ዝገርም ሙዚቃዊ ድራማ ብጉጅለ ባህሊ ጽንዓት ምስ ህዝቢ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 595

  • @michaelisaacbisrat6928
    @michaelisaacbisrat6928 2 ปีที่แล้ว +94

    መማህራን ክቡራት ህዝቢ ትግራይ!
    ትግራይ ትስዕር።

    • @msraq
      @msraq 2 ปีที่แล้ว

      እንደርታ ትስዕር!

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +52

    እስይይይ ጀጋኑ አያታትና አዴታትና ፈጣሪ ምሳኹም ይኹን ዓወት ንስራዊት ትግራይ
    ስላም ንህዝቢ ትግራይ💛❤🙏

  • @ሰላምፍቅሪስኒት
    @ሰላምፍቅሪስኒት 2 ปีที่แล้ว +50

    መን አሎ ደጋጊሙ ዝሰማዓ ከማየይ ''ገወዘ ዕሰል ዕሰልየ ዕሰል ንቦዃ ምሰል😘 ዕልል እስቲ በላ አዶታት ትግራይ🥺😘🥰

  • @besobela7237
    @besobela7237 2 ปีที่แล้ว +16

    ህዝቢ ትግራይ በዞም ድርባያት ታርኽ አልቦ ካሕዳማት ሰራዊት ህግደፈን ትምክሕቲ አድጊ አምሓራን አይበርስን አይፀንትን ትግራይ ብቕልፅም ደቃ ብዓዎት ትስጉም
    ት ግ ራ ይ ት ስ ዕ ር !!

  • @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ
    @ጓልትግራይ-ቐ1ሠ 2 ปีที่แล้ว +99

    ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ🙏🙏❤💛❤

    • @mohamaddalel2497
      @mohamaddalel2497 2 ปีที่แล้ว +1

      Egzabhir Amleka mhirt yleakan

    • @hskdvsjj5813
      @hskdvsjj5813 2 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @merimeri4349
      @merimeri4349 2 ปีที่แล้ว

      ተተተተተተተተተተሀሀተሀተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተተ

    • @merimeri4349
      @merimeri4349 2 ปีที่แล้ว

      ተተተተተተተተተተተተተተተተተተ

    • @fkreayele3056
      @fkreayele3056 2 ปีที่แล้ว

      @@merimeri4349 አቲ ጋል አድጊ አንዚ እንታይ ትገብሪ

  • @sisaygerestadik5877
    @sisaygerestadik5877 2 ปีที่แล้ว +72

    ኣይዞካ ህዝበይ ክሓልፍ እዩ ደቂ ዓባይ ትግራይ 💪💪💪💪

    • @genetgenet4250
      @genetgenet4250 2 ปีที่แล้ว +3

      ህዝብ ማዓራይ 😭😭😭😭😭😭እግዚአብሔር ሰላም ይዋረዳልን

    • @MYLove-m5c
      @MYLove-m5c 2 ปีที่แล้ว +1

      ኣሕዋተይን ኣሓተይንሳብስክራይብ ገብኣረልይ

  • @zenebeshneby9485
    @zenebeshneby9485 2 ปีที่แล้ว +24

    ሰይ ሰይ ሙቁራት ጃጋኑ ደቂ ትግራይ ኣምላክ ሰላሙ ይሃበና ኣሜን❤💛🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐👍👍👍👍👍

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +51

    ዕድመ ፀላእትና ኣሕፂሩ ወጋሕታ ህዝበይ የምፅአለይ እግዚአብሔር ዓለማተይ💖💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @sara6064
      @sara6064 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን 🙏ይግበሮ ከምኣፍኺ/ኻ ሳብስክራይ ብ በልኒ🥰

    • @ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ
      @ተመስገንኣምላከይ-ቀ2ሸ 2 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ይግበረልና

