ደስ ዘብልን መሃርን ግዜ ኣብ ገዳም ቅድስቲ ማርያም ዓይላ ምስ ምሉእ ታሪኽ ናይቲ ገዳም gedam qdsti maryam ayla eritrean orthodox

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • ብሓቂ ምሉእ ቪድዮ ርእኹምዝጎደለ ክትእርሙ ቅጽል ዘለዎ ድማ ክቕጽል ከምዘለዎ ክትነግሩና ንላቦ እግዚኣብሄር ምሳና ኾይኑ ሓሳባትና ይባርኽ ብዓቢኡ ኣብ ጸሎትኩም ደግፉና ሰላም ዝሰፈኖ ዘመን ይግበረልና፡ ናይ ካልኦት ገዳማት ሰነዳዊ ፊልም ውን ኣብዚ ኣለኩም፦
    ኣቡነ እንድርያስ ዕፉን • ተገሪመ ፡ ተሓጒሰ ሓዚነ ኣለኹ። ሰ...
    ኣቡነ ዮናስ ደብረ ድሁሃን • ካብ መቓብር ዝፍልፍል ዘይቲ ዘለዎ ...
    ካልኦት ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መደባት ንምክትታል ኣብዛ ቻነል ተመዝገቡ።
    © Copyright: All Rights reserved.‪@datlove‬
    subscribe our you tube channel for more videos
    you tube / @datlove
    facebook www.youtube.co...

ความคิดเห็น • 567

  • @datlove
    @datlove  2 ปีที่แล้ว +121

    ስድራ እግዚኣብሄር ምሉእ ቪድዮ ተገዲስኩም ሪእኹም እቲ ክቕጽል ዘለዎ ይቐጽል ክእረም ዘለዎ ድማ ይተኣረም በሉና። ምኽንያቱ ኣብ ገዳማትና ኬድና ከምዚ ዓይነት ስራሓት ከነምጽኣልኩም ኢና ተሌፎን ናይዚ ገዳም ከኣ 07450626 ኣብ ምኔት ናይዚ ገዳም ኣባ ዘመንፈስ ቅዱስ ኢልኩም ርኸብዎም፨

    • @salimbahre6833
      @salimbahre6833 2 ปีที่แล้ว +5

      Aziyu des zebl kemzis qexlwo xbuq medem adalkum bereket eme amlak mis kuluna yukun

    • @almaz.amenmehari1419
      @almaz.amenmehari1419 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @almaz.amenmehari1419
      @almaz.amenmehari1419 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen Amen Amen

    • @almaz.amenmehari1419
      @almaz.amenmehari1419 2 ปีที่แล้ว +2

      Ab Holland ine zkmet imo btami des yibil

    • @lemlemkidane6135
      @lemlemkidane6135 2 ปีที่แล้ว +8

      Abi liben yesfero goyta amennnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn
      Gofondom gebru ada edina nibeli bejkum amlki yahgzina

  • @sabazeromtesfai7502
    @sabazeromtesfai7502 2 ปีที่แล้ว +4

    ተስፋ ይገብር ኣምላክ ተፈቂድዎ ብሂወት እንተለኩ ነዚ ኽሪኢ ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏💯💯💯💯💯💯💯💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🏻

  • @SaronEyasu
    @SaronEyasu 5 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ጸሎትኩም ፈክሩና ኣቦታትን ኣዴታትን ጸጉኡ የብዘሓልኩም

  • @ghenetdesta4540
    @ghenetdesta4540 2 ปีที่แล้ว +8

    ከመይ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ኣንታ ድያቆን ሓወይ፡ ነዚ ቅዱስ ገዳማትና ዘርለዎ ጸገማትንምፍታጥ ዝተንሳእካ ኣምላከ ቅዱሳን እግዚኣብሄር ይባርኽካ። ብሓቂ ብመንፈስ ንድሕሪት መሊስካኒ፡ቅዱሳን ገዳማትና ናፊቕና ባርኾት ጨኒቑና።

  • @TemesgenFetari
    @TemesgenFetari 2 ปีที่แล้ว +30

    ኦ ኣደይ ማርያም ወላዲት አምላክ ገዳምኪ ክንስዕም ስደትና ይሕጺርኪ ክትረድእና ንልምን
    ቃላት ሓጺርኒ ኣቦታት ኣደታት ጸለትኩም ኣይፈለየና
    ተመሊሰ ገዳምኪ ክስዕም ኣብ አምላክ ተስፋ ይገብር 🤲🤲🙏🤲

