"ደቂ ሰማንያ ክነብሩ ደቂ ዒስራ ኣይንመውትን " መናእሰይ ዓጋመ !! | kokob media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 30

  • @Dansen19658
    @Dansen19658 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Yesssss is true, let’s move forward together for justice and peace ❤❤❤❤❤
    Good job Agame’s moms and new generations

  • @MulubrhanKalayu
    @MulubrhanKalayu 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እነታትና ናትኽን ልመና ፈጣሪ ሰሚዑ ይኾነኩም ይበለና።

  • @teklitgebretsadikgebrehiwo3156
    @teklitgebretsadikgebrehiwo3156 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ውላዱ ዝሰኣነን ብኹናት ዝተሰቓየን ህዝቢ ኩናት ይፀልእ።

  • @yenekonjo2314
    @yenekonjo2314 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አንበሶች አድግራት ❤❤❤❤🦁🦁🦁

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጾሎትኪን ኢሰማዕ ኩሉ❤❤❤

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዝዮ ማህጸን ትግራይ ከም ራሄል አምላኽ ይስማእኺ።

  • @AberashBerhe-pz8be
    @AberashBerhe-pz8be 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዝኦ አግዝኦ አደታት ትግራይ ከም ራሄል አምላኽ ይስማእኽን ለባማት ፀ።

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ይዒስ!! መናእሰይ። እቶም ልምዓት ጉጅለን ባህላዊ ጀነራላት ድማ "ደም ይፍሰስ ፤ ደብረፅንተት ክነግስ" ኢዮም ዝብሉና ዘለዉ!

  • @tesfayhagos-q8e
    @tesfayhagos-q8e 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኮኮብ ሚድያ ናብ ናይ ቆልዑት ስራሕ ወይ እውን ጀመርቲ ዩቱዪበራት ኣይትብረዱ
    እታ ዜና ጽብቅቲ እያ

  • @halaltsilal2652
    @halaltsilal2652 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Xulotikin esimereliki❤❤❤

  • @GumesaAfokola
    @GumesaAfokola 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፀሎትኽን ይሓግዝ

  • @Behagi
    @Behagi 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣደዋይ አዚ ኣይግባክን አዩ 😭💔

  • @tesfaygebru6712
    @tesfaygebru6712 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሰይ ደቂ ዓደይ !!

  • @amanueltesfamichael2708
    @amanueltesfamichael2708 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዋይ ህዝቢ ትግራይ ሕማቅ ረኽብ ብሰንክ መራሕቱ ጎሓፍወም ።

  • @Merebet-l3t
    @Merebet-l3t 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ውዕል ፕሪቶርያ ይተግበር ፡
    መሬትና ይመለስ ኢሎም ዘይሓቱ መንእሰያት ጉድ ርኢና።

    • @iam4all2
      @iam4all2 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ህዋሀት ትኪድ መጀመሪያ, አት 60 ዓመት ንመሬትና ጊዜ አለና

  • @LetayKmariyam
    @LetayKmariyam 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መርገም ዝፀገቡ መናአሰይ ትግራይ ዝሽጡ ከይመስለኩም ባዳታት እቲናአምኖ እግዚአብሔር አለና ትግራይ ሃ ገ ር እያ ።

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሓቅኹም!!! ኣይሓፍሩን ኣይሓስቡልኩምን ኢዮም ካብ ስብሓት ነጋ ጀሚሮም ንጥፍኣትኩም ኢዮም ዝደኽሙን ዝጎዩን። ኣጆኹም መክቱዎም!!!

  • @elaela671
    @elaela671 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንእዩ ዶ ናብ ውግእ እተው ኢልዎም ዘዕገርግሩ ዘለው ።መጀመርታ ብሰላም ንፍታሕ ተባሂሉሎ ክልተ ዓመት ኮፍ ኢልካ ፀኒሕኻ ያዓውይ

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Merebet: ውግእ ድዩ ዉዕል ፕርይተርያ ዘተግብሮ፧? ንርእስኻ ትብሎ ዘይትፈልጥሲ ንመንእሰያት ኩሉ ኣገናዚቦም ዝውስኑ ትሓሚ!!!! ሕፈር!!!!

  • @Merebet-l3t
    @Merebet-l3t 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወዲ ሰማንያ ጻድቃን እዩ ካልእ መን ኣሎ

    • @tesfayhagos-q8e
      @tesfayhagos-q8e 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኩሉም ኣያታትካ ጃሱስ

  • @nathangurja7323
    @nathangurja7323 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንዓጁዛት ክባሃል መንእሸይ ክመውት የብሉን እዝኦም ንፀላእኦም ዘክብሩን ዘምህሩን ስልጣን ዝሾሙን እዮም የአኽሎም በቃ

  • @UmerAhmed-v1z
    @UmerAhmed-v1z 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedi 80 getachew asefa debretsion alem monjorinoo

  • @AlemaAdhanom
    @AlemaAdhanom 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nayzen adetat bekyat waga kekflena U ab geza merbatan adetat dekas saeman manesay feta ab edna U gela negbar ezom merhat tebluwom zalokum ebarkas tegaru deyom lomes farhena

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ethiopian kefu weshtam

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ወዲ በሻሻ ንትግራይ ብ ጌታቸዉ ጌሩ ይበታትና
    ልእላዉነት ትግራይ ዝተፈናቐለ ዝብል ዘይብሎ ተቓዉማ ናይ አቢ እምበር ናይ ትግራዋይ አጀንዳ አይኮነን።