ገብራይ፡ ሚልዮነር ብገንዘብ ትግራይ!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 เม.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @alenamediatv7443
    ጉዕዞ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን ንደርዘናት ዓመታት ክብ-ለጠቕ እናበለ ይጓዕ ነይሩ። ዲያስፖራ ኤርትራውያን ቅድሚ ሒደት ዓመታት "ይአክል" ብዝብል ማዕበል ንምድረ ሰማይ ኣንቀጥቂጡዋ ነይሩ። ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንይአክል ተኪኡ ኣብ ሙሉእ ዓለም ኣስፋሕፊሑኳ እንተጸንሐ፡ ብሰንኪ ዘይብሱል ኣከያይድኡን ዕንደራን ኣብ ኣፈፌት ሓድሽ ዓመት 2024፡ ካብ መጋርያ ናብ ሓዊ ለይቶ ተቐዪሩ ኣሎ። ከምቲ ንሕና ደለይቲ ፍትሒ ስርዓት ህግደፍ ንምእላይ ከይደቀስና ንሓድሮ፡ ጸላኢና እውን ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ንምድኻም ድቃስ ከም ዘይብሉ፡ ክንነግር ጸኒሕና ኢና። ኢሉ ኢሉ ከአ፡ ደምበ ተቓውሞ ኤርትራውያን መስሓቕ ሸራፋት ኮይኑ ኣሎ። ብዘይ ቃልዓለም፡ እቲ ሓቂ እዚ ኢዩ። ዝኸበርኩም ተቓለስቲ ንሓርነት፡ ምፍልላይ፡ ምዝልላፍን ፋሕጭንግራሕን ክሳራ'ምበር ረብሓ የብሉን። ሕጂ ውን እዚ ደርማስ ማዕበል ብርጌድ ንሓመዱ፡ ከም ተመን መስከረም ዕፋፈቱ ሰዲዱ፡ ብሓድሽ መልክዕ ክውደብ የድሊ ኣሎ።
    Alena Media TV is one of the most popular Eritrean TH-cam channels, daily increasing number of followers and subscribers. A number of important topics with a particular focus on daily Eritrean issues, Tigrai war, Ethiopian politics and news. / @alenamediatv7443
    Follow us on your favourite social media: / alenamediatv , Instagram/alenamedia, twitter/alenamedia, Like our FB Page: Alena Media TV. For any inquiries, email us at: info@alenamedia.org. Please don't forget to Share, Subscribe, like and comment our channel. Donate to to grow Alena on PayPal: paypal.me/Redie and GoFundMe: www.gofundme.com/f/hey8r
    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና፡ Soft Copy /PDF/ መጻሕፍቲ ኣለና ንምርካብ፡ alenamedia.org/product/menkae/
    alenamedia.org/product/tlmi-n...
    #TigrayNews #Ethiopia #BREAKINGNEWS #ethiopian news #Eritreabreaking news #eritreanews #GetachewReda #isaisafwerki #abiyahmed #Addisabeba #sudan #somalia #asmara #seyfe selase
    ethiopian news | tigray news | eritrean news | abiy ahmed | bbc tigrinya | getachew reda | ethio forum | reyot media | eritrea news | eritrea breaking news | ethiopian breaking news | isais afwerki | tigray war | Tolosa Ethiopia mezmur orthodox ethiopia | gmn tv | ethiopia united ethiopia

ความคิดเห็น • 75

  • @alenamediatv7443
    @alenamediatv7443  2 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡራት ተኸታተልቲ ኣለና ሚድያ ቲቪ፡ ክንዲ እምባ ዝኸውን ሃገራዊ ጉዳይና ኣወንዚፍና ናብ ከምዚ ዝአመሰለ ቆይቊን ምጥቕቓዕን ክንአቱ ዘሕፍር ኢዩ። ክቡራት! ኣነ ካብ ነገር እሃድም፡ ንሱ ከአ ዘቑጸልጸለ ኣርእስቲ እና አምጽአ ንምጽላመይ ተዓጢቑ ኣሎ። ኣብ ፍጻሜ ናይዚ ኲናት እዚ፡ መን ኢዩ ክዕወት ግዜ ክምልሶ ኢዩ። ካብ ቲፎዞነት ወጺእኩም ሓቀኛታት ፈራዱ ኩኑ!! ንሽምግልና ወትሩ ድሉው እየ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +2

