Zemen Alemseged ( ዘመን ኣለምሰገድ ) - በቲ ደመና (Beti demena) New Tigray Music 2022 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1.9K

  • @aradomgide1472
    @aradomgide1472 2 ปีที่แล้ว +178

    ዘመን ጅግና ኣብ ጥብብ ኣዘየ ኣመና እኮ ድኣ እየ ዘድንቀካ፡ ግደፍ ካብ ተጋሩ ካብ ምሉእ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣርቲስት ልበይ ኢኻ ትረኽበኒ ውዱእ ኣርቲስት ኢኻ ብኹልንትናኻ ፡ዘመን ዘመንካ ይባርኽ ፡ ዘመን የንብርካ ፈጣሪ

    • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
      @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 2 ปีที่แล้ว +5

      ❤️❤️🙏

    • @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
      @ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ 2 ปีที่แล้ว +5

      ኣብ ፖለቲካ እሞ እንታይ ደሊካ ንዓድን ንህዝቡን እዩ ዝሓልፈላ እንበር ጸግዒ ሒዙ ዝጥመተና ኣይኮነን ጀግና እዩ

    • @iloveyoujesus6986
      @iloveyoujesus6986 2 ปีที่แล้ว +6

      @@aradomgide1472 መዓረይ you don't have to waste your time explaining to negative thinker people. ብሱም ዘመን አመስጊነካየ ዝሐወይ🙏✌ አነለ ብጣዕሚ ለድንቖ ደራፋይ እዬ

    • @stahayyebeyo3451
      @stahayyebeyo3451 2 ปีที่แล้ว +2

      Yesss Zemen Brother God. Bless you my Brother iam from Eritrea Asmara 🇪🇷 🙏

    • @Mama-l7n
      @Mama-l7n 2 ปีที่แล้ว

      @@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ kela hesawtie endikuome fesme

  • @ማኩማኩ-ሸ8ፐ
    @ማኩማኩ-ሸ8ፐ 2 ปีที่แล้ว +662

    እዚ ደርፊ ጥራይ ኣይኮነን!
    መጽሓፍ ሙሉኡ ዛንታ ውን'ዩ
    ዘመን ማለት ብሉጽ ሰብ እዩ፥ ንዓይ ከም 🇪🇷
    ንዘመን ዘድንቅን ዝፈቱን 1k ላይክ ይሃበኒ

    • @merhawitguesh4980
      @merhawitguesh4980 2 ปีที่แล้ว

      💪💪💪💪❤❤❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤

    • @rgbe----tigraweyti-
      @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +16

      ላይክ ዝደጋገም እንተዝኸውን 1k ኣይኮነን 1m
      ምሃብኩኺ/ኻ ኔረ::
      ዘመነይ ጅግና❤💛

    • @ትመሰግን
      @ትመሰግን 2 ปีที่แล้ว +1

      Thanks bro

    • @saxshsdt2039
      @saxshsdt2039 ปีที่แล้ว

      🙏♥️🥰

    • @Eldana-mx6jc
      @Eldana-mx6jc 9 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤​

  • @KokobStudio1
    @KokobStudio1 2 ปีที่แล้ว +393

    ይበል ድምፃዊ ዘመን ሓዱሽ ደርፊ ኣብ መቀይሮ ነጥብን ሓዱሽ ዓመትን
    ንመላእ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ትርከቡ ተጋሩ እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ኣብፀሐኩም❤💛

    • @yghfjgjhg3013
      @yghfjgjhg3013 2 ปีที่แล้ว +4

      ሳብስኩ ገይረልካ

  • @samitisamiti9716
    @samitisamiti9716 2 ปีที่แล้ว +55

    ኣነ ኤርትራዊ አየ ብ ኤርትራውነተይ ዝሕበን ከማን ። ግን ዘመን ኣለም ሰገድ ናይ ብሓቂ አየ ዝፈትዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ሰላም ከኣ የውርደልና ፈጣሪ ካብዚ ዘለናዎ ሒማቅ ኩነታት

    • @munamoh8479
      @munamoh8479 2 ปีที่แล้ว +2

      ኤርትራዊ ብስርቅን ብቅትለትን ድዩ ትህበን መህፈሪ

    • @Burie22
      @Burie22 8 หลายเดือนก่อน +2

      @@munamoh8479ኣቲ ቆማል ሽቓቕ ዓረብ ባርያ መቓብር ክንሰርሓልኪ ኢና ኣብ ኣኽሱም ዝሞተት ኣድጊ

    • @Melodies-lela
      @Melodies-lela หลายเดือนก่อน

      Gunuf​@@munamoh8479

    • @maxman8375
      @maxman8375 หลายเดือนก่อน

      ​@@Burie22 ጭናዊ ኣፍ ስቅ ኢልካ ኩሊት ሓይዋትካ ሽጥ ባርያ ህግደፍ ዓዲ ዘይብሉ ብራርያ

    • @BereketGirmay-yo2vl
      @BereketGirmay-yo2vl 28 วันที่ผ่านมา

      ​@@Burie22ata wedza shurmuta barya dunkro funfunate hezbi eikume eko teflte do tarika ata kudafe shbya 😢😢😮😮😮