  • @ER-xp9th
    @ER-xp9th 2 ปีที่แล้ว +6

    ኩሉ እርእይ እዬ ብዛአባ ሂሩት ሚድያ ግን ሎሚ ረኪቤያ ተመሰገን🙏🙏🙏 ንከሉ ሼር ክገብር እዬ እሰይ ዳይቆንኔይ ተባረክ ተባረክ አቦካን አዴካን ከመይ ዝትአደሉ እዬም ሐይማኖትናን ታሪክና ከሚዚ ጌርካ አብ ገዳማትና አቲካ ትሰርህ ሕጂውን ልኡል ፈጣሪ መድሐኔ አለም ፀጉኡ ያብዘሐልካ 🙏🙏🙏ተባረክ ተባረክ 🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @MerhawiAndemeskel-u7p
    @MerhawiAndemeskel-u7p 3 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ህይወት የስምኣልና ድያቆን ዳት ሓውና ይቅሬታ ድያቆን ሓወይ ኣብ ኤርትራ ኣብ ባረንቱ ኣላ ገዳም ኣቡነ ቴኽሌ ዘየሸግረካ እንተኮይኑ ምስ ህዝቢ ከተላልያ ድያቆን ሓወይ ይቅሬታታታታታታታታታ ድያቆን ሓወይይይይይይይይይ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤

  • @goytomhabtom1208
    @goytomhabtom1208 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና በርኸቶም ናይ ኩሎም ኣቦታት ይኽፍልና

  • @ጓልገባርፃዕዳ
    @ጓልገባርፃዕዳ 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣይይይ ዓደይ ምድረ ኣግኣዚት እዚ ኩሉ ሃብትን ቅርስን እናሃለወኪ ደቅኪ ፈቀዶ ስደትን ከርተትን ይሳቀዮ ኣለዉ እግዚአብሔር ስደትና የሕፅረልና እሞ በረከት ኣቦታትና ክንካፈል እመ ብርሃን ብፆሎታ ትርደአና

    • @TesfitMhreteab
      @TesfitMhreteab 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ አግዚኣብሔር ኣምላኽ ስደትና የሕጽሩ ናብዛ ጥዕሚት ዝኮነት ዓዲና ይምለስና

  • @sabazeromtesfai7502
    @sabazeromtesfai7502 2 ปีที่แล้ว +3

    🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷🌹💐💐💐💐💐💐💯💯💯💯💯💕🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ኣምላኽ ንህዝቢ ኤሪትራ መረታን ህዝባን ጥሪታን ይሓሉዋ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ደሰ ዝብል

  • @desbeletberih878
    @desbeletberih878 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስኩሉና ይኩን

  • @seltantesfamariam8248
    @seltantesfamariam8248 ปีที่แล้ว +2

    Zegawane yabzalwate amen amen amen kelhewate yasamalean❤🏅😀.

  • @TsegayTesfamariam-c8m
    @TsegayTesfamariam-c8m 21 วันที่ผ่านมา +1

    ኣደይ ማርያም ኣደይ ጽላልኪ ኣምብርለይ🙏🙏🙏🙏🙏

  • @godislove1495
    @godislove1495 2 ปีที่แล้ว +5

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን በረኸት ናይ ኣዴና ቅድስት ድንገል ማርያም ናይ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ናይ ኩሎም ቅዱሳን መላእክት ጸድቃን ሰማእታት ነብያት ሃዋርያት ኩሎም ቅዱሳን ይክፈለና በታ ቅድስቲ ጸሎቶም ናብ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ንንስሓ በቂዕና ናይ ዘልኣለም ሂወት ን ክንወርስ ቅዱስ ፍቃዱ ይግበረልና ኣሜን ። ኣነ ብሓቂ ነ ዚ ምስሊ ቪድዮ ምስ ረኣኩ ኣዝየ ተሓጉሰ ብዙሕ ውን ናፊቀ መስ ቅዱሳን ምንባር ናብ ቅዱስ ቦታታት ምብጻህ በቃ ናይ ዛ ጸልማት ዓለም ኩሉ ሓላፋይ እዩ ምነም ዋጋ ወርቂ ይኩን ሰልጣን ሃብቲ ዝና ክብሪ ጣዕሚ ኩሉ ሓላፋይ ዩ ወረ ጎይታ ዘይብሉ ሂወትሲ ናይ ጸልማት ጸልማትዩ በቃ
    ናይ ዚ ዓለም መከራ ከቢድዩ ጎይታ ዘይብሉ ሂወት ኩሉ ዋጋ የብሉን ብዘይካ ሓትያይን ርክሰትን ጥፍኣትን ምስ ጎይታና ግን ብዙህ ሰላም ኣሎ ምስ ኣዴና ድንግል ማርያም ብዙሕ ደስታ ኣሎ ኦ ጎይታ ብ መገድካ ምርሓና ኮንቱነት ናይ ዛ ዓለም ኣይጠቀመናን ብዘይካ ሓጥያትን ጭንቀትን ስለዚ ኣህዋት ኩልና ኢፈይ ኢድካ ኢልና ነቦታትና ን ገዳማትና ንሃገዝ ሰማያዊ ክብሪ ይበልጽ ካብ ምድራዊ በረከት ቅድስት ስላሴ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣቡነ እንድርያስ ኩሎም ቅዱሳን ይክፈለና ኣሜን።

