You are my favorite artist and historian since I was 12 years old. I now you have a life like every human being but please tell us for good and for bad ours history. ❤ From Yohannes
An endless heroic acts of our martyrs and our heroes are hard to belive at times simply because it was never seen anywhere else in the world but only in Eritrea!!✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
Eternal glory and eternal gratitude to all our martyrs and all our heroes and all their sacrifices and for all their resilience for our freedom and for our identity. And we owe it all to them forever!!✨️🙏🕯🐪 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🐪🕯🙏✨️
Dear brother Hailemichael ( Lingo ) I would like to ask you a Question.... 1. When & how was the " Fechew " melody as well as dancing in Eritrean armed struggle fighters (Tegadelti ) adopted 2. Who started first that kind of dancing & melody Thank you .
ነዚ ዝተሓልፈ መስገደል ኩሉ ይፈልጦን ኢዱ ሓዊስሉ እንተዝኸውን ርዝነት መስዋእትን ዝተኸፍለ ዋጋን ምፈለጠ ቁንጣሮ በጻብዕ ዝቑጸሩ ብመንነትን ሀገርን ኣይመሽካዕለሉን እቲ ጽቡቕ ነገሩ ፍቅሪ ሀገር ከም ወርቂ እንዳተኾልዐ ዝነብር ምዃኑ እዩ።ሊንጎ ድማ ስለቲ ታሪኽ ኣብ ምስናድን መጻናዕትን ምርምርን ጌርካ ናብ ወለዶ ንክሰጋገር ትገብሮ ዘለኻ ጻዕርን ኣበርክቶን ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ዝያዳ ኣበርክቶኻ ክቕጽል ይምነ ሰሰናዩ
Yes out history lingon jigna ❤🌹💓🙏👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
This is Our History too! and the trick by Haile was straight out of The Art of War. He might hadn't read it, but lived it. Victory to the Masses.
ሳላ ስዋኣትናን ኩሉኹም ንእስነትኩም ኣቢርኪትኩም እዛ ሃገር ዝሃብኩምና ነመስግን። ንዓኻ ድማ ብተወሳኺ ነቲ ታሪኽ ጽባቐኡን ጉድለቱን እቲ ሓቂ ኣብ ታሪኽ ክሰብር ምግባርካ ተውሳኺ ኣስተዋጻኦ ምግባርካ ንዘላለም ምስጋና ንዓኻ ይኹን። ❤
Hi brother lingo how are you we miss you I hope you’re doing well please don’t stop posting it is very great seeing you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
Thank you Lingo good jobb ❤❤❤❤ keep it up very interesting history we are proud to be Eritrean
Thank you!!!!!!!!!
Thanks for sharing this truthful historical story of 🇪🇷🙏🙏🙏
ፈጣሪ ኣዘንቱ ኢሉካ ንታኣምር ኣትሪፉካ ቀጽል ድኣ ኣይትታዓንቀፍ እዚዉን ታሪክና ኢዩ::
Thanks lingo for providing this wonderful and informative programme as usual.!!! 👍 🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷
❤❤❤ ሊንጎ ዓቢ መጽሓፍ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤
Thank you, Lingo! You r born to be narrative. I admire your memory and keep it up.
Lingo
ቀጽል ቀጽል ! ብሓቂ እጽበየካ ብምንባረይ ዕጉብ እየ።
You are my favorite artist and historian since I was 12 years old. I now you have a life like every human being but please tell us for good and for bad ours history. ❤
From Yohannes
ሊንጎ ብዛዕባ ዉዑይ ቅጫ ኣስፊሕካ ጸሓፍ
Wwwww des zebel qetlo lingo aytehazely ember ETA nay mekerka zelka ya kendey sebat tedebdibom yekon emo eti tarik Bella sel enfelto❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
An endless heroic acts of our martyrs and our heroes are hard to belive at times simply because it was never seen anywhere else in the world but only in Eritrea!!✨️🙏🕯🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯🙏✨️
Well done our herooo we proud eziwnm tariqnaa eyu.💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawwwww daddy lnieg ❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you sharing your experiences with horner
Every one should tell the story it would be good
Yeqenyelna kubur hawna Lingo nezi xifuf mehari medeb miqrabka.
