ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አሜን ቅዳሴ መላእክቲ የሥምዓልና ኩቡር ኣቦናን መምህርና አገልግሎትኩም ይብርከልኩም መድሃኔ አለም ኢየሱስ ክርስቶስ🙏🙏🙏
2:05 እምነ በሐ 3:08 መስቀል አብርሀ 0:50 ኩሉ ዘገብራ 4:15 ሃሌ ሉያ እመቦ ብእስ 8:02 ሃሌ ሉያ ዮሴፍ 9:09 አንቲ ውእቱ መሶበ ወርቅ 14:01 በአማን17:16 ተንስኡ ለጸሎት 21:25 ጸልዩ 22:12 ጸልዩ25:35 ኅሡ27:03 ኪርያላይሶን
ኣምለኽ ኣቦይ ካብሓጥያተይ ዝነፅሀላ ዕለት ኣይትኽለኣኒ🙏🙏🙏
ቅዳሴ መላእክት የስመዐልና መምህር፥ግሩም ዝኾነ ጣዕመ ዜማ። ቅዱስ አማላኽና እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሓልኩም።
Kal hiwet yesmalna abona mrgeta .Nay agelgulet zmenkum ybarek.
ቅዳሴ መላእክት የስመዓልና ኣገልጉለትኩም ይባርኽ እግዚአብሔር
ኣሜን ኣሜን፡ኣሜን፡ደስ ዘብል እዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ንዓና ከአ ኣስተውዓሊ ልቦና ይሃበና
ኣቦና መምህርና የኔታ ቃል የስመዓልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዓልና ኣቦና መዓረይ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ቅዳሴ መላእክት ያሰማልን
እግዚኣብሔር ኣምላክናዘመን ኣገልግሎት ኩም ይባርኽ ኣቦና❤❤❤❤
Odmen tonan yhabkukum nay agelglot gzeikum ybarkn yqedsn lewah fetarina
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ።
Amen kal hiwet yesmealna kbur abonan memhrnan mergieta esayyas
Amen Amen Amen
ኣሜን ቅዱስ ኣምላክና እግዚኣብሄር ስለ ቃላቱን መዝሙርን ይክበር ይመስገን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ማህሌት ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህር ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም
Abona kale hiwet yesmealna amlak edmen tienan yhabkum ms sdrakum amlak aezizu ybarkumn ykedskumn
Amen. Egziabher amlak tsamakum ykfelkum memhrna
ቃለ ህወት የስምዐልና
Kale hiwet yesmealna yeneta
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡ዘመንኩም ይባርኽ መድሃኔ ኣለም።
Qal hiwet yesmalna memhr xbuq dma nmehar alena 2y kfal dma behanqewta nxbe
Amen qale hiwet yesmealna yeneta
kidasie melaekit mergieta nay agolglot zebenkum ybarik behaki hidue nktmeharo zirdieaka tsifuf eyo,
እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም
Amlak agelglotkum ybark yenieta
Zimarie melikt yesmalna mergeta hawna egzeabher nay agelglot zemenka ybarik.
