ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
በረከት ሓወይ ናይ ስዑዲ ግን ኣቢና እዩ ካሊእ እባ ስርሐልና ብሩከይ ❤❤❤
በረከት ሓወይ ኣቢኒ እዩ ናይ ሱዑዱ የለን ይመስለን ካልእ ተሃልዩ ኣርኤና እበር🙏
በረከት ሓወይ ናይ ስዑዲ ግን ኣብኔ እዩ ካልእ እባ ሰርሐልና ብሩከይ🥰❤
በረከተይ ናይ ስዑዲ የለን መስለኒ ኣብይኒ እዩሞ ካሊእ መፍትሒ ተሃሊካ ባ ሓወኒ ተሓባበረና❤
ኣንለ ኣብዩኒ
አብ ስዕድ ለለና አይ ሰርሕን ስረሐና ባ😢❤❤❤❤❤
አብዩኒ ንዓይሰ ናይ ሰዑዲ ኣርእየና በረከት ሓወይ ብይዘኮ❤
በረከተይ ማዓረይ በጀካ ብመሰንጀር ባዕሉ ናተደምሰሰ ኣቢኒ በጀካ መፍትሒ ንገረና ለባመይ
እረ ናኩለና እዩ
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ዋላ ናተይ 😢
ዋላ ናተይ
የቀንየልና በረከት ሓወይ በጃኻ መብዛሕቴና ማስጀር ባዕሉ ናተደምሰሰ ኣብዩና ዘሎ መፍትሒ ሒዝካልና ምጻእ
እረ ተሸጊርና
በረከት ሓወይ ኣብ ስዕዲ ዘሎ ኣቢና
ናይ ስዕዲ የለን ስልኪ ቁፅሪ በረከት ሓወይ❤
ብረከት ሓወይ ከመይ ገይሪካ ኤሜል የክፈት ኣርአየና😢😊
ዋላ ናተይ ኣብዩኒ ምክፋት😢
ሳብሰክራይብ ግበራለይ ፍቁራተይ
ደምርኒ
@@Awet355 ገይረለኪ ወለላይ ንሰኪ እውን ደምርኒ
በረከተይ እንኳን ናፃ ብካርዲ እናበለዐኒ ተሸጊረ🎉
በረከት ሓወይ ንትህበና ምክሪን ትምህርትን የቅንየልና❤😘ግን ኣቢኒ ናይ ስዕዲ የለን ይመስለንን ካሊእ ተሃልዮካ ኣምፅአልና በጃኻ🙏❤😘
በረከት ሓወይ ናይ ስዑዲ ኣርእየና በጃካ❤
በጃኻ በረከተይ ናይክንደይ ዓመት ዝተደዋወናዮ መስንጀር እናተደምሰሰ ኣብዩና plis ተሓባበረና 🙏መፍትሒ ንፅበ🥹
የቅኒይልና ኩብር ሓውና
በረከት ሓወይ እዚ እካ ኣይተረዳኣንን ግን ናይ ድዋይ መነሻ እባ ለኣከለይ
ናይ ሱዑዲ ኣይሰርሕንንን
ናይ ሱዑዲ የለን ሞኪረዮ ነይረ በረከት
ደምርኒ🎉🎉🎉
ደመረን
የለን ናበለትስ ደምርኒ😂
እወ ኩለና ኣቢና
በረከት ለባም 👌❤️❤️🌹🌹
ሰላም በረከት ሓወይ ዝስልኪ ምስፅሓፍክዎስ ዝመዳዊሊ ምምፃእ ኣቢኒዋ ከመይ ገይረ ከም ዝሰርሕ ክኮነለይ ይክእል❤❤🙏🙏🙏
Tank you beriy bro your Advice
ኩሉ ጽቡት አብቲ ነጥውቆ ጽሑፍ ግና እንተተንብበልና ጽቡቅ ነሩ።
ሰብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዎተይ ብቅንዕና ኣተባብዕናባ ተጋሩዎይ👍🙏💛❤
ስላም ለዚባት
አረ ብጣዕሚ ነመሰግን በረከተይ ጅግና❤❤❤
Bekeket haweyyy መሰንጀር ኣርኤና ናተደምሰሰ ኣቢና
በረከት ሓወይ በይዘኻ ንገረን ይፅወዕ ግን አመንገኡ መፅዋዕ ገድፉ ኻልእ ይዛረብ ካኡ ያዓፀዮ ኻልእ ታሃልዩ ንገረን
በረከት ሓውና የቀንየልና🎉❤❤❤
እቲ እሜል አበይ "ይርከብ በረከት ሓወይ
ሰብሰክራይብ ግበረለይ❤