Aziyu mehari sewra hizbi Eritra xubuq gerka b,mglaxka azina nemes,gen.
Qexilo aytihmeq. ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deqi erey selamkum ybzah ayni abaykum ydefen ❤❤❤❤❤❤❤
It was very interesting and painful. I really appreciate you lingo,keep it up. I am really proud of you.
Yohhanes Mihtsunmy G.father😢. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪❤
ታሪክና ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ሃብታም ታሪኽ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷. የቐንየልና አያና ሊንጎ ::
Thank you my brother
Eternal glory and eternal gratitude to all our martyrs and all our heroes and all their sacrifices and for all their resilience for our freedom and for our identity. And we owe it all to them forever!!✨️🙏🕯🐪 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🐪🕯🙏✨️
Thank you Lingo
የቐንየልና ሊንጎ 🙏
እታ ቤተ-ክርስትያን አብ መቀርካ ዝበሃል ዓዲ እዩ
👍👍👍 thx lingo God bless you
Thank you king lingo.long live.to much sacrifice
ንውዕሎና ውዕሎ ወሎዶ ምድላይ ንነጻነት ኣብ ምስግጋር ናብዚ ሓድሽ ወሎዶ እተካይዶ ዘለኻ ሓቂ ሰነደ ቃልሲ ስለ ዝኾነ፡ ቀጽል ጥራይ ንቕድሚት ።
ወዲ ቀሺ (ጦፍ )
شكرا لك على ذكريات النضال
SELAM WEDI EREY !
❤
Lingo yekenyelna kubur hawna
Neseka Senede sewra nay behaki
Thank you!
Lingo the great 🙏🇪🇷❤️🙏
Amazing
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Bravo 🇪🇷❤️👍
Dear brother Hailemichael ( Lingo ) I would like to ask you a Question....
1. When & how was the " Fechew " melody as well as dancing in Eritrean armed struggle fighters (Tegadelti ) adopted
2. Who started first that kind of dancing & melody
Thank you .
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
የቕንየልና! ሊንጎ።
Selam. Deki.erey. ertrawinet. Kubur.mininet. kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna..viva.erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሊንጎ ንምንታይ ጽቡቕ ጌርካ ዘይገለጽካዮ፡ ኣብ ሰሜን ኤመሪካ ዝነበሩ ንህዝባዊ ግንባር ኮኒነማ፡ ምክንያቱ ህዝብና እናተጨፍጨፈ ምስ ሕብረት ሶቬት ማሕዛና ምባሎም ኢዩ፡ እቲ ኣብ ኤመሪካ ነብሱ ቀቲሉ ዝበልካዮ ውን ባዕሎም ኢዮም ቀቲለሞ፡ ነቲ ማሕበር ከኣ ክከፋፈል ጌሮሞ' ስለዚ ታሪኽ ብግቡእ ግለጾ !
