ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ግጥሚ 🫶🏽 ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበንሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን (2)ቤት መቕደስካ እንድየ ኣብ ውሽጠይ ሰፈርካብረሳሕ ተግባረይ ኣነ ኣሳጒጐካሽንካርካ እነሃለ ኣብ ጎልጎታ ልበይመስማሩ ክነቕሎ ሓይልኻ ኣውሕዘለይፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበንሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን ምስ ዓለም ሃሊለ ጓሂ ተመቅሊለጌና ኣይመነኽዋን ጥፍኣተይ ተመንየበዓታ ኣቲየዮ ካባኻ ክኽወል ከይጠፍእ ጠቐልቀል ጐይታይ ዘይትሕለል ፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበንሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን ኣሻኲዩ* ዝልበይ ንቃልካ ሓናቒከይፈሪ ከይዕንብብ መኽሊቱ ቀባሪ ማዕከን ገበን ኮይነ ሓጢኣት ዘቕዱዘልዓለም ከይስረቅ ናባይ'ን'ዶ ማዕዱፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበንሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን ኣብ ጎነይ እንከለካ ዘይርእየካ ልበይ መንገዲ ኤማሁስ ከተደልድል ውሽጠይእቶ በል ንቤተይ ተቐረብ መኣዲ ህይወተይ ባርኮ ኣምላኸይ ብዕሊፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበንሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን (2)Debre Menkirat Good Job. I love mezmur’s centered on Christ and a believer, and such personalized level of lyrics is great for SR. God grace be upon you all.
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልኩም መዘምራን የሕዋት። ኦ ጎይታይ ብሓጢኣት ንዝቆሰለት ነፍሰይ ፈውስ😢😢😢
ኣብ ጎነይ እንከለኻ ዘይርእየካ ልበይ😢መንገዲ ኤማሁስ ከተደልድለ ውሽጠይ🥺ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💖🥰💙😍
Fuluy eika Goyta neay bhaqi fuluy🫶🏽🥹❤️ Zemare melaekt yesmeanna❤️ des zebil
ዝማሬ መላእክት ማኅበርና ኣብ ዝከድኩሞ ጎንኹም ኣለና። እግዚአብሔር ዕዮኹም ይባርኽ!! ዘይፍንቀል ፍቕርኻ ኣብ ልበይ ሠረቱናበይ የ ዝሕባእ መዓሙቕ ክኣቱተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበንሰዓሪ ኃይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲❤❤❤💚💚💚💚💚💚💚💚💚💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
ከም ወትሩ ጽቡቕ መሳጢ መዝሙርንዝሰምዖ ናብ ንስሓ ዘብጽሕ ነዓኹም ከኣ ንበረኸት ይግበረልኩም
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealNa sgei ybzhlkm mezmeRani yhwati 🙏🙏🙏 ዎ ኣምላክይ ብፃዩኒእ ሚሕረቲካአ ጠምተኣና🤲🤲🤲
Zemari melakti zetqble Egzabhire amlke zemrkum yeqblelkum Xegu yebzhalkum 🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤❤💯💯💯🙋
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልእኽቲ የስምዕልና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝኃልኩም!
ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና
የሕዋተይ ኣምላኽ ጻማኹም ኣብ ሰማይ የብዝሓልኩም፡ ❤❤❤ ኣብ ዝመጽእ በጃኹም ነዚ ካሕዳም ልበይ ትሰብር ብዛዕባ ስቃያት ጎይታ ትገልጽ መዝሙር ኣቅርቡልና ብ ኣቤል ሓውና😢😢😢😢
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና! 🙏ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ! 😇❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤❤❤
Egziabiher tsegeu yebzhalka yebzhalkum zom ahwatey nayagelglot zemenkum ybarkelkum Ayewe sdet entay enmo Qedem bal Aba tsige kudus mkial kmeslena kelo kemzlomi keykone mechem sheu yhshena neyru haymanotn poletikan thawawisuna Egziabiher yrdana selam yewrdelna
Amen (3) zmare melaekt yesmealna amlak tsegue yebzhalkum
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤
ክገልጾ ዘይ ክእል እዩ ዝማሬ ምላእኽቲ የስማዓና
ቃል ሂወት የስማዓልን ነዚ ብሓጥያት ዝቆሰለ ልብና ብምሕረቱ ይፈውሰልና ኣሜን
እልልልልልልል ዝማሬ መልአክትን ያስማልን ❤❤❤
ኣሜን❤
Zmarie melakti yesmalna edmen tnan yhabka qexlo ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤🙏
ዘይፍንቀል ፍቅርካ ኣብ ልበይ ሰረቱናበይ ኢየ ክሕባእ ማዓሙቅ ክኣቱተደጉልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበንሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን😢😢❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ዝመረ መላእክት የሰመዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘልኣለምን ንሱ ኢዩ ኣሜን❤ የሱስ ጎያታ ኢዩ❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና❤❤❤ ማሕበረይ ከም ወትሩ ኣብ ጸሎትኩም😢❤
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna❤
Amin zmarie melaekt yesmeana ❤❤❤
Zemare melaket yesmalna 💒⛑️⛑️⛑️🙌🙌🙌🙌🤲🤲🤲🤲🤲♥️♥️♥️♥️
Zemri melekat yesmealan🙏🙏🙏
Zmarie melaeikti yesmaelna xegu yebzh hawna Abel 🙏🙏🙏
Zimarie melaekt yesmealna teum zmarie❤❤❤
Amen zmare melakt yesmana
Zmare melakti yesmealna🙏❤🙏
ዝማረ መላእክት ያስመዐልና
Zmarie melaekt yesmaalna abiel hawey amlak msaka ykun
❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ዘምሕዋተይ ጅወርግስ ይሓልኩም
Zmare melaekti yesmealna ❤❤❤
Elllllllellllllllellllllllll zemare melakt yesmealna ❤❤❤❤❤❤
Zeamara malaeket yasmana amen
Zemari melakti yesmalna❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤zmarie melakt yesmealna abitey
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna yhwatey ❤❤❤
Zmarie melaekt yesmealna
Zemarie melaekt yesemealna kbur yehwat
Zmarie melaekti yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማርየ መልኣክቲ የስምኣልና❤
እልልልልልልል❤❤❤ ዝማሬ መላእኽቲ የየስመመዐዐልና❤❤❤❤
💒✝️💒✝️💒✝️🙏🙏🙏💖💖💖Amen Amen AmenZmare melaekti yesmalna
Zmaremelaekt yesmealna
ናይ መላእክት ዝማሬ የስምዕኩም ኣነስ መዛሙርካ ክፈትዎም መዓት እየ ብካልእ ክትመጸና ከኣ ንጽበ ❤
Men eyu shimu ezi zemari?
zmare melaekt yesmalna egziabher tsegaeu yebzhalkum amen
Melkam zmare zmare melaekt yesmealna.
zemare melakti yesmelna ❤❤❤❤❤❤❤❤
Brukatey egzabeher amlak abzihu.ybarkum.zmarie.melakt.yesmalna
zmarie melaekt yesmalna ❤❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም
Zmarie melakt yesmealna ❤
🙏🙏🙏😭 zmare malaekt asmana
አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen
Egziabhier xegiu yebzhalkum ❤❤❤❤
❤❤❤❤
ዝማረ ምላኢኽቲ ያስምዓልና
Zmare melaekt❤❤❤❤❤
ተባረኩ❤
❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️ልልልልልልልልል ል ልልልልልልልልል
❤️❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤😢
Selam deki krstos yhwatey ab tigray bhmam zsakeyu zelewu tegaru yhwatna knhgzom mahber nfter etom amenti elyos pasterey ke a khgezu aygbain eyu amlak kkexom elu e u komu gierwom eluna krstos netom zteshgeru keythgzu ybl dyu? mexhaf kudus komu tezey ybl koynu nab ortedekx kmles eye Ortedeks ke nsebat thbhb do entay astewaxo eya tgebr nay hawaryat nay kedem krstyan nay lomn kenaxaxro koleku krstna zferese koynu ysmeani?
