Great job Danny,we proud of you we appreciate your hard work thank you,keep going,don’t pay attention for those losers 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍💪🏾👍💪🏾👍💯✅🙏❤️🇪🇷🇪🇷🙏
ህግድፍ ድአሞ ናብስልጣን ምርካብ እምበር ሃገር ክመርሕ ዘይከአለ ውድብ 30 ዓመት 0 no development Eritrea ranks on the 2019 UNDP human development index Eritrea ranks 180 out of 189 this shows a failure on the government and the party
You once described the situation in Eritrea as a “hostage situation” and needs actions of for such scenario. It has gone a thousand times worse since then for Eritrea and Eritreans and there is no hope in the near future. The only thing that has changed is people like you switching sides. What it took for you to switch sides was the war in Tigray. No wonder it’s an accepted fact now that there is an inherent hatred of tegaru in Eritrea. I weep for young generation of Eritreans.
Bravo Daniel. You are highly appreciated.
Thanks 👍❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ መብርሂ ወዲ ኤረ🇪🇷❤🙏❤🇪🇷
ጽቡቕ ሃናጺ መሃሪ መደብ ኢዩ፡ ቀጽሎ፡ ብዙሕ ዘይፈልጦ አፍሊጥካኒ የቐንየልና። ህግደፍ ምርጫና ይኹን፡ ዝረብሑ ወይ ካብ ህግደፍ ዝሓሸ ተቓመርቲ ውን ስለዘይረአኹ
Great message Dani Grande!
❤❤❤ ሰለ ሓውና ብዙሕ ፈላጥን ኣድናቕንዩ ዘሎካሞ ሓደራ ኣይትሰልኪ መደባትካ ኣብዝሓዮ።❤❤❤
ጀግና ዳኒ ብቁዕ ምሁር ሃገራዊ ናይ መጻኢት ኤርትራ መራሒ ኢለካ ኣሎኩ 🎉🎉🎉🎉
Eritrea first Proud our Government and Military 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💯💯💯
Great job Danny,we proud of you we appreciate your hard work thank you,keep going,don’t pay attention for those losers 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍💪🏾👍💪🏾👍💯✅🙏❤️🇪🇷🇪🇷🙏
ኣጀዃ ዳኒ ብሓቂ እተልዕሎም ኣርእታትን ሓሳባትን ኣገደስትን ኢዮም ። ስለዝኾነ ድማ እካታተሎ።
Wow you are amazing 👏 you are 🇪🇷 ❤️ my haro 🇪🇷 erterawe god bless to erterawe people and to you 🇪🇷
Very interesting topic brother ❤🎉 keep up the great job
ዝኸበርካ ዳንኤል ህግደፍ ካብኡ ኣብኡ ከምዚ ሓደ ትግራዋይ መሊቕዎ ዝበሎ ህግደፍን ህዝባዊ ግንባርን ኣቦን ውሉድን'ዮም ዝበሎ ህግደፍ ሕድሪ ህዝባዊ ግንባር ካብ ምትግባር ከስብ ሎሚ ለይቲ ኣቋሪጹ ኣይፈልጥን ብሃላይ'የ
