Red Sea Eri
Red Sea Eri
  • 282
  • 152 649
ኢሰያስን ህግደፋውያን ጉዶም ተቓሊዑ !!
ደገፍቲ ኢሰያስ ቆማላት ለመንቲ ዓጋመ እንዳበሉ ዝጻረፉ ኣብኤርትራ ድኽነትን ልመናን ቁማልን ደየለ ስለዝኾነ ድዮም ?
ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ።
.th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
มุมมอง: 2 632

วีดีโอ

ካብ ዓድና ብሰንኪ ወያኔን ኣሜርካን ዲና ተሰዲድና !! 2ይ ክፋል
มุมมอง 75114 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ኣነ ንኽቃለስ ዕጫኻ'ዩ ዝብለኒ ሰብ የለን ኣን ባዕለይ ኣሚነ እየ ዝቃለስ!!
มุมมอง 1.4Kวันที่ผ่านมา
ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ሰራዊት ቀቢላታት ምብራቕ ሱዳን ኣብ ሳዋ!!
มุมมอง 48614 วันที่ผ่านมา
ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ክጽናዕ ዘለዎ ዘይተበጽሐ ሚስጢር 2ይ ክፍል!!
มุมมอง 48914 วันที่ผ่านมา
ሕልናዊ ገመድ ዘይተፈትሓሎም ኡሱራት !! ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ክጽናዕ ዘለዎ ዘይተፈልጠ ?... !!
มุมมอง 1K21 วันที่ผ่านมา
ኣቡኻ ወይ ኣዴኻ ዝኣሰረልካ ዝቐተለልካ ኣብ ስደት ኮይንካ ክድግፍ እየ ከይትሑዙኒ ትብል ሲግንጥር ባህሪ። ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ኣብ ንለውጥን ፍትሕን መንእሰይ፡ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሑሉፍን ህልውን ቃልሲ!! 2ይ ክፋል
มุมมอง 388หลายเดือนก่อน
ጻውዔት ንለውጢ ሓባራዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርታራ!! 2ይ ክፋል
ስሉሳዊ ምሕዝነት እሰያስ ደጉተር ኣቢ ኣሕመድን ዓብደላሂ ፈርማጆን ኣዕናዊ ኲናት ትግራይ ወሊዱ !!1ይ ክፋል
มุมมอง 522หลายเดือนก่อน
ስሉሳዊ ምሕዝነት እሰያስ፡ ዓብዱልፋታሕ ኣልሲሲን፡ ሓሰን ሸኽ ማሕምድን ከ ታይ ማዓት ኩን የምጹኡልና #RedSeaEri
ህግደፍ ብኽሲ ንብርጌድ ንሓመዱ ከፈራርሕ ይፍትን!!
มุมมอง 1.3Kหลายเดือนก่อน
ህግደፍ ንገዛእ ርእሱ ፍትሒ ዘይብሉ ክነሱ ኣብ መጋባኣያ ዓለም ንኻልኦት ሃገራት ፍትሒ ይጽውዕ #RedSeaEri
ብርጌድ ንሓመዱ ስያትልን ከባቢኣን 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ኣቃኒዑ !!
มุมมอง 1.9Kหลายเดือนก่อน
ብርጌድ ንሓመዱ ዋሽንግቶን ስያትልን ከባቢኣን 2ይ ጉባኤ ገሩ ቀጻልነቱ ብምርግጋጹ ህግደፍ ካብፍርሕን ራዕድን ብምብጋስ ኣብስያትል ዝኸሰስናዮም ተቓወምቲ ኣለዉ ክብል ተሰሚዑ። #RedSeaEri
