ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ብሓቂ ልበይ ተንኪፋትኒ እዛ መዝሙር ብሓፈሻ ኩሉ መዝሙርካ ቅድሚ ህጂ ኣውጺካያ ዝነበርካ "ፍቀድለይ እሞ" ትብል፡ ኣጆካ ዝሓወይ እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን።
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna bruk hawey 😢😢😢❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር 💘ጎይታ ጸግኡ የብዛሓልካ ሓወይ! 🥰😍
ንሕና ብመዛሙራቱ ንጸናንዕ ንሱ ግን ኣብ እስርቤት ኤርትራ ከርተት ይብል መስክናይ!!! ብጸሎት ንሓግዞ ንሕና ድማ!!!!😢😢😢
Oooo Tay koynu 🥹🥹🥹Tay geru ach Way mezmur kysmanas
ዚማረ መላእክት የስምዓልና ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ብሓቂ ስሜዕካ ዝይምኖ መዝሙር ኣምላክ ሓይሉ ይሃብኩም ካብዚ ንላዕሊ ብርትዕኩም ክትስርሑ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ
Zmare melakti yesmalna ♥️🙏 egzabher amlakna xeguau ybzhalka ❤
Wow. Abel semereab you are the best .
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤🥰
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏ዝማረ መልኣክ የስምዓልና ተባረክ ኣቢ ሓወይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘማረ መልኣክቲ የስመዓልና ኣቢ ሓወይይ ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣቤኒ ሓወይ🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓዉና ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር።
እልል እልል እልልተመስገን ፈጣሪ ዝማረ መላእኽት የስማዓልና። ክቡር አቦና ጽቡቅ አገልግሎት ክልተ ሪኢቶ አለኒ 1 ጽሑፍ ተትግበረሉ ብታሕቲ መታን ሰብ እንዳንበበ ክማሃር 2 ናይ ጎይታ ፡ ናይ መላእኽት ፡ ናይ ቅዱሳት - - - ሓጻርቲ መዛሙራን ብኽምዚ ተትዳልን ተትቀርብን ጽቡቅ ኔሩ አብ ሓሳብ ክህሉ ይኽእል እዩ ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።
Amen amen amen zimariy melakitiy yesmana
ኅድኣት ዝተመልኦ መዝሙር ጸጉኡ የብዝሓልካ ሓወይ ኩሉ መዝሙርካ ልቢ ዝትንክፍ ኢዩ
Nay bhaki timti mezmur Zmare melakti yesmalina bruk hawina
abiti hawey zmarie melakit yesmelna Amlak xegu yebzhalaka...
Zmarie melakt yesmealna abitey kab atranos kea amlak msakum ykun
Amen amen amen❤❤❤❤ abity
❤❤❤❤❤❤ abitey memelisu tibebu frhatu yglexelka fetari
ኣሜን!! ዝ.መ.የ!!!!ሰላም ሰላም ህዝበ ክርስትትያን ከመይ ኣለኹም ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና!!!ኣብዛ ጌሴራ ቻነል ኣቲኹም ትሕዝቶኣ ርኢኹም 1000 ሳብስክራይብ ንምብጻሕ ተሓባበሩና ነዓና ዓቢይ ሓገዝ ኢዩ በጃኹም!! ኣምላከ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን ደቂ ሪመይ
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
Zimare melakti yesmalna yizgabher amlak ab zuryakum yikun
Zemarie Melakt Yesmealna 😍 temti mezmur.
Xegau yebzhalkum amlak keyntefe bmhretu ytemtena goyta
Amen Amen Amen zmare melakti yesmaln ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
Xegau yebzehalka abi hawey
ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ንበረኽት ይበሎ
Zemare melkti yesmalna buruke hawey
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቢ ሓወይ ❤
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤❤❤zemari mlaekti ysmalna
Zmare melaekt yesmaana
Zimare melaekti ysmealna Amen Amen Amen 🙏🏻 🙏🏻🙏🏻❤️
Zmarie melaekt yesmealna abi hawey egziabhier aezizu brk yebleka GBU
Amen amen amen zmarie melakt yesmialna
ዓጽሚ ዘሕርር ደርፊ፡ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ኣቤልየ😥🥰🙏
Mozmuren darfen falaleya haway...
