EMNA1 ቃለ መሕትት ምስ ኣባል ቀታሊት ተጋደልቲ ፋሉል ዝነበረት ቦጦሎኒ ማሕሙድ ዲናይ 1ይ ክፋል ተጋ ነበር ፍስሃየ ቀሺ ልኡል ERITREAN HISTORY

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 123

  • @kibromsamuel9608
    @kibromsamuel9608 6 หลายเดือนก่อน +14

    ወዲ ቀሺ አበሳ ጽቡቕ መደብ መዲብኻ ተዓወት ተዓወት ሐውና ጋዘጠኛ ኤፍራም ነመግነካ 💚❤️💛💙🇪🇷

  • @Ourvision971
    @Ourvision971 6 หลายเดือนก่อน +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤ history has to be told to all Eritreans, thanks, Efrem gedeye❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 6 หลายเดือนก่อน +2

    ወድቀሺ ናይብሐቂ አብ ተጋድሎ ሐርነት ጀብሃ ክሳብ ሕጂ ብዙሕ እቲ ሕማቃ አይተነግረን ዘሎ ።ከመይ ዝመሰሉ ሐዊሐዊ ዝጨንዉ መንእሰይት ኤረትራ ብቡዙሕ ቁጽሪ ጀብሃ አጥፊአቶም እይ እቲ ዘሕዝን ክሳብ ሕጂ አይተነግረን ዘሎ።

  • @SFGTD-72116
    @SFGTD-72116 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቀንየልና EMNA ውሕስነት ሰላም ብመከተ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sammyabraham6645
    @sammyabraham6645 6 หลายเดือนก่อน +7

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless great Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ AWET NIHAFASH “ 👍

  • @LetekidanKeleta
    @LetekidanKeleta 6 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዕሚ ኦተቅርቦ ኤፉሬም
    ሐውይ ጂግና ኢኻሞ ኽትቅጹሎ
    ይምነ ዕድመን ጥዕና ን ይሚኔልካ

  • @MichaelHabte-i2c
    @MichaelHabte-i2c 6 หลายเดือนก่อน +7

    ማሕነቕቲ ብስልኪ ውን ነይሩ ኢዩ አብ አስመራ ዘይተገብረ የለን ዘይተነግረ የሎን።
    መማህርተይን ምቃልስተይ ብሐንስብ
    አብ ማዓስክር ስዉእጣህር ማሐመድ
    ስርያ ኡላ።
    ክብረት ንዝተሰዉኢ ብጾትና ንሙሉእ ተቃላሰይ ንናጽነትና ደሙን ዓጽሙን ዝኽፈልን ነጽነት ዘውሐሰልና።
    ኩቡር ብጻይ ሚኪ ቺና ብሰላምን ጥዕናን እብ አስመራ የራክበና ምስ ኩቡር ወዲ ግደ ክብረት ይሃብካ ብጻይና ዘራከብካኒ።

  • @Hzbawit
    @Hzbawit 6 หลายเดือนก่อน +5

    Sened Tarikhna Meazn Waltana⏰📚✍🏾💃🕺🏽🐪💝🚅🚵🏾 Yoqeniyelna buluts Gazethena Mr Efrem🌼

  • @tirhasdainel4906
    @tirhasdainel4906 6 หลายเดือนก่อน +6

    መርሓባ ሓበነይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AmanielTemnewo
    @AmanielTemnewo 6 หลายเดือนก่อน +11

    ኤፍ ሐወይ ናትካ ኩሉ መንነተይ ስለ ዝኾነ ጎደሎ የብሉን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🕌🙏⛪️🙏💪💪💪💪💪💪🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @RelTron-sn5we
      @RelTron-sn5we 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኤፍሬም ብቲ ኩሉ ተቕርቦ የቐንየልና ንሓውና ፍሳሃየ ቀሺ ካኣ እንቋዕ ዳሓን መጻኻ ነዚ ከተዘንቱ ዘብቅዓካ ኣምላኽ ይመስገን🙏💪👍🇪🇷❤🇪🇷🎊🌟🎉🎊🌟🎉🎊🌟🎉

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 6 หลายเดือนก่อน +4

    Selame Merehba Eritrea 🇪🇷 999999999
    Nizehleme Eritrea 🇪🇷

  • @EriSahooentertainment
    @EriSahooentertainment 6 หลายเดือนก่อน +2

    በጃካ ኣይትቓረጽልና ❤❤❤❤❤❤ እንተኮይኑ መዓልታዊ ኣቕሪበልና
    ታሪክና እዩ ስንቕና !!
    ወዲ ሳሆ ካብ ጀርመን
    ዓውት ንሓፋሽ ❤❤❤
    ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ

