ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዋይ ትግራይ ክንደይ ጀጋኑ ትወልዲ የዕብየለይ ፈጣሪ ተስፋ ዘለካ ቆልዓ ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍
😍😍😍😍😍🍻🍻🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሜን አሜን አሜን
ወዲትግራይ ጀጋኑ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እስይይይይይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጅጋኑ ናይና ደቂ ትግራይ
ጎበዝ ዕሸል ዝገርም ገጣሚ!ኣጋጣሚ እዚ ዕሸል ሓደመዓልቲ ኣብ እንዳማርያም ጽዮን ከባቢ ኣብ ስራሕ እናሃለና ሕልፍ ክብል ይርእየና እሞ ከባቢ ሽዱሽተ ሰባት ነይርና ሓደ ሓሙሽተ ደቂቃ ስራሕና ትዕዝብ ኣቢሉ ንሽዱሽተና ናይ ስራሕና ጽቡቅን ሕማቅን ዝገልጽ ነንሕድሕድና ገጢሙልና ሓሊፉ። ሻቡ ግርም ኢሉንስ ሕዚ ኣብ መድረክ ከምዚ ክርእዮ ከለኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ክንደይ ብቅዓት ዘለዎም መድረክ ሰኣን ምምችቻው ብቅዓቶም ዝሓብኡ ክንደይ ከምዝህልው እዩ ዘርየካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!
ካልኣይ ዓወት ወዳጀ ኣየካ አታ ወድዛ ጅግና
እዋይ ምዓረይ ትግራይ ዓደይ መፍረይት ጀጋኑ ትዓዲልኪ ትግራይ
ምንኣስ ዓወት ወዳጅ ክትከውን ተስፋ ኣለኒ ጽሩይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 💞💞💞
Miebul hbteteseb eyu zelena tigrigna love much🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድቶም ጆጋኑ
ካብ ዓይኒ የውፅካ ሓወይ ናተይ ጅግና። ቀጽለሉ ምስ ፈጣሪ ።
ንእሽተይ ዓወት ወዳጅ ። የዕብየለይ እሰይይይ😘😘😘😘😘😘👌👌👌👌👌
ዋው ጣንካራን በሊሕን ሰገን 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰገን!!!ኣብ መጻኢት ትግራይ ዓብዪ ተስፋ ዘሎካ ቖልዓ ኢኻ በርቲዑ ክማሃር ሞራል ተስፋ ኩሉነገር ክሕገዝ ናይቲ ከባቢኡ ህዝቢ ምትሕብባር የድልዮ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Yessssss😍😍😍💛💛💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪
የዕብየለይ ትግራዋይ ትበተኽ ማዓንጣ ንኺድ ጥራይ ትግራዋይነት ይዓምብብ ንትግራይና ወላ ሂወትና ኣይንስሳዓላን
የባፅሕኻ ወዲ ዞም ጀጋኑ ሰብ ስረ ትግራይ ንቅድምት
ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ የኔ ቆንጆ ትግራይ ገና ገና ጀጋኒ ደቅኪ ይቅፅሉ እየሞ ዘለዉ አሰይ እንኳዓ ካባኪ ተፈጠርኩ ትግራይ ዓደይ መፀለል❤❤❤❤❤💘💘💘❤❤❤❤❤ክብርን መጎስን ልሰማአታትና👍💪💪💪💔💔💔💔👈
ያ ንዓካ ዝወለደትስ ከመይ ተዓዲላ ዓይኒ ሓሳድካ ይደፈን ወዲ ዓደይ ምዓረይ😘😘😘😘😘
እዋይ እሸል ቆልዓ ተስፋ ዘለካ ሕፃንኢኻ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
ኣሜን
👌👌😍😍😍😍
ሓወይ ማዓረይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አንበሳ አንታ ክጅግን ጀግና ዕድመን ጥዒናን ይሐብካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምቁረይ ወሊደ ትበል አዶ
እሰይ ቀፅለሎ ዝሓወይ የዕብይኻ ፈጣሪ💛❤💛❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ
ኣሰይይይይይይ የዕብየለይ ዝወደይ ትግራይስ አንታይ ዘይትወልድ
እዋይይ አታ ጅግና ከማኻስ 20 የውልደኒ ድንግል ማርያም ታዕብይኻ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ እዞም ጀጋኑ
ዕድሜ ጥዕና ይሃብኻ ዝወደይ ጅግና።
አሰይ ዕደመ ጥዕና ይሃብኻ ቀፅለሉ አሰር ወለድኻ
What a brilliant kid. He so gifted. God bless you!!
