ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ንሳ ድኣ ነቲ ጽሙእ ከልሚ ብወርቂ ጫማኣ ዘስተየት ርህርህቲ ህልና ኣዶ ጎይታና ድንግል ማርያም እያ።እግዚኣብሀር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቅራት የሕዋተይ, ናይ እመ ብርሃን በረኸታን ረዲአታን ኣይፈለየና።
ንሳ እያ ርህርህቲ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣበር ዘይብላ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብሓቃ ቃለ ሂውት የስመዕልና አሕወተይ ንሰ ዳኣ ቅድስተ ቅድሳን ንፅህተ ንፀሃን ርህርህተ ህልና ሰአልተ ምሕረት ደንግል ማርያም አደ ጎይተይ ምክንያት መድሕን ህወተይ ናይ መሰቀል ህያበይ መራሒት መንገደይ መዕቆብታ ንንፍሰይ አደ አላትና መምክሕተይ ንሳ አየ ከብ ኩሉ ፍጥረት ዝተሐረየት ንሳ እየ ደንግል ማርያም ኩብኩሉ ፍጥረት ዝተሓረየት ከብርን መስጋናን ዉዳሴን የብፃሕኪ ደንግልይ ርፍታ ልቦይ ❤❤❤❤
ንሳ ዳኣ እታ ኣደ መድሓን ዓለም እመብርሃነይ ኣደ ኩልና ኣደ ፍቅሪ ኣደ ኩሉ። ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባልኩም ብሩካተይይ እመብርሃነ ኣብ ጽላላ ተንብትኩም።🙏🙏💕💞💞🙏🙏🙏
ንሳ እቲ ርህርህቲ ርግቢት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፡ክብርን ምስጋናን ድማ ነታ ርህርህቲ ርግቢት ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ስለ አደነታን ፍቅራን ርህራሄአን ይኹነልና አሜን 💒✝️✝️✝️🙏🏾🙏🙏🏾✨🕯️🌲🪴💓🫶🌻♥️😘🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 kal hiwet yesmealna
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
Kalhiwet yesmeana ezom yehwatey kem mejemerta mefxemta yerekum abxolotkum zekuruna yehwatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ፥ መንያ ንሳ ከምዚ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ትሕትናን ርህራሄን ዝበረሃልኩም ንዓና መታን ክሕሸና ክብሪ ኣደ ብዙሐት ድንግል ማርያም ፈሊጥና እንዳ ኣመስገና ክንነብር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና፥ ሉኡል እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሐልኩም ኣሜን
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረከታን ኣማላድነታን ናይ ኪዳነ ምህረት ኣይፈለየና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዘሓልኩም።
ቃለ ህይወት የስምዓልና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም በረከታን ጣዕማን ናይ እመ ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን፨
Amen Amen Amen
Amien!!!! Qale hiwet yesimealna futwat ahwatna
ቃለ ህይወት የሰመዐልና እመ ብርሃን ጸሎታ በረከታ አይፍለየና አሜን፫
ንሳ ዳኣ ኣደ ጎይታይ ጽዮነይ ጸዳል ሂውትና ንግስቲ ሰማይ መርከብ ድሕነትና ኣብ ቀራንዮ ጎይታ ዝሃበና ኣደ ክትኮነና ክብርን ምስጋናን ንኩቡር ኣምላክና ነዲኡ ዝሃደና ኣሜን።
ኣሜን ቃል ህይወት የስማአልና በረከት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ምስ ክላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ሂወትና ተስፋ ኣስኒክምና ኩብራት የሕዋት
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና የሕዋት
ቃለ ሂወት የስማዓልና የሕዋት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
አሜን አሜን አሜን ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ክቡራት አሕዋተይ እሳ ዳአ ቅዱስተ ቅዱሳን እመ ብርሃን ድንግል ማርያም እያ ቃለ ህይወት የስመዐልና
Kale hiwet yesmealna xegeu ybzehalkum brukat ahwat
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣሕዋተይ በጣዕሚ ሰናይ ዕዮ ዝነኣድ ዕዮ በረከታ ይሕደረና!
እመ ፍሬ ሂወት ኣደ ጎይታና:ካልኣይቲ ሰማይ :በረኸት ናይ እምነትና ዝፈልፈለና :ኣደ እግዚአብሔር ጎይታ ሰራዊት ተስፋ ናይ ኩላህትና ብርሃን ዝረኣነላ ።ንበረኸት ኩኑ ወገናተይ ደስ ዘብል።
Eme frehiwet
Men eya nsa
Amen Amen Amen ጸጋኡ የብዘሓልኩም የሕዋት
Kale hiwet yesmealna keburat yehwat nay agelgelot zemenkum yebarekelkum
ስላም ነው
Egziabher amlak xegue yebzehelkum Kubirat yehwateyy ⛪ 💒 🙏 ⛪ 💒 🙏 ⛪
qale hiwet yesmealena ezgabher amlak zemen ageleglotekum yebark yehwatey amen.