ተራ መንእሰያት ኤርትራ ኣብቃልሲ ከምይ ይመስል።!!
มุมมอง 419หลายเดือนก่อน
ነዚ መንእሰይ'ዚ ዘጋጥምዎ ዘለዉ ወድዓውን ባዓልቤታውን ብድሆታት እንታይ ይመስል? መፍቲሒኡኸ? ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ኣብ መንጎ እሰያስን ደ/ ኣቢ ኣሕመድን ዝህሉ ጎንጺ ፡ክውሰድ ዘለዎ ፖለቲካዊ መርገጽ ደለይቲ ፍትሒ!!
มุมมอง 1.5Kหลายเดือนก่อน
ስርዓት እሰያስ ንምውዳቕ በቲንሱ ዝርድኦ ቋንቋ ምዝራቡ ይሓይሽ ። ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ገለ ብጉርሑ ገልን ብገርሁ !! ዓላማ መደብ ዩቱብ ቻነልና ንመጻኢ ቡሩህ ተስፋ ሃገራውነት ምስናቕ እዩ!!
มุมมอง 1.3Kหลายเดือนก่อน
ህግደፍ ፍሹል ሽርሒ ኣንጻር ኣክቲቪስታት ብኣወልሲዒድ ኣሓላልፍ!! ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ብርጌድ ንሓመዱ ንኹሎም ውዳቤታት ብኸመይ ይጥርንፎም !!
มุมมอง 5212 หลายเดือนก่อน
ምስግጋር ቃልሲ ናብ ወሎዶ ብኸመይ ደረጃ !! ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ጌታቸዉ ረዳን ደጉተር ኣቢ ኣሕመድን ዘመሳስሎም ባህሪያት !!
มุมมอง 1.3K2 หลายเดือนก่อน
ኣብዚ ዝዝርግሑ ቪድዮታት ንፖለቲካዊ ዓቕሚታትና ንምዕባይን ህዝባዊ ሓድነትን ሓልዮትን ምክብባርን ማዕርነትን ብሰላም ተኸባቢርካ ምምባርን ናይሓባርካ ናተይ ትብሎ ቁዋም ንኽህልወካ ብዘለካ ዓቕሚ ንምትሕግጋዝን ሓቢርካ ዕብየት ንኽህሉ ዝሕግዝ እዩ።ስለዚ ሪኢኹም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ከይትሓልፉ ፣ሳብስክራይብ ክትገብሩልና ነተሓሳስብ። .th-cam.com/users/videoQz6qjLAVIWU/ th-cam.com/users/RedSeaEri
ብዙሕነት ናይኣረኣእያ ፍልልይ ይቕበልእየ እናበልካ፡ ንናትካ እምነት ዘይተሸከመ ሰብ ክትጻወር ዘይምድላይ ጸረ ዲሞክራሲ እዩ።!!
มุมมอง 5722 หลายเดือนก่อน
ብዙሕነት ናይኣረኣእያ ፍልልይ ይቕበልእየ እናበልካ፡ ንናትካ እምነት ዘይተሸከመ ሰብ ክትጻወር ዘይምድላይ ጸረ ዲሞክራሲ እዩ።!!
ንነብሱ ከም ፕረሲዳንት ግዝያዊ መንግስቲ ኣብ ስደት ዝሸመ፡ድፍኢት መንግስቲ ኣመሪካ ኣለና ይብል !!
มุมมอง 1.1K2 หลายเดือนก่อน
ንነብሱ ከም ፕረሲዳንት ግዝያዊ መንግስቲ ኣብ ስደት ዝሸመ፡ድፍኢት መንግስቲ ኣመሪካ ኣለና ይብል !!
ሕድሕድካ ቕትለት ካብ ወገንነት ብዝራሓቐ መንገዲ ፍታሕ ክንረኽበሉ ንጽዓር !! ።
มุมมอง 5812 หลายเดือนก่อน
ሕድሕድካ ቕትለት ካብ ወገንነት ብዝራሓቐ መንገዲ ፍታሕ ክንረኽበሉ ንጽዓር !! ።
መበል 14 ጉባኤ ህወሓትን ቅልውላው መሪሕነቱን
มุมมอง 4623 หลายเดือนก่อน
መበል 14 ጉባኤ ህወሓትን ቅልውላው መሪሕነቱን