  • @KifiMak
    @KifiMak 2 ปีที่แล้ว +179

    ዝገርም ስራሕ እዩ ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ክብሪ ንዓኹም ይኹንን ጀግና ህዝብናን ሰራዊትናን ዲያስፖራን! ትግራይና ብጀጋኑ ደቃ ክትዕወት እያ🔥🔥🔥🔥

  • @selamtesfeyselamtesfey5894
    @selamtesfeyselamtesfey5894 2 ปีที่แล้ว +39

    ኤርትራዊ የ እቲ ዘድንቆ ካብ ትግራይ ታሃልዩ ዘመን ኣለምሰገድ ጥራሕ ዩ ዘመንካ ይባረክ ወዲ ትግራይ

    • @TekaHaile-hu3wh
      @TekaHaile-hu3wh หลายเดือนก่อน

      Ata diqala nay mn da kitwased

  • @michaelsabera4199
    @michaelsabera4199 2 ปีที่แล้ว +55

    one day it will be fine so ኣጀኩም ተጋሩ የሕዋትና ❤ኣምላክ Israel ምሳኩም ምሳና ይኩን ✌️🇪🇷.

  • @Kibromelyas
    @Kibromelyas หลายเดือนก่อน +305

    nay Lul interview semieka zmexaka like❤❤

    • @ErmiyasHadush-tm7cc
      @ErmiyasHadush-tm7cc หลายเดือนก่อน +4

      me 😂

    • @rutafesshaye4445
      @rutafesshaye4445 หลายเดือนก่อน +5

      Me to 😂😂😂

    • @MebrhatomTesfay
      @MebrhatomTesfay หลายเดือนก่อน +3

      Me too wegney❤❤❤

    • @DeeDeestaa
      @DeeDeestaa หลายเดือนก่อน +1

      Me too😂

    • @yerustekeste2461
      @yerustekeste2461 หลายเดือนก่อน +1

      Aneleku 😂😂😂❤❤❤ beti demena tbl kuraxs kdmi enterviwa post zgebereto semieya kula gn hji dhri enterviw nay lulu ksemea atye

  • @ariamemun9576
    @ariamemun9576 2 ปีที่แล้ว +125

    ድምፃዊ ተ/ጋ ዘመን ኣለምሰገድ እንቋዕ ሓውና ናትና ኸንካ ❤️🇪🇷👌

  • @Kokob100
    @Kokob100 2 ปีที่แล้ว +98

    I’m from eritrea 🇪🇷 I love ❤️ zemen alemseged

  • @abebaheftay6324
    @abebaheftay6324 2 ปีที่แล้ว +235

    ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ጥዑም ድምፁ እንካዕ ብሰላም መፃካ ሰላም እስከ የዉርደልና ደቂ ትግራይ ሓላል ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ❤️❤️🙏

    • @sisayalem6154
      @sisayalem6154 2 ปีที่แล้ว

      👍👍👍

    • @hayelomgidey248
      @hayelomgidey248 2 ปีที่แล้ว +2

      ዘመነ ጅግና ወዲ ህዝቢ ጥዑም ዲምፁ

    • @ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ
      @ተስፋእዩስንቀይ-ሐ3ኈ 2 ปีที่แล้ว

      🥰💛❤️💊

    • @gssgseu7696
      @gssgseu7696 2 ปีที่แล้ว

      💕💕💕💕💕💕💓💓💓💓💓💓💓💓💗💗💗

    • @gssgseu7696
      @gssgseu7696 2 ปีที่แล้ว

      🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🏖️🌷🌷🌷🌷🌷🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌹🌹🌹🌹🌹

  • @ልዋምጋልለይ
    @ልዋምጋልለይ 2 ปีที่แล้ว +30

    ዘመን ሽኮር ኣጆኹም ኣልና ኣብ ጎንኹም ተጋሩ ይሕዋትና ✊️🦁🦁🦁✊️✊️🦁🦁❤️

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 2 ปีที่แล้ว +114

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ ዘመን ጅግና 😍😍😍ተጋሩ የሕዋተይ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይኩነልና ህዝብና ካብ ፀበባ ዝወፀሉ ይኩነልና ሰላም ናይ ትግራይና የሪኣና 2015 ዓ.ም መበላዕትና ትኮን

