ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Abiy Ahmed Puppet back off from tigary ❤❤❤❤
Sekeram getashwu
❤❤❤❤❤❤ትግራይ ንቅድሚት😂💪💪💪💪💪💪💪💪👍
አብርሃም በላይ አይትሓዝሉ ወዲ ወታደር ስለ ዝኮነ እዩ
አብርሀም አደለም እናንተም ተስፋ ቁረጡ እሱ ባንዳነቱን አልጨረሰመሰ ወሳኙ የትግራይ ህዝብ ብቻ ነዉ
ስልጣን ከደት ከደት ዕግር ግር ግምት ።
በትግራይ ስም ሚዲያ ከፍታችሁ የትግራይን ህዝብ ትግል ለማንቋሽሸ የተሰለፋችሁ በትግ ሰራዊቱ ላይ ስም ስታጠለሹ የምትዉሉ እና ቤንዚን እያርከፈከፋችሁ የምትዉሉ መሰሪዎች እንዲሁም ገንዘብ ሃይማኖቴ ነዉ ብላችሁ የህዝቡን አንድነት የምትፈትኑ ሁሉ ወደ ፊት ለሚከሰት የሚዲያችሁ ችግር ካሁኑ አስባችሁ ካልተስተካከላችሁ ችግሩ ለራሳችሁ መሆኑን እንድትገነዘቡ።
ናይ አብራሃም ብዕራይ ጆነሳይደር ዘአምሰለ ዜና እተሕልፍ እንተኾንካ ብሎክ ክትዕፆ ኢኻ ሓቀኛ ዜና እንተሕለፍካ የሐሸካ።
ስምምዕ ውዕል ፕሪቶርያ ተግባራዊ ከይኸውን ዋና ዓንቀፍቲ መራሕቲ ህወሓት እንኳ እንተኾኑ ፌዴራል መንግስቲ እውን ድኽመት መራሕቲ ህወሓት ከም ፅቡቕ ኣጋጣሚ ብምጥቃም ክፍፅሞ ኣይከኣለን።
ኣነ ግን ኩሉ ትግራዋይ ፈራሕን ሓሳውን እዩ ሳላ ጌታቸው ረዳ ህዝቢ ትግራይ ንመጀመርታ ግዜ ንጥቅሙን መሰሉን ሰላማዊ ሰልፊ ክገብር ጀሚሩ።
ንስኹም እውን ከም ኣብርሃም በሃም ባንዳታት ኢኹም ሸቀጥቲ ነኣብርሃም ናይ ቆላ ፖሎቲካ ሒዝኩም ምቅራብኩም
ክላእ ብመፅበዓታት ጥራሕ ዝተፈናቀለ ህዝቢ ዘሎ ይመስሎም እዞም ግምት!ወዲያ!
ንመን ከም ንኣምን እኮ ጨኒቁና😢😢
አብ ትግራይ ዘረባ ምምራፅ እምበር አብ ተግባር ምውዓል የለን
No more Abiy Ahmed
ሳላ ጌታቸው ረዳ ለውጢ መፂኡ
ደብረፅዮንስ ተዋጊእካ ምዕራብ ትግረይ ክተምልስ 😂😂😂😂😂😂ጫወታድዩ
አጀውጀው አይትበሉ
Abraham Abye beile zebello zethefei azeyou gebenegna seb eu.
ኣብ ኢትዮጵያ ውን ኣብይ እቲ ሕመቆም ፈሊጡ ብትን ዘበሎም ሓደ ኣብይ እዩ ዋላ እኳ ኣካይድኡ ሕማቅ ተኮነ ንጉጅለ ስብሓትን ከባቢ ዓድዋ ኣክሱም ዕዳጋ ዓርቢ ፈውሲ እዩ ቀሪባ ኣላ ኣብ ከባቢኦም ከፍ ክብሉ
ምኒስተር ኣብርሃም በላይ ከምኣ እንተ ኢሉ እውን ሓሲዩ እዩ ወልቃይት ሕሞራ ከይት ለቁ እናበለ ባዕሉ 158 ሺሕ ፍሉይ ሓይልን ምልሻ ካብ ታሕሳስ 22/2017 ዓ/ም ጀሚሮም ኣመሪቖም እዮም ።
ዘላለም እናሓሰኻ ክትነብር ንቕርሺ ክትብል? ለኻት።
Gacho wher have you ben this all time more over to complayen & no one needs Gatachew & Tsadkan you masst go from Tigrai
ህወሓት ጉጅለ ስብሓት ወ ዓድዋ አክሱም ንህዝቢ ትግራይ በብከባቢኡ ካብ ቁሽት ክሳብ ዞባ ተበቲኖም ነቲ ከባቢ በቢ 5 ጎጅሎም ፍልይ ዝበለ ሓሳብ ንዘምፀአ ሽሙ ብምፅላምን ፈራሕን ዘራግን ሌባን ብምግባር ተበቲኖም
አብርሃም ዝርዝር ገሊፁ😂
ድቃላ
Abraham vaso galalu
ሾሊኹ ዝወፀ ሓበሬታ ኣለኒ 😅😅😅😅ብርሃነ ወለጋ 😢ልኡኽ ናይ ብልፅግና ዩ።😊😊🎉🎉🎉ኮነ ኢሉ እዩ ነቶም ካልኦት ብልፅግና እናበለ ዝኸሥስ ዘሎ እምበር ቀንዲ ልእኩ ኣብይ ኣሕመድ ብርሃነ ወለጋ ዩ።ህዝቢ ይስማዕ ኣነ ብኣጋ እዛረብ አለኹ ብርሃነ ወለጋ ልኡኽ ናይ አብይ ኮይኑ ግን ድማ ነቶም ካልኦት ብልፅግና ኢልካ እንዳጠቀንካ ተንቀሳቐስ ተባሊ ካብ ብልፅግና መደብ ተቀቢሉ ዝመፀ ሰብ ዩ።ንትግራይ ሓሊዩ አይኮነን ዘናኽሰና ዘሎ።
Have you evidence?
ፖሪቶርያ መሸቀጢ ኣይኮነን ይዉረድ ህወሓት እያ ፈሪማቶ ጌታቾዉ ተላኢኩ እዩ ፈሪምዎ
ፕሪቶርያ ማለት ጌታቸው ማለት ኣይኮነን ጌታቸው ይውረድ ብካልእ ይተካእ ማለት ፕሪቶርያ ምፍራስ ኣይኮነን