      You are right, Ayana. Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน

      @@selinaalena4453
      ሽቃቅ ህግዲፍ ብሰልጠነ አይትምጽኢ : ኣብ ትበጽሕዮ የብልክን

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน +3

      @@selinaalena4453
      ሽቃቅ ህግዲፍ ብሰልጠነ አይትምጽኢ : ኣብ ትበጽሕዮ የብልክን

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@Z-oneandonly Awragawian

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@selinaalena4453
      ኣነ በቦይ በደይ ሓማሴናይ የ ግን ኤርትራዊ ይኹን ካልእ ኣንጻር ስርዓት ኢሰያስ ዝቃለስ ሓወይ ሕፍተይ ብጻየይ ብጸይተይ ኢዮም :: ሰለጠነ ድማ ሓደ ካብቶም ዘኽብሮም ተቃለስቲ ኢዮም :: ብሞገት ክትስዕርዎ ስለዘይከኣልኩም ለወጥወጥ ትብሉ ኣለኹም :: ህዝቢ ኤርትራ ግን እዚ ተንኮላትኩም ቀደም ሓሊፍዎ ኢዩ : ክንስዕረኩም ኢና ድማ

  • @Fernando-et5lp
    @Fernando-et5lp 2 หลายเดือนก่อน +5

    Merhaba

  • @yonasteklemichael7506
    @yonasteklemichael7506 2 หลายเดือนก่อน +15

    ሃተውተው ኣብዚሕኩም ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ፡ ተባላሺኹም ብላሽ ኮንኩም ፍልልያትኩም ኣወጊድኩም ተረዳዲእኩም ተወሓሒጥኩም እንተትኸዱ ምሓሸ። ዕላማኹም ረሲዕኩም ከምዚ እናገበርካስ ን ወዲ መድህን በራድ ክትኣልይዎ ምሕሳብ ኣይከኣልን ኢዩ። ተረዳድኡ።

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +2

      NSeltene kemu belo. Tefetawi talk show radio Rwanda

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@selinaalena4453​​⁠
      ሽቃቅ ህግዲፍ ብሰልጠነ አይትምጽኢ : ኣብ ትበጽሕዮ የብልክን

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน

      @@Z-oneandonly resahat Awragawian

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน

      @@selinaalena4453
      ጋሕባ ኣበይ ደኣ ቀኒኺ ድሕሪ 11 መዓልቲ ትምልስለይ : ገታር ገልዒ : ባርያ ህግዲፍ ጥሪት ኢሰያስ :: ዘይትኸዲ ናብ ኤርትራ ደቀኣንስትዮ ተሳኢነን ኣባጊዕ የእዱግ እገብሩ ኣለው

    • @saron-si5ym
      @saron-si5ym 2 หลายเดือนก่อน

      @@Z-oneandonly lokumax neseka ke men teuy gereka nay Israel 🇮🇱 yhwatena kendey genzeb serkeka

  • @user-vu3zf3fb4k
    @user-vu3zf3fb4k 2 หลายเดือนก่อน +3

    Way good wedi haqari adgi texawitolom😂😂😂

  • @user-dr4wh2te7l
    @user-dr4wh2te7l 2 หลายเดือนก่อน +5

    Bhade do aytserhun nerkum kthamku ms tebaskum do mistirkum twaxaxu eway senefat klte hade denakur

  • @GEO.16
    @GEO.16 2 หลายเดือนก่อน +4

    ገብራይ ሰራቒ

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 2 หลายเดือนก่อน +1

    Besmam weweld mefes kudus🙏🙏🙏 Anta hawna Mahari miseb koxrkayomsi misziom zewedku zebluwo hizkas ab media mexeka!!!