ምሓተትና እሞ ዝምልስ ኣይኮነን
@@biniamweldemariam7582 ገብረኣምላኽ ኢሳቕ ኢዩ ዝብሃል እቲ ጸዲፋ ሞይቱ ዝበልዎ'፡ ሓደ እውን ዝኩንኖም ዝነበረ ኣብ 78 ኣብ ሜዳ ምስ ኣተወ ወርሒ ከይጸንሐ ካብ መኪና ጸዲፋ ኢሎሞ፡ ጴጥሮስ ዮውሃንስ ዝብሃል ኩሎም PHD ትምህርቲ ዝነበሮም ኢዮም ።
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ሊንጎ
እሞ ተስፋ ሙቕራጽ ኣብ ኣሜሪካ ሽዑ ዝጀመረዩ ሕጂውን መንግስቲ ኣብ ደገ ዝብል ሰባብ ስነሓሳብ ውጥን ተጻባእቲ ኤርትራ ዘመንጨዎ
❤❤❤🎉❤❤❤🎉❤❤❤🎉
ፎእ ርኹስ ሻዕብያ ገጹ ትርሓቅ
እዚ ውን ታሪኽና ኢዩ ኣብ ዘርእስታ ብመጽሓፍ መልክዕ ኣቀናቢርካ ከም ተቕርቦ ተስፋ እገብር::
Waw fihira
🎉Eritrea 🇪🇷
ሰላም ዝኸበርካ ሊንጎ ከም ወትሩ ሉዑል ኣድናቖተይ ክገልጸልካ ይደሊ።
እዞም ኣብ እስክሪን ዘለዉ ተጋደልቲ እንተተላልየና ጽቡቕ ኔሩ።
ወለይ ሊንጎ ፡ ጽቡቅ ጌርካ ስእሊ ባዓል ድሩዕ፡ ሸሪፎን፡ ጴጥሮስን ካላኦትን ዘርኣኻና !! እዚ ደመኛ ቀታሊ ህዝብና ኢሰያስ ግን ታሪኾምን ምስሎምን ክሓክኽ ረብሪቡ ኢዩ። ግን ብፉጹም ሂወቶም እንተ ኣየጥፍኦም፡ ስሞምን ታሪኾምን ግን ኮቶ ኣይክጠፍእንዩ። ኣብዚ ተዘንትዎ ዘለኻ ግን፡ውግእ ሓድሕድ ናይ 81 ህግሓኤ ብ ወያነ ተሓጊዙ ንተሓኤ ካብ ሜዳ ኤርትራ ከምትወጽእ ምግባሮም ከትርድዕ !
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Entay zibele mimory u bejaka
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💯👍🌷
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
♥♥♥♥🌹🌹🌹🌹🌹🌹
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
እንክዕ ካብቶም ሓመድ መቃብር ፍሒሮም ዝተረፉ ኮንካልና ክንደይ በላሕቲ ከፊልና ኢናሞ ንዓኻ ግን ረኺብና ቀጽሎ ፍሓሮ እቲ ታሪኽና የቀንየልና ሊንጎ ሓወይ
Azi kabtom jigna knbl nkal do awe nbl gn kabtom hizuna ztesrdede amo zhanrina albo hager zkona hade eyu
Cuba 20.000 ወተሃደራት እያ ሓጊዛ።
ናይ 77-85ዝነበረ ኩነታት ኩሎም ንህወት ዘለዎ ከዘንትውዎ ኡለዎም
Kemti lumud kiebret yiehabelna ayanan memhrnan tegadalay lingo tarik gn mulu tarik kiekonelna asmat nay tzkrom zeleka buxotka nieabnet hailemiceal.nayti hamimu zgedefkayo metabytka atyom do tesewieom hafeshawi gelaxi entezkewn xubuk neyru.
ሊንጎ ኣንበሳ! ቀትሲል ጥራይ። ታሪኹም ታሪክ ጀጋኑ ኣቦታቲና ከይነገሪኩሙና፡ ብ ደቂ ወልደገባን ደቂ ማሊሻ ሲርናይን አና ተደምሰሰ ሱቅ አሊኩም ኣይቲረኣዩ። ን ስለ ቲገብሮ ዘለካ ካብ ሊቢ የመሲጊነካ
Wa lingo zereba hade semyka aytfred zybehal mysla abotatka kemey tryo mista entaty tbil Arestka ???
Ab tgadelti hzbawi gnbar wi aynesahbin ilom zteqawmu nerom iziatom dahray teasirom gele halftime win Kab halafnetom weridom hade Kab atom indukr dahray ab 6y wear wexiom iziwin tariknayu.