ወያኔ ካብ ሓይልታት ኢትዮጵያ እቲ ኣብ ልዕላውነት ኤርትራ ዘየጠራጥር እምነት ዘለዎ ክሳብ ሕጂ እዩ!! ።
มุมมอง 8043 หลายเดือนก่อน
ወያኔ ካብ ሓይልታት ኢትዮጵያ እቲ ኣብ ልዕላውነት ኤርትራ ዘየጠራጥር እምነት ዘለዎ ክሳብ ሕጂ እዩ!! ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዝወደቑን ዝወድቁ ዘልዉን ሰማእታትና ንዘክር ታይማለት እዩ? ቶም ናይትማሊ ኸ?
มุมมอง 1K3 หลายเดือนก่อน
ኣብ ናይ ሎሚ ዝወደቑን ዝወድቁ ዘልዉን ሰማእታትና ንዘክር ታይማለት እዩ? ቶም ናይትማሊ ኸ?
ናይ ጽገና ለውጢ! ጸረ- ደለይቲ ፍትሒ'ዩ(2ይ ክፋል)
มุมมอง 8263 หลายเดือนก่อน
ናይ ጽገና ለውጢ! ጸረ- ደለይቲ ፍትሒ'ዩ(2ይ ክፋል)
ህልዊ ዝምድና ኢሰያስ ኣፍወርቅን ዶ.ኣቢ ኣሕመድን ናበይ ገጹ እዩ?
มุมมอง 1.5K3 หลายเดือนก่อน
ህልዊ ዝምድና ኢሰያስ ኣፍወርቅን ዶ.ኣቢ ኣሕመድን ናበይ ገጹ እዩ?
ፋሽስቲ ኢሰያስ ኣፍወርቅን ዛሕጂዘላ ባንዴራን ናይ ልዕላውነት ህዝቢ ኤርትራ መግለጺ ክኾኑ ይኽእሉዶ?
มุมมอง 1.3K3 หลายเดือนก่อน
ፋሽስቲ ኢሰያስ ኣፍወርቅን ዛሕጂዘላ ባንዴራን ናይ ልዕላውነት ህዝቢ ኤርትራ መግለጺ ክኾኑ ይኽእሉዶ?
ኣብ ኤርትራ ናይ ሓባር ወጽዓ እምበር ናይ ትግርኛ ሕብረተሰብ ብፉሉይ ፖለቲካውን ኢኮኖምያዊን ወጽዓ ዝባሃል የለን።
มุมมอง 1.9K4 หลายเดือนก่อน
ኣብ ኤርትራ ናይ ሓባር ወጽዓ እምበር ናይ ትግርኛ ሕብረተሰብ ብፉሉይ ፖለቲካውን ኢኮኖምያዊን ወጽዓ ዝባሃል የለን።
ሳዋ ምስጢር ህላወን ውሕስነት ዓወትን ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ኣይትፈልጥን 'ያ!!
มุมมอง 6784 หลายเดือนก่อน
ሳዋ ምስጢር ህላወን ውሕስነት ዓወትን ህዝቢ ኤርትራ ኮይና ኣይትፈልጥን 'ያ!!
ምስ ኣግኣዝያን፡ትግራይ - ትግሪኚ፡ኣንድነታውያን፡መንነታውያን፡ብሓባር ክንቃለስ ዘኽእል መትከላዊ እምነት የብልናን።ብዘይካ ከም ደቂ ሃገር ተኸባቢርላ ምንባር
มุมมอง 2.8K4 หลายเดือนก่อน
ምስ ኣግኣዝያን፡ትግራይ - ትግሪኚ፡ኣንድነታውያን፡መንነታውያን፡ብሓባር ክንቃለስ ዘኽእል መትከላዊ እምነት የብልናን።ብዘይካ ከም ደቂ ሃገር ተኸባቢርላ ምንባር
ሰሻል ሚድያታትና ንፍትሓዊ ቃልስና ብዘገልልግል ብልቦና ክግራሕ ኣለዎ!!
มุมมอง 1.4K4 หลายเดือนก่อน
ሰሻል ሚድያታትና ንፍትሓዊ ቃልስና ብዘገልልግል ብልቦና ክግራሕ ኣለዎ!!
2ይ ክፋል ሬድዮ ኤረና ስለምንታይ ኣብጎኒ ጸረ-ጭቁን ህዝቢ ኤርትራ ክኾኑ መሪጾም ?!!
มุมมอง 9174 หลายเดือนก่อน
2ይ ክፋል ሬድዮ ኤረና ስለምንታይ ኣብጎኒ ጸረ-ጭቁን ህዝቢ ኤርትራ ክኾኑ መሪጾም ?!!
ወገንነት ሬድዮ ኤረና ምስ ጨቋኒ ዶ ምስ ተጨቋኒ!!
มุมมอง 4374 หลายเดือนก่อน
ወገንነት ሬድዮ ኤረና ምስ ጨቋኒ ዶ ምስ ተጨቋኒ!!