  • @danielgebrehiwet8011
    @danielgebrehiwet8011 2 ปีที่แล้ว +27

    I broke my heart ❤️
    I don't stop my cry 😭

  • @tekageyesus9796
    @tekageyesus9796 2 ปีที่แล้ว +11

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
    አዮኺ ትግራይና ብቅልፅም ደቅኺ ትድበስሉ ግዜ ሩሑቅ አይኮነን ድሕሪ ድቅድቅ ፀልማት ብርሃን አሎ ትግራይ ዓደይ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 2 ปีที่แล้ว +27

    Love ❤️ I am from Eritrea but the love to Tigray 🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @rigbeberhe846
    @rigbeberhe846 2 ปีที่แล้ว +6

    አጆኻ ጅግና ሕዝበይ ኽሐልፍ እዩ አምላኽ ምሳና እዩ በርትዑ ደቂ ወለላ ትግራይ❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 2 ปีที่แล้ว +26

    ኣምላኽ ሽግር ህዝብና የሕጽረልና
    ዓደይ ሰላምኪ ዝምለሰሉ ግዜ ቀረባ እዩ ✊️❤💛

    • @soso_55ali49
      @soso_55ali49 2 ปีที่แล้ว

      አጀኽይ ትግራይ

  • @kahasitgaltigray325
    @kahasitgaltigray325 2 ปีที่แล้ว +18

    ኣጆኻ ህዝበይ ክወግሕ እዩ😢💕💕💕💞💞💞💪💪💪

  • @tesfaledethailu6315
    @tesfaledethailu6315 2 ปีที่แล้ว +11

    ትግራይ ብፍጹም ኣይትስዓርን'ያ::
    ዕንወት ንጦርሰራዊት ኣስመራን ኣራት ኪሎን::

  • @Gumbet-pe8zj
    @Gumbet-pe8zj 2 ปีที่แล้ว +12

    ኤህ።።ኤህ።።ኤህ።። ወዲ መድህን በራድ።።ሃንዳሲ።።ጽንቲ ህብረተሰብ።።ህዝቢ ኤርትራ ሱር ነቀል አጽኒትካ።።ንህዝቢ ትግራይ በቲ ሰይጣናዊ ስራሕኻ መስ አምሓራ ተጐዝጒዝኳ።።ረመጽ ኲዕኻሉ።።soon your game will be over ።።ትግራይ ትዕወት።

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣጆካ ህዝበይ ብድሕሪ ፀልማት ብርሃን ኣሎ🙏🙏💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tigraweytieye966
    @tigraweytieye966 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣጆካ ህዝበይ ብጀጋኑ ደቅኻ ንብዓትካ ክሕበስ እዩ 🙏❤💛❤️

    • @MYLove-m5c
      @MYLove-m5c 2 ปีที่แล้ว

      ኣሕዋተይን ኣሓተይንስ ብስክራይብ ግበሩለይ

  • @berhanefitsum8227
    @berhanefitsum8227 2 ปีที่แล้ว +5

    ተጋሩ የሕዋትና ዓወትኩም የርእየና ፡ክንዲ ጽጉምን፡ሹጉሩን ፡ስላም ሲኢኑ ዝመጽአኩም ክንዲ ዝተቀበልኩም ዘዕቀብኩምን ፡ዘስተኩምን ናዓኩም ዘይ ግባእ ዓመጽን ግፍዕን ዘውረድልኩም ናይ ኢዶም ኣይሳኣኑ እዞም ዝጉማት ኢስያስን ኣቢን ካብ ዳይናሱር ዝከፉኡ ስብ መስል ክፍእ ግብሪ ንዝገብሩ ኣምላክ ናይ ኢዶም ይሃቦም ፡ትግራይ ሓመድ ሊሒሳ ትላዓል ጸላታ ትድምስስ ንጻላእታ ተበርክክ ዓወትኩም ናይ ግድንዩ ትግራይ ትዕወት

  • @berihudagnhoy844
    @berihudagnhoy844 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣዮና እዙ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ብቓልሱ ስዒሩ ከምዝወፅእ ኣይንጠራጠርን:: ትግራይና ትስዕር!!

