ፈስቲቫል ትግረ ኣኹሪዑና ላይኽ ሼረ ኣያትረሱዑ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 229

  • @ertrawikuburmenenet5629
    @ertrawikuburmenenet5629 หลายเดือนก่อน +21

    መጀመርያ ነዞም ትግሬ ኣሕዋተይ እሓተይ ሰላም ዓሌኩም ይብሎም። ካብኡ ሓሊፉ ኣብ ኩሉ ዓለም ንኩሉ ኤርትራዊ ኩሉ ብሄር ዘጠቃለለ ፈስቲቫል እንዳተካየደ ከሎ ንምንታይ ናይ ብሄረ ትግሬ ፈስቲቫል ተጌሩ? ነቶም ካልኦት ባኣውራጃ ምትእኽካብ ዝገብሩ ሽርሒ ጸላኢ እዪ ኢልና ዓገብ እንዳበልናዮም ሲ እንታይ ክትረብሑ ናይ በይንኩም ትገብሩ እሞ ድማ ኣብ እዋን ፈስቲቫል ኤርትራ። መንዪ እዚ ጉዳይ ዝደፋፍኦ ደሎ ? ዓገብ ዓገብ! ኣብኡ ከለኹ ድማ ነዞም ብኣውራጃታት ዶ ገለ ዶ እንዳበልኩም ንሰብ ኣውራጃዊ ስምዒት ቡኡ ኣቢሉ ድማ ጽልኢን ቅርሕንትን ኣብ ካልኦት ኣውራጃ ብሄር ክገብር "ፈስቲቫል" ትገብሩ ብግርህና እንተኮይኑ ዓገብ! ብዕላማ እንተኮይኑ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ይዕዘበኩም ኣሎ ክቃለሰኩም እዩ ከምዛ ኣግኣዝያን ዘፍ ዝበለት ዘፍ ክሳብ ትብሉ።
    ዓውተ ልርሒብ ገቢል ኣርትርያ!
    ኤርትራ ንኤርትራውያን ! ኣኸለ!

  • @eritrea941
    @eritrea941 หลายเดือนก่อน +19

    አድርስ ጅግን ውድህዝብ እክ አምን ብእምን ክድሽሕ👍👏👌💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷

  • @TesfalemGhirmay-eb5jw
    @TesfalemGhirmay-eb5jw หลายเดือนก่อน +8

    እድሪስ ወዲ ኤረይ ጅግና ኣብ ጎንካ ኣለና ።ብኤርትራውነትካ ኩራዕ

  • @munirahaji8648
    @munirahaji8648 หลายเดือนก่อน +9

    ኣድሓርሓርቲ ንምጥፋእ ቃልስና ቀጻሊ እዩ ዓወትና ናይግድን 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 หลายเดือนก่อน +6

    ኤርትራ ሃገርና ብጀጋኑ ብስዋአታን ሰራዊታን ተከቢራ ክትነብር እያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🦁❤️🇪🇷💎🇪🇷💎🇪🇷💎🕊️🇪🇷

  • @user-gw9vf4tw8e
    @user-gw9vf4tw8e หลายเดือนก่อน +8

    I am proud of you, son. I’m with you whatever you said I agree with you. God Bless you and Eritrea and Eritrean people we supposed to be in one page all Eritrean people together☪️✝️☮️ 9🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🌷💐🌹🙏🌍🌎🕊️🐪🐕‍🦺✌🏻

  • @gtberi6759
    @gtberi6759 หลายเดือนก่อน +18

    Ygermena alo gele nsele eritrea tqales gele kea ntegaru bota yfetrulom alewu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷idriss ajoka jgna

  • @Semay125
    @Semay125 หลายเดือนก่อน +9

    እድሪስ አቢ ሰብ ልቦና ሕልና ዝመልኦ ዘረባ። እንተ ተረዲእዎም ፌስቲቫል ና 9ብሔራትና እዩ።አጆካ🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @user-bq6up7cv3q
    @user-bq6up7cv3q หลายเดือนก่อน +11