ውጽኢቱ ብምርእይን ምክትታልን ህግደፍ ንመስመር ቻርተር ኤርትራ ካብ መሳልል ናብ መሳልል እንዳ ኣበረኾ ክኸይድ ከሎ ንኸይግሃስ እንዳ ተኻላኸለሉ'ን ብኸፈል እንዳ ሰርሕሉ ክጉዓዝ ጽኒሑን ኣሎን። መንግስቲ ኤርትራ ንሃገረ ኤርትራ ዝደፍሩ ካልኦት ውሽጣውያንን ደጋውያንን ተጻባእቲ ምስ ኣጋጠምዎ ኣብ ምክልኻል ጥራይ'ዩ ተጸሚዱ ዘሎ ሓደ ካብቲ ንምክልኻል ወይ ንምዕጋት ኢሉ ዝወሰኖ ኸኣ ንፓርትታን ሓደስቲ ብሕታዊ ማዕከናትን ጋዜጣን ብምርጋጥ'ዩ ንኹሉ እንተታት ስዒርዎ ሕጂ ውን እቲ ጉዕዞ ቀጻሊ ከምኡ ጥራይ'ዩ ክኸውን ዘለዎ ። ኣብ መወዳእታ ክውስኸሉ ዝደሊ ህግደፍ ማለት ህዝባዊ ግንባር ማለት ስለዝኾነ እቲ ስነሓሳብ ህዝባዊ ግንባር ይሰርሕዩ ዘሎ እቲ ምውርራስ ምስግጋር ዝበለካዮ ውን ካብ ምስግጋር መዓስ ኣቋሪጹ ይፈልጥ እቶም ዳርጋ 60% መንእሰይ ዝበልካዮም ውን ብዙሓት ህግደፍ ማለት ህዝባዊ ግንባር ማለት ስለዝኾነ እቲ ስነሓሳብ ህዝባዊ ግንባር ይሰርሕዩ ዘሎ እቲ ምውርራስ ምስግጋር ዝበለካዮ ውን ካብ ምስግጋር መዓስ ኣቋሪጹ ይፈልጥ እቶም ዳርጋ 60% መንእሰይ ዝበልካዮም ውን ብዙሓት ፖለቲካውያን ንኤርትራ ዝጠቕሙን ስነሓሳብ ኣስሪጽሎም ስለዘሎ እሱ'ዶ ኣይኮነን እቲ ምስግጋር ዝብሃል። ንህግደፍ ዘይሰማምዖ ነገር እንትልዩ ኸኣ ታህዋኽ ዝብሃል ነገር ስለዝኾነ ንብህዉኽ ዝመጽእ ሕቶታት ዝምልስ ኣካል ኣይኮንን ርእይቶታትካ ክትቅጽል ግን ከተባብዓካ እፈቱ እዚ ጽሑፈይ ከኣ ከምዘለዎ ናይ ግድን ተቐበሎ ክብለካ ኣይደልን'የ ንምቕሉል ሰብ ምቕልል ኢለ ክምልሰሉ ኢለ ስለ ዝሓስብ ከኣየ
ዳኒ ኩሉ ጊዜ ተቃላሳይ ንፍትሒ ኣብ ጎንኻ ኣሎና ቀጽሎ 👍🏼👍🏼💐👌🎉
I'am Proud to be Eritrea 💪 |🇪🇷 |🇪🇷 |🇪🇷
ጽቡቕ ኣቀራርባን ኣገደስቲ ዝኾነ ክንፈልጦን ዝግብእና ሕጅ ሃገር ኤርትራ ክትምዕብልን ክትህነጽን ኢያ ራእይ ኣለዋ
💯💯💯💯💯❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you memhir Dani
ዳን ጅግና የቐንየለና
ሕጂ ዳአ ጠፈካ ደ ናብዒርበቱ
hej Daniel thank you we mast do som thing
Thanks Dani 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Wedi haweboy🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕጂ ግርም ሰጡም ቅያ እግሪ እግሪ ተኸቲልና ብስኒት ተዋሃሂድካ ክግበር ግዴታ ኢዩ ምዝናይ ዘይድልዮ ተመላላኢ ተወራራሲ ቅኒት ❤❤❤❤❤
تحليل سليم يعطيك العافيه لأبده اصلاح الاقتصادي والسياسي في البلاد شكرا
Goog job
Dani
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
K O R I DA !
KULNA NISELO B TAIMI XBUQ SRAH❤❤❤❤❤
Thank you Dani! Always Eritrea First 🇪🇷
ጽቡቅ ኣለኻ ኩሉ ኤርትራዊ እንታይ ኢዩ መሰሉ ዝስሕቶ ኣይመስለንን ኣብዛ ስዓት እዚኣ ግን ግዚኡ ኣኺሉ ክንብል ኣይንኽእልን ዲፖሎማሲ ሕጂ ዝማሓየሽ ደሎ ነዚ ትብሎ ደለኻ ፕሮግራም ከተተግብር እቲ ቀረብ ንዑኡ ዝምልስ ክቅረብ ኣለዎ ስለዚ ክንዛረበሉ ቀሊል ኢዩ ኣብ ባይታ ብእገዳ ኣብ ምንታይ ወዲቃ ጸኒሓ እታ ሃገር ምዝንጋዕ ይመስለኒ ሃገርና ናትና ኢያ እቲ ዝባሃል ኣብ ስዓቱ ክትግበር ምዃኑ ኩላትና ንደልዮ ኢዩ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌
Bravo
👍👍👍👍👍👍
Abotatna entay elom yimislu, MUHUR YIQTELENI, AQATILA KEQEBIQELEY.