  • @WarsaYYikealo1249
    @WarsaYYikealo1249 6 หลายเดือนก่อน +7

    ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ! ✊🏿🇪🇷🐪

  • @Erilebna
    @Erilebna 6 หลายเดือนก่อน +5

    Please like, share and subscribe

  • @abessamaria4155
    @abessamaria4155 6 หลายเดือนก่อน +3

    Well come deke rimey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 6 หลายเดือนก่อน +1

    Kbren mogsen njegnuna wetru awet Nhafash wdket nkdat🇪🇷🇪🇷 ❤️❤🙏🇪🇷🇪🇷🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 6 หลายเดือนก่อน +1

    Jeganu🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @huruyyemane2315
    @huruyyemane2315 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጸሃየ ገብርሂወት ኣስመራ ኣሎ።

  • @anngreen3106
    @anngreen3106 6 หลายเดือนก่อน +4

    The story fits my late brother's first ever war . Commandes were dressing up like Tegadalay threw approaching the Tegadelti & threw a hand granade. The bomb missed my brother but others got injured behid him. He was left for dead because of smoke from Hawen became unconscious
    When you telling the story i was expecting you to the same word what my brother told me when he was sent to get rest after he became very ill

  • @yonasbokredingil5008
    @yonasbokredingil5008 6 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽

  • @EranAdwde
    @EranAdwde 6 หลายเดือนก่อน +9

    ኤፍሬም ሐንቲ ማይክሮፎን ድያ ዘላትካ ክሳብ ዝረክበካ በጃኻ ነዚኣ ኣማሐይሻ

  • @negstihabtu6788
    @negstihabtu6788 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ዓወት ንሐፋሽ

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 6 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ሪመይ ሰሱኑለይ ዓይኒ አባይኩም ይደፊን ታሪክና ክንፊልጥ ስለ ዝሐገዝኩሙና ክብሪ ይግባአኩም እዮ ሩሑስ ባዓል ረዚን ናጽነትና አብቃዓና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @James-f1f9s
    @James-f1f9s 6 หลายเดือนก่อน +3

    Ahhhhh
    He tells the old truth
    Ahhhhh Ahhhhh

  • @mihreteritreayoutubechanne9899
    @mihreteritreayoutubechanne9899 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤🎉thank you!

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 6 หลายเดือนก่อน +4

    ታሪኽ ናይታ ቀንጻሊት መንካዕን የሚንን ኣሃዱ ናይታ ነውራም ህ.ግ ከ ተምጽኣልና ዲኻ

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 6 หลายเดือนก่อน +3

    ፍስሃየ! ናብ ናይ ቅድሚ 49 ዓመታት ዝነበርናዮ ኣዘኪርካና። ወዲ ግደ ነዚ ታሪኽ ንኽትረኽ ስለዝገበርካ የቐንየልና።

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 6 หลายเดือนก่อน +5

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤👍👍👍

  • @astertesfazgi2750
    @astertesfazgi2750 6 หลายเดือนก่อน +4

    Kab bsul tre terekibka 🙏🙏🙏 keysnd abeyenay gize lulawnet abwhas msau dma eta amel entay gere nezia bko rekibom agamen ms ezom zxeqelom ayashu akobom emni zdrbyulu gize

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 6 หลายเดือนก่อน +4

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️

  • @habtomrussom3689
    @habtomrussom3689 6 หลายเดือนก่อน +3

    Welcome

  • @meheretgilamicheal9520
    @meheretgilamicheal9520 6 หลายเดือนก่อน +1

    Merhaba Deki Eriay jigenu Awet Nihafash ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌺🌺🌺🌺🌺🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 6 หลายเดือนก่อน +5

    Selam..deki..erey ❤❤❤❤

  • @ermiasnagash88
    @ermiasnagash88 6 หลายเดือนก่อน +1

    As always, best program.❤❤🎉

  • @dl4055
    @dl4055 6 หลายเดือนก่อน +4

    Kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,waga natsnet ezi eyu,
    Ezom ab dege konkum jeganuna ,swatnan ttserfu zelekum,natsnetna,teshkaelulu,
    Weylkum,

  • @ghirmai877
    @ghirmai877 6 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🔥🇪🇷❤️🇪🇷🔥🇪🇷❤️🇪🇷🔥🇪🇷

  • @melaketk2389
    @melaketk2389 6 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉❤❤

  • @himanteklemariam8749
    @himanteklemariam8749 6 หลายเดือนก่อน +4

    🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏🇪🇷❤️🇪🇷

  • @dawitberhe459
    @dawitberhe459 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @tintnohadgu1819
    @tintnohadgu1819 6 หลายเดือนก่อน +2