Zmare melaekt yesmealna ahwatey!
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna Xegu yhbzalka kuberi hawena Amlak msake ykune eme brhan meska tkun 💒🙏❤️🙏
Amen Amen Amen des tibel mezmur zmare melkti yesmla egzbher xegu yebzhalka♥️♥️♥️♥️♥️⛪️🤲🤲🤲🕯🕯🕯🕯➕️➕️➕️👏👏👏💒💒💒♥️♥️
ተባረኽ ብሩኽ ሓወይ ኣምላኽ ይሓልኻ። ዝማሬኻ ይቀበለልካ።
Amen Amen Amen zmaria melaekti yesmealna 😍😍😍🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Zmare melaekt yesmalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቢ ሓወይ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይምላእካ Bro
Aseyy aseyyy abieley zemarie melakt yesemalana
Zmarie mealekt yesmealna hawna 🙏
🙏🙏🙏🙏
Amen zmari melak yesmalna 🙏
Zmariee melaeekt yesmealnaa abi haweyy xega bedibe xega yhabelna
Amen (3)
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ርሑስ ቅንያት ትንሳኤ ደቂ ተዋህዶ ኣምላክ ሰላሙ የዉርደልና
ጥዑም መዝሙር ልብኻ ዘረስርስ ዘማሪ መላእኽቲ ይስምዓና
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
😢😢😢😢🙏🙏🙏
ካብ ኣርባዕተ ማእዝን ድምጺ ይመጽእ ክፈሊ ካባኻእምባይ ኢኻ ጸግዐይ እግዚኣብሔር ዘይሓፍረልካግን ብፍቅሪ ክመውት ኣብ ሕቅፎኻሓይለይ ኩን ኣምላኸይ ፍጹም ከይጠፍኣካ (x2)ነብሰይ ክትቅንጦ ብስእነት ናይ ገዛይፍቕርኻ ኣጉዲለ ከሳሲ ንስጋይካባኻ ምፍላይ መወዳእትኡ ሞት ስንቂ የብለይን ኣብቲ ካልኣይ ምጽኣት ፈለግ ምሕረትካ ኣፍስሶ ኣብ ልዕለይ ክምለስ ቤትካ ጎይታ ፍቀደለይ (x2)እንዳ ኣስሓቀ ይወስድ ውሕጅ ንእስነተይ ምኽንያት ፈጢረ ክዘልል ከም ብተይጥሒለ ይወጽእ ልበይ ይፈራርቖኣብ ቤትካ ኣትየ ሙቋም ዘይክእሎሎምስ ፈሪሐ ድነ ሞት ኣትየ ጓሳየይ ንዓ ምሳኻ ፈትየ (x2)ምጅማር ፍርድኻ ብቤትካ ምኳኑነዚ ዘንጊዐ ስኒት ተሳኢኑ ሕነ ትሕትና ትዕቢት መሊኡኒውሽጠይ ከይሓክኽ ድኽመት መሲሉኒመዓልቲ ድሕነት ሎሚ ካብ ኮነትልበይ ማርኮ ክረክብ ቅሳነት(x2)God bless you more !!!
ኣምላኽ ይባርክካ
❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉
Amen zmari melakti yesmalna ♥️
Zmarie melaekt yesmealna🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ልበይ ተንኪፋትኒ እዛ መዝሙር ብሓፈሻ ኩሉ መዝሙርካ ቅድሚ ህጂ ኣውጺካያ ዝነበርካ "ፍቀድለይ እሞ" ትብል፡ ኣጆካ ዝሓወይ እግዚኣብሄር ምሳካ ይኩን።
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna bruk hawey 😢😢😢❤❤❤🙏🙏🙏
ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር 💘ጎይታ ጸግኡ የብዛሓልካ ሓወይ! 🥰😍
ንሕና ብመዛሙራቱ ንጸናንዕ ንሱ ግን ኣብ እስርቤት ኤርትራ ከርተት ይብል መስክናይ!!! ብጸሎት ንሓግዞ ንሕና ድማ!!!!😢😢😢
Oooo Tay koynu 🥹🥹🥹Tay geru ach Way mezmur kysmanas
ዚማረ መላእክት የስምዓልና ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ብሓቂ ስሜዕካ ዝይምኖ መዝሙር ኣምላክ ሓይሉ ይሃብኩም ካብዚ ንላዕሊ ብርትዕኩም ክትስርሑ
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ
Zmare melakti yesmalna ♥️🙏 egzabher amlakna xeguau ybzhalka ❤
Wow. Abel semereab you are the best .