  • @abrehetnegash4877
    @abrehetnegash4877 2 ปีที่แล้ว +8

    Be strong the people of tigiay I am from Eritrea

  • @ፅጌናይ
    @ፅጌናይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ተካሒድና ናይ ብሓቂ ። ኣይዞኩም ክንዕወት ኢና ። ዚ ግዜ ከይዱ ከይዱ ክጠቅመና 'ዩ ። ክንሕይል ክንፍራሕን ክንክበርን ክገብር 'ዩ ። ኤእ ጊን ብጥበብን ብልሓትን ክንሕዞን ክነስተውዕለሉን ይግባእ ። ንብዕ ውዒልካ , ድቅ ዜበለ ጓይላ ከጥፈአና 'ዩ ።

  • @dfgg2962
    @dfgg2962 2 ปีที่แล้ว +7

    ፀላእትኩም ድፍን ይበሉ ተጋሩዋይ 💛❤ሩሁርሃት 🙏

  • @mugarurafred4487
    @mugarurafred4487 5 หลายเดือนก่อน

    I don't know the language but it has touched my life. I love Tigrai music, from Uganda 🇺🇬

  • @atsedetadesse2537
    @atsedetadesse2537 2 ปีที่แล้ว +5

    ዓኪ እወ ዞም ሐሳዳት ፊጢረት በላዓት ሰብ አጆኪ ትግራይ ዓደይ

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 ปีที่แล้ว +3

    _አስይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ኣጆና ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ_

  • @markoslemlem7483
    @markoslemlem7483 2 ปีที่แล้ว +5

    አጆካ ተባዕ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ክሐልፍ እዮ !!

  • @selasmesfin6445
    @selasmesfin6445 2 ปีที่แล้ว +7

    ትግራይ ዓድና ሰላምኪ የምለሰልኪ ንትግራይ አዚ አይግባአን ነሩ 🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖

  • @tigirayeismylife9923
    @tigirayeismylife9923 2 ปีที่แล้ว +12

    Its so painful to see all our beloved family get through this pain oh god give us your blessings 🙏 😭😭😭😭😭

  • @ራያራይማትግራይ
    @ራያራይማትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ ክሓልፍ እዩ ዝሓልፍ የለን ትግራየይ ስላምኪ ይመለስ

  • @kahsufitsumkahsufitsum812
    @kahsufitsumkahsufitsum812 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዛብሄር ሰላምና ይምለሰልና ኣጆና ክሓልፍ እዩ ኩሉ ትግራይ ትስዕር👊👊👊 💞💞💞

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 2 ปีที่แล้ว +3

    አጆኩም ህዝበይ ክሓልፍ እዩ ኩሉ
    ትግራይ ዓደይ ዳግም ካብቲ ዝነበረቶ ደሚቃ ክትዕንብብ እያ በጀጋኑ ደቃ
    ትሓብኑ በቶም ዝወለደካዮም ጀጋኑ ደቅካ😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪💪💪

  • @ጋልዞምሰብታሪክ
    @ጋልዞምሰብታሪክ 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆካ ጭዋ ህዝበይ መግዛእቲ ዘይ ናቱ
    ኣጆና ህዝበይ ቀሪብና ኢና ደቂ ሃገረ ትግራይ
    💛❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    💛💛❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    💛💛💛❤❤❤❤❤❤❤❤
    💛💛💛💛❤⭐❤❤❤❤❤
    💛💛💛❤❤❤❤❤❤❤❤
    💛💛❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    💛❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    💛

