EritreaNEXT
EritreaNEXT
  • 33
  • 216 094

วีดีโอ

ሓጻር መልእኽቲ ንህዝቢ ትግራይ
มุมมอง 6K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
Clip from an interview with Tigray Media Network: 👇 th-cam.com/video/470LSJzvaqc/w-d-xo.html #eritrea #ethiopia #tigray
ምትፍናንን ሽርክነትን።
มุมมอง 8Kวันที่ผ่านมา
ዲፕሎማስያዊ’ ምዕባለታት ቀርኒ ኣፍሪቃ #eritrea #HornOfAfrica #africa #ethiopia #somalia #diplomacy
ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ማይክ ሃመር መን’ዩ?
มุมมอง 12K14 วันที่ผ่านมา
ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እንታይ ክትገበር ትፍትን ኣላ? #eritrea #HornOfAfrica #africa #ethiopia #somalia #diplomacy
ኢትዮጵያ፡ ህውከተኛ ሃገር ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ
มุมมอง 10K21 วันที่ผ่านมา
ቅልውላው ኢትዮጵያን፡ ጽልዋታቱን። #eritrea #ethiopia #somalia #egypt
ቁጠባዊ ዝላ ኤርትራ? ጽልዋ ዋዕላ ቻይናን ኣፍሪቃን 🇪🇷 🇨🇳
มุมมอง 19K21 วันที่ผ่านมา
ዋዕላ ቻይናን ኣፍሪቃን - ረብሓ ንኤርትራ Eritrea's Economic Leap? The China-Africa Summit's Impact #eritrea #china #africa #chinaafrica
ውህደት ኣብ ታሪኻዊ ዓወታትና (ዮሴፍ ሃይለ)
มุมมอง 316หลายเดือนก่อน
ብ 24 ነሃሰ 2024 ዝተገብረ ህዝባዊ ሰሚናር። #eritrea
ውህደት ኣብ ታሪኻዊ ዓወታትና (መሓሪ ኪዳነ)
มุมมอง 457หลายเดือนก่อน
ብ 24 ነሃሰ 2024 ዝተገብረ ህዝባዊ ሰሚናር። #eritrea
ውድቀት ወያነ (ሕውሓት) ድሕሪ 50 ዓመት
มุมมอง 14Kหลายเดือนก่อน
ውድቀት ሕውሓት ብዓይኒ ኤርትራውያን እንታይ ይመስል? #eritrea #tplf #ethiopia #hoa
ፌስቲቫል ኤርትራ፡ ብናይ ዓይኒ ምስክር
มุมมอง 8Kหลายเดือนก่อน
#eritrea #festival #2024
ቢንያም ግርማይ ኣብ ማህደር ታሪኽ። በዓል መንዮ'ም መወዳድርቱ?
มุมมอง 2.2K2 หลายเดือนก่อน
ቢንያም ግርማይ ኣብ ማህደር ታሪኽ። በዓል መንዮ'ም መወዳድርቱ?
ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣብነታውያን መንእሰያት።
มุมมอง 2.1K2 หลายเดือนก่อน
ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣብነታውያን መንእሰያት።
ሃገራዊ ኣገልግሎት ክመሓየሽ።
มุมมอง 2.8K2 หลายเดือนก่อน
ሃገራዊ ኣገልግሎት ክመሓየሽ።
ገምጋም ዲፕሎማሲ ኤርትራ
มุมมอง 15K2 หลายเดือนก่อน
ገምጋም ዲፕሎማሲ ኤርትራ
ኤርትራ ብዓይኒ ዓለም
มุมมอง 12K2 หลายเดือนก่อน
ኤርትራ ብዓይኒ ዓለም
ክቀላጠፉ ዘለዎም 3 ጉዳያት ኤርትራ
มุมมอง 3.9K3 หลายเดือนก่อน
ክቀላጠፉ ዘለዎም 3 ጉዳያት ኤርትራ
እንቛዕ ደሓን መጻኹም። Welcome to EritreaNEXT።
มุมมอง 2.6K3 หลายเดือนก่อน
እንቛዕ ደሓን መጻኹም። Welcome to EritreaNEXT።
ኣውፈርቲ ጥልያን፡ እንታይ ሒዞም ተመሊሶም?
มุมมอง 12K3 หลายเดือนก่อน
ኣውፈርቲ ጥልያን፡ እንታይ ሒዞም ተመሊሶም?
ወፍሪ ጥልያን ኣብ ኤርትራ፡ ተስፋ ኣለዎ’ዶ?
มุมมอง 25K3 หลายเดือนก่อน
ወፍሪ ጥልያን ኣብ ኤርትራ፡ ተስፋ ኣለዎ’ዶ?
ስለምንታይ'ዩ ሰነ 20 ክኽበር ዘይደልይዎ?
มุมมอง 7653 หลายเดือนก่อน
ስለምንታይ'ዩ ሰነ 20 ክኽበር ዘይደልይዎ?
ፖለቲካዊ ጎነጽ
มุมมอง 9457 หลายเดือนก่อน
ፖለቲካዊ ጎነጽ
ተስፋ ዝህብ ሓድሽ ምዕራፍ
มุมมอง 3.1K7 หลายเดือนก่อน
ተስፋ ዝህብ ሓድሽ ምዕራፍ
ህግደፍ ኣብ 30 ዓመቱ። ሕጂ'ኸ ናበይ?
มุมมอง 8K7 หลายเดือนก่อน
ህግደፍ ኣብ 30 ዓመቱ። ሕጂ'ኸ ናበይ?
About Project EritreaNEXT
มุมมอง 1.7K8 หลายเดือนก่อน
About Project EritreaNEXT
ጸብጻብ መደባት "ፕሮጀክት መጻኢት ኤርትራ"
มุมมอง 3.6K8 หลายเดือนก่อน
ጸብጻብ መደባት "ፕሮጀክት መጻኢት ኤርትራ"