    هلا إدريس اشكرك علي دفع من أجل الوطن انا اول ارتري والف مرة ارتري افتخر انك اخ ارتري مثلك

    • @yerdanos1180
      @yerdanos1180 หลายเดือนก่อน +2

      🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷9-❤1-6

  • @wediere2238
    @wediere2238 หลายเดือนก่อน +4

    እድሪሳይ ሓወይ ዕድመ ይሃብካ ክቡር ጂግና ❤❤❤❤🌷🌷🌷እዚ ኣሕዋትና ትግሬ🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዝገብርዎ ዘሎዉ ጥዕና ዘሎዎ ምትእኽኻባት ኢዩ እኽዚ ኸኣ ኢድ ጸላእቲ ከምዘሎዎ ኣይትዘንግዑ፡ንሓድነት ህዝቢ ኤርትራ ፋሕ ፍሕ ዘብሉ ብጥብቂ ክሕተትሉ ምዃኖም ክዝንጋዕ የብሉን እዚ ብቐሊሊ ሸለል ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን፡ 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷ንቓሕ ኤርትራዊ ኣይንፋላለ ይኹን ድምጽኻ💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @AT-ut7yx
    @AT-ut7yx หลายเดือนก่อน +6

    In 21st century going backward is sad,Idris god bless son,unity love 1/2/9 forever ❤️

  • @ttlove-nk4dl
    @ttlove-nk4dl หลายเดือนก่อน +5

    ሐቂቂ እድሪስ ሕጂ ካባኻ ምሰማዕኽዎ ሐዚነ 😮 ትግሬ እቲ ፍትው ❤ ባህሊ ሃገርና እዮ እሞ በጃኹም አይትተክፍሉና 🙏🇪🇷🌹

  • @zowdi810
    @zowdi810 หลายเดือนก่อน +1

    Wow you are amazing thanks my haro ederes really good job thanks wade erterawe yes you are right 🇪🇷 we are erteraweyn 🇪🇷

  • @user-cr4me3fu6n
    @user-cr4me3fu6n หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ልቦና ቃላት ኤርትራውያን ጥሙራት ኢና ኢድሪስ የቀንየልና

  • @godislove7204
    @godislove7204 หลายเดือนก่อน +2

    Idris I’m Muslim And I’m Christian most of all I’m from zaba Anseba Eritrean ✅ you said it well thank you I don’t have anything to say you said it all. 🇪🇷🐪🕌❤️⛪️

  • @haregumobaetion993
    @haregumobaetion993 หลายเดือนก่อน +6

    Edme yhabka egzabiher ❤nfue belih ftret.

  • @Mesgana7
    @Mesgana7 หลายเดือนก่อน +7

    Idris nay bhaki lebam Jigna, wedi hager. 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞

  • @tzeghayeseab1278
    @tzeghayeseab1278 หลายเดือนก่อน +9

    ኣጆካ ዝሓወይ ኣይትሽገር ብድመጹና እዩ ሽጊርዎም፡ ሕጂ ከኣ ብቢሄርና መጺኦምና፡ ግን ኣብድበጽሕዎ የብሎምን፡❤😄

  • @eritreakebretey6255
    @eritreakebretey6255 หลายเดือนก่อน +6

    Idris always has smart ideas and is broad minded.Keep going. 👍 👍

  • @user-qg6uh7pd8q
    @user-qg6uh7pd8q หลายเดือนก่อน +8

    Selam. Idris. Hawna. Ajoka. Ajona. Deki. Eri. Hadnetna. Nexne❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfaytewelde8499
    @tesfaytewelde8499 หลายเดือนก่อน +2