  • @rihurihurihu3385
    @rihurihurihu3385 2 ปีที่แล้ว +18

    Zemen jegane From Ertiear 🇪🇷 belxe serha kexlyou

  • @ሽዊትጋልትግራይ
    @ሽዊትጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +54

    ቃደመይቲ ባዕለይ ዘመነይ ፅቡቅ ስራሕ ርሑስ ባዓል ሓዱሽ ዓመት የግበረልና ተጋሩዋይ ዓድና ስላም የገበረልና ፈጣሪ💊🙏

  • @ትንሳኤኺየሪአናትግራይሃገ
    @ትንሳኤኺየሪአናትግራይሃገ 2 ปีที่แล้ว +26

    ዘመነይ ጀግና ወዲ ማህፀን ትግራይ ብሰላም ተመለስ ምስ ኹሎም ብፆትኻ TDfy🙏🙏🙏💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💛⭐❤💪

  • @teklaykidanu1152
    @teklaykidanu1152 2 ปีที่แล้ว +66

    ዘመነይ ዝፈትወካን ዘክብረካን ኣብዘለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ናተይ ጅግና።
    ንሓዱሽ እንኳዕ ኣብፀሐካ ንኩላትና ተጋሩ ድማ 2015 ዘመነ ራህዋን ዘመነ ሰላምን ይግበረልና ዕፅዋን ክባን ተፈንፂሑ ሃገረ ትግራይ የርእየና❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ
    @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ 2 ปีที่แล้ว +62

    ዘመን ብሉጽ ስራሕ ካብቶም ኣለዉ ዝበሃሉ ናይ ትግርኛ ከየንቲ ሓደ ኢኻ ካብቲ ኩሉ ዝበለጽካ ክትበሃለሉ ዘኽእለካ ከኣ ኩሉ መሳርሒ ናይ ሙዚቃ ኢኻ ትጻወት እሞ ብጣዕሚ ክትድነቅ ዘለካ ስነጥበባዊ ኢኻ:: Respect

  • @kifikifi6305
    @kifikifi6305 2 ปีที่แล้ว +231

    ዙዘመን ዙይ ዘመና እዩ። 2015 ህዝብናን ዓድናን ሰላምና ዝምልሶ ዘመን ይግበረልና ደቂ ሃገረ ትግራይ ትግራይ ትዕወት ትግራይ ሃገር እያ።

  • @sabawit6383
    @sabawit6383 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘመነይ እንኳዕ ብደሓን መጻእካ ጥዑም ድምጹ
    ተጋሩዋይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና

  • @dhdh9993
    @dhdh9993 2 ปีที่แล้ว +91

    ዘመነይ❤️🎧
    ኣቦ ጥበብ
    ዘመነይ ሕሩር ብህዝቡ
    እንካዕ ደሓን መፃከልና ዓለመይ🌍
    ዚ ዘመን እዚ ዘመንና እዩ ሃገረ ትግራይና ናይ ግድን ዩ💛💪። ኣድነቅቲ ዘመን ኣለና ዶ👇👍

  • @weldensedebesay2057
    @weldensedebesay2057 2 ปีที่แล้ว +11

    ዘመን ኣለም ሰገድ ዘድንቆ ደራፋይ ሰላም ይሃብኩም ተጋሩ የሕተይ ካብ ሓውኹም ኤረትራዊ

    • @saxshsdt2039
      @saxshsdt2039 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ሓላለይ🙏🥰😢

  • @ሰጋርብርኪሊሎ
    @ሰጋርብርኪሊሎ 2 ปีที่แล้ว +57

    ዘመነይ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ሓዱሽ ዓመት ዘመነ ፍቅሪ ዘመነ ራህዋ ይግበረልና❤💛

  • @yonasmisgna7170
    @yonasmisgna7170 2 ปีที่แล้ว +19

    ኣብ 2015ሓዳሽ ዓመት ሓደሽ ደርፍ ዛ-"ዘመን እዝኣ መባልዕትና ይግባራ ህዝብና ሰላም ዝረክበላ ዓመት ይግበረልና ተጋሩ ማዓረይ🙏. Zemen Hawna Enikae biselam mesekana Enikae Abiseheka ni hadushi Ameti 💛❤✊

  • @zeababrha6774
    @zeababrha6774 2 ปีที่แล้ว +17

    በቲ ደመና ።ስጦታ ሓድሽ ዓመት ነቶም ጀጋኑ ኣሕዋትና ደርፊ
    ቓልሲ በቲ ዉርይ ናይኩሉ መሳርሒ ኪኢላ ጎይታ ጥበብ በዓል ፅቡቅ ቃና ጎይታ ግጥምን ዜማን ጀግና ተጋላይ ዘመን ኣለም ሰገድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናናን ይምነየልካ።

