ሰሚዐ ዘይመነክዋ ደርፊ!!
ተጋሩ ሰስኑ ሽሕ ኩኑ!
like ግጨውኒ
ራያ ዓደይ ዓዲ መዓር ጸባ ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩም መኽበርቲ ባህሎም ❤❤❤❤
ትግርኛ አልችልም ግን መሰማት ደስ ይለኛል በተለይ ሰማይ የሚለው ዘፈኑ ይመቻል ዋው
ዘማይ ነው
እኛም ንወድሻለን ማር
ሰማይ አደለም ዘማይ ነው ዘማይ
ከፈለግሽ ላስተርጉምልሽ ያው የፍቅር ነው የሚዘፍነው
እንቋዕ ደሓን ምስ ሓዳሽ መጸለል ደርፊ መጻካና ንጉሰ ኣንበሳ፡ ናይ ራያ ከኣ እሞ ከዕብደኒ ኢዩ ዝደሊ፡ ተጋሩ ናትና ናይ ሓባርና ፡ትግርኛ ትዓንብብ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ትግራይ በምልእታ ዓደይ ንቅድሚት like
taga ????algabagmim gn zemaw temechitognal
@@nigatmamay4255 ታጋ ማለት ሽማግለ፡ማእኸላይ ማለት እዩ፡
አወ ንቕድሚት ታይ ድኡማ ትግራይ ዝተወለጀድና ከመይ ታአዲልና
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ድምፂ 100%
ብጣዕሚ ብሉፅ ስራሕ እቲ ድምፅኻ ክንደይ ይጥዕም
አረ ግርም ይበል ዩኡ ንጉስ አባዲ ኻልኣይ ክሮስ ኣለማዮ ኻይንኻልና ጂግናዋ ቓፁሎሉ🙏❤❤❤❤❤
እወ ኪሮስ ዳርጋ ዘይማተ
ብጣዕሚ የ ተሻቂለ ነይረ ደንጉያሰ
ከማይ ተሃዊኩ ዝነበረ እሰከ ብላይክ ገይርኩም ፅፍዑኒ
ዘማይ ድማ ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ሰራሕ እዩ
ዕድመን ጥዕናን ናዓካ ይኩን ❤❤❤❤
ፎርሳ ተጋሩ ብሩካት ብጊጋ ዝጸላእክኩም ጸላኢኩም ይጸላእ so Nic music zomay shikorrr 100 like
ተጋጊካ ምፅላእ ፀገም የብሉን ኣብ ፅልኢ ዝነብር በዘይፍላጥ እውን ፅባሕ ክበርሀሎም እዩ
ኣታ ኣነስ ራያ ብጣዕሚየ ዝፈቱ ይበል ይበል ሰይ ሰይ ሸኮርተት❤like
ተጋሩ ጸገም ኣለና Like and Comment ክንፈርሕ መዓት ኢና ! እስከ like እና comment ብምሃብ ነበረታታዓዮ
ጽቡቅ ስራሕ ኣጆካ ንጉሰ ካልኣይ ኪሮስ ቀፅለሉ ዝብል ርእይቶይ ኣመሓላሊፈ! ንስኻ/ኺ ከኣ ርእይቶኩም ሃብ! NICE MUSIC LAZA RAYA!!!!!111
ደቂ ትግራይ መዓራት
ንፈታዊኩም ኩርዓት
ንጸላኢኩም መዓት
አስኪ ዝተመቸዎlike like
👍
አየ ላህጃ ራያ ከመይ ድዩ መሀነን ኡሽ ብለ ፍትው ያብለካ ሸገዋ ኣድነቅቲ ንጉሰ like ኣይትሕመቁ
ስላምና ጥዒና ንትግራየና ኢርትራ 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏼🙏🏽😍
አሜን አሜን አሜን ዝያዳይ
@@zttgy7054 wewww
@@akhbrtmama4237 ምን ነው
አሜን አሜን አሜነነነነነ ኡፍ ፈጣሪ ይግበረልና
Kewi. Kab. Etyo. Tymo. Kgber. Elksyo. Eka. Amber. Saare. Moytu
እመቤታችን ድንግል ማርያም አብ ዝሃለና ሃሊና ባዕላ ትሓልወና። አንኳዕ ናብ ዓመታዊ ክብረ በአል አቡነ አረጋዊ በሰላም አብፀሐኩም አብፀሐና። ትግራይ ኩሕሎ