ความคิดเห็น

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kabalum da entay kinsibe himakat , aykserhu aykesrihu kab kulu zero nay af cheletat tehzinu. 😂😂😂

  • @Hayet-m1x
    @Hayet-m1x 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብሕጊ ብዕሊ ዝተገበረ የለን ኣብ ታሪኽ ሻዕዉያ: :ብኸመኡ ክኣ እንዳራኣናን እንዳሰማዕና ብሕቡጭቡጭ ንጸንት ኣለና:: ናይ ሕስረትን ኣብነት ኮናስ :ብሽምና ጽግዕተኛ ይሕተት ኣሎ ኩልተይ ሰባኣውነተይ ተጋህሰ እላበለ :ሻዕዉያ የማርር ክብሉኻስ ዘሕዝን ዘሰምብድ እዩ 👌🙏/priscrabed 👍

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dehan n aka wn krdaka eyu enber n hnas terediena eyu, kulna erittrawyan n ekebelu kmets eyu ezi hawey, tseleme gn ngdefo. Hasabka gn akemt.

  • @milena4606
    @milena4606 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🕌♥️⛪♥️🕌⛪♥️🕌⛪💪💪💪💪💪💪💪💪👑👑👑👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreanpeopleindanger327
    @eritreanpeopleindanger327 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eti tekribiwo medeb kubul tekone Mejemerta neta adi tibla zelaka Heger elka xewiaya nexereab asmelash

  • @TesfaGherezgihr
    @TesfaGherezgihr 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Halewlow kinserh dina wala nezi Tmhrte zeybluu

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Thanks for service kale hiwet yesmalna cab fashshity eseyas yegalaglena amen

  • @hiwetabraha1876
    @hiwetabraha1876 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤️❤️❤️💐💐💐✌️✌️✌️🙏🙏🙏

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    emo endafeletkum

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tengarat behakum teseteru Hhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhh Kufuat gex tegaru

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zbelkum tebelkum atum rekalu No more eritria Deki malelit nakum imlketekumn eyu Atum dekalu

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Zbelkum tebelkum atum rekalu No more eritria Deki malelit

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Entau ikumke tmeslu tekualu

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    nnebska mihtat eyu

  • @asefa99-l7x
    @asefa99-l7x 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ☕☕☕☕☕☕☕☕💐💐💐💐💮💮💮🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺

  • @መረብተከዘ
    @መረብተከዘ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ዓለም ቶም ብዝተወደበ መልክዑ ዝሓየለ ማፍያ ሸየጥቲ ሓሽሽ መደናገርቲ ኮንትረባንዳውያን እከይ ተግባር ክፍሕሱ ዝሓድሩ ጸረ ሰላም ጸረ ፍትሒ ጸረ ህዝባዊ ረብሓ ጸረ ሰላማዊ ጉርብትና ተበለጽቲ ደናቁር ብሃሰሰ ለባም ዝመርሑ ማሃይማት እዮም መራሕቲ ህውክት ህግደፍውያን !! ውድቀቶም ኣብሓጺር ግዜ ከምዝኸውን ርጉጽ እዩ።

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤👍👍👍

  • @asefa99-l7x
    @asefa99-l7x 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    aseyas kab afrikawyan merahti mstom qedamot corruptiond alem seriOato La🐍ztemn seraqi

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህግደፋውያንን ህግደፍን ትፍኦም ዝልሕሱ እዮም ፣ ራኢን ዕላማን መትከልን ዘየብሎም ንዝመጸ ዝኽድሙ ፣ መጠን ዝኸደምዎን ዝኸድዎን ረብሓታትን ሓደጋታትን ክመዝኑ ዘይክእሉ ዓቕሞም ዘይፈልጡዮም ክንብል ኮለና መበገሲና ሕሉፍ ተሞክሮን ባህርያቶምንዮ ፣ ብዝኾነ ምቕናይ ጥራይ

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kema endabelkum, bkrhnti, kdat, tseleme ktkedu ekum, n adihagerkum, gn stret eyu mkad wn, tselolo ykdenkum, hasadat

    • @RedSeaEri
      @RedSeaEri 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      nmeaz ayu zrdeakum

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 วันที่ผ่านมา

    ይጅምር ኢዩ ዘሎ። ህግደፍን ሰዓብቱን፡ ጽቡቕ ንፋስ ኣይክረኽቡን ኢዮም።

  • @yemanetesfabrhan8192
    @yemanetesfabrhan8192 วันที่ผ่านมา

    መዓስ ኢኹም ኣብ ግንባር ፊትንፊት ትገጥሙ ዕሩባት ሕልና ፣ ስግር ባሕሪ ተቐሚጥካ ስልጣን ኣይርከብን እዩ ። ነጸርኣብ እኳ ኣስናን ዘይብልካ ንኹሉ ኣይትበቅዕን ኢኻ

    • @eseyasberhe7842
      @eseyasberhe7842 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እንዳደበለ ዝፈረሰ ርእሲ ትፍኡ ምልማጽ እምበር ሰብ ሰብ ክጨኑ ዘይሕሰብዮ ፣ ብብቕዓትን ዓቕምን ክትሙግቶ ከቶ አይትኽእልን ህግደፋውያን ድንቁርና 100% ትብዓትን ሕልናን 0% ስለዝኾንኩም ኪንዮኡ ፣ ብዛዕባ ህዝብን ሃገርን እንዳደበልኩም ዝአተውዎ ገሃነብ አይረአየኩምን ድሙር ፣ ሕጂ ኸአ ትግራይ ትስዕር በሉምበር አይ ካብ ባዴላ አይ ካብ ባጀላንዲኹም ፣ ድንቁርናኹም ኩሉ ፈሊጡኩምሲ ፈንፊኑኩም ከማን ።

    • @RedSeaEri
      @RedSeaEri 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      temane xerfi naydkumat ayu

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 2 วันที่ผ่านมา

    ነጸራኣብ- ነጻነት ኣሎዎም ድዩ ከምቲ ትብሎ ዘሎኻ ክደርፉ? ኣይትጋገ ። መብዛሕትኡ ገጢሞም እዮም ዝህብዎም። ስለዚ ካብ ሓቂ ዘይምርሓቕ።

  • @tekesteogbamicael7940
    @tekesteogbamicael7940 4 วันที่ผ่านมา

    ህግደፍ ክልተ መልሓሱ ፡ ኣእምሮኡ ኣታዊ ወጻኢ እዩ ክበሃል ይከኣል።

  • @berhanekidane5572
    @berhanekidane5572 5 วันที่ผ่านมา

    YOU ARE NOT ERITREANS...................... YOU ARE Tegaru Ethioipians BORNE IN ERITREA.