  • @nohhailu4651
    @nohhailu4651 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል የእምሮካ ዝሐድስ ገዳም ከማኩም በረከት ክንሳተፍ ስደትና የሕጽረልና በረከት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ።

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet 2 ปีที่แล้ว +18

    ገዳም ማርያም ዓይላ-ጉንደት ብ 1390 ዓ.ም ዝተገደመ ገዳም፣ ብ ኣቡነ ኣብሳዲ ዝነበሩ ኣባ ተወልደመድህን እዩ። ብ ጥንታዉነቱ ኣብ 2ይ ደረጃ ይርከብ። ቃል ሂወት የስማዕልና ኣቦዋትና ወ እመዋትና ይሄሉ እግዚኣብሄር ምስ ኩልነ ሕዝብ ኣጋኣዝያን!

  • @tiedrosqeshiyewhans8345
    @tiedrosqeshiyewhans8345 2 ปีที่แล้ว +10

    እግዚብሔር ስለ ኩሉ ቲ ሰናይ ዝገበረልና ይመስገን እግዚብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመን ኣቦታት ኣደታት ገዳማውያን ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን, ሓንቲ ግን ርእይቶ እቶም ናብገዳማት ብዝተፈላለየ ሰናይ ተግባር እትበጽሑ ኩሉ ግዜ አብ ገዳም ካብ ምእታውኩም ክሳዕ ምውጻኩም ነጸላ እንተትገብሩ ጽቡቅ ነይሩ ይብል

  • @merhawitkeleta5905
    @merhawitkeleta5905 2 ปีที่แล้ว +6

    እልልልልልልል ተመሰገን ኣምላከይ ነዚ ቡሩክ ገዳምነ ሃገርን ዘርኣካኒ ብሃቂ ቃል ሂወት የስምኣና ድያቆን ሀውና ከኣ ጸግኡ የብዝሃልካ ካብዚ ንላእሊ ከኣ የብዝሃዮ ስራህካ እግዝኣብሄር መስ ወላዲት ኣምላክ ንክላትና ናብ ኣድና ይምለሱና

  • @sabateklay4890
    @sabateklay4890 2 ปีที่แล้ว +2

    በጃኹም እባ ከም ፍቓድ ኣምላኽ ዝካኣለኒ ደገፍ ክገብር ብኸመይ መገዲ ምስ ዝምልከቶም ክራኸብ ሓግዙኒ ካ በረከትኩም ይብጻሓና ኣቦታተይ ኣቤታተይ ጸሎትኩም ይደግፈና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @datlove
      @datlove  2 ปีที่แล้ว

      Ab description aleKum

    • @sabateklay9059
      @sabateklay9059 2 ปีที่แล้ว

      የቐኔለይ ክብረት ይሃበለይ መልሲ ዝሓብኹምኒ ኣብ ዝሓሰብኩሞ ስራሓት ኩሉ ኣሳልጦ ይሃብኩም ናይ ቶም ጻድቃናት ጸሎት ይደግፍኩም እዞም ደቀይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣን ኩሉ ክትበጽሑ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @yakobtewoldemedhngerzgiher6624
      @yakobtewoldemedhngerzgiher6624 2 ปีที่แล้ว

      ገንዘብኪ ይባረክ ሓፍተይ ናተይ ኣሰይ

  • @muluehanis9331
    @muluehanis9331 2 ปีที่แล้ว +5

    እመ ብርሃን ኣደይ ስምኪ ይኽበር ይመስገብን
    ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡራት ኣቦታትን ኣሕዋተይን

  • @michealeabrham6756
    @michealeabrham6756 2 ปีที่แล้ว +38

    ብጣዕሚ ጽቡቕ በረኸት ናይ ቅዱሳን አቦታትን ኣዴታትን ምስ ኩልና ይኹን፡ ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት ሌላ ገዳማት

  • @zemichaelgrmay5997
    @zemichaelgrmay5997 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ነዘን ሞነኮሳት ኣዴታት ምስ ራኣኩ ስሚዒታተይ ምክኣል ሲኢነ።
    ስብ ካብ ፡መንነቱን ፡እምነቱን ፡ዓዱን እንተ እንተወጽዩ ከንቱ ኢዩ። ናብ ኑቡር ከንምለስ ኣምላክ ይሓግዝና ፡ ንህዝብና ከአ ሰላም የውርደሉ ። ጋዜጠኛ ሓዉና ከኣ ጽቡቅ ትሕትና ዘለዎ ኣቃራርባ ኣለካ እም ቀጽሎ።

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 2 ปีที่แล้ว +62

    እግዚአብሔር በረኸት ጸሎት ኣቦታትና:ኣደታትና ይኽፈልና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ተመሲጠ።ህዝብና ለጋስ እዩ እቶም ዓቅሚ ዘለኩም ኣሕዋት gofundme እንተተዉጽኡ ኩሉ ሰብ ብዓቅሙ ምሓገዘ ነይሩ።