ኣብ መንጎ ኣይሁዳውን ግሪኻውን ሌላን ጉሌላን የልቦን ንሱ ናይ ኵሉ ጐይታ ኢዩ፥ ነቶም ዚጽውዕዎ ድማ ኣበርኪቱ ዚህብ ኢዩ፡፡ ሮሜ 10፡12ብክርስቶስ ሓደ ኢና!!!እቲ ንሓደ ካብዞም ዝነኣሱ ኣኅዋተይ ዝገበርክምዎ ነዓይ ከም ዝገበርክምዎ ብሓቂ ብሓቂኢ እብለኩም ኣለኹ። ዶ ኣይኮነን ዚብል፡፡ እቶም ኣኅዋተይ ኢሉ ዚገለጾም'ዶ ኤርትራውያን ጥራይ ኢዮም? ቕኑዕ ኣሎኻ እግዚአብሔር ዕዮኻ የቕንዕ፡ እታ ርህርህቲ ወላዲት ኣምላክ ብጸሎታ ትደግፍካ፡፡
Amen Samuel hawey
❤❤❤❤❤
Amen 🙏 zemari melakit yismalina
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna 🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
zemarye melakit ysmalna ❤❤❤
zmare melaekt yesmalna❤❤
Zmarye melaekt yasemalna
🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ግጥሚ 🫶🏽
ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ
ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ
ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበን
ሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን (2)
ቤት መቕደስካ እንድየ ኣብ ውሽጠይ ሰፈርካ
ብረሳሕ ተግባረይ ኣነ ኣሳጒጐካ
ሽንካርካ እነሃለ ኣብ ጎልጎታ ልበይ
መስማሩ ክነቕሎ ሓይልኻ ኣውሕዘለይ
ፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይ
ሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ
ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ
ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ
ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበን
ሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን
ምስ ዓለም ሃሊለ ጓሂ ተመቅሊለ
ጌና ኣይመነኽዋን ጥፍኣተይ ተመንየ
በዓታ ኣቲየዮ ካባኻ ክኽወል
ከይጠፍእ ጠቐልቀል ጐይታይ ዘይትሕለል
ፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይ
ሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ
ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ
ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ
ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበን
ሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን
ኣሻኲዩ* ዝልበይ ንቃልካ ሓናቒ
ከይፈሪ ከይዕንብብ መኽሊቱ ቀባሪ
ማዕከን ገበን ኮይነ ሓጢኣት ዘቕዱ
ዘልዓለም ከይስረቅ ናባይ'ን'ዶ ማዕዱ
ፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይ
ሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ
ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ
ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ
ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበን
ሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን
ኣብ ጎነይ እንከለካ ዘይርእየካ ልበይ
መንገዲ ኤማሁስ ከተደልድል ውሽጠይ
እቶ በል ንቤተይ ተቐረብ መኣዲ
ህይወተይ ባርኮ ኣምላኸይ ብዕሊ
ፍሉይ ኢኻ ነዓይ ጐይታይ ነዓይ ፍሉይ
ሓያል ኢኻ ጅግና ኣብ ጎነይ ኩነለይ
ዘይፍንቀል ፍቕርካ ኣብ ልበይ ሠረቱ
ናበይ'የ ክሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ
ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበን
ሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን (2)
Debre Menkirat Good Job. I love mezmur’s centered on Christ and a believer, and such personalized level of lyrics is great for SR. God grace be upon you all.
አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና። ጸጋኡ የብዝሓልኩም መዘምራን የሕዋት። ኦ ጎይታይ ብሓጢኣት ንዝቆሰለት ነፍሰይ ፈውስ😢😢😢
ኣብ ጎነይ እንከለኻ ዘይርእየካ ልበይ😢
መንገዲ ኤማሁስ ከተደልድለ ውሽጠይ🥺
ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዝ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ💖🥰💙😍
Fuluy eika Goyta neay bhaqi fuluy🫶🏽🥹❤️ Zemare melaekt yesmeanna❤️ des zebil
ዝማሬ መላእክት ማኅበርና ኣብ ዝከድኩሞ ጎንኹም ኣለና። እግዚአብሔር ዕዮኹም ይባርኽ!!