    Nufue Edris ezi zgebrwo zelewu qubl aykonen anbesa ❤❤❤

  • @MahmoudYassinYassin-uz7hr
    @MahmoudYassinYassin-uz7hr หลายเดือนก่อน +10

    اخجلونا ربي لاخجللوم ادريساي
    والله 🇪🇷🌹🇪🇷🙏🙏

    • @Haderbakil-dm4nk
      @Haderbakil-dm4nk หลายเดือนก่อน +2

      إنتا ممكن خجلة بس نحنا رفعنا بيهم راس الإحتفال ده كان عامل دعاية قبل شهر3 لي عملو الهقدف في نفس اليوم

  • @meraabiabiygayl5102
    @meraabiabiygayl5102 หลายเดือนก่อน +3

    Aythzen aykonen nayziom kndey hayalat keman zef abilnayo ena hzbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @meraabiabiygayl5102
    @meraabiabiygayl5102 หลายเดือนก่อน +5

    Idris nska tray eka beal metkel wetru hagerey ms belka ajoka kula txare ala. Brave Idris hawey lebam seb. Love you.

  • @munirahaji8648
    @munirahaji8648 หลายเดือนก่อน +5

    🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷 ኣጆኹም ደቃ አረይ ሎሚ ከም ትማሊ ሓድነትና ኣትሪርና ሸጥ ማዓንጣ ጸላኣእቲ ህዝቢ አሪትራ ሕብሮም እንዳ ቀየሩ እዮም ድመጹ ዘለው ሻዕቢያ ምስ ህዝቡ ምስ ሰራዊቱ ክንደይ ኣሕሊፉ እዩ መጀመርታ ብደንበ ዕንኪሊል ኣጋዝያን ብርገድ ዝዓበዱ ድሕሪኡ ብኣውራጃ ሕጂ ድማ ብትግረ ብሓይሊ ህዝቢ አሪትራ ክቅበር ዝደሊ ኣቀዲሙ ጉድጓዱ ዩኽዓት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷

  • @yerdanos1180
    @yerdanos1180 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you Idris ❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @KadijaSaleh-b6q
    @KadijaSaleh-b6q หลายเดือนก่อน +6

    Yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯

    • @ertrawikuburmenenet5629
      @ertrawikuburmenenet5629 หลายเดือนก่อน

      Shukren ya Kadija..ne Idris Hawna seb Hilina nehagezo.

  • @user-uj2km7yj9c
    @user-uj2km7yj9c หลายเดือนก่อน +3

    Edres brother am with you you are really lovely and true always::

  • @Razan-hx2ir
    @Razan-hx2ir หลายเดือนก่อน +2

    እድሪስ ሓወይ እዞም ሰባት ታሪኽ ኣባላሽዮም መጻወቲ ባዓል ወዲ ሓጂ ኮይኖም ገሪሚና

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 หลายเดือนก่อน +3

    Edrisay odmen thonan yhabka wedi abotatu zerka ybarek ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @eritrea941
    @eritrea941 หลายเดือนก่อน +7

    ልብም እክ እድርስ ንይብሕቅ👌🙏👏👏👍💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷

    • @Semay125
      @Semay125 หลายเดือนก่อน +1

      ለባም ስለዝኮነ ኮ እዩ እዚ መልእክቲ ዝዛረበካ ዘሎ። ሓሳዊ አበይ ነይርካ መንነት ንከጥፍኡ ክመቃቀሉና ክቃለሱና ሕጂ ጀከብያ ጌርካ ምስትሕዝብኩም ተሓዊስኩም ዘይተሕከልፉ ሓሰዉቲ።

  • @dehinethager
    @dehinethager หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ ትግረ ኣይኮንኩን፣ ግን ከም ብሄረ ትግረ ጥዑማት፣ ሃገሮም ዝፈትዉን ንሃገሮም ዝሓልፉን ፍቱዋት ኣካል ህዝቢ ኤርትራ'ዮም። እዚ ስደት ግን ነዚ ኤርትራዊ ዚጋ ኣልባቡ ኣጥፊኡ ናብዘይኸውን መንገድታት ይወስዶ ኣሎ፣ ኣዝዩ ዘሕዝን'ዪ። እዞም ሰባት ይኹኑ ካልኦት ብኸምዚታትን ኣውራጃውነት ዘጣራነፉ ዘለው ነቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ሕብረተሰብ ኤርትራ ኣይውክሉን'ዮም።