በረከተይ ናይ ምዚቃ እውን ኣሬኤና ከመይ ገርና ምስ ግጥሚ ክነውርዶ ንክእል
Ok
በርከትየ በአል እውሸት ጎበዝ ተገዲሰካ ኩሉ ተሪየናአ❤❤
pls ,ናይ saudi ኣልሸልና በኬዋይ🙏❤
ናስዑዲ ኣብዩ
ኣብ ሱዑዲ ኣይሰርሕን ኣቢና
ያቀንየልና በረከት ሓውና ኹልና ንምክር የና🙏😍😍
SBግበርለይ
በረከት ሓወይ ናይ ተለግራም ከድ ጠፍእኒ አበይ ይርከብ በዛካ ትሓበበረኒ ብዝሕ ነገር ዘድልየኒ አለኒ ከኑ ካልእ ከየአውርድለዋ ዝሓወይ ቴሓበባረኒ ብፈስብክ ውን ሓትተካ ነረ አመለስካለይ ሐዚ ከከትሓልፈኒ ዝሓወይ
ሰላምካ ይብዛሕ በረከት ሓወይሓንቲ ሕቶ ክሓተ መሰንጀረይ እናነጠረ ኣብይኒ መፍትሒኡ እባ ንገረኒ በጃካ😢😢😢
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ
የቀንየልና ቤኪ ሓወይ👏😍
በረከተይ ብመሰንጀር ዝተፀሓሓፍናዮ ብከመይ ንድልቶ ካብ ጀዋልና እና ካብቲ ዝፀሓፍናሉ ሰብ ምሉእ ልሙሉእ
ያቀንየልና በረከትየ ❤❤❤❤
ደምርኒ ሰበይ❤
ናይ ኢሜለይ ፓስዋርድ ረሲዐዮ አበይ ይርከብ በረከት ሓወይ
❤ክክክክ በረከት ሓወይ ሓቂካ ድካ
ናይ ፍቱ ኢመል ናይምንታይ ባሰወርድ ነአትወሉ ተሓባበረኒ❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
የቀንየልና በረከት ሓወይ ናመሰንጀር ንተፀሓሓፍናዬ ናተደለተ እና ይዓፅየንሎውን ንደቃይቅ ከምዘይ ፀሓሓፍ መፍትሒ ኣምፀአልና
የቀኔልና በረከት ሓወይይይይ❤❤❤❤❤
Msrh abuyni berekat heway Nia eritrean delya aleku
በረከት ሓወይ ናይ fB ሸር መክፈቲ እባ ኣምፅአልና ክቡረይ🎉
ንዒ❤
ቅልል ዝበለ ተሃልዮ በዜይ ቫስብት መን ክክእሎ ጣጣኡ መዓት እዩ
የቀንየልና በረከት ሓወይ ❤
ፍሪ ዝብል ኣይመፀኒይ ብሬ ሓወይ።
በረከት ሓወይ በጃኻ ዝጠፈአ ናይ ዩቲብ ፓስወርድ ኣበይ ንረኽቦ ንገረኒ ተተኻኢሉ ጠፊእና ዋ😭
ዝሮ ፅቡቅ እዩ
ናይ ሱዕዲ ከ ይሰርሕ ዶ በሬ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የቀንየልና ልልካአሎስ ጽቡቅ እዩ በረከት ሓዉና ዝኩሉ ፕሮሶስ መን ክክእሎ ዋ 😅
በረከተተይ ልባመይ🙏🙏💘💘
ደጋጊመ ክርኣ እምበይ ኣይተረዳኣንይ ቤክየ ♥️😀
በረከት በጃኻ ባ እዚ መሰንጀር ዝድምስስ መፅዩ ዘሎ ንገረና
መሰንጀር ተበላሽይና በይዛኻ ኣሪአና
የቀንየልና በረክት ሓውና ❤❤❤❤
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ እሺ ንስክውን ግበርለይ 🥰
ኣቶ በረኸት ኮድ እንተ ተዓጺካ ኸ ከመይ ገርካ ተኸፍቶ ተሓባበረና
Good job Bery ❤😊
ናተይስ ብካርዲ ብቻ እየ እኝኦ ፍሪ ዝብል የብሉን
የጎንደር መደወያ ይኖርን
Thanks berie hawey
በረከት ሃወይ ክረዲት ክእክብ ደልየስ እታ free ትብል ኣይመጸትለይን
10 credit kndey deqiq tezarbeka?