Behaqi bzeyqel'alem, Professor Daniel beaqi ena nemesgineka
Good job ❤
Good job 👍👍
Welcome❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ህግ ኩሉ ዝክኣሎም ጊሮም ፈቲኖም እዮም፡ ወላሓንቲ እውን ትልኽ ኣይቡሉን፡
ብወገነይ ሓንቲ ፍታሕ እያ ዝብላ እንተላ ኩሉ ስልጣኖም ነዚ ህዝቢ ዝክኣለና ጌርና ኢና ተረከቡና ኢሎም ብስላም እንተዘረክቡ ዝሓሸ እዩ፡ ዝተረፈ ግዜ የለን ንህግደግ፡
ሰላም!!!
you so funny Dani እዚ ንስኻ ትብሎ ዘሎኻ ቁኑዕ እኮ እንተኾነ ግን ኣቦይን አደይን በበይኖም ጸሎቶም ኢዩ ኾይኑኒ፤ ሕጂ ውን ገና ኣይተናበብኩምን ምስቲ ኣብሃገር ዘሎ መሪሕነት፤ እቲ ምንታይ መንግስትና ካልእ ኣጣማምታ ኢዩ ዘለዎ ኣባይታ። wish ምግባር ኣይጽላእን ኢዩ ግን እዚ ኣብ ዲያስፖራ ዘሎ ምንባብ ይጎድሎ ኾይኑ ኢዩ ዝስማዓኒ፤ በዚ ምኽንያት እዚ ኢዩ ኸኣ missunderstand ዝፍጠር ዘሎ ኣብ ሞንጎ ኣባይታዘሎን ኣብሞንጎ ኣብ ደገዝርከብ ሕልምታቱን 🤔🤔🤔🤔🤔🤔
Aye dani shilet , hgdef 32 amet teraayu eyu , srat hgdef ab kdmi hizbi eritrea dew zeybl nay shifta shifta eyu , teseter tray ,,
🇪🇷🙏👋
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣብዚ ለዛዪ ግዜ ባዶ ርእሶም ጥራሕ ኣፎም ሃህ ኣቢሎም ዝዉዕሉን ዝሓድሩሉን ግዜ። ብሱል ሰብ ክትንትን ክትርእዩ ተስፋ ዝህብ ተበግሶ እዩ።
ምጽራፍን ከም እንስሳ ብጭፍራ ምስዓብን ገዲፍና ኣብ ትምህርትን ቁምነገርን subscribe ንግበር።
እዞም ክፉአት ጎሮባብቲ ኢዶም ይሐዘልና። ነቶም ደገፍቶም ድማ ሐቂ የሕስቦም። አምምላኽ ይሐግዘና።
🇪🇷🇪🇷ቁብል🇪🇷 ሪ ኤይ ቶ.🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዳኒኤል እቲ መትከል ወጺኡ ግን ተኾሊፉ ዕንቅፋት ዘይነበረ እንተዝኸውን ምተዛረብካ ካቡኡ ሓሊፉ ግን እንድዒ ኣብ ናይ ሞትን ሕየትን ግዜ እዚ ዘውጽእዎ ክትግብርዎ ኢልካ ምዝራብ ዓገብ
Kwam, mhdera. Dhriy. Swaetnan Snkulatnan ykun.
Viva agazian tesfazion
ጽቡቅ ኣጋላልጻ ግን ቅሩብ ሓጺራ
ካን ኣኪልኩም ካብ ህግደፍ ማፍያ ለውጢ ክትርዩ ትሓልሙ ኣለኩም፡ ቆዘምቲ ኣምለኽቲ ጣኦት። መጀመርያ ሰብ ኩኑ፡ ኢርትራዊ ሰብ ምኻን የድልዮ ኣሎ፡ ሕልናኩም ኣተስእዎ።
Heji hezbna zedlyo zelo
Electric 💡
May💧
Gezawti 🏡
Mebul bank system 💱
Hegdef ezien tegru hager 📈
Deazy hagerna kemey kemzela mnm znegrena ayndeln,ab dege Ziabeka zeytfelit bzaba hagerna tefisha zela
ጥር ጥ ረ አለን ህዝብ ክያትወ ው ጽ ኣት መነነት መታው ጠንቂ ኣልዉ አለ ይኣምን.. ሰልምንታይ አቲ ህዝብ ኣብ ተግ ብርትኮም ዘይ ትሕብርው
ናብ ኢትዮጵያ ኢዩ ዝከይድ ውኳርያ ህግደፍ !!!