  • @AT-ut7yx
    @AT-ut7yx หลายเดือนก่อน +4

    Festival Eritrea in diaspora is celebrated 50 years. Everyone knows the month d time, etc please correct my people 🙏 unity respect love ❤️

  • @ASSUMPtions-wj8gq
    @ASSUMPtions-wj8gq หลายเดือนก่อน +6

    ادريس والله ورب الكعبة انك وطني وبطل اتفق ١٠٠٪١٠٠٠ انا ساهوا فهوالا الذين يدعون قبيلة وقومية ما عندهم ضمير مزللين وديوثين

  • @leulaweldeab4962
    @leulaweldeab4962 หลายเดือนก่อน

    እድሪስ ሓወይ ናይብሓቂ ኣድኒቐካ ብዕድመ ኑኡስ ብልቦና ዓቢ እንጀራ እዝጊ ብላዕ ኣንበሳ ወዲኤሬይ💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Mekonen-tx7gz
    @Mekonen-tx7gz หลายเดือนก่อน +2

    እድሪሳይ ጅግና ❤🎉❤

  • @shalom24271
    @shalom24271 หลายเดือนก่อน +1

    Yes, It is true 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰😇🙏

  • @munirahaji8648
    @munirahaji8648 หลายเดือนก่อน +4

    🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷 እዲሪስ ጅግና እዚኦም ኩሎም ቀቢላውያን እዮም ጽባሕ ፋሕፋሕ ክብሉ እዮም ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ አሪትራውያን 9 ብሄር 2 ሃይማኖት 6 ዞባ እና 4 ። መንግስቲ አሪትራ ክንደይ ተንኮል ሽርሕታት ኣሕሊፉ እኡ እዚ ዊን ብሓይሊ ደቂ ሻዕቢያ ህዝባዊ ግንባር ክንሓልፎ እና 🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷⛪️🕋❤️🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @Wegawi_8
    @Wegawi_8 หลายเดือนก่อน +3

    Idris hawuna dhan aytsekef ajoka❤

  • @eritreaghirmay5693
    @eritreaghirmay5693 หลายเดือนก่อน +6

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏

  • @wedishaibiya
    @wedishaibiya หลายเดือนก่อน +4

    yes idris ageb belom

  • @user-ux7wz2pf7x
    @user-ux7wz2pf7x หลายเดือนก่อน +1

    ❤dihan gdofom idris hawey kabza hifret tkefe yelan naka edmen tiena yhabka amlak

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 หลายเดือนก่อน

    ጅግና መአረይ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እዚ ኩኹን አለዎ ቢሄር ቢለን ቢሄር ትግረኛ ብሄር ትግረ ዝበሃል የለን ኤርትራ እያ እዚኦም በረኸት ስምኦን ጻድቃን እዩ

  • @briktigarza2012
    @briktigarza2012 หลายเดือนก่อน +2

    Absolutely true Idrisom❤️

  • @nebiatmehari8715
    @nebiatmehari8715 หลายเดือนก่อน +4

    ሕጅኻአ ብቤሀረራት ጀሚርኩም ተሕዙኒ

  • @mohamedsouleman9760
    @mohamedsouleman9760 หลายเดือนก่อน +1

    God bless Eritrea uend

  • @kidanetesfalem4062
    @kidanetesfalem4062 หลายเดือนก่อน +1

    እድሪሳይ አብሽርካ ይባዬ ውሕደት ዎ ደውለት ዎ እብ ሸዓቡ ሓቆ ኢንትሓበን እቡ ቤለው ምንገቢእ እግሎም ላትወጅዕታ ። ካላ ወድሓጂ ዓድ እግል እግል አብድዮ እሳት ቀርሕ ዲባ ህለ ሕናማ ምስ ሸዓብና ባጥራም ህሌና ✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤲

  • @fatherey9977
    @fatherey9977 หลายเดือนก่อน +4

    Hakika festival edategebre tgre kınama ….. tgrina frlalika mgbar newri

  • @desaleteklemariam
    @desaleteklemariam หลายเดือนก่อน +3

    Bravo edris, hager lili kulu

  • @user-hn6dn4sb9k
    @user-hn6dn4sb9k หลายเดือนก่อน +2

    ኣገብ ክትብል ምውጻእካ ኣዝዪ ዝነኣድ እዩ እድሪስ ሓውና።
    እንተ ትግረ ይሕዋትና ግን ኣይግድን፡ንጸላኢ ኣፍደገ ከፊትኩም ንከም ዓባይ ትግራይ ዝብሉ የሐጉስኩሞም

  • @mimihassan5162
    @mimihassan5162 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉

  • @zowdi810
    @zowdi810 หลายเดือนก่อน

    Yes you are right thanks 🇪🇷 god bless to you wow they are made and hasawe we are erteraweyn happy 🇪🇷

  • @isayasbehre1727
    @isayasbehre1727 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @abrahamhayantu5910
    @abrahamhayantu5910 หลายเดือนก่อน +1

    እድሪሳ ናይበሐቂ እዩ ትዘረቦ ዘለኻ ንሕና ንኸፈላልዩና ብዙሕ እዩ ዝስራሕ ዘሎ ትግረ ከአ እቶም ጠርነፍቲ ዝበሃሉ ሕብረተ ሰብ እዮም ምስትግርኛ ከአ ወላሐንቲ ፍልልይ የለን ህዝቢ ሳሕል ሐልቦጎስ ማርይ ጸላም ማርይ ቀይሕ ሽዕብ ካበይ ምኻኖም ዘርኦም ይፈልጡ እዮም።እድሪስ እቲ ዘገርም አብ አሜሪካ ዘለዉ ብሕልፊ ምስልምና ተኸተልቲ ካብ ሐዎም ኤረትራዊ ምስፓኪስታን ዐረብ ምስ ኢትዮጵይዉይ አስላም እዮም ዝቀርቡ አብ ሃገራዉነት ብፍላይ አብምዕራብ ዘለዉ አበርክቶ ዝበሃል የለን እንተበልኩ አይለሰኹን።

  • @user-qj8ib8wh6j
    @user-qj8ib8wh6j หลายเดือนก่อน

    Eritrawinet kubur menenet 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤🎉😊❤❤🎉🎉😊Idris ambesa wedi Eritrea 🇪🇷 🥰 🇪🇷 🥰 ❤🎉😊😊😊

  • @semharmehari4847
    @semharmehari4847 หลายเดือนก่อน +1

    እምበርከ ኤርትራውያን ኢንዲዮም ንምታይ በይኖም ናይ ትግረ ይገብሩ ኢሞ ድልየቶም ደኣ ንሱ ኢንዲዩ ብርገት ንሃመዱ ኢዚ ኢኮ ንፋላለ ኣሎና ማለት ኢዩ ናይ በሓቂ ጺቡቅ ኣለካ ኢድሪስ ዋላ ኢቶም ካል ኦት ዝገብሩ ከማን ደው ከብልዎ ኣለዎም ኢዚ መርዓ ወይ ሞት ኣይኮነን ንበይኖም ኪእከቡ ዘሕዝን ኢዩ

  • @Leomessi-cq1hi
    @Leomessi-cq1hi หลายเดือนก่อน +4

    Nay bihaki entay eyu zibel zelo izi aristi ele eye atye mo Idris edmen tienan yehabka ente nezob geberti festival gen agib ageb keydegem bahlkan limdikan ab festival hagerka menthbrak eyu sbuk neru thti hagerawunet eyu kia selam neza hager selam bes kalas

  • @lamlamrouasom3990
    @lamlamrouasom3990 หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rimadele6462
    @rimadele6462 หลายเดือนก่อน +7