ዘይፍንቀል ፍቕርኻ ኣብ ልበይ ሠረቱ
ናበይ የ ዝሕባእ መዓሙቕ ክኣቱ
ተደጒልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበን
ሰዓሪ ኃይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ኩቡራት ኣሕዋተይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲❤❤❤
💚💚💚💚💚💚💚💚💚
💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
ከም ወትሩ ጽቡቕ መሳጢ መዝሙር
ንዝሰምዖ ናብ ንስሓ ዘብጽሕ ነዓኹም ከኣ ንበረኸት ይግበረልኩም
Amen Amen Amen zmare melaekt yesmealNa sgei ybzhlkm mezmeRani yhwati 🙏🙏🙏 ዎ ኣምላክይ ብፃዩኒእ ሚሕረቲካአ ጠምተኣና🤲🤲🤲
Zemari melakti zetqble Egzabhire amlke zemrkum yeqblelkum Xegu yebzhalkum 🙏🙏🙏⛪⛪⛪❤❤❤💯💯💯🙋
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልእኽቲ የስምዕልና
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጋኡ የብዝኃልኩም!
ኣሜን ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና
የሕዋተይ ኣምላኽ ጻማኹም ኣብ ሰማይ የብዝሓልኩም፡ ❤❤❤ ኣብ ዝመጽእ በጃኹም ነዚ ካሕዳም ልበይ ትሰብር ብዛዕባ ስቃያት ጎይታ ትገልጽ መዝሙር ኣቅርቡልና ብ ኣቤል ሓውና😢😢😢😢
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና! 🙏
ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባረኽ! 😇
❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤❤❤
Egziabiher tsegeu yebzhalka yebzhalkum zom ahwatey nayagelglot zemenkum ybarkelkum Ayewe sdet entay enmo Qedem bal Aba tsige kudus mkial kmeslena kelo kemzlomi keykone mechem sheu yhshena neyru haymanotn poletikan thawawisuna Egziabiher yrdana selam yewrdelna
Amen (3) zmare melaekt yesmealna amlak tsegue yebzhalkum
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤
ክገልጾ ዘይ ክእል እዩ ዝማሬ ምላእኽቲ የስማዓና
ቃል ሂወት የስማዓልን ነዚ ብሓጥያት ዝቆሰለ ልብና ብምሕረቱ ይፈውሰልና ኣሜን
እልልልልልልል ዝማሬ መልአክትን ያስማልን ❤❤❤
ኣሜን❤
Zmarie melakti yesmalna edmen tnan yhabka qexlo ❤❤❤
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤🙏
ዘይፍንቀል ፍቅርካ ኣብ ልበይ ሰረቱ
ናበይ ኢየ ክሕባእ ማዓሙቅ ክኣቱ
ተደጉልካ ኣብ ልበይ ብገበታ ገበን
ሰዓሪ ሓይልኻ ኣብ ውሽጠይ ኣሕንን😢😢❤
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
አሜን አሜን አሜን ዝመረ መላእክት የሰመዓና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘልኣለምን ንሱ ኢዩ ኣሜን❤ የሱስ ጎያታ ኢዩ❤
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐልና❤❤❤ ማሕበረይ ከም ወትሩ ኣብ ጸሎትኩም😢❤
Amen amen amen zmare melaekti yesmalna❤
Amin zmarie melaekt yesmeana ❤❤❤
Zemare melaket yesmalna 💒⛑️⛑️⛑️🙌🙌🙌🙌🤲🤲🤲🤲🤲♥️♥️♥️♥️
Zemri melekat yesmealan🙏🙏🙏
Zmarie melaeikti yesmaelna xegu yebzh hawna Abel 🙏🙏🙏