    Merheba

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 6 หลายเดือนก่อน +3

    መክረፎን ከሊተ ኢንተ ተገብረዉ ጾቡቅ ሞኮነ ንይሮ
    ኢንተ ኢት ታሪክ ምቅራብኩም ጾቡቅ ታረክ ገድሊና መውዳደርቲ የይቡሉን ከነገር ካኣ ኣለዉ ኢማ ካኣ የቀነይልና ❤

  • @melatstrass9787
    @melatstrass9787 6 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🙏

  • @sabahabtemicael5427
    @sabahabtemicael5427 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብሙጅሙሪያ ኒሙላእ ህዝቢ ኤርትራ ቢዚያዳ ስራዊት ምክልካል ዩሃና ❤❤❤❤ ዱቂ ኤሩይ ብምቅጻል ኤፕሬም ሃውይ እዛ ኣብ ላእሊ ስዲዱልካ ዙሉኩ ሊንክ ናይ ጅግና ሃዉና እስራር ኢብራሂም ኣብ ቱርኪ እቲ ጅግንኑቱ ስሉ ዙሕጎሱኒ ዩ

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @harounekubal8436
    @harounekubal8436 6 หลายเดือนก่อน +4

    ❤ 🇪🇷 🎉

  • @yuel8254
    @yuel8254 6 หลายเดือนก่อน +3

    🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @afromama9089
    @afromama9089 6 หลายเดือนก่อน +4

    ❤️❤️❤️

  • @abrahamasefaw6738
    @abrahamasefaw6738 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @haileberhe801
    @haileberhe801 6 หลายเดือนก่อน +5

    🇪🇷❤💐👍

  • @HabtemicaelBrhane
    @HabtemicaelBrhane 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🎉

  • @dddwww1948
    @dddwww1948 6 หลายเดือนก่อน

    እሾኽ መርገም እሾኽ ጀብሃ። ኣብ ቛሓይን ጀብሃ ካብ 1965-1980 ዝገበረቶ ግፍዒ፤ መብዛሕትኡ ኤርትራዊ ኣፈልጦን እዩ።

  • @wubettekeste8509
    @wubettekeste8509 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🙏🏽

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሾርሞጥሞጥ ኣይትበሉ ናዕና ዘድልየና ናይ መንግስቲ ለውጢ ጥራሕ እዩ። ታሪኽ ከኣ ብዝጠፈሹ ካድረታት ዘይኮነ ብክኢላታት እዩ ክጽሓፍን ክዝንተውን። ህዝባዊት ኤርትራ ትምጻእ ሕጂ🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      ኣይትሕለም ኣብትግራይካ ለውጢ ኣምጽእ ሰብ ይውለድ ይሓልፍ እቲ ወርቂ ዝኾነ ስነ ሓሳብ ህግሓኤ ግን ንዘልኣለም ነባርን ቀጻልን እዩ ቅበጽ ::

    • @selam7603
      @selam7603 6 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@fessahayeloul9976sorry the dictator of ERITREA he is from tegray and he destroy ERITREA and ERITREANS 😂😂😂❤❤❤

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      @@selam7603 ኢሂ ንዓድኺ ክትወስድልና ደሊኺ እምቢ::

    • @selam7603
      @selam7603 6 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@fessahayeloul9976I am from ERITREA and you are saprter of the dictator you are not from ERITREA

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      @@selam7603 ok He is not from Nigeria wright .

  • @zeresenaytecle9988
    @zeresenaytecle9988 6 หลายเดือนก่อน +9

    ❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍

  • @efremmebrahtu5830
    @efremmebrahtu5830 6 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🦾🦾🦾🐫🐫❤️❤️❤️🇪🇷

  • @asmaratimes3140
    @asmaratimes3140 6 หลายเดือนก่อน +1

    BG Abrahaley kfle zbelo ktdegmo tesfa ygebr. Tv sened bHasewti ToQ abilatna ala.

  • @AfariMoranSleuthExportedSalt
    @AfariMoranSleuthExportedSalt 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዕቩዳት አክላቫት

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 6 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ መዓስ ድኣ ኢኹም ብዛዕባ ተጋደልቲ ጀበሃ ክትዳናገጹ ጀሚርኩም🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @robelhaileab3706
    @robelhaileab3706 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤️❤️🙏🏽🇪🇷🙏🏽🙏🏽✅✅

  • @abrahamKFLEMARIAM
    @abrahamKFLEMARIAM 5 หลายเดือนก่อน

    ኢፍረም ግደ ብጣዕሚ ጽቡቕ ገርካ ገና ጉድ ኣሎ ህዝብና ክፈልጦ ኣለዎ

  • @ghirmayberhane1706
    @ghirmayberhane1706 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብዚ ኣገለልጻ ናይቲ ዝተገብረ ኩናት ጌጋ ኣለዎ። ኣነ ካድር ናይተን ኣብቲ ቦታ ዝነበራ ሓይልታት እየ ነይረ።