  • @ማሾጋልትግራይኣፅቢ
    @ማሾጋልትግራይኣፅቢ 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣብየት ጅግንነት ኣብየት ሓቦ ፅንዓት ኩሉ መሊኡ ዝዓደሎም ጀጋኑ ተጋሩ🥰🥰🥰

  • @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
    @ቲጂዕባይጎላጉልሽረ 2 ปีที่แล้ว +9

    ዘመነይ ብሉፅ ትግራዋይ ተጋሩዋይ እንኳዕ ኣብፀሐና #2015 ኣብ ሽግርን ፀበባን ዝርከብ ህዝብና ሰላምን ራህዋን ዝዓሰሎ ዘመን ክኾነልና ተመነኹ ተጋሩዋይ🥺🤲💛❤️

  • @dinavs687
    @dinavs687 2 ปีที่แล้ว +11

    Zebeneyyy fikryyyy eritrawyt eye gin tegaru yehwatey ajokum degafikum eye yehiwatey marey derifkum tum mekiberty bahil 🇪🇷🇪🇷tigray tiawet

    • @GfyHfy-b2h
      @GfyHfy-b2h หลายเดือนก่อน

      ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ የቐንየልና ሓፍተይ ክበሪ👏💎

  • @hehhggd
    @hehhggd 2 ปีที่แล้ว +29

    ዘመንና በዓል ጥዑም ድምጺ ፅቡቅ ስራሕ አንካአ ኣብፀሐና ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩዋኒ ዘመነ ሃገረ ትግራይ ይግበረልና 🙏🙏🙏

  • @devarandawit2031
    @devarandawit2031 2 ปีที่แล้ว +7

    ዘመነይ ደመይ ✊💪💪💪❤️❤️❤️💛💛💛🥰🥰 መገለፅኢ ስንለካ ጃግና ተጋዳላይ ዘባና ህዝብ ትግራይ ✊🥰🥰🥰

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 2 ปีที่แล้ว +19

    ተጋዳለይ ኣርቲስት፡ዘመን ወዲ ህዝቢ እንካዕ ብደሓን መጻካ❤

  • @ተመስገንሊሊጋልትግራይ
    @ተመስገንሊሊጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +22

    ዘመነይ ሰላም ናአካ ትግራይ ባአኪ ኑኽሪዒ ዘመነይ ኹራዓት ሃገረ ትግራይ💘💘💘💘

  • @ሰላምእዩተስፋይ
    @ሰላምእዩተስፋይ 2 ปีที่แล้ว +8

    ኣታ ቃይጦ ክንዴይ የምሕረልኩም ሰላማዊት ዩውሃንስ &,ዘሜን አለም ሰገድ ፍትውት ኣቱም ዴቅ ሓላል መሬት ሃገር ትግራይ✌✌✌✌✌😍😍😍😍✌✌✌

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 2 ปีที่แล้ว +7

    ኣብ ልቡ ዘሎ ፍቅሪ ህዝቡን ዓዱን ኣብ ገፁን ስምዒቱን ይንበብ ዘመን ኣለምሰገድ & መርከብ ብምንታይ ከም ዝገልፆም ቃላት እዩ ዝሓፅረኒ ኣብዛ ፀባብ እዋን ንህዝቦም ፍቅሮም ብግብሪ ኣርእዮም እሰይይይይ ጀጋኑና እግዚአብሔር ኣብ ዙርያኩም ይኩን ዞም ኣሕዋተይ 🥰❤❤❤❤

  • @Mamiye_alemey_21
    @Mamiye_alemey_21 2 ปีที่แล้ว +15

    ዘመነይ ናይ ሕማመይ እንኻዕ ዳሓን መፃካ እስኪ ዘመንና ይግበሮ 2015🌻🌻❤️💛🙏

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 2 ปีที่แล้ว +60

    ሰላም ዘመነ ሓድሽ ዓመትን ኣውድኣመትን ይበሎ,
    እምበር ዘመን ዘመን ዋልታ ትግራይ🦁❤️🔥

  • @girmalove7132
    @girmalove7132 2 ปีที่แล้ว +30

    ገለ ዓይነት ፍጥረት
    ዜማ 100%
    ግጥሚ 100%
    ኣቤት ጅግንነት
    ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ዘመነይ ::

  • @girmayfissehagf4491
    @girmayfissehagf4491 2 ปีที่แล้ว +12

    Love ❤ it zemeney great job kemwetru
    ሰላምን ሩፍታን ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን የሪአና።

  • @mimomm9582
    @mimomm9582 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘመነይ ጅግና እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ ብልፅቲ ሙዚቃ👌💪💪💪💪💪❤💛💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤❤❤❤👌💪💪💪💪💪💪