What you know about Raya or Raza offensive this offensive was before 1st offensive
ሊንጎ ኣብ ትገልጾ ታሪኽ ዋላ ካ ኣኽብሮት እንተለኒ ኣብ ዘይነበርካዮን ዘይሰራሕካሉን ክትዝንቱ ከለኻ እሞ ክኣ ምስቶም ነቲ ታሪኽ ፈጸምቱን ላዕለዎት ሓለፍትን ዝገልጽዎ ዘይሰማማዕ ዩ ኣንብነት ሕብረት ሶቬት ንኮንና ዝብል ናይ ተማሃሮ ሰሜን ኣመሪካ ኣብ 1ይ ዉድባዊ ጉባኤ ዘይኮነ ኣብ 2ይ ዉድባዊ ጉባኤ ከም ዝኾነ እቲ ክርክር ካልኣይ ኣብዚ ትብሎ ዘለኻ ናይ ምዝላቅ ዉን ብዙሕ ጌጋታት ኣለካ መጽናዕቲ ጌርካ እንተትመጽእ ዝበለጸ ኔሩ ታሪኽ ዩ ጎዶሎን ዝተወሳሰበን ታሪኽ ኣይተቅርብ ብታሪኽ ካይትሕተት ።
WHAT a goof
ሊንጎ ብትገብሮ ዘለኻ ንመንእሰይ ወሎዶ ዝንአድ እዩ ቀጽሎ
😂
ኣብ ጊዜ ውቤ ..... ውቤ ውቤ ..... ሞተ 😀
** ድህሪ ሰላሳ ገለ ኣመታት ሶቪየት ህብረት ንኾንና' ዶ ይጽንሓልና ኢልካ መደረ'ሲ እንታይ ፋይዳ አሎዎ ዎላስ ብ1987 ዝኾነንኩማ ጌጋ ኾይኑ ስለተሰመዖ ሽይጣን አዲ ሓሎ ራሺያ ከይዱ ምስ ፑቲን ተራኺቡ ሓድሽ ቃል ኪዳን ፈጢርና ንኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን ዝወዳዳሮ በሊህ መራሂ የሎን ዲኻ ክትብለና 😋 ወሽለኽ ጥሪት ህግደፍ 😅
እዚ አምሰሉነት ከማኻ ጌሩ ደስተማቅሮ የሎን ከም ኤርትራውያን አበይ አሎና ? ሃገርና ናበይ ገጻ ትኸይድ ኣላ ?
* ብመርሂነት ወዲ ተምቤን ኤርትራ ሰላም ምስጎረባብታ ትገብር'ዶ ኮን ? ክንደይ ሓናጺ ጉዳያት ከተልእል ምተገባዓካ ግና ንስኻ ወሽላኽ ጥሪት ህግደፍ ኢኻ 😅
በአል ንስኻ ተጋዲልና ናጽነት አምጺእና እንዳበልኩም ዝነበረና ሓርነት ዝመንጠልኩም ፣ ባንዴራ ኢትዮጵያ ዝተሰከምኩም ፣ ተደሚርና ፣ ሓደ ኢና እንዳበልኩም ዝተጎባህኩም ነውራማት ተጋደልቲ ነበር ጊላታት ኢሳያስ ተመን ወዲ ተምቤን * ሳላ ፕሪቶሪያ ዝተኾለፍኩም ከዳኣት ምሓፈርካ ሎሚ ኣብ2024 ራሺያ ኣግላሲትያ'ዶ አይኮነትን ኢልካ ምህውታት እንታይ አድለየ ???? * ብካልእ ሓገራት ዝተጻህፈ ታሪክ ኤርትራ መጻሓፍቲ ነንብብ ከምዝኮና'ዶ ትግምት ?😅😅😅 ካማኻ ነዊህን ሎክሳስን ኣድጊ አይራኹን 🤡 አደይ ጽገወይኒ ነዚ 🎉 ከይራዓያ ኸይደን ይኾና !