    💛

    💛

    💛

    💛

  • @tsegawezam1814
    @tsegawezam1814 2 ปีที่แล้ว +3

    አጀካ ህዝበይ 😥💛🙏💛💛💛❤❤❤❤ፅንዓት ሓቦ ዓወት ንህቢ ትግራይ እግዚአብሔር አምላክ አንታይ ይስአና ኮይኑ ብቻ ተመስገን ንበል አሕዋተይ አጀና💊✊✊✊ዓወት አብ አብ ኢድና👊👊✊💪💪

  • @ቃንዛህዝበይሰይሪኒልበይ
    @ቃንዛህዝበይሰይሪኒልበይ 2 ปีที่แล้ว +7

    ህዝበይ ኣጆኩም ኩሉ ክሓልፍ እዩ 👌👌

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 2 ปีที่แล้ว +7

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የመለሰ❤💛🙏

  • @slamall959
    @slamall959 2 ปีที่แล้ว +5

    ቅድመኻትኩም ስጥሕ ያብለን ንስኹም ዶ ትብደሉ ሓጎስን ሓዘንን ትሓዋውስን ሰላም ያውርደልና ኣምላኽ 👏👏👏

  • @tsgabuabrha3746
    @tsgabuabrha3746 2 ปีที่แล้ว

    ሰላምኪ ይምለሰልኪ ትግራይ ዓደይ

  • @ዉዕለቱዘክርነብሰይ
    @ዉዕለቱዘክርነብሰይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ዓደይ ክወግሕ እዮ ህዝበይ ኣጃና ክንሰግሮ እና 💝💝💝💝💝💊💊💊💊💊💊💊💊💊🙏🙏🙏🙏

  • @hiwanwelegebriel6384
    @hiwanwelegebriel6384 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩሉ ትክእል ኣምላክ ሰላምና መልሰልና ኣጀኩም ህዝበይ

  • @janamomani6125
    @janamomani6125 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣጇና ደቅ ዓደይ ማዓረይ ክሓልፈ ኡዩ ኩሉ ኣሞላክ ሙሳኩሙ ዩኩን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💖💞💖💞💞✊✊✊✊👌👌👌👌👌👌

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣንታ ህዝቢ ንስኻ'ዶ ትብደል
    ጸላእኻ ይእቶ ገደል
    ኣንታ ህዝቢ ንስኻ ሰላምካ የርእየኒ
    ሓጎስካን ጸወታኻን ባህልኻን'ዩ ደስ ዝብለኒ
    ኣንታ ህዝቢ ንስኻ ሰላም ክትረክብ ወትሩ'የ ዝጽሊ
    ጽኑዕ እምኒ ዓረ'ኻ ዘይትንቕነቕ መምህር ገድሊ ።

  • @sarayohannes1045
    @sarayohannes1045 2 ปีที่แล้ว +6

    The musical drama is truly immersive and derived from true story. I could not stop crying. It shows the cruelty of our enemies.
    Tigray will prevail!!!

    • @qedamihuleqal3608
      @qedamihuleqal3608 2 ปีที่แล้ว

      ሽልማትና ሽልማት ጀጋኑ ዋዕሮታት አዶታት ን አቦታት ተጋሩ ናፅነት ጥራሕ እዩ። እዙይ ከዓ ብዓወት ክኽንበት እዩ ። ፍፁም አይንጠራጠርን ንድሕሪት አይንምለስን ዓደይ

  • @Filo575
    @Filo575 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንዓኪ ብሌን ዓይነይ ዓደይ መዓረይ 💛💛💛💛💖💖💖💖💖💖💖💖💖💛💛💛💛💖💖💖💖💖💖💛💛💛💛💖💖💖💛💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💛💖💖💖💖💖💛💛💛💛💛💛💛💛💖💖💖💛💛💛💛

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 2 ปีที่แล้ว +11

    Omg they have so amazing voice god bless our people 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪✊👈

  • @silaseabay6208
    @silaseabay6208 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኻ ህዝበይ ብዘይፈተና ዓወት የለም ሰለዝ ዓወትና ናይግድን እዩ 💋💔💔💘🙏ትግራይ ሰላምክ ይመለስ 💘🙏🙏ማርያም ፅዮን ሓደራኽ ህዝበይ💔💔💔💔🙏