  • @yordiokbay6921
    @yordiokbay6921 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣነ ኤርትራዊት የ ዘመን ኣዚየ የ ዘድንቆ ብፍላይ ናይ ሃገር ክደርፍ ከሎ ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ዘመን ንህዝቢ ትግራይ

  • @ትግራይዓዲተጋዳላይ
    @ትግራይዓዲተጋዳላይ 2 ปีที่แล้ว +24

    ዘመነይ ዘመን ተጋሩ ተስፋ ትግራይ ኣባኹም'ዩ ዘመናት ተጋሩ 🤩🧡

  • @youel..116
    @youel..116 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘመነይ ወዲ ህዝቢ ብጣዓሚ ደስ ዘብል ስራሕ ብሕጂ ውን ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበ ኢና ኣጆኻ በርትዕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 2 ปีที่แล้ว +11

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ተጋሩን ንሰራዊት ትግራይን ሰላምና ዝምልሰሉ ዓመት ይግበረልና ዘመነይ ብሉጽ ከም ወትሩ ዘመን😍❤

  • @samaraharelm6979
    @samaraharelm6979 2 ปีที่แล้ว +13

    ሀገሬ ትግራይ ውድድ ውድድ የጀግኖች የቆንጆዎች የሙሁር ሀገር ትግራይ ውድድ ትግራይ ታሸንፍለች

  • @akberetgslassie6477
    @akberetgslassie6477 2 ปีที่แล้ว +23

    ዚ-ዘመን እዚ ዘመንና እዩ ሃገረ-ትግራይ ናይ ግድን እዩ
    ዘመንና ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ኩነልና።
    #ኣኽበረት ገ/ስላሴ🤞✊

  • @selamyemane8215
    @selamyemane8215 2 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ኾይኑ ዕረፍቲ እትረኽብሉ ግዜ ይሃበና

  • @indomi8594
    @indomi8594 2 ปีที่แล้ว +21

    መፃኢ ዘመን ናይ ሰላም ጥዕና ፍቕርን ሓድነትን ይገበረለና ዝሓመመ ዝድሕኖሉ ዝተኣሰረ ዝፍተሐሉ ኣብ ስደት ዘለና ምስ ስድራን ምሓዙትናን ንራኸበሉ ይገበርልና ኣሜን ።ኦ ኣምላኽ ንፉጥራትካ ምሕረት ልኣኸልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adu141
    @adu141 2 ปีที่แล้ว +11

    ዘመነይ ብሉጽ ብጣዓሚ ዝናኣድ ስራሕ ግድን እዩ ካኣ ካብ ቡሉጽ ሰብ ቡሉጽ ስራሕ ክስራሕ 🤴✊️
    ጅግና ባዓወት ተመለስ ኢኻ ዳግም ክረኽበካ ተስፋ ኣለኒ ❤️🙏

  • @TigrayPress1
    @TigrayPress1 2 ปีที่แล้ว +32

    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዓመተ ራህዋ ዓመተ ሰላም ይግበረልካ ህዝበይ!❤️💛
    ፅቡቕ ስራሕ ዘመን የቐንየልና!

  • @liyamogessara7282
    @liyamogessara7282 2 ปีที่แล้ว +7

    ዘመነይ መአረይ አነ ልናይ ትግራይ ሰነጥበባዉያን ቃላት የብለይነ በአወት ተመለሱ

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว +24

    ተጋዳላይ ዘመነይ ጅግና እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ክብረተይ 💞😘🙏

  • @mebrahtusamuel2107
    @mebrahtusamuel2107 2 ปีที่แล้ว +5

    ሰሚዕኻ ዘይምኖ ናይዘመና ብሉፅ ኢኻ ዘመን ብራኸ ትግራይና

  • @ኣክሱማዊትጓልንግስተሳባ
    @ኣክሱማዊትጓልንግስተሳባ 2 ปีที่แล้ว +7

    ብሃንቀዉታ ዝፅበያ ዝነበርኩ ዘፈን ዘመነይ መዘና ኣልቦ ጅግና ወድቶም ጀጋኑ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዘመነ ሰላምን ራህዋን ይግበረልና ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ዝምለሰሉ ዘመን ይግበሮ ፈጣሪ🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abdulbabuabdulbabu6275
    @abdulbabuabdulbabu6275 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኺ ትግራይ ዓደይ ወጋሕታኺ የሪእየኒ

  • @sarar9370
    @sarar9370 2 ปีที่แล้ว +12

    እንኳዓ ብሰላም መጻእኩም ተጋሩዋይ ❤💚💙 እንኳዓ ክኣ ኣብጸሐኩም ናብ ሓዱሽ ዓመት ደቂ ሪመይ
    ዘመነ ፍቅሪ
    ዘመነ ስሓቅ
    ዘመነ ምትሕውዋስ ይግበረና እግዚኣብሔር ኣምላክ 👏❤ ንህዝብኒ ሰላም የውርደልና❤💚💚💙

  • @merimeri824
    @merimeri824 2 ปีที่แล้ว +3

    Ztemenanayo meas kterf koynu zeman asli love you to from 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @wedimiki5318
    @wedimiki5318 2 ปีที่แล้ว +486

    Welcome back ዘመን ብሉጽ!