😅😅😅😅
** ሓደ ካብዚ ዝገለጽካዮ ዝናኣድ ተራ ናይ ተጋደልቲ ኣብ መሪሂነት ዘይነበሩ ክንደይ ጅግንነት ድፈጸሙ ከም በኣል አስካለ ፣ ተስፋንኪኤል እንዳበልካ ምግላጽካ የመስግነካ እንድህር ኪኢልካ ውን Biography ተጋደልቲ እንዳበለካ ሓጸርቲ ዛንታታት ኣኻኪብካ ክትስንድ ፈትን ✅
ብፍላይ ድማ ምሑራትን ካብ ኢትዮጵያ ዝተሰለፉን ብኣይኒ ኢሳያስ ዘይፍተው ጀጋኑ ስውኣት ተጋደልቲ ተዝኸውን ምመቀረ !✅
** ዑደት አዘዝቲ ሰራዊት ኤርትራ ናብ ኣዲስ ኣበባ**
* ወዲ ካሳን ጀነራል ኣውልያይ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ እንዳተዛወሩ -
* ኣውልያይ - ስማእ እስከ ወዲ ካሳ አዲስ ኣበባ'ዳ አውሮፓ ተቀይራ ማማ ሚያ ምስበሎ
** ወዲ ካሳ - ሪዒኻ ኣውልያይ እዞም ሓሳዳት ወያነ ን'ኣስመራ ገዲፎም አደምሓራ ክሓንጹ ዘገርም'ዩ አይ ንህና እንዲና መርሂና አብ ዙፋን ኾፍ ዘበልናዮም 😅😅😅😅 እዚ ውን ታሪኽ ተጋደልቲ ነበር'ዩ 😅😅😅
ሊንጎ ሃውና ናይ ባሓቂ ጽፉፍ መግለጺ ብዘስነቕካኒ ፡ ሓውኻ ብምዃነይ የሐብነኒ ። ከይተሓለልካ ቀጽሎ ። ናይ ገለገለ ርእይቶ ፡ ብቕርሕንቲ ኣብዘየድሊ ዝህውትቱ ክትርኢ ከለኻ ድማ ፡ ትግደድ መልሲ ንኽትህብ ። ዝገርመኒ ፡ፈላጣት ፥ ጂግነት ዝሰርሑ ፥ ነቲ ከምኣቶም ጊግነት ዝሰርሐን ፡ ዝሰርሕ ዘሎን ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ፡ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከቃልልዎ ክትርኢ ከለኻ ፡ ንገዝእ ርእሶም ክብረቶ ይፎኩስ ! ሑሱር እንተዀኑ ሰብ ድማ ፡ ንሰባት ከኽብር ኣይትጽበን ኢኻ ። ንኹላትና ምሕረት የውርደልና ።
ኣብቲ ኣኬባ ከም ንሶምስ እንታይ ከፊእዎም ዝዓይነቱ ዚዓጸኩሞ ዘሕፍር ኢዩ፡ ሰውራ ኤርትራ እኮ ፖለቲካ ኢዩ ኔሩ ኩናት ን ፖለቲካ መዕወቲ ኢዩ፡ ስለዚ ኣብ ክንዲ ቕኑዕን ኣይቅኑዕን ትካትዕሉስ!
ናብ ሊንጎ th-cam.com/video/2xBHQoGTc9w/w-d-xo.htmlsi=IVrc8CAHhX6IZoai
❤❤❤❤❤
🦁🦁🦁🦾🦾🦾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ 77-85ዝነበረ ኩነታት ኩሎም ንህወት ዘለዎ ከዘንትውዎ ኡለዎም
ናብ ሊንጎ th-cam.com/video/2xBHQoGTc9w/w-d-xo.htmlsi=IVrc8CAHhX6IZoai
❤❤❤❤❤❤❤
ናብ ሊንጎ th-cam.com/video/2xBHQoGTc9w/w-d-xo.htmlsi=IVrc8CAHhX6IZoai
@@habtemar
Thank you so much
❤❤❤❤❤
ናብ ሊንጎ th-cam.com/video/2xBHQoGTc9w/w-d-xo.htmlsi=IVrc8CAHhX6IZoai
ናብ ሊንጎ th-cam.com/video/2xBHQoGTc9w/w-d-xo.htmlsi=IVrc8CAHhX6IZoai
ናብ ሊንጎ th-cam.com/video/2xBHQoGTc9w/w-d-xo.htmlsi=IVrc8CAHhX6IZoai