ቅድሚ 7 ዓመት ኣቢሉ ዝኸውን ኣብ ማዓስከር ማይ ዓይኒ ምስ የነታ መዝገብ ኣብ ንመሃረሉ ዝነበርናሉ ግዜ ሓጎሰይ ወሰን ኣይነበሮን፣ ግን ናይ ኣጋጣሚ ኮይኑ ናብ Europe ክብገሱ ከም ዘሎዎም ስለ ዝተነግሩ፣ ኣብ መንጎ ትምህርቲ ገዲፍምና ክብገሱ ተገዲዶም፣ እዚ ኣጋጣሚ ኩነት ድማ ብጣዕሚ ኣጉህይናን ተስፋ ኣቁሪጽናን ነይሩ። ንሕና እውን ድሕሪኦም ናብ Europe መጺእና። ብድሕሪኡ ከምኡ ትምህርቲ ንረክብ ኮይኑ ኣይተሰምዓናን ስጋብ ሕጂ ውን ኣይረከብናን ጸኒሕና። ሰብ ይሓስ እግዚኣብሄር ይፍጽም ስለዝኮነ፣ የነታ መሪገታ ኢሳይያስ እንሆ ደብረ ኣባይ ከይዶም፣ ናይ ወረቀት ምስክሮም ሒዞም፡ ሕጂ ከኣ ደኪመ ከይበሉ እዉን ኣብ TH-cam ካብ ኪዳን ሊጦን ጀሚሮም ኩሉ መዝገብ ይመልእሉና ኣሎው፣ እዚ ክንደይ ግዜ ኤዲት ምግባርን ዘድክም ከም ዝኾነ ንኩላትና ዝጠፍኣና ኣይኮነን። ከሙኡውን ናይታ ምስ ስድርኦም ማሚቆም ምስ ስድርኦም እንዳተጻወቱ ከዕሩፉላ ዝግብኦም ግዜ ሰዊኦም ድማ፣ ካብ ሰኑይ ስጋብ ረቡዕ ካብ ሰዓት 7-9 pm ብናይ ጀርመን ኣቈጻጽራ መዝገብ ጀሚሮም ይምህሩና ኣሎው። እንሆ ድማ ኣብ ቅዳሴ ማርያም ድሮ በጺሕና ኣሎና 🥰🙏🏾። ካብ ሓሙስ ስጋብ ቀዳም ካብ 7-9 pm ድማ ኣቈቋም ይምህሩ ኣሎው። ክቡራት ኣቦታትን ኣሕዋት ዲያቆናትን ብሓፈሻ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ነዚ ዓቢ ያሬዳዊ ጸጋ ትምህርቲ ንጠቀመሉ፣ ንዘይ ፈለጡ ወገናት ድማ፡ subscribe, share and comment ብምግባር ነፍልጦም 😊👌🏽። ብዝተረፈ ንኣቦናን መምህርናን ዕድመን ጥዕናን እግዚአብሔር ይሃበልና፣ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎቶም ድማ ኣምላክ ይባርኸልና❤️🙏🏾።
ብከመይ ክንኣቱ ንክእል
Smret Geremaryam 07437850875 ናብዚኣ ጽሐፈለይ ከእትወካ ኢየ😊🙏🏾።
@@ephraimtesfay1461 ናይ ጀርመን ድያ
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓዉ ንመምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓሎም፡፡
@@ኤልማስተለመን England
የንታ ቃለ ህይወት የስማልና
ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ
ኣሜን መምህርየ ሜርጌታ ኢሳዪያስ ጎስአ ልብኩም ቃለ እግዚኣቢሄርበረከት እግዚኣቢሄር እምላእሌኩሙ ይንበርቅድስት ድንግል ማርያም እደዊሃ እምላእሌኩም ታነብር ።ዝፈትወኩም መምህረይ ኣቦ ትህትና
እግዚአብሔር ጸጋውን ያብዛሎት
Yenta Edmnen tunan yehabkum
ምሳኹምሲ ኮፍ ኢለ ምስተመሃርኩ። ዘመላእክት ቅዳሴ ያስምዕከ መምህር
ቃል ሂወት የኔታ
Tsega dibe tsega yebzeHalkum abo bietekrstyam.
❤❤❤❤❤❤❤❤
የነታ ኢሳይያስ ዘመን ኣገልግለትኩም ይባረክ እግዚኣብሄር ዓስቢ ይሃብኩም ንዓና ድማ ምስጢሩ ይግለጸልና
ሜሪ ኢሱ ቃለ ሂወት
18:03
I love it
።
💟🙏🙏🙏💟
eshi mergeta amlak yehagzena kemti natkum gerna neamlak kenegelglo
መልክአ ቁርባን ግዕዝ እና ዕዝል????????
18፣ነኣኩቶ
21:24 Xe
Amen Amen
27:00
አሜን ቅዳሴ መላእክቲ የሥምዓልና ኩቡር ኣቦናን መምህርና አገልግሎትኩም ይብርከልኩም መድሃኔ አለም ኢየሱስ ክርስቶስ🙏🙏🙏
2:05 እምነ በሐ
3:08 መስቀል አብርሀ
0:50 ኩሉ ዘገብራ
4:15 ሃሌ ሉያ እመቦ ብእስ
8:02 ሃሌ ሉያ ዮሴፍ
9:09 አንቲ ውእቱ መሶበ ወርቅ
14:01 በአማን
17:16 ተንስኡ ለጸሎት
21:25 ጸልዩ 22:12 ጸልዩ
25:35 ኅሡ
27:03 ኪርያላይሶን
ኣምለኽ ኣቦይ ካብሓጥያተይ ዝነፅሀላ ዕለት ኣይትኽለኣኒ🙏🙏🙏
ቅዳሴ መላእክት የስመዐልና መምህር፥ግሩም ዝኾነ ጣዕመ ዜማ። ቅዱስ አማላኽና እግዚአብሔር ፀጋኡ የብዘሓልኩም።
Kal hiwet yesmalna abona mrgeta .Nay agelgulet zmenkum ybarek.
