ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Abonan memhrnan egziabhier amlak xegeu yebzhalkum
Abona Amlak xegau yebzehalkum Kemzi kemakum kndi zmuhuruna kesaguguna eyom zwelu zelewu Neakum gin amlak harikum kemzi gerkum tmuhuruna alekum
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና መምህር ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳን ዝኸፈለ ዓስብኩም ይክፈልኩም ንሕና ንከይንጠፍእ ኣምላክና ንዓኩምን ከምዚ ከማኹምን ደድሕሬና ኣብ ስደት ዝለኣከልና ኣምላክና ዝተመስገነ ይኩን መደብኩም ምስቱ ግዜ ዘለኩም ብምርኣይ ክትቅጽልዎ ንላቦ እዚ ከኣ ነዓና ክጥዕመና ኣምላክ ምስትውዓል የዓድለና ናይ በሓቂ ግሩም ትምህርቲ
Kalhiwet yesmealna mergieta hawey
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር
ኣሜን መምህርና
ወልደ አብ ወልደ ማርያም ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ነቲ ቃል ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ መላግቦ ኮይኖም ዘሳግሩ ኣቦ ጌሩ ነዓኹምን ከማኹም ዝበሉን ስለዝሃበና። ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ኢዩ እሞ ከይተሓለልኩም ነዚ መደብኩም ቀጽልዎ ኣቦና መምህርናን የኔታ።
13:26 ዘአትናቴዎስ
7:25 ሠራዊተ ወልደነጎድጓድ
15:13 ዘባስልዮስ
❤❤
20:33 ዘቄርሎስ
22:33 ዘያዕቆብ
16:24 ዘጎርጎርዮስ እኀወ ባስልዮስ
19:19 ዘዮሐንስ አፈወርቅ
17:51 ዘኤጲፋንዮስ
26:29 ዘጎርጎርዮስ ካልእ
IT WAS GOOD
Grm
ሰላም የናታ ክብረት የሃበልና ከም ኩሉ ግዜ:: እንተ ተኻኢሉ ናይ ክልተ ወይ ሰለስተ ክብረ በዓላት ኣቆቋም ክትሰዱልና እባ ኣብ ሓሳብ ኣእትውዋ ኢኹም:: ክብረት ይሃበለይ እንደገና::
Abonan memhrnan egziabhier amlak xegeu yebzhalkum
Abona Amlak xegau yebzehalkum
Kemzi kemakum kndi zmuhuruna kesaguguna eyom zwelu zelewu
Neakum gin amlak harikum kemzi gerkum tmuhuruna alekum
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና
መምህር ኣምላክ ዓስቢ ቅዱሳን ዝኸፈለ ዓስብኩም ይክፈልኩም
ንሕና ንከይንጠፍእ ኣምላክና ንዓኩምን ከምዚ ከማኹምን ደድሕሬና ኣብ ስደት ዝለኣከልና ኣምላክና ዝተመስገነ ይኩን
መደብኩም ምስቱ ግዜ ዘለኩም ብምርኣይ ክትቅጽልዎ ንላቦ እዚ ከኣ ነዓና ክጥዕመና
ኣምላክ ምስትውዓል የዓድለና ናይ በሓቂ ግሩም ትምህርቲ
Kalhiwet yesmealna mergieta hawey
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር
ኣሜን መምህርና
ወልደ አብ ወልደ ማርያም ጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ ነቲ ቃል ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ መላግቦ ኮይኖም ዘሳግሩ ኣቦ ጌሩ ነዓኹምን ከማኹም ዝበሉን ስለዝሃበና። ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ኢዩ እሞ ከይተሓለልኩም ነዚ መደብኩም ቀጽልዎ ኣቦና መምህርናን የኔታ።
13:26 ዘአትናቴዎስ
7:25 ሠራዊተ ወልደነጎድጓድ
15:13 ዘባስልዮስ
❤❤
20:33 ዘቄርሎስ
22:33 ዘያዕቆብ
16:24 ዘጎርጎርዮስ እኀወ ባስልዮስ
19:19 ዘዮሐንስ አፈወርቅ
17:51 ዘኤጲፋንዮስ
26:29 ዘጎርጎርዮስ ካልእ
IT WAS GOOD
Grm
ሰላም የናታ ክብረት የሃበልና ከም ኩሉ ግዜ::
እንተ ተኻኢሉ ናይ ክልተ ወይ ሰለስተ ክብረ በዓላት ኣቆቋም ክትሰዱልና እባ ኣብ ሓሳብ ኣእትውዋ ኢኹም::
ክብረት ይሃበለይ እንደገና::