    • @ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ
      @ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ 2 ปีที่แล้ว +34

      💊💊👍👍👍🥰🥰🥰

    • @abdumehammed9670
      @abdumehammed9670 2 ปีที่แล้ว

      @@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ is q and q qqqw and qQQWWwwwwaaqw

    • @khh776
      @khh776 2 ปีที่แล้ว

      00999⁹0⁹@@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ 9

    • @samielweleslase1220
      @samielweleslase1220 2 ปีที่แล้ว +1

      ​@@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ

    • @tegateame131
      @tegateame131 2 ปีที่แล้ว

      ​@@samielweleslase1220
      Pq

  • @addisugebremedhin5510
    @addisugebremedhin5510 2 ปีที่แล้ว +2

    ዘመን ብሓቂ ኣብ ፅቡቕ ሰውነታዊ ቁመና ከም ዘለኻ ካብቲ ቪድዮ ተረዲአ ደስ ከ ኢሉኒ ኣቱም ጀጋኑ እዚ ምኽንያታዊ ናይ መንነትን ክብሪን ትግራይ ቃልሲ ብዓወት ተዛዚሙ ናብ ሞያኹም ተመሊስኩም ናይ ትግራይ ሰላምን ተበሲሩ ብሰላም የራኽበና።

  • @ሉሊጓልቀሺ-ጸ5ጸ
    @ሉሊጓልቀሺ-ጸ5ጸ 2 ปีที่แล้ว +24

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኪይ ይመለስ🙏🙏
    ብዓድን ብበረካን ዘለኩም ኩሎኩም እንኳዕ ኣብፀሐኩም🙏🙏🙏🙏ዘመነ ሰላምን ፍቅርን ይግበሮ🙏🙏🙏🙏

  • @asefagidey2323
    @asefagidey2323 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ ሓድሽ ዓመት ዘመን መቐይሮ ሓድሽ ዓወት ንመላእ ህዝቢ ትግራይን ንሰራዊት ትግራይ።
    ተጋዳላይ ዘመን ኣለምሰገድ እዚ ሓድሽ ዓመት ከም ሽምካ ሓድሽ ዘመን፣ሓድሽ ዓወት ንመላእ ህዝቢ ትራያን ፈታዊ ትግራይ ትኹን ኢለ ይምነልኹም ።

  • @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
    @ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 2 ปีที่แล้ว +12

    😘😘😍😍✊✊ቀነኤልኩም ናይ ብሓቅ ዴቅ ትግራይ ዓዴይ እዝ ኩሉ ሃገራት ምውጋእኩም ካብኡ ከዓ ዓወት እቃሓምኩም አነ ከዓ ትግራወይት እንድየ ግን ሜሬት ወርዴ ኣይተዋጋኡኩን ስዴት ስለ ዘለኹ😍

  • @Mebrahti_BeIay
    @Mebrahti_BeIay 2 ปีที่แล้ว +25

    2015 ዓ,ም አባያና ዘመን ንምነያ ሃገረ ትግራይ ዝጋደሉ ይግበሩና❤💛
    ዘመን ናይዚ መርአያ ጅግና ብሉፅ ሓዉና እንኳዕ ዳሓን መፃእካ/ኹም 😘

  • @umnhm100
    @umnhm100 2 ปีที่แล้ว +14

    ዘመነይ ጅግና ኩሉ ግዜ ብሉፅ ስራሕካ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ሓላል መሬት

  • @selamtadesse4777
    @selamtadesse4777 2 ปีที่แล้ว +49

    Love you so much tigray people from 🇪🇷 may god grant us peace ❤🥰

  • @ayoubzeinu6088
    @ayoubzeinu6088 2 ปีที่แล้ว +11

    ምስ ሓድሸ ዓመት ዘመን ደበኽ ስለዚ እዚ ዘመን ዘመና እዩ እንሻኣላህ🙏💛❤💛❤👌

  • @Fifitey
    @Fifitey 2 ปีที่แล้ว +18

    Teum demxi Zemen melu selam yegberlkum nihezbi Tegraen & Eritean 🥰❤️🌹😍🙏🇪🇷🇪🇷💊💊💊💊

  • @ሚያቻናል
    @ሚያቻናል 2 ปีที่แล้ว +27

    ብጾሎት ኩላትና ንጠንክር አካክብ ክፈጥረልና ሩህሩህ ፈጣሪና 💚💚

  • @SamrysamryHagos
    @SamrysamryHagos ปีที่แล้ว +1

    ዘመነይ መሐጎሰይ

  • @ዴስኣ
    @ዴስኣ 2 ปีที่แล้ว +39

    እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ዘመነይ ጅግና ፅቡቕ ስራሕ ትግራይ ትስዕር 💛❤️✊