ความคิดเห็น

  • @HagerawiSnit-eb7fz
    @HagerawiSnit-eb7fz 59 นาทีที่ผ่านมา

    ዝኸበርካ ዳኒኤል ዕርቂ ምግባር ጽቡቕዩ ግን መንግስቲ ኤርትራ ክዕረቖ ዝግብኦ ትካል ፖለቲካ ኣሎ ድዩ ኣሎ ትብል እንተኾንካን ፍቓዳካ እንተኾይኑ ምስ መን ክዕረቕ ከምዘለዎ ኢልካ ትሓስቦ ተሊካ ኣብነት ክትገልጸልናዶ ምኸኣልካዶ❤

  • @selamberhe2807
    @selamberhe2807 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽቡቅ መግለጺ ዳኒ. ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @lemlem595
    @lemlem595 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርሃንዩ ቅድሜና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nazaretabraham9385
    @nazaretabraham9385 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ባሓቂ ንፉዕ ዓለም ለኻዊ መምህር ፖለቲካዊ ኢኻ ናይ ኤርትራና ጥራይ ኣይኮንካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ብሩኽ ሓውና❤❤❤🇪🇷🇪🇷💐💐💐

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @TsigheFissha
    @TsigheFissha วันที่ผ่านมา

    No hasot

  • @adikeyh7770
    @adikeyh7770 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ኤርትራ ፖሎቲካዊ ጽገና ኣይግበርን ኢዩ:: ኩሉ ግዝየ ሻዕቢያ ኢዩ ክመርሓ::