ጅግና ወዲ ወየቲ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ 👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈👍👍👍👍👊👊👊👍👍❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ንፈዑ ዕድመን ጥዕንና የሃብካ ወዲ ዓደይ ጀጋኑ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🇻🇳🇻🇳
This kid is so talented my god I’m so proud of you keep up the good work amazing 👏👏👏👏👏👏👏👏💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💗💗💗💗💗🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እዙይ ናይ ትግራይ መዝሙር ኩልና ክንፈልጦን ክንለማመዶን ኩላትና ብሕብረት ድምፅና ዋዕ ኣቢልና ክንዝምሮ ኣለና ትግራውያን ኣጆኹም ሰንፈት ከይትፈትዉ ጅግንነት ፍተዉ ብሰናይ ተጓዓዙ❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💛💛💛💛💛😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰገን ወዲ ዓባይ ትግራይ
ዕድመ ይሃብካ ።
God bless to this intelligent Boy he is the gift to tigrai People and are Country we really Proud of him
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ዝወደይ ማዓረይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ
ኣሰይ ምዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ቦሎም ኣታ ወድዞም ጀጋኑ 💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️👌👌👌💯💯💯💯
Ewiee. Egziabher ehalka, jegna Tigray. Amazing from a young kid
የዕቢካ ዝሓወይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍👍👍
አሰይይይ አምላክ ዕድመ ጢዒና ይሃብካ ፈጣሪ ንእሽተን ዓወት ወዳጅ
አብ ዋይ ትግራይ ዓደይ ክንደይጅግና ዲኪ ወሊድኪ እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💞💞💞💞💞💕💕💕💕💕💞💞💕💞💕💕🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹💕💕💞💞💞
አዉይ መግለጺ ስኢነሉ ❤❤❤❤❤❤❤ወድዞም ጀጋኑ 👍👍👍👍👍👍👍
God bless you sweet heart
እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕነንይህብኪዝሓውይ የዕብኪ ከብርንምግስን ነጀግነ
እውይ ምቁረይ ኣሰይይይይ ከማኻስ ብዙሓት ቆልዑ ይጀግኑ ይፍረዩ ማዓር ኣምላኽ የዕብይኻ የዕብየለይ ወለላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛
የዕብኻ እነአኻ ጅግና👍👍👍👍👍😍😍😍😍😍ብዙሕ ተስፋ ንፅበ ካባኻ
ዋውው በጃኹ ከምዚኦም ዝበሉ ናጋ ጋሓት ተርከብቲ ዓዲ እብ ዓደም ክማሃሩ ይላቦ ኩሉ ትግራዋይ እብ ዓድ ክማሃር ኣለዎ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ።
አታ ከመይ ዲና ንሕና
ኣታ ከመይ ዲና ንሕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
God bless you my brother all ways 🙏🙏🙏❤❤ you are hero tigria
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወይ መዓረይ
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብርዕኻ ይሰስን
God bless the Young Boy he is Smart love you so much
Wowww🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️
Asey mukur edme yhabka fetari awet ntgray
ውይ እዝ ሃወይ ፈጣር ያዕብካ
I'm proud of you my little brother tigrinya hawoy
ክክክክክክ እዚኣስ ልመሽረፈት እያ 👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
አሰይ የዕባካ ዝሓወይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
አሰይ የዕባካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊✊✊
ካልአይ ዓወት ወዳጅ የዕቢካ
ኣሰይይይይ ከምይይ ዲና 💪💪💪💪💪💪💪
ኩልኹም ቆልዑ ትግራይና በላሓት ኩኑልና ኣጆኹም ጀግኑ ከም ኣያታትኩም የዕብየለይ ዝወደይ ጅግና ኣንበስ 💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
Eritrean❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪
እሰይ ትግራይ ዓደይዓዲ ጀጋኑ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ዝያዳይ
ኣስይ ፍጣሪ የእብካ ትግራይ ኩሎም ጅጋኑ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ajokum tegaru Ahwatna hzbi eritrea wn ab gonukum alo ,kemti naykedem habirna nteruf zelo haylin hzbn nmbdah Force
እሰይ የዕቢካ ንኡሸተይ ዓወት ወዳጅ🇻🇳🇻🇳
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
እስይይይይይይይይ ሽኮሪና ወዲቶም ጀጋኑ ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ !!
ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ 💗🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊💊🌟💊🌟💊🌟💊
ሽኮረይ ትባረኽ
ኣሰይ ፅሩይ ኣታ ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ መዓረይ እታይ ገዲፉ ስማዕ ኣብይ ኣሕመድ ቀጠብጠብ ኣይትበል ስርዓት ግበር እንተይኮኑ ህ ወ ሓ ት ኣይትገድፈካንያ
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።ሎማዓንቲ ሶኑይ ዕለት ፲፮/16 ለካቲት 2012 ዓ/ም።እንቋዕ ንቅድስቲ ኪዳነምሕረት ወርሓዊ ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብፍቅሪ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም፤ኣብፀሐና በረኸታ፥ረዲኤታ፥ኣማላድነታ፥ፍቅራ ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንዘለዓለም ይኹነልና ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣እንቋዕ ንዓብይይ ፆም ብሰላም ብሓጎስ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ፤፤፤ ቅዱሳን መላእኽት ቅዱሳን ፃድቃናት ብፀሎቶም ብኣማላድነቶም ኩሉ ኣይፈለዩና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣ እናፈለጥኩ ብድፍረት ከይፈለጥኩ ብስሕተት ዝበደልክኹም ዘበደልክኹምን እንተሃልዩን እንተዘየሎን ኩሉ ይቅሬታ ግበሩለይ ብፀሎት ንዘኻኸር ብፀሎትኩም ዘክሩኒ ሰናይ ይምነየልኩም ንኹልኹም ተዋሕዶ ኦርቶዶግስን ንኹልኹም ደቂ ኣዳም ዘርኢ ኩሉ ፈጣሪ ሰናይ ድልየትኩም የስምረልኩም የስምረልና ብምሕረት ዓይኑ የማዕድወና ካብ ሕማቅ ዛዕባ ካብ ሓጥያት ኩሉ ይሰውረና ሓጥያትና ይደምስሰልና ከም ቸርነቱ ብዝሓት ከም ርህራሄኡ ሕያው ጎይታና መድሓኒዓለም ኣቦ ፍቅሪ እየሱስ ክርስቶስ ሕያዋይ ኣማኑኤል ኣምላኽና ሥላሴ ልዑል ኣቦይ እዝጊ ፈጣሪና ብቅድመና ኩልሻዕ ይቅደመልና ኣይፈለየና ምስ ርህርህቲ ኣዲኡ እመ ኣምላኽ እመቤትና ቅድስተ ቅዱሳን ማርያም ድንግል ርግብና ህያብና ናፍቆትና ኣደና ማርያም ምስ ፍቁረሰ ወዳ ኣይትፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለም ዓለም ክብርን ምስጋናን ኣምልኾትን ውዳሴን ኩሉ ይግቦኦ ንልዑል ፈጣሪና ንእግዚኣቢሔር ምስጉን ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፣፣፣፣
Amen amen amen
ኣምላክ ይባርካ
ተመስገን አምላኬ ትግራወይቲ ገይሩ ዝፈጠረኒ ዕደልዎ ትግረዋይ ሙኻን ንሓዉና ክዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
መግለፂ ስአልካ ወዲ ጀጋኑ አምላክ ይሓግዝካ ማዓረይ❤💛❤💛🙏🙏🙏