  • @gebrihiwetgebremeskel9568
    @gebrihiwetgebremeskel9568 2 ปีที่แล้ว +21

    ኣሰይ ብጠዓሚ ደስ ዝብል ኣደይ ማርያም ዓይላ ኣደይ ንዓና ንሓጠኛታት ውሉድኪ ጸሎትኪ ኣይፈለየና

  • @adesador854
    @adesador854 2 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘመን ኣገልግሎትኩም ፈጣሪ ይባርኸልና ዋይ በኽየ ምፅጋብ ስኢነ 😭😭😭😭😭😭ኣጆኹም ግን ድሮኳ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንርከብ ደቅኹም ዓዓቕምና ኣብ ምብርካት ተበጊስና ኣሎና

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 2 ปีที่แล้ว +15

    በረከታ ናይ ኣድና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለይና ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይኃብኩም አመ ብርኃን ሰላም ተወረደልና ክንደይ ድስ ይበል ገዳማት✝️

  • @teklittes5682
    @teklittes5682 2 ปีที่แล้ว +22

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩኻት የሕዋት በረኸቶም ናይ ኩሎም ኣቦታት ይኽፍለና። ከምዚ ገርኩ ገዳማትና ከተለሉይና ተስፋ ንገብር ቀጽልዎ ብሩኻት የሕዎት🙏🙏🙏

  • @ንፍቅሪኩላትናንዕየ
    @ንፍቅሪኩላትናንዕየ 2 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ደስ ዘብል። በረከትን ረዲእትን ናይ ኣደን ቅድስት ማርያምን ኩሎም ቁዱሳን ምስ ኩላትና ይኩን።
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
    የቀንየልና የሕዋተይ! ብጣዕሚ ንፉዕ አካ ዋላ አቲ ኣታራርካካ ማራ አዩ ደስ ዘብል።

  • @danielniguse5321
    @danielniguse5321 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    🙏 🙏 🙏
    ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኣቦና ጸግኡ የብዝሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩልኩም ኣብኡ ዘለኩም።
    ✝️ ⛪️ ✝️ 💕🌹

  • @welduberhe7353
    @welduberhe7353 2 ปีที่แล้ว +2

    ዎ! እግዛአብሄር ጾሎት ናይዛም ቁዱሳን አባታት አዴታት አይፈለየና ሃገርና ይብርከልና ስደትና የሕጸረልና ገዳማትና ክንሃንጽ ከአ እግዛአብሄር አምላክ ይሓግዘና

  • @senaitgebremedhin7460
    @senaitgebremedhin7460 2 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ይመስገን
    አሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዕልና ክቡር አቦና
    ቅድስት ሀገር ኤርትራ ፀገኡ የብዘሐልኪ .ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታ አይፈለየና .

  • @የቅዱስጊዮርግስልጅ
    @የቅዱስጊዮርግስልጅ 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሓቂ ደስስስስ ዝብል ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ እግዚአበሄር ኣምላክ ክቡራን ኣቦታትና በረከትኩም ይሕደረና ንዓና እውን ንምርኣዩ የብቀዐና ፈጣሪ ኣቦይ🕊🤲✝️✝️

  • @tesfiekesete9675
    @tesfiekesete9675 2 ปีที่แล้ว +20

    እግዚአብሔር ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይባርክን ይቀድስን,ጸሎትኩምን በረከትኩም እግዚአብሔር የካፍለና

  • @fishwish2719
    @fishwish2719 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen(3)!!!!! kemey wedey teadilka haweyyy,,,Anes mara qenieee,,,Amlak xegu ybzhalka,,,,berekt eme Brhan ms kulatna ykun!!!! kbret yhabelba kbur haw!!!!

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +9

    አሜን አሜን አሜን ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም በረከታን ፆሎታን ኣማላድነታን ምስ ኩለና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ክቡራት ኣሕዋትና ዓስቡኩም ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ይክፈልኩም ተመስገን ፈጣሪ ክንደይ ደስ ይብል 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️

  • @temsgenamlakea6606
    @temsgenamlakea6606 2 ปีที่แล้ว +10

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለሂወት ቃለሰናይ የስመዓልና ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ፆሎትን በረከት ናይ እመቤታችንን ናይ ኩሎም ቅዱሳንን ኣይፈለየና 🤲🤲

  • @Knefe-rgb
    @Knefe-rgb 2 ปีที่แล้ว +7

    በረከት ድንግል ማርያም ንካፈል ስደተኛታት ኤርትራውያን ኦርቶዶክስ ኣሕዋትና ፡ ኢትዮጵያውያን ክሳብ ክንደይ ገዳማቶም ይረድኡ ኣለዉ ንሕና ቅንኡ ለእንተ ተኣቢ ጸጋ ይሕደረና በረከታ ናይ እመ ብርሃን ወላዲተ ኣምላክ ኣይፈለየና