    • @anngreen3106
      @anngreen3106 6 หลายเดือนก่อน +1

      HE IS EXPLAINING BRIEFLY
      COME OUT TELL THE STORY
      DON'T BLAME HIM

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน +1

      እቲ እዋን ፈሊጥካዮ ኣለኻዶ ኣብ ቲ ከባቢ ቅድሚ ናብ ጉርሱብ ምምጻእና ዘሕዝን ኩናት ተኻይዱ ጸኒሑና እዛ ዝበልክዋ ኩናት ቁሩብ ትሓይሽ ብድሕሪኣ ድሕሪ ገለ መዓልታት ተጠርኒፎም ካብ ሃይኮታ ንተሰነይ ክኣትው ከለው ብዝሓሸ ኣጥቂዕናዮም ስጋዕ ኣርብዓ ዝኾኑ ሞይቶሞም ክልተ ኤምዋን ተሰሊበን ተሰነይ ከኣ መርድእ ንመርድእ ኮይና ስለዚ ኣረጋጊጸ እየ ዝ😮ዛረብ ዘለኹ ኣብኡ ዝነበሩ ብጾት እውን ኣብ ኣስመራ ኣለው ወደሓንካ:

    • @ghirmayberhane1706
      @ghirmayberhane1706 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኩናት ክልተ ግዜ ተጌሩ። ቀዳማይ ኩናት ብዕለት 25/9/1975 ኣብ ኣለቡ ነይሩ። ኣብዚ ኩናት ዓሰርተ ተጋደልቲ ተሰዊኢምና ጸላኢ ንዓሰርቲኡ ሬሳ ብጾትና ጎቲቱ ናብ ተሰነይ ብምእታው ኣብ ከተማ ጸጢሕዎም። ኣብ ካልኣይቲ ኩናት ሙሉእ ብረት ዓጢቅና ኣብ ወርሒ 11/75 ንጸላኢ ተዓዊትናሉ ኢና። ከምዚ ንስኻ እትብሎ ብረት ሃበኒ ክትኩሰሉ ዝብሃል ግዜ ኣይነበረን። ብጉቡእ ተዋጊእና ንጸላኢ ሲዒርናዮ።

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@ghirmayberhane1706
      ሰላም እዚእትብሎ ዘለኻ ቅድሚ እታ ዝነበርክዋ ሓይሊ ንጉርሱብ ምምጽኣ ከም እተፈጸመ ሰሚዕናስ ከቢድ ሓዘን ተሰሚዑና ኣብ ተሰነይ ሬሳታት ተጋደልቲ ተጸጢሑ ንሱ ጥራይ ዘይኮነ ሓደ ተጋዳላይ ድጏና ዝነበረ እውን ንሓደ ብጻይ ተወጊኡስ ክንዲ ዝውጽኦ ኣዳጊምዎ ዝበሃል ወረእውን ሰሚዕና ኣብኡ ስለዝነበርካ ሓቅነቱ ንስኻ ንገረና ሓንቲ ዝረሳዕካያ ግን ውግእ በርገባተ እቶም ንበዝሕ ናይታ ዝነበርክዋ ብዘይ ብረት ዋላ ቡምባ መቕተሊት ነብስና ዘይብልና እዮም የእትዮምና እቲ ዝበልክዎ ከኣ ልክዕን ዝተኣማመነሉን እዩ
      እቲ ዘተኮሰኒ ብጻይን እታ ዝተኮስኩላ ሴማኖፍ ከይተረፈት ብግቡእ ይዝክራ ምናልባሽ እታ ዝነበርካላ ሓይሊ ብረትነይርዋ ይኸውን እንተ እታ ተዓዊትናሎም ዝበልካያ ኩናት ግን ኣብ ሞንጎ ኣለቡን ተሰነይን እዩ ነይሩ ሽማ ረሲዔያ እታ ቦታ ልክዕ እዩ ኣብኣ ሓይልና ክልተ ኤምዋን ሰሊባ ርእየ ተሰነይ ምስኣተው ከኣ መርድእ ንመርድእ ኮይኖም ንዘክር ድኣ የቐንየለይ:

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      @@ghirmayberhane1706 ወደያ በርሀ እንተትድዉለለይ !

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 6 หลายเดือนก่อน +3

    ቢብሲ, ካምሳ ወሰብዒን ረሲዕካያ!