Good 👍
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋት መን ያ ንሳ ቅድስቲ ድንግል ማርያም እያ ንሳ ሰላም ደቂ ክርስቶስ ንዕቤት ነዛ ሓዳስ ቻነል ማህደር ጥበቦም TV እትብል ስርሓ ክትጅምር 1000 ሳስክራይብ ስለ ዘድልያ ብሳስክራይብ ክትድጉፍና ብትሕትና ንሓትት ሰላም ኣምላኽ ምስኩላትና ይኩን
እታ ቅድስተ ቅዱሳን ዝኮነት ድንግል ማሪያመይ ትሓልኩም
ንሳ ደኣ፣ እታ'ኳቅዱሳን ኣቦታት፡ ብራና ፍሒቖምዕቤታ ክገልጹ፡ ውዒሎም ሓዲሮምጀሚሮም ጌና ከይወድኡቀለም ተወዲእዎም፡ ብርዖም ኣብቂዑ✍ምሳሌ ዝሰኣኑላ፡ ብምንታይ ክንምስላድንግል በክልኤ ትነብር ኮምኡ ኢላኣነ ግዳ፡ በዚ ኮልታፍ ልሳነይእንታይ ኢለ ክገክጻ፡ በየናይ ዓቕመይኣነ'ስ ገሪሙኒ፣ ምልኣት ናይ ፍቕራስለ ኩልና ትልምን ከይረኽበና መከራ🙏🙏🙏
❤❤❤
ኣሜን ጸጋኡ የብዝሓልኩም ሳብስራይብ እባ ሓግዙኒ ፍቁራተይ
Xegu yebzhalkum ahwat
Xega aemlka bmulu adimkum ysabkum aehwatey
Aden qdste qdusan eyaTesfa nay qubxanKbri ykunan bzhabetna qalkidan
ንሳ ድኣ ነቲ ጽሙእ ከልሚ ብወርቂ ጫማኣ ዘስተየት ርህርህቲ ህልና ኣዶ ጎይታና ድንግል ማርያም እያ።
እግዚኣብሀር ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቅራት የሕዋተይ, ናይ እመ ብርሃን በረኸታን ረዲአታን ኣይፈለየና።
ንሳ እያ ርህርህቲ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣበር ዘይብላ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብሓቃ ቃለ ሂውት የስመዕልና አሕወተይ ንሰ ዳኣ ቅድስተ ቅድሳን ንፅህተ ንፀሃን ርህርህተ ህልና ሰአልተ ምሕረት ደንግል ማርያም አደ ጎይተይ ምክንያት መድሕን ህወተይ ናይ መሰቀል ህያበይ መራሒት መንገደይ መዕቆብታ ንንፍሰይ አደ አላትና መምክሕተይ ንሳ አየ ከብ ኩሉ ፍጥረት ዝተሐረየት ንሳ እየ ደንግል ማርያም ኩብኩሉ ፍጥረት ዝተሓረየት ከብርን መስጋናን ዉዳሴን የብፃሕኪ ደንግልይ ርፍታ ልቦይ ❤❤❤❤
ንሳ ዳኣ እታ ኣደ መድሓን ዓለም እመብርሃነይ ኣደ ኩልና ኣደ ፍቅሪ ኣደ ኩሉ። ኣምላክ ኣዕዚዙ ይባልኩም ብሩካተይይ እመብርሃነ ኣብ ጽላላ ተንብትኩም።🙏🙏💕💞💞🙏🙏🙏
ንሳ እቲ ርህርህቲ ርግቢት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ፡ክብርን ምስጋናን ድማ ነታ ርህርህቲ ርግቢት ቅድስቲ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ስለ አደነታን ፍቅራን ርህራሄአን ይኹነልና አሜን 💒✝️✝️✝️🙏🏾🙏🙏🏾✨🕯️🌲🪴💓🫶🌻♥️😘🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️
Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 kal hiwet yesmealna
Amen amen amen kal hiwet yesmalna
Kalhiwet yesmeana ezom yehwatey kem mejemerta mefxemta yerekum abxolotkum zekuruna yehwatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ፥ መንያ ንሳ ከምዚ ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ትሕትናን ርህራሄን ዝበረሃልኩም ንዓና መታን ክሕሸና ክብሪ ኣደ ብዙሐት ድንግል ማርያም ፈሊጥና እንዳ ኣመስገና ክንነብር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና፥ ሉኡል እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዛሐልኩም ኣሜን