ታጋ (ሽማግለ) ። ፅቡቕ ደርፊ ብጣዕሚ ወዲ ጀጋኑ። ትግራይ ንቕድሚት።
Don't translate the comment
ትግራይ ዓደይ ወለላ ዓጋመ አስኪ በሉኒ ደስ ክብለኒ i love ትግራይ
ኣሰይ ኣቦንእሰይ መዓረይ ይበል ግርማ ይበል ድምፂ ዕድመን ጥዒናን ይሃበለይ
ጋል ሓዉ ልንጉሰ የ like ሃቡኒ ካመይ ተዓዲለ የ ናተይ ሙካኑ
ሊሊ ዓርኪ ሓዱ ፍቅር b
@@ىومياتنيامتي b tay malet eyu aytrdenen
❤❤
ከምዚ ከማይ ንጉሰ ትፈትው ላይክ ኣግርጭው ኣብሉለይ
ንጉሰይ
ብዓል ከናሪ ደምፂ
ድምፂ 💯
ግጥሚ 💯
ዜማ 💯
ይበል ወዲ ራዩማ ❤❤❤
ሓቒ ይሓይሽ ኣነስ ኣይፈትዎን አየ ።
ግን ደስ ክብለካ like ክንሕግዘካ !!!
ጋል ተምቤን ምጭውቲ
@pawlos weldeab ተንቤን ዳአ ዓዲ መለት እዩ
SelamgualTembien
ኣብ ዝሃለኩም ሃሊኩም ኣምነ ኣረጋዊ ይሓልኹም
ዘማይ እንኻዕ ደሓን መፃካ መኽበሪ ባህሉ
Amen Amen Amen nkulatna
Amen
Amen(3)
ኣማን፣ኣሜን፣ኣሜን
ኣሜን
ደቂ ትግራይ መዓራት
ንፈታዊኩም ኩርዓት
ንጸላኢኩም መዓት
አስኪ ዝተመቸዎlike lik
Kab Tigrigna mukaney kurui eye bkedemey kemzi zeamesele bahlawi derfi kirii koleku kea habeney semay yearig bravo Nguse hawina bertii degafika kab Eritrea eye emo eta ariista gin trguma etom tfeltu xhafuley.
Tega malet entay malet eu
Beautiful cultural song/video clip. I grew up in asmara listing to the legend kiros alemayehu's song and Neguse' S voice and songs remind me of kiros' song. There is something special listing to Tigrian song with thier accent.
H
@@damienara7048 kk
@@xoeh7131 j
@@xoeh7131 a
Jigna rayetay tigraway i love you all Tigray peoples Nice music💋💋💋❤️🇪🇷
Thenkyou love to❤❤❤❤❤
selamkum yebzah tegaru kemeu wen Selamna yebzah eritrea kehalfelna ente koynu ezi hezbi zi ab kedemu kemles alewo
tedi de95 your very smart
ኣሜን።ኣሜን ኣሜን መክሰብ ፍጥረት
Amen nekulns habibi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹😗😗😗😗😗😗
tedi de95 nay behaki tsebuk aleka zehawy ezom hezbtat tekbirom tehafirom kenebru eyom
Xebuk hasab endiyo Tegaru gina libom kexriyo alewom 2 libi hizka aykewnin eyo........