  • @yakembrhaneandom5266
    @yakembrhaneandom5266 6 หลายเดือนก่อน +6

    መርሓባ ኣነ ኣብታ ውግእ ነይረ ምናልባት ረሲዕካዮ ከይትኸውን እምበር ዓቢ ታሪኽ ዩ ተፈጺሙ ናይ ታ ARBG 7 ረሲዕካዮ ዲኻ ።
    ሓይሊ ምልእቲ 7 ብረትን ሓንቲ ኣርበጅ 7 እየን ነይረናና ።ብኡ መስረት ኣብቲ ውግእ ክይንሳተፍ ተኸልኪልና ።ግን ክቛጻጸሩና ኣይከኣሉን ዝኾነ ኾይኑ ኣማስያኡ ኣንሳሒብና ።እቲ ብረት ዘይምሓዝና ብረት ስለ ዘይነበረ እዩ ።
    ምናልባት ንወዲ ዓዋተ ዝበሃል ተጋዳላይ ሕቶ ኣቕሪቦምሉ ነይሮም እንተድኣ ትዝክር ኮንካ እቶም ኮለይሲ (ብረት ዘይዓጠቑ) ሃዲሞም ንስኻኸ ስለምንታይ ትሃድም ምስ ኣኢሎም ምስ ሓተትዎ ዕወት ወ ሞት ዝበሉ ውን ሃዲሞም ኣኢሉ መሊሱ።

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሰላም ሓው እቲ ዝነበረ ኩነታት ብዙሕ እንድዩ ብሓጺሩ እየ ክገልጽ ፈቲነ እምበር ቅድሚ ንሕና ንበርገባቲ ምምጻእና ዝተገብረት ውግእ ብሰንኪ ስንፍና መራሕቲ ክንደይ ተጋደልቲ ተሰዊኦም ሬስኦም ኣብ ተሰነይ ተጸጢሑ ዊዒሉ ብሰንኪ ዘይብቕዓት መራሕቲ ሓይልን ጋንታታትን
      ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ:

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቦ!
      ለካ ወዲጣባ ውን ባኒ ተደመሮ ሻሂ ስለዝናፈቀ ኢዩ፡ ከም ስነጥበባዊ ኢስቲፋኖስ ናበስመራ ኣንሳሒቡ፡ ንምካኑ ኣቶ ፍስሃየ ዋርሳይ ወዲ ሳዋ እምበር ነዞም ኣረጋውያን ደቂጀብሃዓባይ ፈጺሙ ኣይመስልን ኢዩ😀
      ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊☀

    • @anngreen3106
      @anngreen3106 6 หลายเดือนก่อน

      Story told by my late brother about IRBG 7
      One AytaNti with is coverall climb over the N3 to safe a sack of coal(Feham) & became a victim of the IRBG

    • @anngreen3106
      @anngreen3106 6 หลายเดือนก่อน

      My late brother accused his fellow Tegadelti for running away at that battle
      After that day he always used to say (jebha Hademti)
      He was a student of HSI gradec10 as well

  • @e.gebremedihen9551
    @e.gebremedihen9551 6 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ክዕቀብን ክስነድን ኣለዎ እቲ ኣብቲ ግዝየ ዝነበረ ትውልዲ በሊሕን ጅግናን ተወፋይን ርሕርሑን እዩ ነይሩ እዚ ታሪኽ ምስ ነብሰይ ስለዘተኣሳሰርክዎ እቲ ዝነበረ ግዝየ ኣዛካኺሩንኒ ከምዚ ናትካ ተመሳሳሊ ታሪኽ እየ ኣሕሊፈ ልዑል መኮንነን 12 ክፍሊ ተመሃራይ እየ ነይረ ካብ ኣስመራ ወጺእና ምስተሰለፍና ኣብ ክልተ ምዔለሚ ነይርና ዓዲ ፈለስትን ዓደ ኣሕፈራን ኣነ ምስቶም ዓደ ኣሕፈራ እየ ነይረ ጸላኢ የስግእ ስለዝነበረ ካብቲ ቦታ ኣልጊሶም ናብ ሩባ ሕረት ዝበሃል ጫካ ሓቡኡና ዝነበረ ጥምየት ክነግረካ ኣይክእልን ክልተ ሰሙን ዝኣክል ሓንቲ ኩባያ ጥጥቆ ኣብ መዓልቲ እወሃበና ነይሩ ድሕሪ ቅሩብ ካብቲ ቦታ ንባርካ ወርድና ኣብ መገዲ ጥምየትን ማይ ጽምእን ከቢድ እዩ ነይሩ ብጽሓይ ብዘይ ዕረፍቲ ክንጉኣዓዝ ስለዘይለመድናዮ ከቢድ እዩ ነይሩ ኣብ ባርካ ዝምገብዎ ግዓት ቦጅቦጅ ዝበሃል ዘይለመድናዮ እዩ ኔሩ በቲ ዝነበረና ጥምየት ኣይገደፍናዮን ርብዳ ምስ ኣተና መግቢ ኾነ ሻሂ ክንረክብ ክእኢልና ኣብ ርብዳ ንሽድሽተ ወርሒ ዝኸውን ወተሃደራውን ፖለቲካውን ድሕሪ ምውሳድ ንታሕታይ ጋሽ ተመዲብና 50 ኢና ንኸውን ሓደ ካላሽን ዝሓዘ ገይሮም እዮም ሰድዶሙና ኣብቲ ጽርግያ ንቅኦርጸሉ ብኸባቢ ኣለቡ እዩ ነይሩ ጸላኢ እውን ብኾለኛታት ብዙሕ ምንቅስቃስ ስለ ዝነበሮ ተቃውሞ ከነስምዕ ጀመርና ሽዑ ካብተን ኣብቲ ኸባቢ ዝነበረት ሓይሊ ሓንቲ ጋንታ ነቲ ጽርግያ ከሕልፉና ህቦሙና ብድሕሪኡ ጉዕዘና ቀጸልና ውሕጅ ጋሽ ዳርጋ መሊኡ እዩ ጸንሑና ክንሰግሮ ስለዘለና ግን ትተሓሒዝና ነቲ ውሕጅ ሰጊርናዮ ኣለምትና ተዘክርካዮም ባል ሽፋ መቶ አለቃ ኪዳነ ኮማንድስ ዝነበረ ሓደ ኸኣ ዝኣቱ ዝብልዎ ውዑይ ዓላማይ ነይሩ እቲ ግዝየ ከምንዋሑ ዳርጋ ኹሉ ረስዔዮ መን እዩ እቲ ሐላፊ ዝነበረ ዓብዱ ዓብደላ ድዩ ረሲዕዮ