ናይ saudi areb ግን ኣይመፅእን 2ይ ድማ ቲ password ናይ ምንታይ እዩ
ትነኽእዋ ማለት እንታይ ማለት እዩ ?
በረከት ዓርከይ ኣብ ዘለካዮ ሰላም ንዓካ ሓደ ሕቶ እስኪ ተገዲስካ መልሰለይ ኣብ ኢትዮጵያ ናሃለኩ ዝጥቀመሉ ዝነበርኩfb ኮዱ እናፈለጥኩዎ ኣይከፍትን ኢልኒ መላ ታሃልይካ እባ ኣማክረኒ ሐዚ ዘለኩዎ ስዕዲ እዩ
ኣብ ኣፍሪቃ ኸ ይሰርሕ ድዩ and እታ ሓቀኛ app ከ ብምንታይ ኢና ንፈልጣ ብዙሕ ዩ ዘሎ
በረከት ሓወይ ቪድዮ እባ ስርሓልና ይቱብ ከፊትና ኩሉ ምሰ መላእና ናይ ባንኪ ክንመልእ እንዳኣበየና ኣብ ኣውሮፓ ንዘለና ናይ እትዮጵያ ከልጢፉ ይኣቱ ኣነ ዘለኩዎ ዓዲ ግን ተከክ ኣቢሉኒ በጃካ ተሓባበረኒ 🙏
Virus nay telephone ☎️ mseu eu zmexe n telephone abalashiuwa eu guhifeya please tetenkeku ezi aynet application
Ab nay IPhone ezia app mmxae abyatni aymexann pls eba b kale wey gele gerka areyeni 🥹🥹🥰🥰🥰
በሬ ❤️💛💪🙏
Nab eritrea ke tdwl do berie hawey
Thankyou በረከት ሓዉና
Thanks berketyyyy lebam hawey ❤❤❤❤❤❤❤
ፑሮሶሱ በዚሑ
አረ በርከት ሐወይ ከማኻ የለይ ወልደ ትባል ኣዶካ 💋💋💋💋💋💋💋ክሓተካ ብረክት ሐወይ መስንገረይ ናተደለተ ኣብን ብዚ ዝመሃርካና ድማ ኣብን
welcome bro🎉❤
ኣነስ ኣቢኒ ኣብ ስዑዲ ኣይሰርሕን ድዩ
ኣጀካ በረከት ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤🎉
የቀንየልና በረከት ሓውና
ላላላ ኣይሰርሕን
$2.00 ንክትረክብ 100 credit ክትእክብ ኣለካ። እዚ ክትእክብ ከዓ ክንደይ ጊዜ ይወስድ ሕሰብዎ። ስለዚህ፡ኣየዋፅእን። ክንድኡ ግዜ እንተሃሊይኩም ቪድዮ ብምርኣይ ወይ game ብምጭዋት ዝበለፀ credit ኣኪብካ ኣብ online ኣቃሑ ክትገዝእ ትኽእል። ገሊአን እውን ካሽ ዝህቡ ኣለዉ እሞ ብዛዕባ እዚ ኣነፃፂርካኣቕርበልና። ንስልኪ እውን ካብዚ ዝሐሸ ክህሉ እዩ ፈትሽ። ብዝኾ😊ነ ግን ስራሕካ ቀፅለሉ የቐንየልና
ኩሉኩም ፈተውቲ በረከት ሓውና በጃኩም ሳብስክራይብ ታሓባበሩኒ ተጋሩዋይ ኣይክፎሎይ ዋ🙏❤😊
This iteam is not not available in this country elatni ab adiss eye zeleku bere hawey
እዚ ደኣሞ መኣስ ብነፃ ኮይኑ ዝዳውንለድ ትገብሮ ቅርሺ ኸ
አብናሱዑዲ ግን ፊሪ የብሉን ኩሉ ብገንዘብ ግዝእዮ ኢሉኒ
Ni Eritrea 🇪🇷 ke alodo hawey
Alo wedi erey gna ezi app ezi hadegena eu virus eu zemxalka natey zbelexet telephone abalashiuwa guhifeya mtnkak xbuk eu becarful
Don't use it, brother . There is nothing free.