ዘማይ ኩሉ የፀብቐልካ የምሕረልካ
በዓል ፅምዲ ብዕራይ
ቶኪሱ ዘይስሕት ጨማታይ
ትግሪኛ ሙዚቃ ሞቼ ነዉ የምወደዉ በጣም ደስ የሚል ሙዚቃ ነዉ በርታልን ወድማችን ❤❤እኔ የአማራይቱ እህታችሁ ነኝ😊😊
❤❤❤❤
u aint my sister lol
ደቂ ራያ ጥዑማት ማሓዛይ ኣላትኒ ኣብ ስራሕ ጋል ራያ ኢያ ብጣዕሚ ኢናንፋቶ ዘማይ ካኣ ይበል ካናሪ ድምጺ ንኩሉኩም ደቂ ትግራይ ጥዕና ይሃብኩም ካብ ሓፍትኩም ጋል ኤረይ ስዕም ኣቢልኩምኒ ሕለፉ
እሺ ዛጋለይ
Rihkni endemo shikorina ember miseamkuki
የቅኔልና ሽኮሪና ኣንሕናም ፍትው
Kindey gizie sim kebileki
@@rakitube21 Gual Adwa
እውይይይ ናይ ሓማመይ ወዲ መፂኡለይ ተዓዲላይ ደስ ይብል ግጥምን ዜማን ኩሉ 100% ፅብቅ ስራሕ እዩ ኣይትጥፈአና በጃካ ንጉሰ ጅግና ወዲ ህዝቢ
ኣለና ዲና ጎሮበተይ ተጋሩ ሓባ ሓባ በሉኒ like ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን
ኦቦ ፍቅሪ Amen Mearey 🙏🙌
,esihe meray
ኦቦ ፍቅሪ
አነ ድማ ሓወይ እየ ዝብዝብለካ አሜን
Amen abayom ydefen
This is not only a song, but a whole movie about the culture of Tigray
ቀፅለሉ ኩርዓት ትግራይ ዓደይ ደጋግመ ተሰማዕኹዎ ደይመንዮ ደርፍ
ያዕስ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ
እዝ ሓወይ ኣድናቅትኻ ይአ ኢዚ ሓወይ
ኪሮስ ዳርጋ ዘይሞተ እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ
ንእሸተይ ኪሮስ ኣለማዬ❤❤❤ngush tgtayena ztftwo like gbruley
ኣሕዋተይ በረከት ኣብነ ኣረጋዊ ኣይፈለየና ኣብ ስደት ዘለናለ ብሰላም ገጽ ወለድና የራአየና
ጽቡቅ ስራሕ ንጉሰይ
Keep up ሰብኣይ ናይ ብሓቂ ገላጺ ባህሊ
ቕድመኹም ይግበረኒ !! ወዲነዋ ነውሕ ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም !! ካርና ሸገ ደርፊ ደርፉኹም
ኣታ እዚ ወዲ ኪሮስ ኣለማዮ ኮይኑ እምበር ተሰሚዕኒ ኣጆኻ እስከ ኣባዲ ንፉዕ ብሓቂ
Bin aus Eritrea 🇪🇷 aber ich liebe tgraway Leute
Hade bahli hade ezi konkona we are one ☝️
Selam zfetu eski like weswes beluni 👍🏿
Haha tgraway Leute
Senafe forto just to remind you Eritrea 🇪🇷 have 9 languages but as tugrina beher l like is
Senafe forto danke wedi erey wir tegaru Lieben auch Eritrea ❤️❤️
Bro ich glaube der versteht kein Deutsch
እውይ ልበይ ዋይ ስደት ቅድመክን ፍግም የብለኒ ዋ ሸገታት ትግራይ ኣታ ዓሳዲ ራያ ፍዝዝዝ ህልም ጥልም በቃ ካልኣይ ኪሮስ ኣለማዮ ደቂ ትግራይ ዓደይ ከምዚኦም ውለዳልና ዘምዳልና ብሩክ ሰንበት ኣግጭውውውው
ግርም ገበርኩም ትግራይን ኤርትራን ክፍለያ ዘይግበአን ሓንቲ ሃገር 'የን።
እዛ ወዲ መጸለል እምበር ኮይና👏🏽👏🏽👏🏽
ንጉሰ ንፉዕ ፈታዊ ባህሉ ዞማይ ትብል ደርፍኻ ክሳብ ሕጂ ኣይመነኹዋን ይሰምዓ ኣለኹ ሕጂ ከኣ ባህሊ ራያ ኣቕሪብካ like ኣድነቕቲ ንጉሰ ?