    إدريس حبيبي امانكاتو ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉🎉

  • @osmanomer2715
    @osmanomer2715 หลายเดือนก่อน +1

    እድሪስ ሑና ሓቅ ህለካ ፈስቲቫል ናይ 9 ቆሚየት ህላና ። ቮራቮ እድሪስ ሓውና ሓስውቲ እዮም ቆምረገር የብሎምን። ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ ከምዝባሃል ንርእዮ ኣለና ኩሉ ። እዞም ኩሎም ጽጉማት ይሕዋትና ኩሉግዘ ንኩሉ ዓለት ሃይማኖት ብሀር ክይፈለዩ ንኩሉ ብሓደ ዝሕግዙ ዘለው ደቂ ትግርኛ እዩም። ግዘ ስኢነ እምበር ንዚኦም ጽቡቅ ግረ መስማዕኩዎም ነረ።

  • @meraabiabiygayl5102
    @meraabiabiygayl5102 หลายเดือนก่อน +2

    Ajoka idris hawey.

  • @elenamik9214
    @elenamik9214 หลายเดือนก่อน +1

    Abshr ya Idrisom hawna🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤😢❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @AmanuelTekle-rf5bi
    @AmanuelTekle-rf5bi หลายเดือนก่อน +1

    Wetru hagerey kbretey 🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹 🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌹🌹

  • @YosefTeke
    @YosefTeke หลายเดือนก่อน +3

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 หลายเดือนก่อน +2

    🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉

  • @KadijaSaleh-b6q
    @KadijaSaleh-b6q หลายเดือนก่อน +4

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @mohamedsouleman9760
    @mohamedsouleman9760 หลายเดือนก่อน +1

    Let them know good my brother

  • @weldugebre-q2n
    @weldugebre-q2n หลายเดือนก่อน +1

    Wwwww edrisay des zbl mknyatu hager nay habar haymanot wey bher gn nay gli eyu

  • @doitnowstudio7867
    @doitnowstudio7867 หลายเดือนก่อน +2

    ጌጋ ዩ ዝገበርዎ ናይ ሓቂ ሃገር ደቂ ሃገር ኣብ ፈታኒ ኩነታት ከለዉ
    ከም ዚ ዓይነት ስራሕ ቅልዓ ዝሕፍርዩ
    እሞ ካኣ ወዲ ሃገር ትግራይ ትግርኒ ከይትከውን ኣብ ውሽጥን ደገን ይቃለስ ይመውት ንሶም የሽካዕልሉ
    ቲ ዝገርም ቲ ትግራይ ትግርኒ ዝያዳ ሓደጉኡ ንዖኦም እንከሎ ማዕረ ክንድዚ ስራሕ ቆልዖ ክሰርሑ ዝሕዝንዩ
    ኣብ ምንትምንታይ ዳኣ ሞ ሰብ ይጭፍጨፍ ኣሎ ሃገር ስለ ዘቀደመዩ ኮ እምበር ትግርና ትግርና ዩ ኣብቲ ይሃሉ ኣብቲ ይሃሉ ኢሉ ዘጨፍጭፍ የብሉን ኣይነበሮን ካኣ ቲ ሃስያ ካኣ እንታይ ምኮነ ንማንም ኣይጠፍኦን ዩ ግን ሃገርን ደቂ ሃገርን ስለ ዘቀደመ ኩሉ ኣደራዕ ኣብዝባኑ ይስከሞኣሎ
    ነዝስ ኣብ ክንዲ የቀኔልና ኢዱ ክትስብሮ ዓገብ ዓገብ
    ሎሚ ዓባይ ትምህርቲ ያ ነዚ ዝጭፍጨፍ ዘሎ ሃገራዊ እንታይ ንመን ምስመን ብ ዋጋ መን የ ዝታረኽ ዘለኩ ኢሉ ዝሓስበላ ግዜ ትመስል
    ዓገብ ዓገብ ዓገብ ሎሚ ዝገበርኩማ ኣይትደገም ተኮነ ይቅሬታ ሕተቱላ ተዘይ ኮነ ተኣረሙላ።