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 5 วันที่ผ่านมา

    Incredible teaching! እንተኾነ ኣቦና ነጸርኣብ፡ ኣብ ነፍስ-ወከፍ ሙሉእ ሓሳብ መወዳእታ፡ ማለት'ዩ፡ ማለት'ዩ፡ ማለት'ዩ ትብል ቃል ትደጋግማ ስለ ዘለኻ ትኣረመላ!

  • @hebuhabte
    @hebuhabte 5 วันที่ผ่านมา

    🌼💐🌺💙💙💙💙💚💚💚🌺🥀🌹🌹bahri hgdefawyan zgerm Ayu tezarinka aywdaAn Ayu

  • @abduadem1780
    @abduadem1780 6 วันที่ผ่านมา

    መዝሙር መተዓብይቲ እዘን ኩለን ሸፋጥ ባዕሉ ኩንትራት ሒዙ ክንደይ ኤርትራውያን ድዩ ካብ ስራሕ ጠጠው ኣቢልዋም

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 6 วันที่ผ่านมา

    እዞም ደገፍቲ ስርዓት ዝተዘናበለ ኣተሓሳስባን ዘይርጉእ መንፈስን ዝዓብለሎም፡ ክሳብ መንግስቲ ህግደፍ ዝሃለወ ፈውሲ ዝርከቦም ኣይኮኑን። ዋላ'ኳ ከም ኤርትራዊያን ብስጋ ኣሕዋትና እንተኾኑ፡ ንዕኦም ክሕሾም መታን ናብ ነብሶም ከይተመልሱ ነዛ ዓለም ከይገድፉዋ፡ ዕድመ ኢሳያስ የሕጽረሎም። ዕድመ ኢሳያስ ምሕጻር ንኹልና ጽቡቕ ኢዩ። ፍትሕን ሰላምን ምስ ነገሰ፡ ተሰቢሉዎ ሓሚሙ ዝነበረ ዝፍወሰሉ፡ ናይ ይቕረን ምብህሃል ሃዋህው ዝዕብልለሉ፡ ህዝብና ንነዊሕ ዝለመኖ ራህዋ ዝርእየሉ ኩነት ምስተፈጥረ፡ ንኹልና ጽቡቕ ክኸውን ኢዩ'ሞ እቲ ንነዊሕ ንቃለሰሉ ዘለና ራህዋ ንኹልና ኢዩ። ስለ'ዚ እቲ ድርብ ሓላፍነት ነቶም ብሓቂ ንዝቃለሱ፡ ፍትሒን ሰላምን ንምርግጋጽ ዝጽዕሩ ኢዩ። ንውጹዕ ህዝቢ ፍትሒ ምንጋስን፡ ነቶም ሕማቕ ከሎ ጽቡቕ ዝብሉ፡ ናብ ነብሶም ንምምላስን ምንሳሕን ባይታ ምፍጣር ኢዩ።