Ferah
Denkoro mekatsrti B Eritrea tsbuk neger entetelaeilu raskum eiu zhmekum
ነዚ ቆልማጽ እዚ ኣሚኖም ኣብ ዋንዊጥ ከሎ ካብ ኤርትራ ሓበሬታ ዝህቡ ዝነበሩ ሰባት ሕጂ ኣበይ ይህልው:: ሽደን ብዝብል ናይ ብርዒ ሽም ተጠቂሙ ብዙሕ ሓበረታ ዝህቦም ዝነበረ ሰብ ሕጂ ኣብ ኣውሮፖ ብሰላም ኣትዮ ኣሎ ኩሉ ሓቅታት ኣብ ቀረባ ጊዜ ኣብ ዮትዮብ ተከታተሉ ብዓል እዚ ሓሹል ከኣ ክንደይ ሰብ ከም ዝለከሙ ኣብ ህዝቢ ክጋለጹ እዮም::
Miknijaw gedli lekbetbet endabelkum mergexi zeyblkum hasewti men kiamnekum
ህግድፍ ድአሞ ናብስልጣን ምርካብ እምበር ሃገር ክመርሕ ዘይከአለ ውድብ 30 ዓመት 0 no development Eritrea ranks on the 2019 UNDP human development index Eritrea ranks 180 out of 189 this shows a failure on the government and the party
Intay zekurei iwan haliyuna ina"mo nkoralu. Hzbna gena b libia kertet zbl zelo. Adetat dehay deqen ayrekeba. Hiji kea n dankera tqerarebu alekum?
Sabia mesemene
Sabia artete hlewakuluitezegebero abekinate
Zeniutefiuo
Alimente itisatetre
Sabia kewekusoiyo
Teredusabia htitio
Kabekedeme
1988zehtetosabia
Nizehleme
No where.
You once described the situation in Eritrea as a “hostage situation” and needs actions of for such scenario. It has gone a thousand times worse since then for Eritrea and Eritreans and there is no hope in the near future. The only thing that has changed is people like you switching sides. What it took for you to switch sides was the war in Tigray. No wonder it’s an accepted fact now that there is an inherent hatred of tegaru in Eritrea. I weep for young generation of Eritreans.
ኩሉ ትሎ ዘለኻ ካብ ሓቒ ዝራሓቐ ሓሶት።ዩ፡ ኣብ ኣዘራርባኻ ቕንዕና የለን ።
ሓው ዳኒኤል ላንጋ ላንጋ ኢኻ ዘለኻ ነዚ ስልጣን
Kbur , Haw Eztblo zeleka Stbuk Eyu. Kedamay mrchau. HZBIY.. Hjiy Aeb nay Weyane. Kndey. Jeganu. Ztesewuaun zsenkelun Aelewu. Dekemun, Aebotatemn. Zsaaenu. Bhazen tekormom zrkebu Slezelewu
Nswatna snkulatna kolahta ywahabom.
ክግብር እንተ ኮይኑ ኮ ሞ ኣብ ባይቶ ብቅዋም ዝመሓደር ኢዩ ዝውሰን ስለዚ ትንፋስ ናይ ሓንቲ ሃገር ቅዋምን ህዝቢ ዘሳትፍ ባይቶ ኢዩ።
ጸማም ሓንቲ ደርፉ
Halewlew 😂😂
* ህግደፍ ህጅ'ከ ናበይ * ???????
**,ልእሊ ሰላሳ ኣመት ዝዓወረ ሽፍታ መንግስቲ ህግደፍን ዲክታቶር ዓጋመ ወዲ በራድ ናበይ'ዳ ከየብሉ ! *ናብ ገደል ፣ ናብ እንጥሮጦስ ጥራይ'ዩ ዝወስደካ ንኢሳያስ እንተ ኣሚንካ * 😅😅😅
ሓሳብካ ጽቡቕ ኔሩ ዳኒኢል እንተኾነስ፡ምስ ህግደፍ ኮይኑ ተስፋኻ 😂
Hasawi wedi teclai ketafi metaleli netom denekur Straka below. Feshkal hasawi ab zmotet hager aytmedr
ንህግደፍ ኣቀባጢርካ ኣሽኪዕካ ካብ ኢዶም ክትምንጥሎም ትፈትን ኣለካ የሰላጠልካ
ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ንከይሰጋጋር በቲክናዪ ኢና:: ሓላው ታሪክ:: ናትካ ታሪክ ግዳ ዘይትሰርሕ:: ሰነፍ::
ነጅስ
Good job 👍👍👍