የዕቢካ ፈጣሪ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ትግራዋይ ካብ ለይምካን ምሕናቅ 💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪
ኣሰይ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ መፃኢት ሃገረ ትግራይ ዓብይ እጃም ከምትሰርሕ ኣይንጠራጠርን የቀንየልና
ደስ ባሃሊ እረ ፈጣሪ ለዓደይ ይበለኒ
ደብሪፅ እንኴሎ ቦካርያ ኣይንመርፅን
ዕድመነ ጥዕናን ይሃብካ ሸኮር
Good job 💪💪💪💪💪❤
ወዲ ትግራይ ጅግና ባዓል ምሉእተሰፋ 💖❤️💕💗💕💕❤️💖💖💞💓💓💖💖💞❤️💋💋💗💋❤️💖💖💞💓❣️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ😍😍😍😍😍
ዋውውዋውውው ኣታ ከመይ ዓይነት ጅግና ቆልዓ ዕድመና ጥዒና ይሃብካ ኣነስ እንድዒ በቃ ብታሕጋስ ነቢዐ ለካ ኣላዉና እዮም ሕድሪ ተቀበልቲ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወይ ማዓረይ
Amlak yhalka mukur😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱🇮🇱
አሜን ክብርትይ
Amen ❤🙏meksebey
ብጣዓሚ ጎበዝ ቆልዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣብ ቀጻሊ ኣብ ዝላዓለ መድረኽ በጽሕኻ ክንርእየካ ተስፋ ንገብር ምትብባዕ ህዝቢን ምምሕዳር መንግስቲን ኣይፈለይካ ዝያዳ ካብ ዓወት ወዳጅ ዝፈፍለየሉ ካብ ርእሱ ብቐጢታ ብሓሳቡ እዩ ዝገጥሞ ዘሎ ቆልዓ ኣብ ወረቐት ዝባሃል ኣይጻሓፎን ኣብ ርእሱ ምሞሪ ኣለዎ ስለዚ ሞራልን ምትብባዕን ህዝቢ ኣይፈለይካ ኣጆኻ ቀጽለሉ ፍልጠትካ ይሰስን።
ጅግና♥♥♥
Proud of my son with love God Bless you .
እንታይ"ሞ ክብለካ እየ የዕብይኻ ዝሓወይ❤❤❤💛❤️💛❤️💛❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳
YeAbika haboga wedi Geganu ❤️💯☑️
Wawwwww edmen tienn yhabka hawey 👍👍👍👍
I am so proud of you little boy ✊✊✊✊✊✊
💪💪💪💪👈 Wedi Tigray Nayna ✊✊✊👈
እዋይ ትግራይ ክንደይ ጀጋኑ ትወልዲ የዕብየለይ ፈጣሪ ተስፋ ዘለካ ቆልዓ ❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍
😍😍😍😍😍🍻🍻🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🙏🙏🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏አሜን አሜን አሜን
ወዲትግራይ ጀጋኑ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪💪💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እስይይይይይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጅጋኑ ናይና ደቂ ትግራይ
ጎበዝ ዕሸል ዝገርም ገጣሚ!