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +6

    Seltene Tefetawi talk show radio Rwanda to court in America

  • @abrahamhagos1938
    @abrahamhagos1938 2 หลายเดือนก่อน +1

    HIGDEF is laughing at both of you

  • @user-kn3qj2yb9j
    @user-kn3qj2yb9j 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰራቒ ይተሓተት፡መልሲ ክህበሉ ድማ ይግባእ፡ካን ሽሻዩ ሰሪዕሉ፡ዓያሹ ኣይሰኣኑ መቕሰንቲ ስልጠነ ሰራቒ ስለ ዝኾኑ።

  • @heidshop4103
    @heidshop4103 2 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቶ መሓሪ ብዛዕባ ሚልዮናት
    ዶላራት ትግራይ ክትብል ከለኻ
    ነቶም ተጋሩ እንተትገድፈኦሎም''ዶ
    ኣይምሓሸን ? ብዛዕባ ምትህልላኽ
    ምስ ሰልጠነ ግን ንኽሊተኹም
    ምሕረት የውርደልኩም ኣብክንዲ
    ኣብውልቃዊ ሃልኪ ብዛዕባ ሃገርን
    ህዝብን ክትሓስቡ ይምረጽ።

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 2 หลายเดือนก่อน

    Anta Ato Redie intay weriduka kabzi kulu jgninetka.
    Nab kemzi hater qetew weridka.
    New belom wray qalska gber💔

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ajoka Ayana jegna ❤❤❤❤❤

  • @bluerevolutionists
    @bluerevolutionists 2 หลายเดือนก่อน

    Qurban akilu

  • @bibatigray4002
    @bibatigray4002 2 หลายเดือนก่อน

    Siq bel banda shabia hasawi

  • @fanuskesh4838
    @fanuskesh4838 2 หลายเดือนก่อน

    That’s not true.

  • @Fernando-et5lp
    @Fernando-et5lp 2 หลายเดือนก่อน +1

    Bejaki deleka alku b wisti rkebeni

  • @yrgalemmekake6746
    @yrgalemmekake6746 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ewyy bella drama , qedem issias , issias tebel nerka , hejdema seltene , seltene . Koyna derama : : John black inqua teasere , tebel meraheom nerka tegry teweat indabelka meshe .

  • @habteabgebrelassie6940
    @habteabgebrelassie6940 2 หลายเดือนก่อน

    oy kan

  • @yohaneshagos8225
    @yohaneshagos8225 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ዘሕዝን ተርእዮ: ደሞክራስያዊ ቃልሲ ኢልኩም ጀሚርኩም ናብ ግላዊ ቆይቅን ሕሜታን ክትሰግሩ ንህዝቢ ኤርትራ ኣዝዩ ተስፋ ዘቕርጽ እዩ : ትርጉም መድያ: ብፍላይ ድማ ኣብ ከምዚ ናህና ክንዲ መድፍዕናን ታንክናን ኮይኑ ከገልግል ዝግብኦ ናብ ቁልዕነታዊ ቆይቂ ክቕየር ዓቕምና ኣዝዩ ቱሑት ምዃኑ ጥራይ እዩ ዘብርህ :: ውልቃዊ ጥቕምኹ እምበር ጠቕሚ ኤርትራውያን ከምዘይዓጠኩም ኣብሪህኩምልና :: ወራዙት ድማ ትመስሉ ኔርኩም !!!!!!

  • @Yenhal7
    @Yenhal7 2 หลายเดือนก่อน

    Seltene is not a genuine fighter mast come to justice. I think all of you sad cases

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 2 หลายเดือนก่อน

    ሰብአይን ሐሳውን የጥፋአዬ ይብሉ አቦታትናን!!

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 2 หลายเดือนก่อน +1

    አየ ንሰኻትኩምክክክክ ዱኹማት ሐንጓል.
    i am sure you don't any Prof 100% if you have why don't challenge him on his media or to the court?

  • @emanuelmsgun8463
    @emanuelmsgun8463 2 หลายเดือนก่อน

    ሐሰውቲ ጽቡቅ ገበረ ሰረቅቲ ንባዕሉኩም

  • @selinaalena4453
    @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ayana jegna Ajoka. Ezom Awragawian bitifozo eyom sekedu

  • @sabacuddus7319
    @sabacuddus7319 2 หลายเดือนก่อน

    Dear Alona Media, as justice seeker it’s very sad to see you on this ugly very dirty report.