  • @zemuyghebremariam2119
    @zemuyghebremariam2119 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸጕኡ የብዝሓልኩም ናይ ድንግል ማርያም ኣዴና በረከትን ረድኤትን ኣይፈለየልና:: ንዓና ካ ተሳተፍቲ በረከት ይግበረና : ዝከኣል እንተኾይኑ ወከልቲ ሓደ ሓደ ሰብ ኣብ ሃገራት ወጻኢ ዘለዉ እንተትገብሩ ፅቡቅ ነሩ ይብል ብወገነይ :: ንምስዳዱ ተጠርኒፉ መታን ክስደድ ክጥዕም በሃላይ እየ ከምኡ ዝብል ዘለኹ:: ካብ በብብውልቂ ክትሰዶ ከለኻ ብጥርኑፍ ይሓይሽ: ኣምላኽ ሰላሙ ይብዝሓልና ንኹላትና በብዘለናዮ::

  • @ተስፋ-ቐ5የ
    @ተስፋ-ቐ5የ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ጸሎትን በረከትን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ዓይላ ኣዴና ወትሩ አይፈለየና

  • @awetmihretab2827
    @awetmihretab2827 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዓልና አምላኽ እስራኤል ጸጉኡ የበዘሓልኹም ክብር ንድንግል ማርያም +++

  • @eregreat2038
    @eregreat2038 2 ปีที่แล้ว +5

    በረኸትኩም አይፈለየና:ቃል ህይወት የስምዓና: ተባረኹ ።

  • @medhaniearaya2266
    @medhaniearaya2266 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ጾሎት ቅዱሳን ኣቦታትን ኣዴታትን ኣይፈለይና መቦቆል ሓመዳ ሊሕስና ዚዓበና ደጊም ብሂወት ንምለሳ ንኮውን 🙏

  • @ngstiasmeromasmeromwil3682
    @ngstiasmeromasmeromwil3682 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን ቃለሂወት የስምአልና አሰይ ተአዊትኩም መንእሰያትና ነዚ ሽግር ናይዚ ገዳም ኬድኩም እቲ ዘሎ ብአካል ሪኢኩም ኒአለም ዝዘርጋሕኩምዎ ጻማኩም ካብ አምላክ እዮእድመን ጥዕናን ይሀብኩም ሕዝበክርስትያን ድማ ንጽጉም ምርዳእ አይሕለልን እዮ እሞ አብደደለናዮ እድመን ጥዕናን ይሀበና ፈጣሪኩሉአለም

  • @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
    @ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 2 ปีที่แล้ว +14

    እሰይይይ ብሓቂ ክንደይ ደስስ ይብል ተመስንካ አምላኸይ ገዳማዊያን አቦታትና አዴታትና በረኸትኹም ይሕደረና።
    ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀግኡ ያብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ዕድመ ይሃብኩም❤❤❤

  • @stevesportfunnymoment7555
    @stevesportfunnymoment7555 2 ปีที่แล้ว +4

    ክቡር ሓውና ቃለ ህይወት የስምዓልና። ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም።

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለቲ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ ብሓቂ ደስ ዘብል ዕረፍቲ ኣብኡ እዩ ዘሎ መንፈስካ ይረግእ ፡ ተስፋ ኣሎ ፡ ሙሉእ ሰላም ኣሎ ፡ ወላዲት ኣምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣዴና ብ ኣማላድነታ ትርዳኣና ፡ ሓደ መዓልቲ ክንበጽሖ ቅዱስ ሰናይ ፍቓድ ናይ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክና ይኹነልና ፡ ኣቕረብቲ እዚ መደብ እቲ ኩሉ ዝኽእል ዓስቢ ቅዱሳን ይኽፈልኩም ፡ ብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ቀናእኩ ፡ ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን ።

  • @mebrhitmebrthit1268
    @mebrhitmebrthit1268 2 ปีที่แล้ว +7

    ብጣዓሚ ደስ ዝብል በርትዑ የሕዋተይ

  • @danieltesfay2830
    @danieltesfay2830 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዝኣቢሄር ኣምላክ ስለይ ዝስደዱ ን ዝጸሙኡን ዝጠሙን ብጽኣን እዮም በሓቂ ን ቅዱሳን ኣዴታትናን ኣቦታትን እድመን ንጥዕናን ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን
    እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸጋኩ የብዝሓልኩም ሁሩት ,Tv
    Keb.uk

  • @issakhabtom2384
    @issakhabtom2384 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይ ብጣዕሚ ደስ ዝብላ ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልኩም ፡ ንዓና ድማ ኣምላክ ሃገርና ተመሊስና በረከት ናይዚ ገዳም ናይ ወላዲቱ ድንግል ማርያም ኣዴና ተካፈልቲ ይግበረና ፡ ኣጆኩም ቀጽልዎ ❤❤❤💒💒💒

  • @rgatykaelo
    @rgatykaelo หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna bereket nay Adina
    Dngle mariyam ykfelena