ኣጋጣሚ እዚ ዕሸል ሓደመዓልቲ ኣብ እንዳማርያም ጽዮን ከባቢ ኣብ ስራሕ እናሃለና ሕልፍ ክብል ይርእየና እሞ ከባቢ ሽዱሽተ ሰባት ነይርና ሓደ ሓሙሽተ ደቂቃ ስራሕና ትዕዝብ ኣቢሉ ንሽዱሽተና ናይ ስራሕና ጽቡቅን ሕማቅን ዝገልጽ ነንሕድሕድና ገጢሙልና ሓሊፉ። ሻቡ ግርም ኢሉንስ ሕዚ ኣብ መድረክ ከምዚ ክርእዮ ከለኩ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ። ክንደይ ብቅዓት ዘለዎም መድረክ ሰኣን ምምችቻው ብቅዓቶም ዝሓብኡ ክንደይ ከምዝህልው እዩ ዘርየካ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!
ካልኣይ ዓወት ወዳጀ ኣየካ አታ ወድዛ ጅግና
እዋይ ምዓረይ ትግራይ ዓደይ መፍረይት ጀጋኑ ትዓዲልኪ ትግራይ
ምንኣስ ዓወት ወዳጅ ክትከውን ተስፋ ኣለኒ ጽሩይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 💞💞💞
Miebul hbteteseb eyu zelena tigrigna love much🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድቶም ጆጋኑ
ካብ ዓይኒ የውፅካ ሓወይ ናተይ ጅግና። ቀጽለሉ ምስ ፈጣሪ ።
ንእሽተይ ዓወት ወዳጅ ። የዕብየለይ እሰይይይ😘😘😘😘😘😘👌👌👌👌👌
ዋው ጣንካራን በሊሕን ሰገን 🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰገን!!!
ኣብ መጻኢት ትግራይ ዓብዪ ተስፋ ዘሎካ ቖልዓ ኢኻ በርቲዑ ክማሃር ሞራል ተስፋ ኩሉነገር ክሕገዝ ናይቲ ከባቢኡ ህዝቢ ምትሕብባር የድልዮ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Yessssss😍😍😍💛💛💖💖🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪
የዕብየለይ ትግራዋይ ትበተኽ ማዓንጣ ንኺድ ጥራይ ትግራዋይነት ይዓምብብ ንትግራይና ወላ ሂወትና ኣይንስሳዓላን
የባፅሕኻ ወዲ ዞም ጀጋኑ ሰብ ስረ ትግራይ ንቅድምት
ዕድመን ጢዒናን ያሃብካ የኔ ቆንጆ ትግራይ ገና ገና ጀጋኒ ደቅኪ ይቅፅሉ እየሞ ዘለዉ አሰይ እንኳዓ ካባኪ ተፈጠርኩ ትግራይ ዓደይ መፀለል❤❤❤❤❤💘💘💘❤❤❤❤❤ክብርን መጎስን ልሰማአታትና👍💪💪💪💔💔💔💔👈
ያ ንዓካ ዝወለደትስ ከመይ ተዓዲላ ዓይኒ ሓሳድካ ይደፈን ወዲ ዓደይ ምዓረይ😘😘😘😘😘
እዋይ እሸል ቆልዓ ተስፋ ዘለካ ሕፃንኢኻ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ
ኣሜን
👌👌😍😍😍😍
ሓወይ ማዓረይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
እ/ር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
አንበሳ አንታ ክጅግን ጀግና ዕድመን ጥዒናን ይሐብካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምቁረይ ወሊደ ትበል አዶ
እሰይ ቀፅለሎ ዝሓወይ የዕብይኻ ፈጣሪ💛❤💛❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ
ኣሰይይይይይይ የዕብየለይ ዝወደይ ትግራይስ አንታይ ዘይትወልድ
እዋይይ አታ ጅግና ከማኻስ 20 የውልደኒ ድንግል ማርያም ታዕብይኻ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ እዞም ጀጋኑ
ዕድሜ ጥዕና ይሃብኻ ዝወደይ ጅግና።
አሰይ ዕደመ ጥዕና ይሃብኻ ቀፅለሉ አሰር ወለድኻ
What a brilliant kid. He so gifted. God bless you!!