  • @fessahayeloul9976
    @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ዝወጻእኩላ መዓልቲ ዕለት 23 ብግእዝ 31 ብፈረንጂ እዩ ነይሩ ይቕሬታ:

  • @solomonmosazghi9980
    @solomonmosazghi9980 6 หลายเดือนก่อน +4

    እዚ ኤርተራዊ እውን ኣይኮነን፣ ባዕሎም ዛነታ ጽሒፎም ዝሃብዎ ትገራዋይ እዩ። ካቤናይ ሃገረሰብዩ መቦቆልካ ኣቶ ፍስሃየ ልኡለ ጳውሎስ? ወዲ ጾማቍት!

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሰላም ኤርትራውነት ዝኣምነሉ ብተግባር ብዘለካ ዓቕሚ ነዛ ሃግር ኩሉ እትሓቶ ምግባርን ስጋዕ ሂወትካ ምኽፋል እዩ ኢለ እየ ዝኣምን እንተ እቲ ትግራዋይ ዝበልካኒ ግና ኣብዛ ምድረ ባሕሪ ናይ ሕጂ ኤርትራ ምኻኑ ንልዕሊ 700 ሸውዓተ ሚእቲ ዝኸይድ ሓረግ ወሎደይ ምዘርዘርኩልካ ኣድላይነቱ ስለዘርኣየኒ ግን ደሓን ሓቂ ምውሓጥ ግን ከድሊ እዩ ኤርትራዊ እንተኾንካ ብኣጋጣሚ እምበር ኮነ ኢልካ ዝተገብረ ቃለመሕትት እውን ኣይነበረን እቲ ዝበልክዎ ኣዝዩ ንእሽቶይ እዩ ካብኡ ዝገድድ እዩ ነይሩ ሰሰናዩ:

  • @abdulahi8301
    @abdulahi8301 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣርእስቲ ???

  • @abrahamKFLEMARIAM
    @abrahamKFLEMARIAM 5 หลายเดือนก่อน

    ዶንጒኹም ከማን እዛ ሰባብ ቦጦለኒ ምስ መራሒኣ ኣሕመድ ዲናይ ብደም ዝጨቀወ ዲናይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ገርኩም ኣብራሃም ማንጆስ ቦጦለኒ 444-ቦጦኒ 262 ኣብ 1977 መድረኹ ዩ

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 6 หลายเดือนก่อน +3

    ነታ ኦርኒክ'ሲ ነይሩ'ድዩ ኣይነበረን ዝበልካያስ, ካብ መጠን ንላዕሊ ኦርኒክ ምምዝጋብ ስጋብ ሰብ ዝጸልኦ'ዩ ነይሩ። ኣብ ጸዓዘጋ, ሃዘጋ, ባምቡቖ, ሑረትዑና, መንሱራ, ሩብዳ። እቲ ቀንዲ ነገሩ ግን ናይ ብሓቒ ናብቲ ዝጉቦኦ ቦታ ይበጽሕ ነይሩ እቲ ሕቶ።

