Breaking ኤርትራ መልሲ ሂባ፣ መረሕቲ ህወሓት ይእሰሩ ኣለው፣ ጀርመን ዘልኹም ሰደተኛታት ተጠንቀቑ september 10 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 16 ก.ย. 2024
- #eritreanews# #ethiopianews# #tigrignanews# #zenatigrigna
እንቃእ ናብዛ ይትዩብ ቻነልኩም ብድሓን መጽኣኹም። እዛ ቻነል መዓልታዊ ሓድሽቲ ዜናታት ብቓንቃ ትግርኛ ዝፍነወላን ብትወሳኺ ውን ዝተፈላለዩ መሃርቲን ኣዛናጋዕትን መደባት እትረኽቡላ ቻነል እያ።
ነዛ ቻነል ሓደሽቲ ዝኾንኩም ብቓንቃኹም ብቓንቃ ትግርኛ መዓልታዊ ሓደሽቲ ዜናታት ብቐዳምነት ንኽበጽሐኩም
subscribe ንኽትገብሩ ብኽብሪ ንሓተኩም።
ስለቲ ትገብሩልና ምትብባዕኹም ከየመስገናኩም ኣይንሓልፍን።
I am glad that you have joined your TH-cam channel. This channel will provide you with daily and current news in tigrigna language. In addition, this channel will also creating educating and entertaining videos. If you want receive the latest tigrigna news, I kindly ask to subscribe for more videos.
Thank you for your continuous support.
ጀርመን ብክንደይ ሂወት ስደተኛተታ ተጻዊታ እያ
Game over
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️👍👍👍
Welcome KB Eritrea 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Menisey Eritrea 🇪🇷 ab campitat germen ruwanda kab tisake adika eto giday sikay aytkun ❤
እንታይ ክገብር ድኣ ክምለስ ካብኡ ዶ ሃዲምካ ብጥይት ተሳሒትካ ሕጂ ነብስስኻ ኣዕቂብካ ትነብር የለኻን ተድኣ ጥዑም ኮይኑ ንስኻ ኣብኡ ዘይትነብር
ንስኻ ፡ ኸ ፡ ዘይትኣቱ
wellcome KB
KB zena tig ብዝትገብርዎ ኣገናዕ ክብለኩም፡ብዝተካእለ መጠን ብቪድዮ ዝተሰነየ ዘና ከተምጽኡ ይምሕጸን ።በርትዑ
Sedet yehxerelna😢
Thx bro
Welcome KB big man
የሐዋት ቁሩብ ምትብባዓ ይደሊ ኣለኩ'ሞ::ኣብ'ዛ ቻነለይ ኣቲኩም ታብታብ ክትገብሩለይ ይዕድም::♥️🤍♥️🤍♥️
Wellcome ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌽🌽🌽🌽
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤❤
Welcome kb
Hiiii
Kmrexi delyom anber antay dengixom.
Aygdn tgray wn kemza nay sudan keytgatma. Nab gonxi gexa ktkeyd eia tmesl
ወርሒ ዝገበረ ዜና ግብረ መልሲ ኤርትራ ኢልካ ተቅርቦ ዘሎኻ ፡ ፖለቲካ ዲኻ ትሰርሓልና ዘሎኻ ? ማሌሊት ከይብለካ ደሓን ይጽናሓልና ። ንሕና ኤርትራዉያን ካብ ተጋሩ 1000% ፖለቲካ ከምንበልጽ ግና ኣይትረስእ ። ብዛእባ እዛ ክትዋዳእ ሰሙን ተሪፉዋ ዘሎ ማሌሊት ተዛረብ ። መንግስቲ ኤርትራ እናበለት ትልምን ዘላ ማሌሊት ። መን እዩ ኣምላኽኪ ተበልካያ ሎሚ ማሌሊት ህግደፍ እያ ትብል መልሳ ። ድላይና ክንገብራ ንኽእል ሎሚ ።
Nay kedem zena ba autemsalna zarkey
Hasweti chkonti beal Yemane Charlie. Natom AREMEN zekone kefeat shefinom si, bezaeba kale yezarebu.
ይገርመካ ዩ ክንደይ መንእሰያት ኣሲሮምን ዓፊኖምን እንዳሳቐዩስ ብኻልእ ክዛረቡ ኣታዚኦም እኮ ገለ ዮም
ካብ ደብረጽዮን፡ጻድቃን፡ ጌታቸው?ካብዚ እንታይ ተማሂርካ ?ካብ መራሕቲ ወረዳ ትግራይ ኢትዮጵያ ጠላማትን ሓሶትን ጥልመትን እዮም ኢልካ ካብ ምእማን ንተኹላ ከይድካ ነቲ ብዕራይ ሓልዎ ምባል ይሕሸካ
eretrawi amselu mis nebsika ente zeytearika mewalka ab sidet kitbeli eka hager albo.
#ሚኒስትሪ ፋብሪካ ሓሶትን ቀንዲ ካናለ መዉጽኢ ትፋእ ፕሮፖጋንዳ ህግደፍ፡ፋሽሽታዉን ባርባራዉን ተግባራት ጃንዳ ኢሰያስ ኣብ ፍጻመ ምቕላዕ በጺሑሉ ኣብዘለወሉ እዋን፡ዕርቃን ሕፍረቱ ዝኸድነሉ ቁርጽራጽ ዛንታ የናዲ!!
*"ኣብ ኣፋን ዕርበቱ ዘብጽሐት ምንዝርና ፖለቲካ"!!*
እታ ናይ ምንዝርና ፖለቲካ ዕድመ ምስ ምድፋኣን ምስ ምእራጋን ናይ ዝሙት ሽርክት ምንዝርና ፖለቲካ ፈሺሉ በሊዪ ኣብዘለወሉ እዋን ኣመል ምስ መግነዝ ምስ ስምዒት ዘየላዕል ቃላታን ዝደርቁ ማሓዉራን ፡ተደላይነትን ባህግን ሪሒቕዋ ንውርደታ ኣብ መሰቀለኛ መንገዲ ተስሕቶ ሲኢና ዘዘው ኢላ ኣላ!!
#ኣብ ልዕሊ ኤርትራዉያን ካብ ህጻን ክሳብ ኣረጋዉያን ዝተፈጸመ በደል ግፍዕን ኣስገዳድ ባርነት፡ስደት፡ፍልሰትን፡ዘገምታዊ ጽንተትን ታሓታትነት ገበናት ኹናትን፡ኣብ መፈጸምታ ሕጊ ክበጽሕ ብትኹረት ክሰርሕ ግቡእና እዪ!!
ጎሓፍ
መን ይብሉኻ ካብ መን ኢኻ ካብዞም ባርያ ዓጋመ ዲኻ ዋላ ዓጋመ ኢኻ ደቂስካ ሃሪስካ ኢንኤኻ ኣታዮ ዘባል 😂😂😂😂
Dekiska nenbseka shnela weyanay kedami
ትም በል ምሽሙሽ ንህዝቢ ኤሪትራ ካብ ህግደፍ ንላዕሊ ዝቀርብ የብሉን
ናይ ትግራይካ ጥራይ ግበር ናይ ኤረትራ ኔረትራዊያን ጥራይ'ዩ ዝምልከት።
❤❤❤❤❤