ብሩከይ ብሩክ ከም ሽሙ😘♥️♥️
ሰላም በረከት ሓወይ ኢሚኤል ብኻሊእ ሰልኺ ካፊተዮ ኔረ እት ስልኪ ቁፅሪ ሐዚ ምሳይ የለይ እና በቲ ሒዞዮ ዘለኹ ስልኪ ቁፅሪ ከመይ ገረ ክቅይሮ ይኽእል በጀኻ ይካአል እተኾኑ ከይተሓልፈኒ መልሰለይ
ኣብይና ብራዘር
አረ በረከት ሓወይ ኣብ ናይ EthioPla ምስ በፂሕኹ ኣብይኒ ዋ ኣርእየና
በሬ ሓወይ ምውራድ ኣቢያትና ብካሊእ መንገዲ መዉረዲ ተሊዋ ባ ደጊምካ ስራሕልና
Berei hawey female eko harimkaya kkkk
Thenkyou mary ❤
Smani yehawey ab google play ayrekebn yeblen alo entay ggebro man🎉❤❤❤❤❤❤❤😮😮😢🎉🎉
በረከት ሓወይ ናይ ስዑዲ ግን ኣቢና እዩ ካሊእ እባ ስርሐልና ብሩከይ ❤❤❤
በረከት ሓወይ ኣቢኒ እዩ ናይ ሱዑዱ የለን ይመስለን ካልእ ተሃልዩ ኣርኤና እበር🙏
በረከት ሓወይ ናይ ስዑዲ ግን ኣብኔ እዩ ካልእ እባ ሰርሐልና ብሩከይ🥰❤
በረከተይ ናይ ስዑዲ የለን መስለኒ ኣብይኒ እዩሞ ካሊእ መፍትሒ ተሃሊካ ባ ሓወኒ ተሓባበረና❤
ኣንለ ኣብዩኒ
አብ ስዕድ ለለና አይ ሰርሕን ስረሐና ባ😢❤❤❤❤❤
አብዩኒ ንዓይሰ ናይ ሰዑዲ ኣርእየና በረከት ሓወይ ብይዘኮ❤
በረከተይ ማዓረይ በጀካ ብመሰንጀር ባዕሉ ናተደምሰሰ ኣቢኒ በጀካ መፍትሒ ንገረና ለባመይ
እረ ናኩለና እዩ
ሳብስክራይብ ግበርለይ
ዋላ ናተይ 😢
ዋላ ናተይ
ዋላ ናተይ
የቀንየልና በረከት ሓወይ
በጃኻ መብዛሕቴና ማስጀር ባዕሉ ናተደምሰሰ ኣብዩና ዘሎ መፍትሒ ሒዝካልና ምጻእ
እረ ተሸጊርና
በረከት ሓወይ ኣብ ስዕዲ ዘሎ ኣቢና
ናይ ስዕዲ የለን ስልኪ ቁፅሪ በረከት ሓወይ❤
ብረከት ሓወይ ከመይ ገይሪካ ኤሜል የክፈት ኣርአየና😢😊
ዋላ ናተይ ኣብዩኒ ምክፋት😢
ሳብሰክራይብ ግበራለይ ፍቁራተይ
ደምርኒ
@@Awet355 ገይረለኪ ወለላይ ንሰኪ እውን ደምርኒ
በረከተይ እንኳን ናፃ ብካርዲ እናበለዐኒ ተሸጊረ🎉
በረከት ሓወይ ንትህበና ምክሪን ትምህርትን የቅንየልና❤😘ግን ኣቢኒ ናይ ስዕዲ የለን ይመስለንን ካሊእ ተሃልዮካ ኣምፅአልና በጃኻ🙏❤😘
በረከት ሓወይ ናይ ስዑዲ ኣርእየና በጃካ❤
በጃኻ በረከተይ ናይክንደይ ዓመት ዝተደዋወናዮ መስንጀር እናተደምሰሰ ኣብዩና plis ተሓባበረና 🙏መፍትሒ ንፅበ🥹
የቅኒይልና ኩብር ሓውና
በረከት ሓወይ እዚ እካ ኣይተረዳኣንን ግን ናይ ድዋይ መነሻ እባ ለኣከለይ
ናይ ሱዑዲ ኣይሰርሕንንን
ናይ ሱዑዲ የለን ሞኪረዮ ነይረ በረከት
ደምርኒ🎉🎉🎉
ደመረን
የለን ናበለትስ ደምርኒ😂
እወ ኩለና ኣቢና
በረከት ለባም 👌❤️❤️🌹🌹
ሰላም በረከት ሓወይ ዝስልኪ ምስፅሓፍክዎስ ዝመዳዊሊ ምምፃእ ኣቢኒዋ ከመይ ገይረ ከም ዝሰርሕ ክኮነለይ ይክእል❤❤🙏🙏🙏
Tank you beriy bro your Advice