    • @eseyasberhe7842
      @eseyasberhe7842 5 วันที่ผ่านมา

      ጽቡቕን ቕዱስን ሓሳብንዮ የግዳ እዞም ደቆም ሓቑፎም ምስ ደቅደቆም ናይ እርጋን ግዚኦም እዳሕለፏ ምስ መንግስተይ ዝብሉ ፣ ምስ ንፋጦምን ልዛዮምን ከም እንስሳ እዳተኾብኮቡን ብደዎም እዳተሸጡን አበስመራ እንዳኸፈሉን ብማርያም ማርያም ዓድ ሰብ ምስ አተው ፣ከብዶም ምስ መልኡ ቖርበቶም ምሰልመጹ ምስ መንግስተይ እንዳበሉ ሃገር ሓሙኹሽቲ እዳተቐየረት ህዝብና እንዳጸነተ ነበር ኮይና ካብኡ ሓሊፏ ዝተደመሩ አይ ካብ ምህሮ አይ ካብ የአእምሮ ፣ አይ ካብ ባዴላ አይ ካብ ባጀላ ዝኾኑ መኻናት ሕልና ፣ አበየናይ ካታጐሪ ከም ንምድቦምኳ ዝጽግም እንተኾነ ፣ እንተገደደ ድሕሪ ውድቀት ውዱቕ ጉክለ ሳዲስት ዝኽፈት ቤተ መዘክር ስእልታት ናይቶም አውራን ቐንድን አጋፈርቲ ምስ ተወሳኺ ሓበሬታታት ወለዶ ክመሃረሉ ቐኒዖም ዘይኮነስ ጐቢጦም ዝረግጽዋ ሃገር ክትከውን አለዋ ፣ እዝውን ፍትሒዮ

  • @jonahabgi9125
    @jonahabgi9125 8 วันที่ผ่านมา

    Anta guahmam: ato Malet'yu: 179 gzye malet eyu! 😅😊😅! Eway wrdet/hsean! Hsur'do n Kibur yiedmi eyy! Here geberekn! Newramat! Enkuan Eritrea 🇪🇷: n Wedi-Tkul keteliela aymlketeknn eyu! Hademti: hasewti: sheyenti: esubat: jeda'at eko ekin! N Eritrea 🇪🇷na Aytedlywan ekum! Resatat: hsutat: foee Gohaf Eritrea 🇪🇷 Aytmlketeknn eya! Kab nab Eritrea 🇪🇷 mietaw: nmengste-semayat mietaw yqelekn! Meqberikn meret gzia: ember ... tesfa-albo!

  • @DanielAbraha-y9r
    @DanielAbraha-y9r 9 วันที่ผ่านมา

    ዘርእሰናይ አምጻአዬ ሱቅ ኢልካ ሀተፍተፍ አይትበል።

  • @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
    @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 9 วันที่ผ่านมา

    What about Nay Sabe

  • @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
    @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 9 วันที่ผ่านมา

    Let it go

  • @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px
    @THEVOICEOFTHEVOICE-pk2px 9 วันที่ผ่านมา

    Go to the point

  • @mesfinabraham6412
    @mesfinabraham6412 9 วันที่ผ่านมา

    ደጋፋይ ህግደፍ ንኽትከውን ዘገድደካ ድንቁርናኻ ጥራይ'ዩ !

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene7442 9 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኣሕዋት፣ ሓቀኛ መልሲ ክቡር ሓው ነጸረኣብ።

  • @michaelbeyene7442
    @michaelbeyene7442 9 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ትኹል ብራሾ ህግደፍ እምበር

  • @BakrEmaha
    @BakrEmaha 9 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕም ጽብቅ መግለጽ አብቶም ተብለጾት ከም ሰዉራ ናየጀርያ እዶም ከምዝረኽቡ ካብ ሕጂ አወኻኽርዎም ብጣዕም ጽቡቅ ቃለ መሕተት ።

  • @tadesse-bw6ib
    @tadesse-bw6ib 9 วันที่ผ่านมา

    ,ዓጽሚ. ይሃብኩም. እምበሪ. ንወዲ. ትኹል. ስነጥበባዊ ዘበልኩሞ ወዲ ትኹልሲ. ሓሚን ናይ ውልቀ. ንኢሰያስ. እዩ ንእኡ ክምጉስን. ከቀናጁ. ዝተመለመለ ሓሜን እዩ ብዘይካ ንኩንያት ሓድሕን ከተባብዕ ካልእ ቁምነገር ኣይረኣኹሉን እንተቲ. ሊንጎ ዘለዎ ድማ ብዘየካ ንመንእሰያትን ዓበይትን ጽልኢ ኣብ ልዕሊ ህዘቢ ትግራይ ክጉስጉስን ሓዊ ክዘርእን እምበር ብእኡ ኣቢለ. ድማ ንጎይታ. ኢሰያስ ከመጉስን ከመለክዕን እዩ ኣብቃልሲ ይኹን. ድሕሪ. ነጻነት ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን. ስለዚ ኣብ ዓዲ. ይሃልዉ ኣብ ደገ. ካብ. ንኢሰያስ ምግለጋል. ኣይከቋርጹን. እዮም ቅበጽዎም. ኣብ ጎንህዝቦም ዘሰልፍ. ትብዓት የብሎምን.