  • @zufanasmalash8012
    @zufanasmalash8012 วันที่ผ่านมา

    Don't wear it's good thank you so much ❤❤

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 วันที่ผ่านมา

    ንመንግስቲ ኢትዮጺያ ነጺልካ ዝግበር ሽርክነት ኣርባሒ ኸይከውን ይኽእል።

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 วันที่ผ่านมา

    ኣቀራርባ ግብጺ ካብ ክቱር ሃገራዊ ረብሓ ዝብገስ እዩ እዚ ኸኣ ኣሉታዊ ጽልዋ ኣብቲ ኸባቢ ክህልዎ ይኽእል እዩ.።

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 วันที่ผ่านมา

    ኣኤርትራ ኣብ መፈንጠራ ናይ ግብጺ ኸይትኣቱ ኽጥንቀቅ ይግባእ.።

  • @senait4255
    @senait4255 วันที่ผ่านมา

    ERITREAWI IS KUBUR MENNET FOREVER ALAWYS YESSSS🙏🏽🇪🇷 🕌❤️⛪️🇪🇷🙏🏽🇪🇷‼️‼️

  • @eyasughebremichael5031
    @eyasughebremichael5031 วันที่ผ่านมา

    ዳኒ ሐውና ንኡድ አስተምህሮን ጽቡቕ አገላልጻን ዘየሰልችውን እዩሞ ቀጽሎ ይብል

  • @berhaneweldemichael2683
    @berhaneweldemichael2683 วันที่ผ่านมา

    Dani slm naka edmen teanan

  • @hagosgebremeskel4068
    @hagosgebremeskel4068 วันที่ผ่านมา

    ባአል ቻይና አብዚ ምእባለ ዝበፅሁ ብምፍራስ ከይኮነ አብልእሊኡ ምምላእ’ዮ።❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏

  • @girmawitwelde4579
    @girmawitwelde4579 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @EronJohan
    @EronJohan วันที่ผ่านมา

    We need have truly political policy, the Eritrean regime use as like weapons as political special for they are interested, Eritrean people need open gate opportunities for them simply that . Enough is enough now , we have been suffering from these politicians for 1991 until now .

  • @slm1341
    @slm1341 วันที่ผ่านมา

    I wish more Eritrean intellectuals were bold enough to discuss this most important topic publicly: Politics is about power and who holds the power determines the fate of a nation, its people and its resources.

  • @aloniabeyob9337
    @aloniabeyob9337 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Asmara33213
    @Asmara33213 วันที่ผ่านมา

    ዲኒ ግራንደ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @goitomseyoum8552
    @goitomseyoum8552 วันที่ผ่านมา

    Thank you again for your in-depth analysis and your insight is very appreciated. AwetNehafash 🙌🏿❤️🇪🇷🎉

  • @futsumgful
    @futsumgful วันที่ผ่านมา

    Well said Daniel

  • @ibojan83
    @ibojan83 วันที่ผ่านมา

    💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷

  • @yemgeb2511
    @yemgeb2511 วันที่ผ่านมา

    እዛ 130 ሚልዮን ቤጽሖም ካበይ መጽያ! ካብ በሃልኡ ደጋሜኡ!ገዛኻ ኣጭኔካያ:: ራዛ..,.... ኮይና!. ሰ.... ፅርዩ ኣይ ፀ... ዩ ዝባሓልሲ ሓቒ እዩ!. ለብም ኤርትራዊ!. 51:46

  • @busd7688
    @busd7688 วันที่ผ่านมา

    እድመን ጠ እናን ይሀብካ ሂንቦል ❤❤❤❤

  • @MH-dm3oo
    @MH-dm3oo วันที่ผ่านมา

    İzi ab America zelo ane next president nay Eritrea zibil bizabu asfhikum kulatkum TH-camrs intetizarebu subuk eyu malet iti kendi bedhiru men alo kisab kindey ke keydom alewu and

  • @kibra-wwolde8837
    @kibra-wwolde8837 วันที่ผ่านมา

    🙏🇪🇷🌹🇪🇷🙏🇪🇷🌹🌹🇪🇷🙏🙏🙏👍👍🙏🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌹🌹🩷🩷🩷🌹🇪🇷🇪🇷

  • @NatnaelAndeberhan
    @NatnaelAndeberhan วันที่ผ่านมา

    Thank you for your information.🎉🎉🎉

  • @yemgeb2511
    @yemgeb2511 วันที่ผ่านมา

    Daniel, do you think 🇪🇷 politics center 🇪🇷 & it's people?. I will not be forced to answer this voiced answer. But, how to do it, to be a centre & serve its people?. Always Eritrea first. Awet nhafash. ✊

  • @hiwetgirmasion6009
    @hiwetgirmasion6009 วันที่ผ่านมา

    ጹቡቅ መግለጺ ዳኒ 👍🌹🇪🇷🇪🇷

  • @RonetKemalemey
    @RonetKemalemey วันที่ผ่านมา

    Nay behakiy kubuer haw Daniel ❤❤❤🎉🎉🎉🦁🦁🦁🇪🇷🦅🇪🇷🦅👮‍♂️🫡

  • @biniamtesfazghi8181
    @biniamtesfazghi8181 วันที่ผ่านมา

    My appreciation for the time and efforts you dedicating to us your fellow Eritrea citizens is truly remarkable Dani Hawna keep teaching us

  • @shambko
    @shambko วันที่ผ่านมา

    As an underlying common factor, I hope we agree that we will establish a multiparty system that honors leadership by the majority!

