ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤❤❤❤❤❤ኤማ ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
ሲኢኑ አይኮነኒ ህዝብ ኺደኪዩ ምኢኒታን ኪንደኪ ዕድል ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።
ኣብ ኮሎምቦስ እየ ዝቅመጥ፡ቀንዲ ሰይቲ መዋእል(ሓዊ እስያስ) ቀንዲ ገንዘብ ተዋጽእ።
Aman, you have been raising very important issues. I wish everyone understood .🎉🎉🎉🎉
ሓቆም ብሃምን ህልኸኛን ህዝቢ ረኺቦም ይጻወቱሉ፡ ክሳዕ ሕጂ ንተግባር ኢሳያስ ዘየለልዩ ይጥፍኡ ይልኩሙና ድኣምበር።
ብዛዕባ ኣብቲ ኣኼባ ህላወ ናይቶም ንበድመ ነጻ ዘውጽኡ ገዳይም ተጋደልቲ ተጋደልቲ ምስ ሰምዑ ድማ ንገንዘብ ምኣከቢ መዝሚዞማ:: ኣሕጽር ኣቢለ እየ ዝነግረኩም ዘለኹ ግን ምግማቱ ኣይጠፍኣኩምን እዩ::
ዝገርመኩም ኣብዚ ጊዜ ዝደናገር ሰብ ዘሎ ኮይኑ ኣይስማዓንን ምክንያቱ በዚ ስራዓት እዚ ዘይተተንከፈ ሰብ የለን ግን እንታይ ኣሎ ፍርሒ ብፍርሒ ተዳሂሉ እዪ እዚ ሕበረተሰብ ተዳሂሉ እዩ ሞይቱ ከሎ ንከይመውት ይፈርሕ
💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ህግደፍ ነገር ኩሉ ናይ ማፊያ ስራህ አዩ፥ንኣብነት ደብረ ቢዘን ደቂ ኣስመራ ከምንፈልጦ ደብረ ቢዘን ኣብ ከባቢ ቅድስተ ማርያም ኣባይቲ ነይርዎም አዩ ፥ነቲ ኣባይቲ አናካረዩን ኣብ ደማስ ኣቢ ህርሻ አንሃረሱ ኣመታዊ ንምግቦምን ነቲ ደብሪ ዘድሊ የወልዎን ነበሩ፥ነቲ ህርሻ ደማስ ዝሃርስዎ ዝነበሩ አቶም ዲያቆናት ደብረቢዘን አዮም ነሮም፥ደብረቢዘን ኣላ አትባሃል ሃብታም ኮይና ንቡዙሃት ደርብታትን ድካታትን አትጥውር ዝነበረት ደብሪ፥አቶም ዝሃርሱ ዝነበሩ ተማሃሮ ናብ ሳዋ ስለዝተወስዱ ግራት ደብረቢዘን ዝሃርሶ ስለዝሳኣነ ደብረቢዘን ኣብ ድክነት ከም አትኣቱን ፥ወዲ 103 ኣመት ዘለዎም ፈላሲ አናበከዩ፥ጠሚና አናበሉ አናነብኡን በጃኩም ጠሚና ከምዝብሉ ብምጋባር በቶም ሃሱሳቶም ንደብረ ቢዘን ንሃግዝ ክብሉ ተሰሚኦም፥ካብቲ ዝገርም ባአላቶም ኣጥሚዮም ንብረቶም ኣህዲጎም ኣብ ትህቲ ኣብራሃም ካሳ አትማሃደር ሰኖዶስ ኣሪትራ መጻወቲ ህግደፍ ገሮማ ይርከቡ፥
ABEY ELOMO LUMUSATN DONAKURN DEGHEFTI BARYA KULU GHEZIE BARYA.
ንምንታይ እንቱም ደለይቲ ፍትሒ ብርጌድ ንሃመድ ነዚ መዎእል ዝባሃል መጠንቀቅታ ወይ ገለ ዘይትገብርዎም እዚ ኹሉ ኩሊትኩምን ሒወትኩም እብ ሕማቅ ነገራት ዘእተውኹም እስዲዶሙኹም ምሳኹም ተስዲዶም ድማ ሕጂ ስላም ኽኽልእኩም እዞም ስባት እዚኦቶም እይኮኑን ምስኹም ኽነብሩ ብሒወቶም ክማን ክንብሩ ኽማን እይግቦኦምን እዩ ግን እብ ኤርትራ ስብእይ ደላይ ፍትሒ ተሳኢኑ ብጣዕሚ የህዝን እብ ኮሎቦስ ዝገበር ዝሎ ጎስጋስ ካብ ሕጂ ኽኽንሽብ እዩ ዘለው ካብ ሕጂ ብእጉዑ እዚ መዎእልዝበሃል ግን መዓልቱ ይፀበይ ሐዊ ቀታሊ ሕዝቢ ኤርትራ።
ENDA ISEYAS SESEA DERET YEBLUM EZI AMAEET MILLIONAT DOLLARAT NAY WERKEN KALEA MAEDNATEN AYAKHELOMN .