  • @habu207
    @habu207 2 ปีที่แล้ว +5

    እዚ ዘመን ዘመንና እዩ ሃገረ ትግራይ ናይ ግድን እዩ 2015 ❤️💛🙏ኩሉ ግዜ ቡልፅ ዘመን 🥰

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 2 ปีที่แล้ว +17

    ዋዉ ዘመነይ ጅግና እንካዕ ዳሓን መፃኻ 💙💙💙

  • @ZEMU-W
    @ZEMU-W 3 หลายเดือนก่อน +4

    I am from Eritrea 🇪🇷 gn nay zemen derfitat btami u zmsteni eti zematatu bflay ms dmxu mara eyu fluy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷. Ajoka zearkey

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +12

    ዘመነይ ጀግና ወዲ ህዝቢ እንኳዕ ብስላም መፃኻ !! ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ደቂ ትግራይ ማዓረይ አብ ኩሉ ዓለም ዘለኩም ሓዘና ተቀንጥጡ እንስቀሉ ዘመን ይግበረልና ፈጣሪ !!ክብሪ ንስራዊት ትግራይ
    ዓወት ንስራዊት ትግራይ
    ክብሪን ሞጎስን ንስውአትና💛❤🙏🌻🌻🌻🌻

  • @ምነትጓልትግራይ
    @ምነትጓልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዘመነይ አነስ ዘመይ ከመይድየ ዝፈትወካ ዘመነ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብካ ዘመነይ ❤ማዓረይ ፍትትውውውውውው በቃ ተጋሩዋይ ጀጋኑ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰😍😍😍😍❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @rishanalem7419
    @rishanalem7419 2 ปีที่แล้ว +48

    እንኳዕ ደሓን መፃኻ ዘመነይ💛
    ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ኣጆና ዋላ ካብ ስድራና ንፈለ ሓደራ ናቖዘምና ከይነሕልፎ ዙ መዓልቲ💙

  • @ሰሉፍቅርእዩልቤይ
    @ሰሉፍቅርእዩልቤይ 2 ปีที่แล้ว +2

    ዘመንየ እንኮዕ ኣብሓካ ንህዝብ ሰላም ን ፍቅር ንራሃዋን ይወረደለና ፍጣር

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 2 ปีที่แล้ว +46

    Dear Zemn, thank you for your service without salary. May the Lord God bring us victory today. May the Lord God bless my sweet Tigrai people.

    • @kaltade5304
      @kaltade5304 2 ปีที่แล้ว +4

      ዘመን ይቀይር ለትግራ 2015 የሰላም ይሁን እናንተ ጀግኖች

    • @arielasgedom3242
      @arielasgedom3242 2 ปีที่แล้ว +2

      @@kaltade5304
      Thank you dear friend. Happy New Year to you too.

  • @rgatkiros5341
    @rgatkiros5341 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘመነይ ጅግና እንኻዕ ብሰላም መፃእካ♥🔥 ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ሰላም ነቲ ዉፁዕ ህዝብና 💛🙏

  • @ወላዲተይብህያዉፍቅሪ
    @ወላዲተይብህያዉፍቅሪ 2 ปีที่แล้ว +6

    ዘመነይ ዕባይ ጉድ ባሕርና
    ዘመነይ ዕባይ ዉቅሮና
    ዘመነይ ጅግናና
    ዘመነይ ወዲ ሪመይ ደመይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @tigray6
    @tigray6 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ጀጋኑና 🙏🌼💊💊💊💪💪♥️

  • @genetgyohans3381
    @genetgyohans3381 2 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ ዘመነይ ጅግና ጥዑም ድምፁ ርሕስ ሓድሽ ዓመት ይኩነልና🙏🙏❤❤❤💛

  • @cucumberoct1156
    @cucumberoct1156 2 ปีที่แล้ว +3

    ዘመነይ ጅግና ፍቱውውውው ኢና ነብለካ ብሉፀይ ❤💕👑

  • @helulve1698
    @helulve1698 2 ปีที่แล้ว +8

    ዘመነይ እንኳዕ ደሓን መፃካ 💛❤️👌
    ተጋርዋኒ ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና❤️💛🙏
    ትግራይ ትስዕር❤️💛💪።