ጅግና ወዲ ወየቲ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓላለይ 👉🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👈👍👍👍👍👊👊👊👍👍❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ንፈዑ ዕድመን ጥዕንና የሃብካ ወዲ ዓደይ ጀጋኑ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍🇻🇳🇻🇳
This kid is so talented my god I’m so proud of you keep up the good work amazing 👏👏👏👏👏👏👏👏💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💗💗💗💗💗🥰🥰🥰🥰🥰🥰
እዙይ ናይ ትግራይ መዝሙር ኩልና ክንፈልጦን ክንለማመዶን ኩላትና ብሕብረት ድምፅና ዋዕ ኣቢልና ክንዝምሮ ኣለና ትግራውያን ኣጆኹም ሰንፈት ከይትፈትዉ ጅግንነት ፍተዉ ብሰናይ ተጓዓዙ❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💛💛💛💛💛😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰገን ወዲ ዓባይ ትግራይ
ዕድመ ይሃብካ ።
God bless to this intelligent Boy he is the gift to tigrai People and are Country we really Proud of him
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ዝወደይ ማዓረይ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ማዓረይ
ኣሰይ ምዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ቦሎም ኣታ ወድዞም ጀጋኑ 💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️👌👌👌💯💯💯💯
Ewiee. Egziabher ehalka, jegna Tigray. Amazing from a young kid
የዕቢካ ዝሓወይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍👍👍
አሰይይይ አምላክ ዕድመ ጢዒና ይሃብካ ፈጣሪ ንእሽተን ዓወት ወዳጅ
አብ ዋይ ትግራይ ዓደይ ክንደይጅግና ዲኪ ወሊድኪ እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ💞💞💞💞💞💕💕💕💕💕💞💞💕💞💕💕🇱🇹🇱🇹🇱🇹🇱🇹💕💕💞💞💞
አዉይ መግለጺ ስኢነሉ ❤❤❤❤❤❤❤ወድዞም ጀጋኑ 👍👍👍👍👍👍👍
God bless you sweet heart
እግዚአብሔር ዕደመን ጥዕነንይህብኪዝሓውይ የዕብኪ ከብርንምግስን ነጀግነ
እውይ ምቁረይ ኣሰይይይይ ከማኻስ ብዙሓት ቆልዑ ይጀግኑ ይፍረዩ ማዓር ኣምላኽ የዕብይኻ የዕብየለይ ወለላይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛
የዕብኻ እነአኻ ጅግና👍👍👍👍👍😍😍😍😍😍ብዙሕ ተስፋ ንፅበ ካባኻ
ዋውው በጃኹ ከምዚኦም ዝበሉ ናጋ ጋሓት ተርከብቲ ዓዲ እብ ዓደም ክማሃሩ ይላቦ ኩሉ ትግራዋይ እብ ዓድ ክማሃር ኣለዎ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ።
አታ ከመይ ዲና ንሕና
ኣታ ከመይ ዲና ንሕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
God bless you my brother all ways 🙏🙏🙏❤❤ you are hero tigria
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓወይ መዓረይ
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ብርዕኻ ይሰስን
God bless the Young Boy he is Smart love you so much
Wowww🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳♥️♥️♥️♥️♥️
Asey mukur edme yhabka fetari awet ntgray
ውይ እዝ ሃወይ ፈጣር ያዕብካ
I'm proud of you my little brother tigrinya hawoy
ክክክክክክ እዚኣስ ልመሽረፈት እያ 👍👍👍👍👍🌷🌷🌷🌷🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
አሰይ የዕባካ ዝሓወይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
አሰይ የዕባካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊✊✊
ካልአይ ዓወት ወዳጅ የዕቢካ
ኣሰይይይይ ከምይይ ዲና 💪💪💪💪💪💪💪
ኩልኹም ቆልዑ ትግራይና በላሓት ኩኑልና ኣጆኹም ጀግኑ ከም ኣያታትኩም የዕብየለይ ዝወደይ ጅግና ኣንበስ 💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛 😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
Eritrean❤❤❤❤❤💪💪💪💪💪
እሰይ ትግራይ ዓደይዓዲ ጀጋኑ
ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ዝያዳይ
ኣስይ ፍጣሪ የእብካ ትግራይ ኩሎም ጅጋኑ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
እሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Ajokum tegaru Ahwatna hzbi eritrea wn ab gonukum alo ,kemti naykedem habirna nteruf zelo haylin hzbn nmbdah Force
እሰይ የዕቢካ ንኡሸተይ ዓወት ወዳጅ🇻🇳🇻🇳
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
እስይይይይይይይይ ሽኮሪና ወዲቶም ጀጋኑ ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ !!