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน +1

      ሰላም እወ ሓደ መራሕ ፉሲላ ሓዲሽ ይመጽእ ትመልእ ብድሕሪኡ ትመልእ ኣበይ እዩ ዝኣቱ ነይሩ እንድዒ ንምባል እየ :

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ሓው ኣነ እውን ከምኡ እየ ኢለ:

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጀበሃ ለንደን ማለት ከምዚ ንሓደሽቲ ተጋደልቲ ሻዓብያ ወጋሕታ ዝብልዎም ዝነበሩ ማለት እዩ።

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      ክቡር ሓው ጀብሃት ለንደን ማለት ትርጉሙ ከምቲ ዝበልክዎ እዩ እንተ ሓደሽቲ ንምባል እንተኾይኑ መስተጂዲን ይበሃል ትርጉም ወጋሕታ ማለት ነጻነት ምስ ቀረበት ዝተሰለፈ ማለት ይመስለኒ እዚ ግን ኣብዝኾነ እዋን ዕድሜኻን ግዜኻን ምስ ኣኸለ ከተበርክት ትስለፍ ማለት እዩ ኣብ 1975 ግና ምናልባሽ ነቶም ድሩት ንቕሓት ዝነበረና ናጽነት ከይተዋጋእና ከይትመጽእ ንምነ ኔርና እንተ እቶም ቅድሜና ዝነበሩ ግና እቲ መድረኽ ብግቡእ ይርድኦም እዮም ነይሮም ይብል ስለዚ ጀብሀት ለንደን ዘብል ኣይነበሮምን እቲ ዝተሰለፈ ሽዑ ከኣ ንዕኦም ርእዩ ድኣእምበር ራድዮ ቢቢሲ ሰሚዑ ኣይኮነን ስለዚ ........?

  • @mitslalogbu2263
    @mitslalogbu2263 6 หลายเดือนก่อน +1

    Yeret gizetege efireyom mewaelom abi kelesi zelegiwon zesakelen gedafika 4 amet zetegidale kelea metit megibakesi kegeremeni aterefen

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 6 หลายเดือนก่อน +2

    እዚ ስርዓት ወያነ ዝብሃልሲ ገለ ነገር ኣዚሩልኩም እዩ ይመስለኒ ዋላ ናብ ሕልምኹም እናመጸ እዩ ዘሰንብደኩም ካብ ኣፍኩም ኣውዲቕኩሞ ዘይትፈልጡ።🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      ኣላህ የርሓመክ ኣላድያ ወያነ መእወይት መንከ ዘኪርዋ ታሪኽ ወይን ሓሳዊት ቀስ ኢሉ ክመጸካ እዩ ተዓገስ ምፍጣርካ ስጋዕ እትጸልእ ክበርሃልካ እዩ ሽዑ ሓሳብ እንተኣለካ ሽዑ ትዛረብ ::

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw 6 หลายเดือนก่อน +5

    ከምቲ ተ/ይ ነበር ፍስሃየ ዝበሎ ካብቲ ተፈርሖ ከይወጸ ድሕሪ ዉሱናት መዓልታት ተዓለምቲ ንሩብዳ ምስተፋነዉ፥ ነፈርቲ ነታ ትንሽዋ ስርያ ብዝብል ሽም ዝፈረጅዋ ዓዲ ንኣምን ኢትዮጽያ ብቐጻሊ ደብዲቦማ። ኣብ መጨርሽትኡ፣ ድሕሪ ነዊሕ ምርብራብ ካብ ዒላ በርዕድን ሃዘጋን ዓዲ ገብሩን ምክያዶም ካብ ዓድ ተከለዛን ጦር ሰራዊት ብምስላኽ ዓርቢ ስቕለት መዓልቲ ሚያዝያ 1975 ብምልእታ ኣንዲዶማ። ድሕሪ ናጽነት ብዳግማይ ተሃኒጻ ሕጂ ኣብ ጹቡቕ ክነታት ትርከብ። ንዘልኣለም ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና

  • @tomasbrhe9993
    @tomasbrhe9993 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዕንዛርያታት እንታይ ፍሉይ ነገር ኣምጽኩም ደቅኩም ክትገፉን ክትቀትሉን ትውዕሉ ኣለኩም ሕጂ

    • @e.gebremedihen9551
      @e.gebremedihen9551 6 หลายเดือนก่อน +1

      እቲ ዝነበረ ወለዶ ሐይለ መለኮታዊ ሓይሊ እዩ ኔሩ ከምዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ትርጉም ዘይብልኩም መቅዋጽርቲ ኣይነበሩን