  • @yousufmussa8976
    @yousufmussa8976 10 วันที่ผ่านมา

    Fruitful discussion

  • @tesfaialemseghed5020
    @tesfaialemseghed5020 10 วันที่ผ่านมา

    h

  • @hebuhabte
    @hebuhabte 10 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💚💚💚💚💐💐💐💐🌼🌼🌼wellcome

    • @BakrEmaha
      @BakrEmaha 9 วันที่ผ่านมา

      ኩቡራት የሕወት ዓብ መልኽት ነዞም ተበለጽት ክብሃል ዘለዎ እዩ ካድራት ጀብሃ ተላዓሉ ናትኩም እዩ እት ግዝየ ምስ መንእስሳያት ሐገዝ የዲልዮም እዩ ነዉራም ስርዓት መሕብኢኡ ቤተ ጸሎት አደታትን ከም ህግደፍ ህግደፍ እበር ዉላደንን ሃገርን አይታየንን እዩ እዞም ለባማት ከም ሰዉራ ናይጀርያ በለጸኛ ብወለዎ ኤረትርራ ናቶም ከምዘይኮነት አፍልጥዎም ዲሐር አይሰማዕናን ከይቡሉ ካብ ሕጅ ዓወት ሰማያው ሰዉራ።

  • @መረብተከዘ
    @መረብተከዘ 10 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኣያታት እንኳዕ ደሓን መጻኹም

  • @hanasefa
    @hanasefa 13 วันที่ผ่านมา

    OMG😱😮😮😮😮😢❤❤it'smeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeee❤

  • @hanasefa
    @hanasefa 13 วันที่ผ่านมา

    OMG😮😮😮😮😮😮❤ It's meeeeeeeeeeeeeeeeeeeeeee

  • @Taezaz
    @Taezaz 15 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ስራሕ ፥ ከም ክሉ ግዜ

  • @መረብተከዘ
    @መረብተከዘ 15 วันที่ผ่านมา

    እዚ ወዲ ዘመድ ወዲ ትኹል እዩ መስለኒ

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 16 วันที่ผ่านมา

    Aye poletika,poletika dika tserh zeleka, neday nay lbu yhasb, nedan kema eyu. Yehzn

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 19 วันที่ผ่านมา

    Red Sea Eri መቸም አብዚ ገዛ ዝለዓል አርእስቲ ዋዛ አይኮነን ዓቕምታት ተሳተፍትውን ብዕምቖትዮም ዝትንትንዎ ወዮ ደአ አብኢድካ ዘሎ ወርቂ ዳርጋ ኮይኑናምበር ብሓቂ ቦሶላዮ ዝለዓል አርእስቲ ፣ ከም ወትሩ ብሉጽ አገላልጻ ምቅብባል ሊንጐን ሰሎሞን ድራርን ብፍላይ አብዛ ስዓት ዝኸድዋ ዘለው መንገዲ ውሽጠዘያ ፣ ብዝኾነ እዞም ስነቐንጠብጠባብውያን ዝሓለፏ ብሉጻት ገዲፍካ ዝበዝሑ ግና ንህዝብና ናብ ህጉምዮም የእትዮም።

  • @asefa99-l7x
    @asefa99-l7x 19 วันที่ผ่านมา

    ferahat Ayom bfrhi Ayom zdgfu