  • @ወትሩሻዕብያ
    @ወትሩሻዕብያ 2 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እየ ተኸታቲለያ እዛ ቪድዮ ነቢዓ ነቢዓ 😭😭😭😭😭ናይ ሐጎስ

    • @yahwehnsiegziahiralamayeno9717
      @yahwehnsiegziahiralamayeno9717 2 ปีที่แล้ว

      Krstyan koynkas Antsar haki koynka eti ab profileka zelo tsuhuf entay eyu haki do isayas kemtzgeletskayo eyu

  • @frehiwet4437
    @frehiwet4437 2 ปีที่แล้ว +7

    ሂሩት ቲቪ እግዚአብሔር ይባርኩም
    ቀጽልዎ ናይ ኩለን ገዳማትና ታሪክ🙏🙏🙏

  • @asmeretsolomon4694
    @asmeretsolomon4694 2 ปีที่แล้ว +7

    God bless our country and our people God bless you all what a beautiful place amlak misna yikun idmen tinan yihabkum amen 🙏

  • @redaeamare3039
    @redaeamare3039 2 ปีที่แล้ว +7

    እግዚኣብሔር ኣድባራትና፡ ገዳማትናን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ይሓልወልና።

  • @AbrehetNegasi
    @AbrehetNegasi หลายเดือนก่อน

    ቃላ ህይወት የስምዓልና ኣቦታትና
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @تتباتانلل
    @تتباتانلل 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሰይይይይይ ወላዲት ኣምላኽ ማርያም አይላ ኣብ ስደትና ፈልጥናያ ጋዜጠኛ እግዝኣብሄር ጸጋ በረኸቱ ምስ ዕድመን ጥዕናን ኣብዝሑ ይሃብካ ቁዱስ ቅንኢ ቀንአ ብገዳማዉያን ተመርቃ

  • @Jonas-wl8rr
    @Jonas-wl8rr 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣብሄር ኣዕዚዙ ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ፡ ጸጋ በረኸቶም ናይ ቅዱሳን ገዳማውያን ኣቦታት ኣዴታት ኣይፈለየና።

  • @nebunebu262
    @nebunebu262 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣሜን ቃለሂወት የስማዓልና ነዚ በረኸት እዚ ክንበፅሕ ንዐድና የብቃዓና።

  • @awettekle5542
    @awettekle5542 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን(3)🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsigeslasiegebremichael6821
    @tsigeslasiegebremichael6821 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና በረከት ጸጋ ረዲኤት ቅዱሳን ኣቦታትና ኣዴታትና ከምኡውን በረከት ጸጋ ረዲኤት እመኣምላክ (ማርያም ዓይላ ) ምስ ኩላትና ይኹን ብሓቂ ጽቡቅ ተበግሶ ኢዩ ኣሕዋትና ከኣ ጸጋኹም የብዝሕ እግዚኣብሄር ኣምላክና በቲ ሓደ ብምብራሱ ትሓዝን ከምቲ ዕብየቱ እግዚኣብሄር ከምዚ ጌሩ ይጸውዓና ንኹልና ኣሜን።

  • @maranataezhabiher4324
    @maranataezhabiher4324 2 ปีที่แล้ว +7

    በረኸት ናይ ኣዴና ቅዱስቲ ድንግል ማርያም ምስክላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @micaelmehari2294
    @micaelmehari2294 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ ደስ ደብል መንፈስ ዘለዎ ገዳማትናኣ ኣምላክ ኣቦይ ካብ ስደት ተመሊስና ንሳለመሉ እዋን የምጻኣልናኣ

  • @fikirtv5509
    @fikirtv5509 2 ปีที่แล้ว +3

    የአባቶቻችን በረከት ይድረሰን ለኛም መጨረሻ ያሳምርልን

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ሓጎስ ዝህብ ቅዱስ ቦታ ዘርኣኩምና ኣምላክ ጸጋኡ ይብዝሓልኩም

  • @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ
    @mebrhitየስዋልጅነኝየእመቤ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ኩቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ዓስብኩም ቡዙሕ እዩ ንኣና ሓጥያተኛትት ኣሕዋትኩምን ኤሓትኩም ብቆለጭለጭ ዓለም ልብና ተሸፊኑ ዝነበረ ክንደይ እቲ ፍቅሪ ኣምላክን ኣብቲ ቅዱስ ስፍራ ሕጉስ ሂወት ከምዘሎን ምስ ኣምላክ ምንባር ከም ጡዑም ምኻኑን ክነስተማቁሮ ጌርኩምና ናይ እመቤትና ዝድስት ድንግል ማርያም ፆሎታ በረከታ ኣይፈለየና ኣይይ አሜቴ ዝብሎ ኣንተሃለወኒ ስደትና ኣፅፂርኪ ናብ ገዳምኪ ምስዓእ ኣብቅዕና አሜን

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle5564 2 ปีที่แล้ว +1

    AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena bejakum xerkume habuna zekalena kenrede 🤲🤲🤲⛪⛪⛪