  • @jollyzh16
    @jollyzh16 ปีที่แล้ว +1

    መግለጫ አጣሁልህ ስንት ግዜ ደጋግሜ እንደሰማሁት አትጠይቁኝ

  • @zahraaa9388
    @zahraaa9388 2 ปีที่แล้ว +10

    ዘመነይ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃእካልና ወዲ ትግራይ ንብምሉእኩም ህዝበ ክርስትያን እንዃዕ ንበዓል ሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም ዘመነ ሰላም፣ፍቅርን ቅሳነትን ይግበረልና ኣብ ጭንቂ ዘሎ ህዝብናውን ሰላም የውርደሉ ኣምላክ ኣቦይ ይኣክለኩም ይበለና ኣሜን ፫ ብዝኮነ ቀዳመይቲ እየ ባዕለይ ።

  • @axumawitsyon756
    @axumawitsyon756 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘመን ናይ ዘመና መጽሓፍ እንኳዕ አብጸሐና ደቂ ትግራይ

  • @titetite5659
    @titetite5659 2 ปีที่แล้ว +7

    ዘመና ድሙቕ ከይ ፃሓይ እንኳዕ አብፀሓካ ክብር ህዝበይ ትግራይ ዓድና ስቃይክን መከራክን ዘብቀዐሉ ሰላም ፍቅርን ልምዓትን ዝነግስሉ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና።

  • @Godena11
    @Godena11 2 ปีที่แล้ว +1

    Za derfi gn semieka zeytmno
    Selamn fqrn ywrdelna egziabher 🇪🇷

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +9

    ዘመነይ ዓይኒ ትግራይና ❤💛
    ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋኒ❤💛

  • @richhancho2402
    @richhancho2402 2 ปีที่แล้ว +9

    ዘመነይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ሰናይ ሓዱሽ ዓመተ 2015 ዓ,ም ንህዝቢ ትግራይን ሰራዊት ትግራይ ዘመነ ራህዋ ዘመነ ሰላም ይግበረልና🙏🙏🙏

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 2 ปีที่แล้ว +6

    ዘመነይ እንኳዕ ብሰላም መፀእኻና ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ተጋሩ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ቅድስ ይዊሃንስ ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና ሃምዝ ናዓመታ ብሰላም ናብ ዓድና ትግራይና ብሰላም ያእትየና ኣብ ስደት ዘለና ስደትና ያሕፅረልና 🥰🥰🥰👏👏👏

  • @meseretbrhane2378
    @meseretbrhane2378 2 ปีที่แล้ว +2

    ሕሩር ንህዝቡ ዘመነይ እንኻዕ ብሰላም መፀኻና ብሉፀይ 💛❤️♥️♥️♥️♥️

  • @ቲጂጓልወየንቲ
    @ቲጂጓልወየንቲ 2 ปีที่แล้ว +8

    እንካዕ ብሰላም መፀካ ዘመነይ ጅግና💛❤️💛❤️💛

  • @ማሂጓልትግራይ-መ5ፐ
    @ማሂጓልትግራይ-መ5ፐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዘመነይ እንቋዕ ብሰላም መፃካ ሰላም የውርደልና ደቂ ሓላል መሬት ተጋሩ❤🏖🏖🏖🏖

  • @ንዕወት
    @ንዕወት 2 ปีที่แล้ว +8

    አተ ብደርፍን ብጅግንነትን በቃ ኽንካል አይካኣልንን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏 ተባረኹ ጀጋኑታትና

  • @tesfalimweditsige8566
    @tesfalimweditsige8566 ปีที่แล้ว +1

    ንዘመንን ንቦኒታን ብህዝቢ ትግራይ ልዕሊ ሰበ ስልጣን ትግራይ ሓለዋን ሓልፋን ክግበረሎም ዘለዎ ብሉጻት አርቲስታት🎤 እዮም ::ኣዝዮም ፀለውቲ ዮም ::ኩርዓት ህዝቢ ትግርኛ ብሓፈሻ 💪

  • @marthatezera
    @marthatezera 2 ปีที่แล้ว +6

    ዘመነይ ጅግና ዕድመን ጥዕና ይሃብካ 🥰🥰
    ጥዑም ድምፂ እንኮዕ ድሓን መፀከልና💊💊💊

  • @Fanstube774
    @Fanstube774 2 ปีที่แล้ว +3

    ዘመን ታይ ክወፀካ ኹሉ ደርፍኻ ምፀተኣለም እዩኮ ኣታ ጀግና

  • @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
    @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ 2 ปีที่แล้ว +5

    ዘመነይ😍😍😍🌻🌻🌻ወዲ ህዝቢ ናይ ሰላም ናይ ፍቅሪ ዘመን ይግበረልና ህዝብና ጡዑም😍😍🙏

  • @tsegamebrahtu2546
    @tsegamebrahtu2546 2 ปีที่แล้ว +3

    ዘመን ሓወይ ዘመንና ይመልሰልና ፈጣሪ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ንኩሉኩም ተጋሩ