  • @ፀሐይ-ቀ3ጐ
    @ፀሐይ-ቀ3ጐ วันที่ผ่านมา

    Thank you Mr Dani great clear and simple way of explanation about what it mean politics keep it up 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @shambko
    @shambko วันที่ผ่านมา

    A fantastic initiative! My take: EPLF was founded on 'nekefeta nebsi nekefeta'; meaning it accommodated diverse points of views. Currently we were not free to enjoy our hard won independence. Our enemies were formidable enough that we were required to postpone enjoyment of an ERITREAN open & free political environment. So the requisites are 1. understand and appreciate such external imposition 2. Uphold our sovereignty and 3. seek freedom from external influence. Our true freedom (of thought) will come in time for we currently are entangled in a continued fight against foreign and formidable forces.

  • @mesgenaasgodom9670
    @mesgenaasgodom9670 วันที่ผ่านมา

    ❤🇪🇷ሰላም ዳኒ ጽቡቅ ሓበሬታ ራኣይና ዝብል ጽማቕ ትንታነኻ የመስግነካ ቀጽሎ፡ ካልእ ብዛዕባ እዚ ህሉው ኩነታት ብፍላይ ብኢትዮጵያውያን ብኣምሓርኛን ትግርኛን ዝገብርዎ ደለዉ ብሓሶት ጸለመ ኣብ ልዕሊ ሃገርና ኤርትራ ዝገብርዎ ደለው መልሲ ንዕኦም ኣፍልጦ ንዓና ስለ ዝኾነና ኣብ ከምዚ እውን ተትሕውሰሉ ብወገነይ ጽብቕ ይብል፡ ኣብ እትገብሮ ሓልዮት ንሃገርካን ህዝብኻን ቀጽሎ። ❤🇪🇷👍🏾

  • @becomei
    @becomei วันที่ผ่านมา

    ከም ትዕዝብተይ ኩቱር ህርፋን ስልጣን ኣለካ ሓንቲ ክትፈልጣ ዝደልየካ ህዝቢ ኤርትራ ውዱእ ድልዱል ፖለቲካዊ ዓንዲ ኣለዎ ዝተሰብረ ፖለቲካ እንተለካ ኣብ ዝደለካይ ኬድካ ጸግኖ ኣብ ኤርትራ ዝተሰብረ ፖለቲካ የለን ንዝተሰብረ ቁጠባ ኣብ ምጽጋን ይረባረብ ኣሎ ኣቡኡ እጃምካ እንተበርከትካ ንዓካ ይሕሸካ ካቡኡ ሓሊፉ መቋየቂ ፖለቲካዊ ጣውላ ኣብ ኤርትራ ኣይክቅረበልካን ኢዩ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ትጥርነፍ ኣቡኡ ካኣ ሓሳብካ ተፍስስ እንኮ ፖለቲካዊ መሪሕ ኤርትራ ህግ ኢዩ 4ነጥቢ

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም ዳኒኤል ሓውና ኩሉኹም ነዚ መደብ ናይ ዳኒ ትከታተሉ ዘለኹም ጉዱሳት ደቂ ኤረይ ብሓበራ ሰላም ይብል።ዳኒ ሓውና ዘንቀልካዮ ኣርእስቲ ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳብ ኣመንጪኻ ኢኻ። ((ኣሕዋት ምስ ዚሰምሩ ሓጺን ይሰብሩ)) ንሕና ኤርትራውያን ዝተፋላለየ ሓሳባትና ከም ጸጋ ተቀቢልና ብሰላማዊ መገዲ ኩሉ ሽግራትና እናፈታሕናን እናተራዳዳእናን ሓይልን ስልጥንትን ስምርትን ፍትሒ ዝነግሰላ ሙውቅትን ስልጥንቲ ኤርትራ ክንሰርሕን ክንፈጥሪን ደቅና ቀሲኖም ዝነብሩላ ሃገር ክንሃንጽ ናይ ኩልና ሓላፍነት እምበር ንመንግስቲ ጥራይ ዝሕደግ ዕማም ከምዘይኮነ ክንርዳእ ዩ ዝግባእ። ሕጂ ንዝጎድል ሓሳባት ንዝጎድል ኢኮኖሚ ንዝጎድል ቴክናሎጂን ካልኦትን እናመላእናን እናተራዳዳእናን እናተሰማማዕና ሓደ ልብን ሓደ ሓሳብን ኬና ሃገርና ክንሃንጽ ኣብ ጎኒ ሃርና ደው ክንብልን ሓሳብናን ገንዘብናን ከነፍስስ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ንቅሓት ከነበርኽ እዩ ዝግባኣና የቀኒየለይ። ብልጽግትን ስምርትን ሕፍርትን ሃገር ክንፈጥር ናይ ንፍስወከፍ ሓላፍነት እዩ። ❤🇪🇷❤❤🇪🇷🎉🎉🇪🇷🎉🙏🙏🙏!!!