Zimarie melaekt yesmealna teum zmarie❤❤❤
Amen zmare melakt yesmana
Zmare melakti yesmealna🙏❤🙏
ዝማረ መላእክት ያስመዐልና
Zmarie melaekt yesmaalna abiel hawey amlak msaka ykun
❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ዘምሕዋተይ ጅወርግስ ይሓልኩም
Zmare melaekti yesmealna ❤❤❤
Elllllllellllllllellllllllll zemare melakt yesmealna ❤❤❤❤❤❤
Zeamara malaeket yasmana amen
Zemari melakti yesmalna❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤zmarie melakt yesmealna abitey
Amen Amen Amen zmare melaekti yesmalna yhwatey ❤❤❤
Zmarie melaekt yesmealna
Zemarie melaekt yesemealna kbur yehwat
Zmarie melaekti yesmalna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዝማርየ መልኣክቲ የስምኣልና❤
እልልልልልልል❤❤❤ ዝማሬ መላእኽቲ የየስመመዐዐልና❤❤❤❤
💒✝️💒✝️💒✝️
🙏🙏🙏💖💖💖
Amen Amen Amen
Zmare melaekti yesmalna
Zmaremelaekt yesmealna
ናይ መላእክት ዝማሬ የስምዕኩም ኣነስ መዛሙርካ ክፈትዎም መዓት እየ ብካልእ ክትመጸና ከኣ ንጽበ ❤
Men eyu shimu ezi zemari?
zmare melaekt yesmalna egziabher tsegaeu yebzhalkum amen
Melkam zmare zmare melaekt yesmealna.
zemare melakti yesmelna ❤❤❤❤❤❤❤❤
Brukatey egzabeher amlak abzihu.ybarkum.zmarie.melakt.yesmalna
zmarie melaekt yesmalna ❤❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልኩም
Zmarie melakt yesmealna ❤
🙏🙏🙏😭 zmare malaekt asmana
አሜን አሜን አሜን
Amen amen amen
Egziabhier xegiu yebzhalkum ❤❤❤❤
❤❤❤❤
ዝማረ ምላኢኽቲ ያስምዓልና
Zmare melaekt❤❤❤❤❤
ተባረኩ❤
❤❤❤
❤❤❤🙏🙏🙏
🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
❤❤️❤️❤️❤️❤️❤️ልልልልልልልልል ል ልልልልልልልልል
❤️❤️❤️❤️❤️❤️😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤😢
Selam deki krstos yhwatey ab tigray bhmam zsakeyu zelewu tegaru yhwatna knhgzom mahber nfter etom amenti elyos pasterey ke a khgezu aygbain eyu amlak kkexom elu e u komu gierwom eluna krstos netom zteshgeru keythgzu ybl dyu? mexhaf kudus komu tezey ybl koynu nab ortedekx kmles eye Ortedeks ke nsebat thbhb do entay astewaxo eya tgebr nay hawaryat nay kedem krstyan nay lomn kenaxaxro koleku krstna zferese koynu ysmeani?
ኣብ መንጎ ኣይሁዳውን ግሪኻውን ሌላን ጉሌላን የልቦን ንሱ ናይ ኵሉ ጐይታ ኢዩ፥ ነቶም ዚጽውዕዎ ድማ ኣበርኪቱ ዚህብ ኢዩ፡፡ ሮሜ 10፡12
ብክርስቶስ ሓደ ኢና!!!
እቲ ንሓደ ካብዞም ዝነኣሱ ኣኅዋተይ ዝገበርክምዎ ነዓይ ከም ዝገበርክምዎ ብሓቂ ብሓቂኢ እብለኩም ኣለኹ። ዶ ኣይኮነን ዚብል፡፡
እቶም ኣኅዋተይ ኢሉ ዚገለጾም'ዶ ኤርትራውያን ጥራይ ኢዮም?
ቕኑዕ ኣሎኻ እግዚአብሔር ዕዮኻ የቕንዕ፡ እታ ርህርህቲ ወላዲት ኣምላክ ብጸሎታ ትደግፍካ፡፡