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 2 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ደሓን መጳኻ አቶ ረዲኢ ።ደስ ኢሉኒ ድምጵኻ ስለ ዝሰማዕኩ።

  • @Sembeli-bh16fo
    @Sembeli-bh16fo 2 หลายเดือนก่อน

    ስልሰልጠነ ዘይከም ስሙ ኣብ ሜድያ ብዙሕ ዘይሰልጠነ እኳ እንተኾነ ንሱ ይሓይሽ ካባኻ ቀደም ኣቦና ንበለካ ኔርና እጂ ግን ናይ ኣቦ ርሒቑካ ኣብ ከምዚ ምውራድኻ ተሕዝን ። ለካ ተጋዳላይ ይሽይብ እምበር ,,,,,,,,,,,,,,

  • @user-cz1zz2gk2g
    @user-cz1zz2gk2g 2 หลายเดือนก่อน

    ሰልጠነ ህጂ ኩሉ ጸሊኢዎ አብዚ ዝጻረፉ ደቂ አዱ ኢዬም አሌተኛታት መጀመርታ ሰልጠነ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢዬ ።።ህጂ ከአ ኩሉ ሰብ ተላኢልዎ አሎ ሰራቂ ምኻኑ ኩሉ ገጢምዎ አሎ

  • @saron-si5ym
    @saron-si5ym 2 หลายเดือนก่อน

    Lokumax leba neseka ke kab Israel 🇮🇱 yhwatena kendey genzeb deka ataleleka kulukum 1 lekumax

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 2 หลายเดือนก่อน

    Anta hatew qetew ktblu gizie halifkum.
    Bqni taes ilkum

  • @kedishmikael4143
    @kedishmikael4143 2 หลายเดือนก่อน

    Kthalmu tkilu ikum.
    Kthatu intekonkum
    Eseyas wesiduwo zelo nay 15 milyon nbretkum htetu.
    Kkkkkkkkkk

  • @robelg4863
    @robelg4863 2 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ኣቦና ሸለል ጥራይ እያ ፈውሱ ኮይና ትስምዓኒ።

  • @yosef_32
    @yosef_32 2 หลายเดือนก่อน

    For me, the guy known as Tefetawi Talk Show (Gebray) is a preacher of aganist Eritrean values and a businessman in the name of poor tigrains and those in need. His channel is as horrible as "Radio Rwanda in the early 90s.".

  • @hagoshaile8942
    @hagoshaile8942 2 หลายเดือนก่อน

    እንታይ ዝብሃል ህልክ ኢዩ እዙይ ከም ዓሳ ምብልላዕ።

  • @Berhane-
    @Berhane- 2 หลายเดือนก่อน

    ዘይከውን ግደፍ ፡ ነቲ ዓድኻን ሃገርካን ከሊኡካ ዘሎ ኣክንዲ ትሰርሕ ፡ ኣብ ዘይተጨበጠ ህልኽ ምኻድካ ፡ ብጣዕሚ ይሓዝን ።👎🏽👎🏽👎🏽👎🏽ዲስላይክ ።

  • @user-kd1co9cv2w
    @user-kd1co9cv2w 2 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ሰራቂ አንተከይኑ አነ ጥራይ አይኩንኩን ማለትካ ደየ አላና ሸገር ሃገር

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 2 หลายเดือนก่อน

    ብብር ዶ ኮይንካ ትሽምቶ ኣሕዋት ሓስብኩምተዛረቡ ሰብ ከይስሕቀኩም ደሓር ሓሳውን ኩቦን እንዳፎኸስ ኢዩ ዝሓድር

  • @zenebez5237
    @zenebez5237 2 หลายเดือนก่อน

    ሠላም ኣያ ከመይ ኣሎኻ ደሓን ዲኻ? ታይ ደኣ ሎሚ ፅሉላት ሰባት ሒዝካ መፂእኻ ? ንርእሶም ውን ሒሳብ ዝፈልጡ ኣይመስሉን፡በየናይ ሒሳብ እዩ 4.5 ሚልዮን ብር 120 000 ሽሕ ኩንታል ረድኤት ዝዕድግ ልሙኻኑ ኸ ታይ ዓይነት እኽሊ(ረድኤት እዩ) አያ ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ቁሩብ መብርሂ ሀበና?

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 2 หลายเดือนก่อน +1

    ተሐቢእካ ሰብ ምጽላም ደአ ቀሊል አንድዬ :ግን አብግብሪ ከም ተፈታዊ ሾው ግን እሰኪ አርእዬና? ወኻሩ!