  • @keletaberhe7593
    @keletaberhe7593 วันที่ผ่านมา

    Dani ambessa kemakas yibzuhu

  • @NohBiniam-c6z
    @NohBiniam-c6z วันที่ผ่านมา

    የስ ጽቡቅ አጋላልጻ ዳኒ ሐወይ 🙏🇪🇷👍🇪🇷

  • @mebrahtufessehazion4473
    @mebrahtufessehazion4473 วันที่ผ่านมา

    ኣዚና ነመስግነካ ሓቂቅ ኤርትራዊ ሓውና ሓሳብ ኣሎ ፍቅሪ ሃገር ኣሎ ራኢ መጻኢ ንብልጽቲ ኤርትራ ኣሎ ምንቅቃሓ ንናይ ሓባር ራኢ ቀጽሎ። ብመንጽር እዚ ኣብ ዞባና ዝረኤ ዘሎ ሓጎጽጎጽ ብፍላይ ብመንጽር እቲ ሃገራት ምስሃገራት ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ሃገርውን ህዝባ ረጊኡ ብፍቅሪ ዘዋጽኦ ከይገብር ህዝብታት ሕድሕዱ ብምፍላስ ዓለም ከመሓድሩ ናይ ምድላይ ሸውሃቶም ኣብ ግምት ብምእታው ከምዚ ዓይነት ምንቅቃሕ ኣድላይ እዩ። ኣብዚ ከመምዚ ህሞት ርግ ኢል መጻኢ ምጥማት የድሊ ። ዓይኒ ኣለና ልቢ ኣለና ኣብዚ ዝሓለፈ ናይ ህላወ ሕቶ ኤርትራ እዋን ምስቶም ህላዌና ዘይደልዩ ወይ ብናቶም ድሌት ዘይከደት ነኤርትራ ብዙሕ ግዕዘይ ሽም ዝሃቡዋ ወጊኖም ኣንጻር መኸተ ህዝቢ ኤርትራ ነዊሕ ዝተጓዙ ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ እዚ ትብሎ ዘለኻ ፈጹሙ ንዕኦም ዝምልካት ኣይኮነን። ነዚኦም ሕጅውን ክንቃለም ጥራዩ ዘለና ። ኤርትራ ልክዕ ከምዚ ዘላቶ ንቀበላ ንኹሉ ሸነኻት ዕቤት መጻኢኣ ክኣ ናትና ዕዳ ምኻኑ ኣሚንና ንቀበል።

  • @AmanMengsti-r6t
    @AmanMengsti-r6t วันที่ผ่านมา

    Mr Daniel! Your boldness and intriguing ideas är mind blowing, I wouldn't question your creative ability of monopolization but I would like to see you analysing and giving lecture about our constitution laws each and every law appropriate with other countries law. I think this will help our people understanding on the Power of law and rules.