  • @fishalehabte291
    @fishalehabte291 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብሩኻት የሕዋተይ በረኸቶም ናይ ኩሎም ኣቦታት ይኽፈለና ከምዚ ገርኩም ገዳማትና ከተላሉይና ተስፋ ንገብር ቀጽልዎ ብሩካት የሕዋተይ

  • @lemlemgoitom1831
    @lemlemgoitom1831 2 ปีที่แล้ว +1

    ጾሎታን በረከታን ናይ ኣዴና ቅድስቲ ቁዱሳን ወላዲተ ኣምላኽ የፈለየን ጸጋኹም ይብዛሕ

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r ปีที่แล้ว

    ኣሜንንን ቃለ ህይወት የስምዓልና እቶም ዘዋጻእኩም፡ዝደገፍኩም ወላዲተ ኣምላክ ትደግፍኩም ኩልና ገዳማትና ማየ ጸሎታትና ቁሊሕ ክንብሎ፡ኣምላክ፡ምንቅቃሑ ይዓድለና ክብሪ ይሃብኩም ነዚ ገዳማትና ተላልዩና ዘለኩም ከኣ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ቀጽልዎ ዝተረፈ ግዳማትና ማየ ጸሎታትና ክተምጽኡልና ንላቦ

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 2 ปีที่แล้ว +10

    ኣምላኽ ምስ ኩላትና ይኹን ብመንገዱ ድማ ይምርሓና፡ ንመነንቲ ኣቦታትና ኣዲታትና ይሓልወልና።

  • @selamhaftu8301
    @selamhaftu8301 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን በርኸትኸም ይሕደርና በርኸት አደታትና በርኸት አቦታትና ይሕደርና ፆሎትኸም ይማለለአና ናይ መንፍሳወ አግልግሎት ዘመንኸም የሪዝመልኸም ✝️✝️✝️🤲🤲🤲

  • @muluzeneb8846
    @muluzeneb8846 2 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዐልና
    ክቡር አቦና በረከትኩም ፆሎትኩም አይፈለየና
    አይ ምዕዳል ክርስትያን ምኻን🙏💒❤

  • @AzuGere
    @AzuGere 6 หลายเดือนก่อน

    ቃል ሂወት የስመዐና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ገዳም ጋዜጠኛ ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @senaytgebreab505
    @senaytgebreab505 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen, tesatefti nay bereketa ygberna amlak 🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🏻

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 2 ปีที่แล้ว +3

    🙏🙏🙏⛪⛪⛪💐💐💐✝✝✝🌳🌳🌳ወይ እግዝአብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃበልና አቦታትናን አዴታትናን ንሃገርና ኤርትራን ህዝባን ክጥዕመና ውይ ልብና ተተንኪፉ ማርያም ዓይላ ጉንደት 🙏⛪✝💐🌳🙏⛪✝💐🌳❤🌹

  • @ወትሩሻዕብያ
    @ወትሩሻዕብያ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብስም አቦይ እግዚአብሔር አምለኽ ኩሉኹም አብ ገዳም ዘለኹም አቦትናን አደታትናን አብ ጸሎትኩም ዘኩሩና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻ፈጣሪ ነዚ ገዳም ክንርእይ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን🙏🏻🙏🏻🙏🏻ንኹሉኹም ጋዘጠኛታትንቀረጽቲ ቪድዮን አቃናበርትን ድማ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @natania553
    @natania553 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ዘላለማዊ ሓጎስን ጸጋን ይሃብኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏💒🙏

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላኽና ጸግኡየብዝሓልኩም። በረኸት ኣቦታትናን ኣደታትናን ኣይፈለየና።

  • @FioriGebrhiwet-zy8hc
    @FioriGebrhiwet-zy8hc ปีที่แล้ว

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ዘይፈለጥናዮ ታሪኽ ገዳማትናን ቅዱሳን ኣቦታትናን ብእተምጻኣልና ዘለኻ ፡እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጊኡ የብዛሓልካ።ዝከታተሎ ዘለኹ ካብ ሃገረ ግብጺ ገዳም ቁስቋምን ደብረ መጥምቅን እየ ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኹን።

  • @amlshaamlsha
    @amlshaamlsha 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፁጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር ሓወይ

  • @amsaletefara7995
    @amsaletefara7995 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ቃለ ህይወት ያሰመዓልና ቅድሰ አቦና በረኸትኹም ይህደረና አብ ጸሎትኹም ዘከሩና ናይ ቅድሰት አዴና ድንግል ማርያም አማላድነታ አይትፈለየና ንዓለምና ሰላም ታውርደልና ።

  • @genettesfay4254
    @genettesfay4254 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen kal heiwat yasmalna ezgabher amlak bartomen radetomen nay kedsan abotatnan adatatnen ayfalyna ezgabher amalk xage yabzahalkm