ቅዳሴ መላእክት የስመዓልና ኣገልጉለትኩም ይባርኽ እግዚአብሔር
ኣሜን ኣሜን፡ኣሜን፡ደስ ዘብል እዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ንዓና ከአ ኣስተውዓሊ ልቦና ይሃበና
ኣቦና መምህርና የኔታ ቃል የስመዓልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዓልና ኣቦና መዓረይ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
ቅዳሴ መላእክት ያሰማልን
እግዚኣብሔር ኣምላክናዘመን ኣገልግሎት ኩም ይባርኽ ኣቦና❤❤❤❤
Odmen tonan yhabkukum nay agelglot gzeikum ybarkn yqedsn lewah fetarina
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ።
Amen kal hiwet yesmealna kbur abonan memhrnan mergieta esayyas
Amen Amen Amen
ኣሜን ቅዱስ ኣምላክና እግዚኣብሄር ስለ ቃላቱን መዝሙርን ይክበር ይመስገን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ማህሌት ቅዱስ ያሬድ ዝተቀበለ ዝማረኩም ይቀበለልና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
እግዚኣብሔር ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም ኣቦና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህር ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም
Abona kale hiwet yesmealna amlak edmen tienan yhabkum ms sdrakum amlak aezizu ybarkumn ykedskumn
Amen. Egziabher amlak tsamakum ykfelkum memhrna
ቃለ ህወት የስምዐልና
Kale hiwet yesmealna yeneta
ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡ዘመንኩም ይባርኽ መድሃኔ ኣለም።
Qal hiwet yesmalna memhr xbuq dma nmehar alena 2y kfal dma behanqewta nxbe
Amen qale hiwet yesmealna yeneta
kidasie melaekit mergieta nay agolglot zebenkum ybarik behaki hidue nktmeharo zirdieaka tsifuf eyo,
እግዚኣብሔር ዓስቢ ቅዱሳን ይክፈልኩም
Amlak agelglotkum ybark yenieta
Zimarie melikt yesmalna mergeta hawna egzeabher nay agelglot zemenka ybarik.
ቅድሚ 7 ዓመት ኣቢሉ ዝኸውን ኣብ ማዓስከር ማይ ዓይኒ ምስ የነታ መዝገብ ኣብ ንመሃረሉ ዝነበርናሉ ግዜ ሓጎሰይ ወሰን ኣይነበሮን፣ ግን ናይ ኣጋጣሚ ኮይኑ ናብ Europe ክብገሱ ከም ዘሎዎም ስለ ዝተነግሩ፣ ኣብ መንጎ ትምህርቲ ገዲፍምና ክብገሱ ተገዲዶም፣ እዚ ኣጋጣሚ ኩነት ድማ ብጣዕሚ ኣጉህይናን ተስፋ ኣቁሪጽናን ነይሩ። ንሕና እውን ድሕሪኦም ናብ Europe መጺእና። ብድሕሪኡ ከምኡ ትምህርቲ ንረክብ ኮይኑ ኣይተሰምዓናን ስጋብ ሕጂ ውን ኣይረከብናን ጸኒሕና። ሰብ ይሓስ እግዚኣብሄር ይፍጽም ስለዝኮነ፣ የነታ መሪገታ ኢሳይያስ እንሆ ደብረ ኣባይ ከይዶም፣ ናይ ወረቀት ምስክሮም ሒዞም፡
ሕጂ ከኣ ደኪመ ከይበሉ እዉን ኣብ TH-cam ካብ ኪዳን ሊጦን ጀሚሮም ኩሉ መዝገብ ይመልእሉና ኣሎው፣ እዚ ክንደይ ግዜ ኤዲት ምግባርን ዘድክም ከም ዝኾነ ንኩላትና ዝጠፍኣና ኣይኮነን።
ከሙኡውን ናይታ ምስ ስድርኦም ማሚቆም ምስ ስድርኦም እንዳተጻወቱ ከዕሩፉላ ዝግብኦም ግዜ ሰዊኦም ድማ፣
ካብ ሰኑይ ስጋብ ረቡዕ ካብ ሰዓት 7-9 pm ብናይ ጀርመን ኣቈጻጽራ መዝገብ ጀሚሮም ይምህሩና ኣሎው። እንሆ ድማ ኣብ ቅዳሴ ማርያም ድሮ በጺሕና ኣሎና 🥰🙏🏾።
ካብ ሓሙስ ስጋብ ቀዳም ካብ 7-9 pm ድማ ኣቈቋም ይምህሩ ኣሎው።
ክቡራት ኣቦታትን ኣሕዋት ዲያቆናትን ብሓፈሻ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ነዚ ዓቢ ያሬዳዊ ጸጋ ትምህርቲ ንጠቀመሉ፣ ንዘይ ፈለጡ ወገናት ድማ፡ subscribe, share and comment ብምግባር ነፍልጦም 😊👌🏽።
ብዝተረፈ ንኣቦናን መምህርናን ዕድመን ጥዕናን እግዚአብሔር ይሃበልና፣ ናይ ዘመን ኣጎልጉሎቶም ድማ ኣምላክ ይባርኸልና❤️🙏🏾።
ብከመይ ክንኣቱ ንክእል
Smret Geremaryam 07437850875 ናብዚኣ ጽሐፈለይ ከእትወካ ኢየ😊🙏🏾።
@@ephraimtesfay1461 ናይ ጀርመን ድያ
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓዉ ንመምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓሎም፡፡
@@ኤልማስተለመን England
የንታ ቃለ ህይወት የስማልና
ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ
ኣሜን መምህርየ ሜርጌታ ኢሳዪያስ ጎስአ ልብኩም ቃለ እግዚኣቢሄር
በረከት እግዚኣቢሄር እምላእሌኩሙ ይንበር
ቅድስት ድንግል ማርያም እደዊሃ እምላእሌኩም ታነብር ።
ዝፈትወኩም መምህረይ ኣቦ ትህትና