ኩሉ ጽቡት አብቲ ነጥውቆ ጽሑፍ ግና እንተተንብበልና ጽቡቅ ነሩ።
ሰብሰክራይብ ግበሩለይ አሕዎተይ ብቅንዕና ኣተባብዕናባ ተጋሩዎይ👍🙏💛❤
ስላም ለዚባት
አረ ብጣዕሚ ነመሰግን በረከተይ ጅግና❤❤❤
Bekeket haweyyy መሰንጀር ኣርኤና ናተደምሰሰ ኣቢና
በረከት ሓወይ በይዘኻ ንገረን ይፅወዕ ግን አመንገኡ መፅዋዕ ገድፉ ኻልእ ይዛረብ ካኡ ያዓፀዮ ኻልእ ታሃልዩ ንገረን
በረከት ሓውና የቀንየልና🎉❤❤❤
እቲ እሜል አበይ "ይርከብ በረከት ሓወይ
ሰብሰክራይብ ግበረለይ❤
በረከተይ ናይ ምዚቃ እውን ኣሬኤና ከመይ ገርና ምስ ግጥሚ ክነውርዶ ንክእል
Ok
በርከትየ በአል እውሸት ጎበዝ ተገዲሰካ ኩሉ ተሪየናአ❤❤
pls ,ናይ saudi ኣልሸልና በኬዋይ🙏❤
ናስዑዲ ኣብዩ
ኣብ ሱዑዲ ኣይሰርሕን ኣቢና
ያቀንየልና በረከት ሓውና ኹልና ንምክር የና🙏😍😍
SBግበርለይ
በረከት ሓወይ ናይ ተለግራም ከድ ጠፍእኒ አበይ ይርከብ በዛካ ትሓበበረኒ ብዝሕ ነገር ዘድልየኒ አለኒ ከኑ ካልእ ከየአውርድለዋ ዝሓወይ ቴሓበባረኒ ብፈስብክ ውን ሓትተካ ነረ አመለስካለይ ሐዚ ከከትሓልፈኒ ዝሓወይ
ሰላምካ ይብዛሕ በረከት ሓወይ
ሓንቲ ሕቶ ክሓተ መሰንጀረይ እናነጠረ ኣብይኒ መፍትሒኡ እባ ንገረኒ በጃካ😢😢😢
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ዝያዳይ
የቀንየልና ቤኪ ሓወይ👏😍
በረከተይ ብመሰንጀር ዝተፀሓሓፍናዮ ብከመይ ንድልቶ ካብ ጀዋልና እና ካብቲ ዝፀሓፍናሉ ሰብ ምሉእ ልሙሉእ
ያቀንየልና በረከትየ ❤❤❤❤
ደምርኒ ሰበይ❤
ናይ ኢሜለይ ፓስዋርድ ረሲዐዮ አበይ ይርከብ በረከት ሓወይ
❤ክክክክ በረከት ሓወይ ሓቂካ ድካ
ናይ ፍቱ ኢመል ናይምንታይ ባሰወርድ ነአትወሉ ተሓባበረኒ❤
ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ
የቀንየልና በረከት ሓወይ ናመሰንጀር ንተፀሓሓፍናዬ ናተደለተ እና ይዓፅየንሎውን ንደቃይቅ ከምዘይ ፀሓሓፍ መፍትሒ ኣምፀአልና
ሳብስክራይብ ግበርለይ
የቀኔልና በረከት ሓወይይይይ❤❤❤❤❤
Msrh abuyni berekat heway Nia eritrean delya aleku
በረከት ሓወይ ናይ fB ሸር መክፈቲ እባ ኣምፅአልና ክቡረይ🎉
ንዒ❤
ቅልል ዝበለ ተሃልዮ በዜይ ቫስብት መን ክክእሎ ጣጣኡ መዓት እዩ
የቀንየልና በረከት ሓወይ ❤
ፍሪ ዝብል ኣይመፀኒይ ብሬ ሓወይ።
በረከት ሓወይ በጃኻ ዝጠፈአ ናይ ዩቲብ ፓስወርድ ኣበይ ንረኽቦ ንገረኒ ተተኻኢሉ ጠፊእና ዋ😭
ዝሮ ፅቡቅ እዩ
ናይ ሱዕዲ ከ ይሰርሕ ዶ በሬ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የቀንየልና ልልካአሎስ ጽቡቅ እዩ በረከት ሓዉና
ዝኩሉ ፕሮሶስ መን ክክእሎ ዋ 😅