ንጉስ አባዲ ብጣዕሚ ዳድንቐካ ጎበዝ ሙዚቀኛ...💟💟
ሰብ ካብ ባህሉን ቃንቁኡን እንተጠፊኡ ዓሳ ካብ ባሕሪ ከም ምውጻእ ማለት,ዩ ስለዚ ንጉስ ኣባዲ ክብረት ይሃብካ ።
ጽባቀ ባህሊ ኣብዚ'ዩ ዝርኣየካ! 🇪🇷
I love you niguse ni mekele kimesiye kiriyeka ❤️❤️❤️❤️nay tefetro dmsi tewhbo zeleka derafay fkri kab ertrawit haftka❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ove Ertrawit haftna nab Mekelle mitse'i imber knqbeleki ina.
አብ ደገን አብ ዓድን ዘለኩም እንካዕ ንአብነ አረጋዊ ዓመታዊ ክብረ ባዓል አብፀሐኩም ።በረከትን ረድኤትን ናይ አቦና ፃድቅ አብነ አረጋዊ አየፈለና።ናይ ዓመቱ ስብ ይብለና
ኣሜን ጋል ዓደይ
አሜን
I'm so proud to be 👉tigrigna ወዲቶም ዓበይቲ ኣጆካ from eri👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Tigrinya is the cause of the problems in Eritrea and Ethiopia
@@bradshawm5713ሰክት
@@bradshawm5713dedeb👎
@@bradshawm5713😂😂😂 Man terah timkihtye, wushet bicha hule
እንካዕ ድሓን መፃካ ንጉሰ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ በሃሊት ደርፊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ክሊፕ 100%
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ንጉስ ሓውና የቀኒየልና።
ናይ ዘመንና ብሉፅ ደራፊ።
ኣለና ዲና ጎሮበተይ ተጋሩ ሓባ ሓባ በሉኒ ንዓይ ንዓይ Hony Hony
ኣነስ ክፈትዎ ባህሉ ዘይድርቢ ሓቦኛ ተቓላሳይ ናይ ባህሊ ኢለ ምሰየምክዎ ኔረ ክቡር ሰብ 10000000000%
በጃኹም ባ ብስመይ ደጋጊምኩም ስምዕዎ ዝደራፊ..........!
ወዲ ኤረይ ኢየ።
like እስከ ኣግርጭው ኣብሉሉ።
ከምዝ ገይሩ ዝሳሓበኒ ባሀላዊ ደርፊ ሰምዕ አይፈልጥን ዕድመ ጥዕና ይሀብካ😘😘😘😘
Mussie Tesfamariam you are very smart 👏 I give you like and him 💯
@@A.A-ec2gu ma dear thank you!!!! kbretey !
@@saymonermias 👼 💞 😘
Ko
ክሰምዕ እንተ በልኩ ወላ ሓንቲ ቃል ኣይሓዝኩን! ትርጉም ተሓባቡርኒ... ብራያ ብባህሉ ዝሕበን ሕቡን ሓውና!!!