  • @kflezionzerazion3369
    @kflezionzerazion3369 6 หลายเดือนก่อน +1

    ነቲ ዓረባውን እስላማውን ስነ ሓሳብ ሰራዊት ዓረብ ነበር,ጀበሃ ካኣ ብቅንዕና ክገልጾ ኣለዎ.እዚ ሰብኣይ ርስሓት ጀብሃ ብግልጺ ክዛረበሉ ኣለዎ,ድኹሪ ሰብ ኣሎ ከይትብሉና.መኽንያቱ ብዓቢኡ ሻዓብያ ብጥይት ከጥፍኣ ከሎ,
    ዘይተሰከፍኩም ኣብዚ በጺሒኹም ድስከፍ ኣሎ ኢልኩም ከይትሓስቡ

    • @e.gebremedihen9551
      @e.gebremedihen9551 6 หลายเดือนก่อน

      ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ዘይኮነስ ተሓኤ ናይቲ ሕብረተሰብ ኤርትራ ነጸብራቅ እያ ነይራ ዝያዳ እክዋ ደኣ ትግርኛ እዩ ብብዙሕ ዝዝውተርን ዝምዕብልን ኔሩ ወዲ ከበሳ ብዝሒ ስለዝነበሮ

    • @eritreaahmed2635
      @eritreaahmed2635 6 หลายเดือนก่อน

      Jebha deki eritrea eyom. Niska wadi dambiya mesel yeblkan ni jebha menkaf.

  • @ssolomongebre7706
    @ssolomongebre7706 6 หลายเดือนก่อน +1

    Krub hferu lomi feltnkum eyna nekihna eya kkk😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 Aber twaso germ kkkkk hhhhhhhhhhhhhhhhh

  • @TEAMETESFAY-sx1zy
    @TEAMETESFAY-sx1zy 6 หลายเดือนก่อน +3

    ጅብሃ ሻዕቢያ ክሊቲኤን ቀተልቲ ህዝብና ኢየን ብሕልፊ ሻዕቢያ ማእለያ ዘይብሎም መንእሰያት ብጉሁድ ይኹን ባኣዙር ኣሽሓት ምንእስያት ሓሳብ ፋሉል ሕንሳብ መንካዕሕንሳብ የሚን እንዳብላ ክንደይ ጀጋኑ ሙሁራት ብተምልክተለይ ዝተረሽኑ ብጎዞሞ ክሳዶም ዝተቆርጹ ኣሽሕት ኢዮም ኩሉግን ንግዜንግድፎ መዕልቲ ኣሎ እዞም ቀትልቲ ዕምጽቲ ጉሓላሉ ፍርዶም ዝርኽቡላ መዓልቲ ነዋሕ ኣይኮነትን ኢዶም ክርኽቡ ኢዮም

    • @Dan-Eri4
      @Dan-Eri4 6 หลายเดือนก่อน

      You definitely are a traitor! ESIKA. KABITOM. KEDEA. WEDI-HAGER , WEY. WEDO- GEBA. ZINEBERKA. YIMESLENIY ! WEY. KIA. RIGUM. AGAME. EKA ! Sacrificed were made to bring one beautiful country called Eritrea and We always honor and remember our martyrs for their sacrifice !

    • @goitomfoto5276
      @goitomfoto5276 6 หลายเดือนก่อน +2

      ብጎዞሞ ኢዚ ናትካ ማለት ክትገብሮ ኢትደሊ ጀሚርካዯ ዘለካ ህዝቢ ክተናዓዒብ ሸይጣን ሓሳብካ ስነ ሓሳብ ወያኔ ንኤርትራዊያን ክተቃትል ዘይነበረ ታሪክ ክተዘንቱ ሓሶት ጸለመ ዋላ ሓንቲ ተዳኖግሮ ሰብ የለን ፉሹል ነዉራም ሰብ ኢካ ብዝኮነ ነቶም ዝላኣኩካ ኣሰለጠኒን በሎም ቆማል ዓለት ሃመማ ኢካ

    • @edenpazom9452
      @edenpazom9452 6 หลายเดือนก่อน +1

      ዓፊሪ አበይ ኮንካ ትፊክር ጭብጢ ሕዝካ ምጻእ ፊቱሕ ።

    • @fessahayeloul9976
      @fessahayeloul9976 6 หลายเดือนก่อน

      ካብ ዓዘፍዘፍ ጭብጢ

  • @baqr4383
    @baqr4383 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 6 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷👍❤️💞

  • @abdatam8437
    @abdatam8437 6 หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤

  • @tintnohadgu1819
    @tintnohadgu1819 6 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tirhasghebremariam4122
    @tirhasghebremariam4122 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @yordanosghirmay1156
    @yordanosghirmay1156 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