  • @hagosatesfamariam5061
    @hagosatesfamariam5061 2 ปีที่แล้ว +6

    አሜን 🙏🏾🙏🏽 አሜን 👏🏽 አሜን 🙏🏽👏🏽 እግዚአብሔር አምላኽ ይባርኽኩም ኩቡራት አቦታትና አደታትና ፡ ✝️♥️💒

    • @nigstiteklizgi1431
      @nigstiteklizgi1431 2 ปีที่แล้ว +1

      Aseyyyyy nay kemaney des eluli👏👏👏🙏🙏🙏💒💒💒nay adena qdste qudusan bereketa xoleta ayfeleyena🙏🙏🙏♥️♥️♥️Amen amen amen 🙏🙏🙏

    • @nebiattekou2136
      @nebiattekou2136 2 ปีที่แล้ว

      amen amen maryam adena.nklom gdusat tbark hagerna thalwelna

  • @germaytesfay5252
    @germaytesfay5252 2 ปีที่แล้ว +6

    አንታ ክንደይ ደሰ ክብለካ ጥንታዊ ታሪኽ እዩ ዘለና በሉ ፈጣሪ ባዕሉ ይደግፈና

  • @SemharGrmay-wj7tj
    @SemharGrmay-wj7tj ปีที่แล้ว

    ብጥዓሚ መግለጺ ሲእነ በርክታ ጽሎታ ናይ እመብርሃን ምስ ኩላትና ይኩን እቶም ክምዚ ጊርኩም እተላልዩ ካኣ ኣምላክ ጽጉኡ ይብዝሓልኩም

  • @yordateklechannel1190
    @yordateklechannel1190 2 ปีที่แล้ว +3

    አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ሓይልኩም የጽናዓዮ እግዛአብሄር

  • @jghft2640
    @jghft2640 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ በረከቱኩም ይሕደረና ክቡራት ኣቦታትና ኣዴታትና

  • @kidanegebre8637
    @kidanegebre8637 2 ปีที่แล้ว +1

    አግዚኣብሄር ኣገልግለትኩም ይባርክልኩም ሰናይ ተግባር አዩ 💟⛪️💟

  • @delina9715
    @delina9715 2 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣቢሔር ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም

  • @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
    @ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር አቦና በረከታን ረዲአተን ናይ ድንግል ማርያምአደና ምስ ኩሉትና ይኩን ኣሜን፫

  • @lewamtesfa7887
    @lewamtesfa7887 2 ปีที่แล้ว +1

    Mulu fqas egziabihier ykun ab mhnax bietiekrstiyan Edna knhwus aqmna zebele kenetegbr me began dngl mariyam weladite amlak trdeana. Amen

  • @kidanande2826
    @kidanande2826 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kake hiwet ysmalna nkulukum abotatnan adetatnan edmen tenan yhabkum bereketkum ykFlena fetari

  • @mhretmhret270
    @mhretmhret270 2 ปีที่แล้ว +1

    ካብቲ ናይ ከተማ ቤተክርስቲያን ሲ ናይ ገጠርና ቤተክርስትያን ማዓርግ ኣለዎ ውሽጣዊ ሰላም ይፈጥልካ ምስቲ ኣግራብ ምስተን ኣዕዋፍ ድምፂ ፉሉይ ስሚት ዩ ሓቀኛ ውሽጣዊ ሰላም ይሰምዓካ እስቲ ናብዓድና ብሰላም ይምለሰና በረከት ተካፈልቲ ክንከውን ንሕና ውን ኣሜን/3/

  • @Erena2023
    @Erena2023 2 ปีที่แล้ว +3

    GOD BLESS you 🙏 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏

  • @hagerkahsay2940
    @hagerkahsay2940 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏qale hiwet yesmaelna berukat yhwat bereketem nay kulom abotat adetat ykfelena

  • @rahelguesh7680
    @rahelguesh7680 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይይይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመኣልና በረከትኩምን ረዲአትኩምን መሳና ይኩን ኩቡራት ኣቦታትናን ኣዴታትናን እግዚኣብሄር ኣምላክ በረከቱ የብዝሓልኩም

  • @mersihailat5295
    @mersihailat5295 2 ปีที่แล้ว

    Egziabiher bereketn redietn nay kdsti dngl maryam ayfeleyna amen amen amen amen

  • @TemesgenAmlakey6721
    @TemesgenAmlakey6721 ปีที่แล้ว

    Bereket nay adena kdst kudusan dngl maryam mes kulna ykun ❤❤🙏🙏🙏♥️♥️♥️

  • @selamselam2029
    @selamselam2029 2 ปีที่แล้ว +10

    በረኸት ናይ አዴና ቅድስት ቅድሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኹን 🙏🙏🙏

  • @kibreabzere579
    @kibreabzere579 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስማልና ኣማላድነት ናይ ኣዲርና ቅድስተ ቅዱሳን ዳንግል ማርያምቭምስ ኩልና ይኩንንን።