ኣሰይ ትግራይ ዓደይ ወላዲት ጀጋኑ 💗🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊🌟💊💊🌟💊🌟💊🌟💊
ሽኮረይ ትባረኽ
ኣሰይ ፅሩይ ኣታ ጅግና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ መዓረይ እታይ ገዲፉ ስማዕ ኣብይ ኣሕመድ ቀጠብጠብ ኣይትበል ስርዓት ግበር እንተይኮኑ ህ ወ ሓ ት ኣይትገድፈካንያ
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን።
ሎማዓንቲ ሶኑይ ዕለት ፲፮/16 ለካቲት 2012 ዓ/ም።
እንቋዕ ንቅድስቲ ኪዳነምሕረት ወርሓዊ ብዓል ብሰላም፥ብሓጎስ፥ብፍቅሪ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐኩም፤ኣብፀሐና በረኸታ፥ረዲኤታ፥ኣማላድነታ፥ፍቅራ ኹሉ ይሕደረና ኣይፈለየና ንዘለዓለም ይኹነልና ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን።፣፣፣
እንቋዕ ንዓብይይ ፆም ብሰላም ብሓጎስ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ፤፤፤ ቅዱሳን መላእኽት ቅዱሳን ፃድቃናት ብፀሎቶም ብኣማላድነቶም ኩሉ ኣይፈለዩና ኣሜን ኣሜን ኣሜን፣፣፣
እናፈለጥኩ ብድፍረት ከይፈለጥኩ ብስሕተት ዝበደልክኹም ዘበደልክኹምን እንተሃልዩን እንተዘየሎን ኩሉ ይቅሬታ ግበሩለይ ብፀሎት ንዘኻኸር ብፀሎትኩም ዘክሩኒ ሰናይ ይምነየልኩም ንኹልኹም ተዋሕዶ ኦርቶዶግስን ንኹልኹም ደቂ ኣዳም ዘርኢ ኩሉ ፈጣሪ ሰናይ ድልየትኩም የስምረልኩም የስምረልና ብምሕረት ዓይኑ የማዕድወና ካብ ሕማቅ ዛዕባ ካብ ሓጥያት ኩሉ ይሰውረና ሓጥያትና ይደምስሰልና ከም ቸርነቱ ብዝሓት ከም ርህራሄኡ ሕያው ጎይታና መድሓኒዓለም ኣቦ ፍቅሪ እየሱስ ክርስቶስ ሕያዋይ ኣማኑኤል ኣምላኽና ሥላሴ ልዑል ኣቦይ እዝጊ ፈጣሪና ብቅድመና ኩልሻዕ ይቅደመልና ኣይፈለየና ምስ ርህርህቲ ኣዲኡ እመ ኣምላኽ እመቤትና ቅድስተ ቅዱሳን ማርያም ድንግል ርግብና ህያብና ናፍቆትና ኣደና ማርያም ምስ ፍቁረሰ ወዳ ኣይትፈለየና ንሓዋሩ ንዘለዓለም ዓለም ክብርን ምስጋናን ኣምልኾትን ውዳሴን ኩሉ ይግቦኦ ንልዑል ፈጣሪና ንእግዚኣቢሔር ምስጉን ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፣፣፣፣