  • @tecletesfa8054
    @tecletesfa8054 วันที่ผ่านมา

    'ክንቡርክት ከይንቡርኩት ኣብ ማይ ንብጻሕ' ኣብ'ቲ ማይ ዝርከቦ ንኽትበጽሕ፡ ክትጸምእ፡ ክትጠሚ፡ ክትቀጥን ኽትደሚ፡ ቀዳምነታትካ ሰሪዕካ ጉዕዞኻ ክትቅልስ ሕርያ ዘይኮነ ግዴታ'ዩ። ናቱ ዋጋ ድማ ኣለዎ። እቲ ጉዕዞ ኣብቲ ራኢ ኣብ ቀረባን ርሑቑን ኣማዕዲኻ ዝርአ ኣብ በሪኽ ደይብካ'ዩ። እቲ ፐለቲካል ካፒታል ኣብ ቦትኡ ስለ ዘሎ እቲ ብራኸ ወሲኹን ሰፊሑን ልዕሊ እቲ ዝተፈጥረ ጽቕጢ ኣብ ድልዱል ባይታ ሰሪቱ፡ ዘይጉነጽ፡ ዘይንኖ ኮይኖ ኣሎ። ዳኒኢል ኣብ ፖለቲካ ፍሉይ ኣተክሮ ገርካ፡ ዝያዳ እተን ካልኦት ነጥብታት ከትብርሃ ፈቲንካ፡ ንርዱእ ምኽንያት'ዩ። ይኹንበር እዛ ነጥቢ 2 ኣብ ትንታነኻ፦ እታ ነተን ዝተረፋ 5 ነጥብታት ባይታ'ያ እቶም ተጻባእቲ ነዛ ነጥቢ እዚኣ ንምቕልባስ ካብ ደሰታት ዝቑር- ሓኒሽ ጀሚሮሞ ክሳብ ሕጂ ይቕጽልዎ ኣለው። እቲ ኩሉ ዝበልካዮ ንውሽጢ ዓዲ ማለት ኣብ ሞንጎና ኣብ ሞንጎ ኤርትረውያን ኣተኩርካ ስለ ዝኾነ'ዩ ዝኽውን ግን ብዘይቶም ቀንዲ ሰብ ጉዳይ-እከይ ከየቅላዕካ እቲ ስእሊ ጎደሎ'ዩ ዝኸውን። ቅድም እዞም ሃዊኾም ኣኹሶም፡ ደም ክሳብ ንነብዕ ኣብ መስርዕና ኣትዮም ክዘርጉናድቃስ ዝሰኣኑ፡ ኩሉ ፕለቲካውን ቁጠባውን ሂወትና ኣብ መጻብቦ ኣእቶም ኣብ'ቲ ብሰፊሕ ዝተንተንካዮ ኣእትዮም ክንዲ ንቕድሚት ንስጉም ንድሕሪት፡ ድሕሪ-ድሕሪት ክንምለስ ዝገበርሩና፡ ደመኛታት ተጻባእቲ ልዕሊ ኹሉ ክነቕሓሎም ሓንሳብ ዘይኮነ ብተደጋጋሚ ብመርትዖታት እናሰነኻ ከተንቀሓና እጽበ። ይብል እዚ ሓወይ፡ በርትዕ።

    • @EritreaNEXT
      @EritreaNEXT วันที่ผ่านมา

      Thank you very much! We'll said and I totally agree.

  • @sabatesfay3021
    @sabatesfay3021 วันที่ผ่านมา

    Xbuk sena hasab

  • @eritrea3501
    @eritrea3501 วันที่ผ่านมา

    Yesss dani❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tsigeredatewelde5646
    @tsigeredatewelde5646 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ኣለኻ ቀጽሎ ❤❤

  • @abielkiflay3382
    @abielkiflay3382 2 วันที่ผ่านมา

    btarmi xbuq medeb @danil. ewanawi guday alielka sle zmexaeka nemesgneka. ente tekaielu bsulat sebat adimka panel discussion ente tgebr bezi areesti wn btaemi xbuq nieru. qexilo ❤❤❤

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 2 วันที่ผ่านมา

    Hakica danel hawuna nhat hagera eritrean💪🇪🇷hde hsab rebha hagera hizebina eritrean🇪🇷 bitmiret kenhsib yegbaina nwulik rebhana zerina knrokuqo yeical iyu

  • @Efremghebray-gc9sx
    @Efremghebray-gc9sx 2 วันที่ผ่านมา

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AT-ut7yx
    @AT-ut7yx 2 วันที่ผ่านมา

    Thanks a million Dani, for all your hard work extremely important topic 1/2/9 unity respect love trust positive mindful thinking..we should stop haters..blaming calling bad names tserfi. W h One mother one country no matter what. May the Almighty God bless us all.❤❤❤❤❤❤❤