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረከታን ኣማላድነታን ናይ ኪዳነ ምህረት ኣይፈለየና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዘሓልኩም።
ቃለ ህይወት የስምዓልና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም በረከታን ጣዕማን ናይ እመ ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን፨
Amen Amen Amen
Amien!!!! Qale hiwet yesimealna futwat ahwatna
ቃለ ህይወት የሰመዐልና እመ ብርሃን ጸሎታ በረከታ አይፍለየና አሜን፫
ንሳ ዳኣ ኣደ ጎይታይ ጽዮነይ ጸዳል ሂውትና ንግስቲ ሰማይ መርከብ ድሕነትና ኣብ ቀራንዮ ጎይታ ዝሃበና ኣደ ክትኮነና ክብርን ምስጋናን ንኩቡር ኣምላክና ነዲኡ ዝሃደና ኣሜን።
ኣሜን ቃል ህይወት የስማአልና በረከት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ምስ ክላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ሂወትና ተስፋ ኣስኒክምና ኩብራት የሕዋት
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና የሕዋት
ቃለ ሂወት የስማዓልና የሕዋት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
አሜን አሜን አሜን ፀጉኡን በረከቱን የብዝሓልኩም ክቡራት አሕዋተይ እሳ ዳአ ቅዱስተ ቅዱሳን እመ ብርሃን ድንግል ማርያም እያ ቃለ ህይወት የስመዐልና
Kale hiwet yesmealna xegeu ybzehalkum brukat ahwat
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣሕዋተይ በጣዕሚ ሰናይ ዕዮ ዝነኣድ ዕዮ በረከታ ይሕደረና!
እመ ፍሬ ሂወት ኣደ ጎይታና:ካልኣይቲ ሰማይ :በረኸት ናይ እምነትና ዝፈልፈለና :ኣደ እግዚአብሔር ጎይታ ሰራዊት ተስፋ ናይ ኩላህትና ብርሃን ዝረኣነላ ።ንበረኸት ኩኑ ወገናተይ ደስ ዘብል።
Eme frehiwet
Men eya nsa
Amen Amen Amen ጸጋኡ የብዘሓልኩም የሕዋት
Kale hiwet yesmealna keburat yehwat nay agelgelot zemenkum yebarekelkum
ስላም ነው
Egziabher amlak xegue yebzehelkum Kubirat yehwateyy ⛪ 💒 🙏 ⛪ 💒 🙏 ⛪
qale hiwet yesmealena ezgabher amlak zemen ageleglotekum yebark yehwatey amen.
Good 👍
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋት መን ያ ንሳ ቅድስቲ ድንግል ማርያም እያ ንሳ ሰላም ደቂ ክርስቶስ ንዕቤት ነዛ ሓዳስ ቻነል ማህደር ጥበቦም TV እትብል ስርሓ ክትጅምር 1000 ሳስክራይብ ስለ ዘድልያ ብሳስክራይብ ክትድጉፍና ብትሕትና ንሓትት ሰላም ኣምላኽ ምስኩላትና ይኩን
እታ ቅድስተ ቅዱሳን ዝኮነት ድንግል ማሪያመይ ትሓልኩም
ንሳ ደኣ፣ እታ'ኳ
ቅዱሳን ኣቦታት፡ ብራና ፍሒቖም
ዕቤታ ክገልጹ፡ ውዒሎም ሓዲሮም
ጀሚሮም ጌና ከይወድኡ
ቀለም ተወዲእዎም፡ ብርዖም ኣብቂዑ✍
ምሳሌ ዝሰኣኑላ፡ ብምንታይ ክንምስላ
ድንግል በክልኤ ትነብር ኮምኡ ኢላ
ኣነ ግዳ፡ በዚ ኮልታፍ ልሳነይ
እንታይ ኢለ ክገክጻ፡ በየናይ ዓቕመይ
ኣነ'ስ ገሪሙኒ፣ ምልኣት ናይ ፍቕራ
ስለ ኩልና ትልምን ከይረኽበና መከራ
🙏🙏🙏
❤❤❤
ኣሜን ጸጋኡ የብዝሓልኩም
ሳብስራይብ እባ ሓግዙኒ ፍቁራተይ
Xegu yebzhalkum ahwat
Xega aemlka bmulu adimkum ysabkum aehwatey
Aden qdste qdusan eya
Tesfa nay qubxan
Kbri ykunan bzhabetna qalkidan