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu266 2 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ትዕወት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ብዓወት ተመለሱ🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣይዘካ ኣታ ለዋህ ህዝበይ ክሓልፍ እዩ እዚለ ከምናይ ቀደም ኣጆና ጥራሕ።።💓💓💛💛💊💊💙💙💎💎💎💊💊💪💪💪💪

  • @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ
    @ራህዋራህዋ-ጨ8ቨ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ህዝበይ ሓላል💔🖤

  • @robelaskehoge6716
    @robelaskehoge6716 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ

  • @midemide142
    @midemide142 2 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ ስላምኪ ይመለስኪ

  • @SalamSalam-ip3zf
    @SalamSalam-ip3zf 2 ปีที่แล้ว +3

    አጀኻም፣ኺወጋሒ፣አዩ፣ህዝብይ፣ዓደይ፣ትግራይ፣ትዕዋት

  • @kirosaberra4615
    @kirosaberra4615 2 ปีที่แล้ว

    እወ ናይ ብሓቂ መዐቀኒ ዘይብሉ ሓያል ህዝቢ !!

  • @ትግራይዓደይዓለመይ-ኸ7ቀ
    @ትግራይዓደይዓለመይ-ኸ7ቀ 2 ปีที่แล้ว +3

    ህዝበይ ፅንዓት ይሃብካ ልኡል እግዛእብሄር 🙏🙏🙏

  • @gueshgeber-mariam1211
    @gueshgeber-mariam1211 2 ปีที่แล้ว +5

    Bleeding my heart ❤ we have to stand together and we will come out with victory .

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመይ 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር አምላክ ይሓልይኩም ተጋርዋይይይ 🙏🙏🙏🙏😍😍😍😘💊💊💊💊💊✝️💊💊💊

  • @lifeishope3063
    @lifeishope3063 2 ปีที่แล้ว +2

    We love you Habashkooo from Sudan 🇸🇩 😭😭😭😭😭

  • @Ak-hs5qt
    @Ak-hs5qt 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣጆኻ ህዝበይ ክሓልፍ እዩ💔😭😭

  • @fefefefe333
    @fefefefe333 2 ปีที่แล้ว +4

    ትግራይ ከእግዚአብሔር ጋር ወደፊት ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️💛❤️❤️💛❤️💛❤️💛❤️😍😍😍😍😍😍😍😍😍🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @ምቅናይ-ጰ8ኘ
    @ምቅናይ-ጰ8ኘ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣዬካ ህዝበይ ናጋ ለለ ካሊእ እዩ ፀላኢካ ይብከ ኣታ የዋህ ህዝበይ እ ትድበሱሉ ርሁቅ ኣይኮንይ በርቱዑልና ጥራህ💝❤️💝🙏💪

  • @hamrawtgalitigrai4942
    @hamrawtgalitigrai4942 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣጆካ ህዝበይ ኪሓልፊ እዩ😍😍❤❤❤❤

  • @my94922
    @my94922 2 ปีที่แล้ว

    ኣጀኪ ትግራይ ዓደይ😭🙏

  • @tfgdfff2054
    @tfgdfff2054 2 ปีที่แล้ว +2

    አታልቅሽ ትግሬ አያለቅስም ይትሀለካን እጅ💪💪💪💪💪💪✊✊✊✊❤❤❤

  • @mebiadisu2609
    @mebiadisu2609 ปีที่แล้ว

    ማህደረይ ዓይኒ ብዓይኒ የራእየና ማሓዛይ

  • @ፍረየማርያምልጅ-ለ3ቀ
    @ፍረየማርያምልጅ-ለ3ቀ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ኩቡራተይ

  • @agosomagosom8730
    @agosomagosom8730 ปีที่แล้ว +1

    Kemza derfi zia gera zembeatni yelan 😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏

  • @tesfaalo710
    @tesfaalo710 2 ปีที่แล้ว +1

    Ajokum jeganu deki jeganu tegaru yehwatna kwegh eyu tgray bhayli amlakn bhayli jeganu dekan tser 💯✅🙏🙏🙏🙏💙❤💚✌💛💛❤❤❤

  • @Ghgh-vf8kw
    @Ghgh-vf8kw 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀና ተጋሩዋይ ክወግሕ እዩ👆💗💘💘💖

  • @اشوتصفي
    @اشوتصفي 2 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ማዓዘ እዩ ስሜን ምዕራብ ብሻዕብያ ተታሒዙ እንዶ ይባሃል ኣሎን

    • @arigawewedi5167
      @arigawewedi5167 2 ปีที่แล้ว +2

      ሰመን ምዕራብ ማለት እኮ ሽረን ከባቢኣን ማለት እዩ

  • @azebnegash3459
    @azebnegash3459 2 ปีที่แล้ว +1

    selamiki yemlse tigray 😥❤❤🙏

  • @salaamasbaha2157
    @salaamasbaha2157 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንህዝቢ ትግራይ

  • @lixmony1698
    @lixmony1698 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላምኪ ይመለስ ትግራይ ዓደይ 🙏🙏🙏💔💔💔😭

  • @hagushmedia3749
    @hagushmedia3749 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆካ ህዝበይ ካሓልፍ እዩ 💊💪♥️

  • @netsanet7155
    @netsanet7155 2 ปีที่แล้ว +3

    እፍፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭 ህዝበይ ክሓልፍ እዩ።እቲ ምእካብ ግን ተዝተርፍ እዚ ክፉእ ሰብኣይ ድሮን ከይድብድበኩም ተጠንቀቁ ኣጀኺ ትግራይ ዓደይ ጸላእና እንተበዝሐ ፈጣሪ ግን ምስ ውጹዕ እዩ 🙏

  • @titinguse5929
    @titinguse5929 2 ปีที่แล้ว +1

    ህዝበይ ሕያዋይ ልውህ ንስካዶ ትብደል ዓክክክክ 😥😭እግዚአብሔር ኣምላክ ስላምን ምሕረትን የውርደልና 👏👏👏💊💘

  • @jhgggf407
    @jhgggf407 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዓደይ ኣጆኪ 🙏🙏🙏

  • @ኣምላኬማስተዋልንሰጠን
    @ኣምላኬማስተዋልንሰጠን 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰላምኪ እዩ ሰላመይ ትግራይ ዓደይ 💞💪

  • @zenebeberehe7257
    @zenebeberehe7257 ปีที่แล้ว

    ኣረቲሰት ኣኣዝዩ ክብሪ ከወሀቦ ኣለወ።
    ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ቁልፊ መሰረሒኡ ኣረት እየ። ኣብ 2ይ ዓለመ ዉግእ ኣረቲስትታት
    ሓደጋ ከይግጥሞም ዓብይ ትኹረት ዝተዋህቦም ነይሩ።ኣብ ቃልሲ17ዓመታት ዝነበረ ቃልስም ባህሊ ዝነበሮም ሚናካብ ኩለን ከፊልታት ዝዓዘዘ ነይሩ።❤

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለሰልኪ ኣምላክ ❤💘❤💔💔🙏🙏🙏

  • @lave9644
    @lave9644 2 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ዓደይ ንሳኩም እንተዝህሉስ ኣብ ታሪክ ዓደይ ዘይ ምህላወይ ዝስመዓኒ ይሓዝን 😥
    ግን ድማ ብጀጋኑ ህዝብና ሃገርናን ኮሪዕናልኩም 💊💋እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ሰላምን ፍቅርን የዉርደልና ፈጣሪ 💊🙏🙏🙏