ኣታ ክንደይ ትፈትዉ ኢኹም እዚ like ንዓይ
ከኣ ባ ሃቡኒ ሱሱዓት
ባዓልካ ሱሱዕ በላዒ ዋ😂 እንሂልካ በል ወገነይ ኣጽጊበካ ኣለኩ 😍
ክክክክክክ ህብናካ በል
ወዲኣስመራሽኮርርላይክኣይትፍቶ
ቲቲ ንሕልመይ እየ ዝነብር ይቀኔለይ
ልአኻ ሂበካ አለኹ
ትግርኛ ውስጤ ነው ❤❤❤ የአንድ ግንድ
ቅርንጫፎች ነን ።
Viva Tigrigna people from Karora nakifa kisab Alewha milash 💪😍😍
Seyyyyyyy deki Tgray ntegaru zfetu 👇🇪🇷👌👍🇪🇷👈❤👉❤👈🇪🇷 hiji bkultfe
ወዲ ኤረይ ንበረልና
@@ኢትዮሃበሻYOUTube deki tgray nberuley hawkum wedi erey kab hagere xllti Israel
ዞማይ እወ ክበሃል ከሎ እስከ በጃኩም ብ like መሉሱለይ ትግራይ አወ🤩😘😍🤩💓🙏🙏🙏💓💓💓💓
ደስ በሃሊ ደርፊ ወድነይ
ኣቱም ሰባት ግን ዛ ላይክ ትርጉማ ኣይተረደአትንን
ንጉሰ አባድ ደሰ ድብል ካብናትኻ ደርፍ ዘማይ,,ታጋ ድፍትዮ ኩሉ ሰራሕትኻ ደሰ ይኡ ድብለን 😍😍
ናይዚ ወዲ ዞማይ ትብል ድፈትዋ like
👇😃😃😃 ደቂ ሎሚ ሕማም like ሓሚምና
ሳሚ S/B way kezi hamimna b like mgbar sdat
Kakkk yes
Nebyat gebremicheal
😋😋ንስኪ ከማን ሕማም like ዞዝሓዘኪ ኢኪ ትመስሊ
ሳሚ S/B 😊😊🙏
ኣምነ ኣርጋዊ ምስ ኩልና ይኩን የሕዋተይ
ስደት ተስፋ ካይቁርጸኩም ተጠንቀቁ
ኤንድ ስድራ ካኣ ደዉሉ
ሓወይ ለንቀነ ኣይደወልካን ቀኒካ
ናዓካ ኢዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘለካ
An alku zeydwlku
@@nebsyalkulki9674 dewl
@@ከምቲዝድልዮኮይኑመልስኪ ሕጂ ክድውል ጸኒሐ ክገርመካ ! ካብ ብተሌፎን ዕላል ናብ ገጽ ንገጽ ተራኺብካ ምዕላል የሳጋግረና፡ስደትና የሕጽረልና ፈጣሪ።
@@Filipos610 amen kubr hawey
ያዕስስስ ብኻ ሕትም ንጉስ ሓውና ጥዑም ድምፂ ትክክልኛ ባህልና እዚ ይኡ ታክዎፆ ፋቕዕ ፍቕርዋ ዕድመይ ጥዕኛይ ያሃብኻ ኣየዋይ
This is the best Raya song by a non-Rayetay vocalist so far. Many including Kiros Alemayehu did their best. Big respect for all of you. From Azewotay wedi Mekhoni.
ኣቱም ሰባት ኣቤት ላዛ ራያ ራዩማ ከዕብደኒ በለ
Welcome ዘማይ ትፅቢቱ ገዲዱና ቀንዩ ሎሚ ደይ ተለቂቁ ደስስ ይብል ግጥሚ ዜማ ክሊፕ ባህላዊ ኣከዳድና ከም ወትሩ ብሉፅ ንጉሰይ ወዲ ትግራይ መቅበሪ ባህሉን መንነቱን ንበረልና ብትግራውነቱ ዝኮርዕ Like
ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ፃዲቅ በረከት ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣቡነ ኣረጋዊ ሓሳብና ኩሉ የሳከዐልና! ኣሜን ፫
ሃሃሃሃሃሃሃሃሃሃ አዋይ ተጋሩ ጨነዉቲ
Dedeb hasas tegaru zeyfelt Balu yflt
@@zufangalatsbisuzi9619 አንታይ ክኾነና ክንፈልጠኩም !!!! ጎሮቤትና ብሙዃንኩም ከማን የሕዝነኒ ኣሎ ።
@@zufangalatsbisuzi9619 ተስተር ረሳሕ ፍንፍን ሰብ ቆፂረካ ድየ ኣነ ረሲዕካዮ ድካ ትግራወይቲ እኮ እየ 7 ትውለደይ ተረፍ ጣልያን