ናይ ጽገና ለውጢ! ጸረ- ደለይቲ ፍትሒ'ዩ(2ይ ክፋል)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 20

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 3 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል አስተምህሮ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ኢዊ ዐዲሚቲ ሰላም ኒኾን። ህገደፍ ሀጊር አቢሪሶ ኢዮ ዚኸይድ ❤❤❤❤❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ሚሐዊራት ቢቲ ጁፍሪዲ ኢኾኖሚ ባሂሊ ፓነሊቲኻ ቢቲ ማአሰሪቲ ሰራዊት ቢሒዚባዊ ረቢሐ ሚቲካኢዮ❤❤❤❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    አጊዳሲ ኢዮ ሒነ አብ ሊዒሊ አሪሚናዊ ጎጂለ ኒኪፈሎ ሒዚባዊ ስሪዐት ሚኪፋልዮ❤❤😂❤❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ወሊዳአአብ አብ ወዲ ሸሪፌይ ቢወዲ ሐቲኒኦ ኢዮ ተጨዊዮ

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    Yes. ሚቂያሪን ዲሞኪሪሲያዊ ራኢ ዘሊው ዚጋ ሚሚሊማል ኢያ❤❤❤❤

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዛአባ ጽግአተኛታት ባራዩ ህግደፍ ንዛረብ አንተሊና ጸረ ዲሞክራሲን ጸረ ህዝብን ጸረ ሂወትን ክሳብ ዝኮኑ ነው በልዎም ፥ደገፍቲ ህግደፍ ንብለው ብልምዲ ፥ህግደፍ ጸረ ሂወት ምካኑ ኣማንም ብሩህ አዩ፥ስለዝኮነ ነዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ሃኪካ ምድርባዩ ጥራይ ይከውን፥

  • @qudusande7754
    @qudusande7754 3 หลายเดือนก่อน

    Netsrab is always good analysts

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ዋላ ውን አብ ቲሒቲ ኒጻ ናይ ሚዚራብ ሚሲል ዚቲሐኒጸጸ አየኾኒን

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ቢቂዳሚኒት ከም ደሊይቲ ፍቲሒ ኒቢሲና ካብ ጽሊኢ ቂሪሒኒቲ ነቢሲና ኒጻ ገይሪና አቢኒት ኾይና መሪሕ ቲራ ኒጻዊት❤❤❤❤😂

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ኢቲ ዐጋሚ ውን ሒዚቢዮ

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 3 หลายเดือนก่อน

    ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ክኸዉንን ብፖሎቲካ ክትንተን ዘይበቅዕ እዩ:: ኢሳያስ ብሕማም ስነልቦና ዝሳቐ ዘሎ ሰብን ብስቃይ ደቂ ሰባት ዝሕጎስ saddist እዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ከኣ ንህዝቢ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ። ህዝቢ ኤርትራ በዚ ሕሙም ፍጥረት እዩ ዝምራሕ ዘሎ: ዉልቀ መላኺ እናበልኩም ኣይተታዓባብዩዎ:: ንኹሉ ስጉምቱን ቃላቱን ብክኢላታት ናይ ስነ ኣእሙሮን ስነ ልቦናን ክጽናዕን ክትንተንን ጥራሕ እዩ ዝግባእ።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ዋላውን ቀታሊና ኢሳያስ ሚስ ዚተአሰረ መሲል ኢሶር ኪኒሒሊዊሎ ኢና

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ሊዊጢ ሒዚባዊኒትዮ

  • @abieleyasu594
    @abieleyasu594 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ተጋሩ ወይ ዓጋመ እንተተባሃልና እንታይ ድዩ?
    ሰባት ኣሕዋትና ዶ ኣይኮኑን ኤርትራዊ ኢኻ ኣይኮንካን ዝብለካ ሕጊ ጥራይ ኢዩ።

  • @መረብተከዘ
    @መረብተከዘ 3 หลายเดือนก่อน

    ንድፊ ቁዋም ህግደፍ ኣግላሊ ጥራሕ ዘይኮነስ ብመሰረቱ ንሕብረተሰብ ኤርትራ ማዕረነታዊ ተሳትፎ ኣብዲሞክራሲያዊ ማሕበራዊ ምሕደራን ጸጋታት ታሃገር ምምቕራሕን ንማዕረ ተሳታፍነት ማዕረ ራብሓ ንምርግጋጽ ዝዓለመ ኣይነበረን እንኳዕ ኣይጸደቐ ጸደቐ ኣይጸደቐ ኩሉሓደ እዩ ደምባር ማዕርነታዊ ተፋትፎ ቢሄራትን ቢሄረሰባትን ዝርኢ ዓይኒ ኣይነበሮን ።ፈራሕ ንሓደ ውድብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝርኢ ማዕርነት ሰብኣውን ዲሞክራሲያውን መሰል ህዝቢ ኤርትራ ዝጎሰየ እዩነሩ ብቐደሙ።

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน +1

    ቢቂዳሚኒት ከም ደሊይቲ ፍቲሒ ኒቢሲና ካብ ጽሊኢ ቂሪሒኒቲ ነቢሲና ኒጻ ገይሪና አቢኒት ኾይና መሪሕ ቲራ ኒጻዊት❤❤❤❤😂

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    አጊዳሲ ኢዮ ሒነ አብ ሊዒሊ አሪሚናዊ ጎጂለ ኒኪፈሎ ሒዚባዊ ስሪዐት ሚኪፋልዮ❤❤😂❤❤

  • @elsagaiem4132
    @elsagaiem4132 3 หลายเดือนก่อน

    ኢዊ ዐዲሚቲ ሰላም ኒኾን። ህገደፍ ሀጊር አቢሪሶ ኢዮ ዚኸይድ ❤❤❤❤❤