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome Idris ❤❤

  • @habtegargishmehari5178
    @habtegargishmehari5178 หลายเดือนก่อน +1

    Idris nay bihaqi lebam zareba 🎉🎉🎉

  • @Apollo-vq3no
    @Apollo-vq3no หลายเดือนก่อน +4

    ድሐን ግደፎም ጥራይ ኢድሪሳይ ኹሉ ግዜ ጉዱጋድ ንፋሐሪአ ኢያ

  • @yitbarekfessehaie2741
    @yitbarekfessehaie2741 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሕጽር ኣቢልካ ንገሮም - ኤርትራውነት ኣድማሳዊ እዩ ፈላላዩ፡ ዓሌታዊ ናይቶም ብሉላት ከደምቲ ባንዳታት ሓለገትዩ!! ኣሰሮም ንስዕብ ዝበሉ ኣሰር ባንዳዊያን ትንቆቱ በሎም
    እዚ ሙሽሙሽ ኣሰራርሓ ሓፋሹ አርትራ ዓኽ ኢሉ ጡፍ ኢሉዎዩ በሊም። እዚ እንተዘይተዋሕጠሎም ከም ኣድጊ ንሓመዱ ተኪኦም መድረኾም ይሓዙ በዚኣቶም ዝኺነ ዝደናገር ኤርትራዊ የለን ከም ጡብ ኣደታትኩም ቅበጽዋ!!!
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!!!!!

  • @teklugergar707
    @teklugergar707 หลายเดือนก่อน +1

    Idris Ajoka kulu halefay eu lebam beal Merkel eka🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 meslwam eu

  • @user-xu2hl8ll5k
    @user-xu2hl8ll5k หลายเดือนก่อน +5

    Idris nay behaki subuk ika tezaribka. Izi Kea bigiziu kifilet iyu iti bi dihri zelo agenda. Mehogosi selati, Mehogosi tegaru. Eritrawie Komu kingebir aynibiln.

  • @nastnetogubamicheal467
    @nastnetogubamicheal467 หลายเดือนก่อน +3

    Kab tgraway endyom daa kefiomna

  • @yoha7441
    @yoha7441 หลายเดือนก่อน

    እድሪስ ሰኒ ተሃጌካ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @user-gk2cd4ib7o
    @user-gk2cd4ib7o หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👍👍👍

  • @zigeredagebre5652
    @zigeredagebre5652 หลายเดือนก่อน +1

    Idris fars fars💕❤️

  • @mattiwoldu4024
    @mattiwoldu4024 หลายเดือนก่อน +4

    🇪🇷👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻

  • @DgjHje-tk3ic
    @DgjHje-tk3ic หลายเดือนก่อน +2

    Gerimna alo edris hawna

  • @almazabraha4674
    @almazabraha4674 หลายเดือนก่อน +3

    🙏💯💯🇪🇷🇪🇷💪📚✍️👍❤👂😍

  • @meletemedin9467
    @meletemedin9467 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤sbuk tezaribka wedi ery keslo

  • @mohamedsouleman9760
    @mohamedsouleman9760 หลายเดือนก่อน +1

    Forget that my brother they're not going nowhere

  • @tsegamedhane1156
    @tsegamedhane1156 หลายเดือนก่อน

    እድሪስ ጅግና ወዲ ኤረይ ጅግና ❤❤

  • @almazgoitom6528
    @almazgoitom6528 หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤

  • @mohamedsouleman9760
    @mohamedsouleman9760 หลายเดือนก่อน

    Looking good my brother

  • @user-xu5jl6yq8m
    @user-xu5jl6yq8m หลายเดือนก่อน +1

    ❤🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷አድሪሶም ዎዲ ኤረይ💪🌹 አድሪሶም ሸለል ተጠቀመላ ዱኹም ዓቅሙዩ ዝገብር