  • @kibromaraia3102
    @kibromaraia3102 2 หลายเดือนก่อน

    ክለኣ ፡ሎቓምጽ ዓበይቲ ቖልዑ! ሰልጠነ ስራሕ ዘለዎ ሰሪሑ ዝበልዕ ፡ ጅግና ሰብኣውነት ዘለዎ፡ ባዓል ሕልና፡ ኣቦን ኣደን ዝሳኣና ተጋሩ ከም ደቁ ጌሩ ዝናብን ዘዕብን ፡ ሰናይ ብምግባር ምሳሌ ዝኾነ ሰብኣይ እዩ ፡ ንስኻትኩም ኣበይ ትርከቡ ፡ ወኻሩ።

  • @Higuain1995
    @Higuain1995 2 หลายเดือนก่อน

    ኩሉኹም ሓስውቲ ህልኽኛታት ኢኹም. ናይ ቆልዓ ሓንጎል እዩ ዘለኩም ዋላ ሰልጠነ እጋገ እዩ ዘሎ

  • @Z-oneandonly
    @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน +4

    ንሰልጠነ ከተውድቅዎ ትገብርዎ ላዕልን ታሕትን : ኣብ ትበጽሕዎ የብልኩምን : ሰልጠነ ሸርሞጥሞጥ አይብልን ዩ : ሓሰውቲ

  • @demhai4560
    @demhai4560 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣያ ረድ ኢ፡ ሰብኣይ እንተኾንካ፡ ነዛ ጉዳይ ኣብ መዕለቢኣ ኣብጻሓያ፡፡ ምኽንያቱ ብሰልጠንው ብዙሓት ተዛሪቦም ግን ሓንቲ ክገብርዎ ኣይከኣሉን፡፡ ስለዚ ንስኻ ታሪኽ ስራሕ፡፡ ሓገዝቲ ውን ኣይትስእኝ ኢኻ፡፡

  • @rahwamengisteab7753
    @rahwamengisteab7753 2 หลายเดือนก่อน +2

    በጃኻ ረድእ እዚ ሃለውለው ገዲፍና ጉዳይ ሃገርና ንግበር ንህግደፍ ኣይንሃቦ ድል

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +2

      But Seltene is talking about Redie every day. What do you want him to do?

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน

      @@selinaalena4453
      It is none of your business ​​⁠
      መጣቆሲት ሽቃቅ ህግዲፍ ብሰልጠነ አይትምጽኢ : ኣብ ትበጽሕዮ የብልክን

  • @abrahamtewelde7515
    @abrahamtewelde7515 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኪናት ትግራይ ጠቂማቶ ገብራይ ወዲ ሓዃሪ ኣድጊ😅።

  • @alganeshteklu6765
    @alganeshteklu6765 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዘይትዓብዩ አበይ ከትበጽሑ ነንሕድሕድኩም ትባልዑ ፈሽኾላት አብዑር ::

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +4

      Seltene seraki radio Rwanda to court in America

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@selinaalena4453
      ሽቃቅ ህግዲፍ ብሰልጠነ አይትምጽኢ : ኣብ ትበጽሕዮ የብልክን

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@Z-oneandonlySeltene eu HEGDEF nay wedi Kasa leuk. Resahat Awragawian

    • @Z-oneandonly
      @Z-oneandonly 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@selinaalena4453
      ክክክክክ ንሰልጠነ ምውዳቅ መንገዲ ስኢንክናሉ እንቱም ፍንፉናት ህግዲፍ 03 ደጊም የለን ምትዕሽሻው :: ሰልጠነ ንብሄረ ህግደፍ ባሮት ኢሰያስ ነቅነቅ ዘበለ ጅግና ዩ :: ከዛብ

    • @selinaalena4453
      @selinaalena4453 2 หลายเดือนก่อน +1

      @@Z-oneandonly Seltene barya nay HEGDEF eu, atum Awragawian. Behager hesebu

  • @kibromaraia3102
    @kibromaraia3102 2 หลายเดือนก่อน

    ክለኣ ፡ሎቓምጽ ዓበይቲ ቖልዑ! ሰልጠነ ስራሕ ዘለዎ ሰሪሑ ዝበልዕ ፡ ጅግና ሰብኣውነት ዘለዎ፡ ባዓል ሕልና፡ ኣቦን ኣደን ዝሳኣና ተጋሩ ከም ደቁ ጌሩ ዝናብን ዘዕብን ፡ ሰናይ ብምግባር ምሳሌ ዝኾነ ሰብኣይ እዩ ፡ ንስኻትኩም ኣበይ ትርከቡ ፡ ወኻሩ።