  • @tsehaytesfahun4564
    @tsehaytesfahun4564 2 ปีที่แล้ว +5

    Beautiful and touching song. May God protect our people from any harm

  • @eeee7278
    @eeee7278 2 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑና ብዓወት ተመለሱ

  • @berhanabelay5596
    @berhanabelay5596 2 ปีที่แล้ว

    Tigray tesir❤💛❤💛❤💛❤💛👍👍👍👍👍💪💪💪💪

  • @Meberiht
    @Meberiht 2 ปีที่แล้ว +1

    ዓደይ ሰላምክ ይመለስ

  • @ሰላምሰላም-ዘ8ሐ
    @ሰላምሰላም-ዘ8ሐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ህዝበይ ንጹህ ልቡ ንሰካ ዶ ምተበደልካ 😭💔 ግን ኣጆና ክሓልፍ እዩ ኹሉ ብሓይሊ ፈጣሪ tdf ኣምላክ ይሓግዙኹም እሰከ ደቂ ደቂ ሓላል መሬት♥️💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰ትግራይ ትዕወት ብደቃ💊♥️♥️💊♥️💊💊♥️

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላኽ ምሳካትኹም ይኹን ጀጋኑና እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና

  • @shushayhagostesfay3051
    @shushayhagostesfay3051 2 ปีที่แล้ว

    ሰላም ንህዝብይ ትግራይ 😍😍🙏

  • @gebrekidanabiy4806
    @gebrekidanabiy4806 2 ปีที่แล้ว

    ህዝብ ትግራይ መዋዕሉ ታሪክ ስራሂ ኢዩ ትግራይ ትስዕር ንነፃነታ ትዕወት

  • @ጓልሃገርትግራይ-ረ7ጨ
    @ጓልሃገርትግራይ-ረ7ጨ 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዓደይይይ ናፈቀዮ ብርሃንኪ

  • @ጓልትግራይ-ቘ3ዠ
    @ጓልትግራይ-ቘ3ዠ ปีที่แล้ว

    ኣጆኻ ህዝበይ💛❤

  • @eradaerada9848
    @eradaerada9848 3 หลายเดือนก่อน

    ክሳብ ሕጂ ይስማዓ ግን ማራ እያ ትንበዐኒ😢😢😢

  • @dgycefhvfdcyfecycf7122
    @dgycefhvfdcyfecycf7122 2 ปีที่แล้ว +1

    ትግራይ ዓደይ 💔💔💔💔💘💘💘💘❤💛❤💛❤💛💛💊💊💊✊✊✊✊🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖🏖💛❤❤😢😢😢😢😢

  • @ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
    @ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኩሎ ሓልፋ ትንሴእ ትግራይና ይርአይን እምላክ❤❤❤❤

  • @اينواينو-ط6ح
    @اينواينو-ط6ح 2 ปีที่แล้ว +1

    ኦ አምላክ ሰላም ሃገርናን ዓድናን ዶ አውር ደልና😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏

  • @ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ
    @ፍቅሪጥዑም-ዘ5ጰ 2 ปีที่แล้ว +3

    ህዝበይ ሰላምካ ይመለስ ዓደይ ፅላለይ💛❤

  • @luwamluwam3868
    @luwamluwam3868 2 ปีที่แล้ว

    ዋይ ህዝበይ ሰላምካ ይመለስ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመ ፀላእትና ኣሕፂሩ ራህዋና ይምለሰልና እቲ ልዑል ፈጣሪ❤🙏🙏🙏

    • @genet77
      @genet77 2 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen 🙏

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep 2 ปีที่แล้ว

    ትግራይ አደይ ሰመኪይ የመለሰኪከ 🙏🙏🙏

  • @abigaltigray-ur2ih
    @abigaltigray-ur2ih 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣባይካ ይደፈን ህዝበይ😢🙏🙏🙏🙏🙏

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰላምካ ላኣከልና ❤️❤️❤️❤️🧡🧡🧡🧡💊💊💊💊