ጀነራል ታደሰ ወረደ ሓዱሽ ምስጢር ኣቃሊዑ | ላዕለዎት ጀነራላት ትግራይ ናብ ኤርትራ | ህፁፅ ሰበር ዜና ካብ ከተማ ሽረ | Ethiopian news

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 32

  • @SamiYewah
    @SamiYewah วันที่ผ่านมา +2

    ኮኮብ ሚድያ ተረጋጋእ ኣብሓቂ ዶው በል❤

  • @eliasabe7896
    @eliasabe7896 วันที่ผ่านมา +2

    ሀሰዉቲ

  • @Destahun-x6z
    @Destahun-x6z วันที่ผ่านมา +2

    ኮኾብ ሚድያ ፅግዕተኛ ናይ ግምፍት ብዘይረብሕ ትካቦ ዘይኮነ ሓበሬታ ኣይትፈኑ ሓሳዊ ሚድያ

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา +1

    TDF Demsi hezebi Tigray eyu❤❤

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f วันที่ผ่านมา +1

    ናይ መአዝ ዜና እዮ ????

  • @fisshadesta
    @fisshadesta วันที่ผ่านมา +1

    ንልምዓትን ሙዑሩይ ምምሕድዳርን ንኸይህሉ ዘዕንቅፉ ሕጋውን መምሃርን ስጉምቲ መንግስቲ ክወስድ ኣለዎ።

  • @alemukihisen2878
    @alemukihisen2878 วันที่ผ่านมา

    ምንም ዘይስቆሮም ሰብ ሮጊድ ቖርበት። ኣብ'ዙ ሕዚ እዋንስ መሬትን ኢንቨስትመንትን ድዩ ቕዲሚያ ዝወሃቦ ኾይኑ?😥😥😥

  • @meshnet9106
    @meshnet9106 วันที่ผ่านมา

    Who is tadesse worede?????

    • @CalebAbera-b1o
      @CalebAbera-b1o 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጀነራል ሸንኮለል /ዕንክሊል !

  • @TemuHagos-v2z
    @TemuHagos-v2z วันที่ผ่านมา +1

    ጌጋ መልእኽቲ ተሰራጭዩ TH-cam ክትጠፍኡ ኣለኩም

  • @tesfalemberhe7448
    @tesfalemberhe7448 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይ መንግስቲ እንድዩ ናብዚ መፂኡ እንታይ ግበሩ ይብለና ኣሎ ኣብ ውሽጢ ዘሎ ኣሰራርሓ መረት ኣቲዩ ዘየስተካኽሎ

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt วันที่ผ่านมา

    ውይ ግዜ ትግራይ 😂😂😂😂

  • @hadishgebreyohannes2373
    @hadishgebreyohannes2373 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጀነራል ታደሰ ወረደ ፈየል ወድህ ቁዙሙ መዙሙ ወደያ አናወረኻስ አሳካዕ ማዓዝ አዩ ሂወት ህዝቢ ዘየድሐንካስ ዘረፋ መሬት ኪተድሕን መነየአመካ ለዘብተኛ ጀነራል

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 วันที่ผ่านมา

    ዋእ ከመይ ምድንጋር ዩ ትግራይ ከመዮ ትሀሉ እናተባህለ ብዛዕባ መሬት ምዝራብ ላግፂ ዶ ኣይኮነን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kidaneberhe7911
    @kidaneberhe7911 วันที่ผ่านมา +1

    ሕዝቢ ተጋሩ ናይ ኤርትራን ትግራይን እዝግአቢሄ ይባርከና ሐቢርና ከምቲ ናይ 1991 ታሪክ ክንደግም ኢና። ንትግራይ ዕጥቂ ናይ TDF ምርካብ ዋላ ድሕሪ ናይ ፕሪቶርያ ምትግባር ነብሰ ቅጥለት ኢዩ። ስልት ቀይርካ ምስቶም ኩሎም ሐይልታት አንጻር አብይ ቱሰሊፍካ ቆሞና ናይ ተጋሩ ዝሕይል

  • @AlemAtsbiha
    @AlemAtsbiha วันที่ผ่านมา +2

    አየየየየ ኮከብ ሚድያ ንስኻ እውን ናይ ክሕደትን ጥልመትን ሚድያ ኮይንካ ነቲ ማዕበላዊ ሰልፊ ህዝቢ ሽረ ብአፃብዕቲ ዝቁፀራ አኒሽቲ ኢልካየን መሕዘኒ ዑሱብ ኢኻ።

    • @danielhadgu6135
      @danielhadgu6135 วันที่ผ่านมา

      የጌታቸው ማዓኮር ለሓስቲ እዮም ☝ unsubscribe ማድረግ ነው ።

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 วันที่ผ่านมา

    ድሕረት ውድባት ተራግይ ዘረበአን ቅጭ የምጸኣልካ ?

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u วันที่ผ่านมา +1

    Banda

  • @Asgodommenges-jh3co
    @Asgodommenges-jh3co วันที่ผ่านมา

    ኣነ ዝገርመኒ ታደሰ ወረደሲ ከኸይ ገይሩ እዩ ብዛዕባ ሊዝ መሬት ኢንቨስትመንትን ምሕደራ መሬትንሲ ብምንታይ መዐቀኒ እዩ። እስኪ ትፈልጡዎ ኣካፍሉን በጃኹም?

  • @alembrhanteame386
    @alembrhanteame386 วันที่ผ่านมา

    ካብ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት
    (እዚ ዜና ናይ ቅድመ 1 ወርሒ ዜና እዩ)
    ማሓሩና ደናቁር

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 วันที่ผ่านมา

    ባዕሉ ናይ ደላሎ በጭበርበርሪ ወረርቲ ለማስ ለዛይ ባህላዊ መራሒ እዩ

  • @Erifuturedreams
    @Erifuturedreams วันที่ผ่านมา

    መሬትካ ከየምለስካስ ብዛዕባ ኢንቬስትመንትን ልምዓትን ርሙሳት

  • @DanaytAsgedom
    @DanaytAsgedom วันที่ผ่านมา

    ክንደይ ትሕስው

  • @SenaytHaylu
    @SenaytHaylu วันที่ผ่านมา

    ሰላም ንህዝብና፥፥ ሳብስክራይቭ ግበሩለይ ደቃአደይ

  • @EzanaAxum
    @EzanaAxum วันที่ผ่านมา

    1% truth
    99% fake
    From kokob media

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u วันที่ผ่านมา

    Pp birrrrr midya

  • @SelamKidan-o6u
    @SelamKidan-o6u วันที่ผ่านมา

    Medere telate midya

  • @CalebAbera-b1o
    @CalebAbera-b1o 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከመይ ጌሩ እዩ እዚ ጀነራል ጸጥታ ትግራይ ዝኸዉን??? ንሱ ብግዚኡ ነዚ ግምት ዝበሃል ተልአአኺ ደዉ አቢሉ ካብ ኩለን ፓርቲታት ዝተዋጽእ መንግስቲ እንዳተገብእ
    ደቂሱ
    ህዝብና ተፈናቂሉ መንበሪ ዘይብሉ አብቴንዳ ነበረ እዞም ግምት ዝበሃሉ ን ትግራይ ሸኽሚ አገልገልቲ ወዲ በሻሻ እዮም ።

  • @merafadhane2566
    @merafadhane2566 วันที่ผ่านมา

    👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