  • @fevenfeven-yf9oj
    @fevenfeven-yf9oj หลายเดือนก่อน

    🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @MEAZAMontez
    @MEAZAMontez หลายเดือนก่อน +1

    ዳሐን እዲሪስ ጥራሐ መፊቶ ፀላአይ አይንኩን ን ዲሕሪ ሕጂ ይሕሰቢሉ

  • @MerryFshatsion-r1i
    @MerryFshatsion-r1i หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hadastesfazghi7774
    @hadastesfazghi7774 หลายเดือนก่อน +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @zidik313
    @zidik313 หลายเดือนก่อน

    ትግረ ቀዳሞት ደቂ ኣባት መስረቲ ግዕዝ ጀመርቲ ቃልሲ ክነሶም ልዕሊ 10ታት ኣመት ክሳብ ሕጂ ብደቃሉ ኣጋዚያን ብሓልቲ ተዛረብቲ ትግርኛ ክጽረፉ ክዋረዱ ቀቢላ ክብሓሉ ብሃይማኖቶም ክጽረፉ ኣበይ ኔርኩም ኣገብ ዝበለ ኣሎ ታሪክ ገንጽሉ ፍለጡ መጀመሪያ ግዕዝ ንትግረ ወሊዳ ትግረ ንትግርኛ ትግራይት ወሊዳ ትግርኛ ንኣምሓርኛ ኩሎም ክዓ ግዕዝ ሰሜቲክ ሴማውያን እዮም ካብ ዓረብ ከይተረፈ ኣብ ኤርትራ ትግረ ማለት ምሁራት ምዕቡላት መስረቲ ዮኒቨርስቲ አስመራ ኤርትራ ሕዝቢ ግዕዝ ትግረ ትግርኛ ንኣለም ዘላለዩ ንመጀመሪ መጽሓፍ ቅዱስ ብግዕዝ ትግረ ትግርኛ ክጽሓፍ ዝገበሩ ክልቲኡ እምነት ምስልምና ክርስትና ሓቁፎም ዝከዱ ክልትኡ ሃይማኖት ዝኣምኑ ትግረ ምስልምና ትግረ ክርስቲያን ኬንሻ ካቶሊክ ኦርቶዶክስ ዘለው ደቂ ሮራ መንሳዕ ገለብ ምህላብ ኣስማጥ ገርገር ባሕሪ ሽዕብ ደብረሲና ከረን ከባቢኣን ክሳብ ሳሕል ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ባጽዕ ጊንዳዕ ሕርጊጎ ጋሕቴላይ ደማስ ከሳብ ዶብ ሱዳን የሕዋት ፍንጫል መሰንገሌና እዩ ወላ እቲ ቤኒዓምራይ ሓደሮብ ምሁራት ጀጋኑ ኤርትራውያን እዮም ።ነጥቢ

  • @ihavehope7119
    @ihavehope7119 หลายเดือนก่อน +2

    ادريس حونا انت اهو اندي اي ودو اتهاقكا مثلوم ياهو صبر ودو اسك لا فيستيفال لا حلف. اِي بيلكاهم أذي هييني اقل حدنا نتلابب ودحنكم 😊

  • @amiraberhan
    @amiraberhan หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @almazmedhin5552
    @almazmedhin5552 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🎉🎉🎉🎉

  • @boftabaehler4693
    @boftabaehler4693 หลายเดือนก่อน

  • @user-gg1gg9fs9o
    @user-gg1gg9fs9o หลายเดือนก่อน

    Yes good gub❤❤❤❤❤❤❤

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 หลายเดือนก่อน

    💌💌💌

  • @semaineshtekie1394
    @semaineshtekie1394 หลายเดือนก่อน

    አበይ ሃገር እዩ ኮሙኡ ጌሮም ከመይ ነዚ ሰይጣን ናዊ ሐሳብ እዩ ብእዋና ትደምስ አታ ሰላም ከሊኦምና ብዝመጹና ጨኒቅዎም