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤❤🥰
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏ዝማረ መልኣክ የስምዓልና ተባረክ ኣቢ ሓወይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዘማረ መልኣክቲ የስመዓልና ኣቢ ሓወይይ ❤❤❤❤❤❤❤
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ኣቤኒ ሓወይ🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ሓዉና ንልቢ ዘረስርስ መዝሙር።
እልል እልል እልል
ተመስገን ፈጣሪ ዝማረ መላእኽት የስማዓልና።
ክቡር አቦና ጽቡቅ አገልግሎት ክልተ ሪኢቶ አለኒ 1 ጽሑፍ ተትግበረሉ ብታሕቲ መታን ሰብ እንዳንበበ ክማሃር
2 ናይ ጎይታ ፡ ናይ መላእኽት ፡ ናይ ቅዱሳት - - - ሓጻርቲ መዛሙራን ብኽምዚ ተትዳልን ተትቀርብን ጽቡቅ ኔሩ አብ ሓሳብ ክህሉ ይኽእል እዩ ። ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።
Amen amen amen zimariy melakitiy yesmana
ኅድኣት ዝተመልኦ መዝሙር ጸጉኡ የብዝሓልካ
ሓወይ ኩሉ መዝሙርካ ልቢ ዝትንክፍ ኢዩ
Nay bhaki timti mezmur
Zmare melakti yesmalina bruk hawina
abiti hawey zmarie melakit yesmelna Amlak xegu yebzhalaka...
Zmarie melakt yesmealna abitey kab atranos kea amlak msakum ykun
Amen amen amen❤❤❤❤ abity
❤❤❤❤❤❤ abitey memelisu tibebu frhatu yglexelka fetari
ኣሜን!! ዝ.መ.የ!!!!ሰላም ሰላም ህዝበ ክርስትትያን ከመይ ኣለኹም ርሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልና ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና!!!
ኣብዛ ጌሴራ ቻነል ኣቲኹም ትሕዝቶኣ ርኢኹም 1000 ሳብስክራይብ ንምብጻሕ ተሓባበሩና ነዓና ዓቢይ ሓገዝ ኢዩ በጃኹም!! ኣምላከ ሰላም ምስ ኩልና ይኹን ደቂ ሪመይ
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ
Zimare melakti yesmalna yizgabher amlak ab zuryakum yikun
Zemarie Melakt Yesmealna 😍 temti mezmur.
Xegau yebzhalkum amlak keyntefe bmhretu ytemtena goyta
Amen Amen Amen zmare melakti yesmaln ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
Xegau yebzehalka abi hawey
ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ንበረኽት ይበሎ
Zemare melkti yesmalna buruke hawey
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቢ ሓወይ ❤
Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤❤❤zemari mlaekti ysmalna
Zmare melaekt yesmaana
Zimare melaekti ysmealna Amen Amen Amen 🙏🏻 🙏🏻🙏🏻❤️
Zmarie melaekt yesmealna abi hawey egziabhier aezizu brk yebleka GBU
Amen amen amen zmarie melakt yesmialna
ዓጽሚ ዘሕርር ደርፊ፡ እግዚኣብሄር ይባርኽካ ኣቤልየ😥🥰🙏
Mozmuren darfen falaleya haway...
Zmare melaekt yesmealna ahwatey!
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmalna Xegu yhbzalka kuberi hawena Amlak msake ykune eme brhan meska tkun 💒🙏❤️🙏
Amen Amen Amen des tibel mezmur zmare melkti yesmla egzbher xegu yebzhalka♥️♥️♥️♥️♥️⛪️🤲🤲🤲🕯🕯🕯🕯➕️➕️➕️👏👏👏💒💒💒♥️♥️
ተባረኽ ብሩኽ ሓወይ ኣምላኽ ይሓልኻ። ዝማሬኻ ይቀበለልካ።
Amen Amen Amen zmaria melaekti yesmealna 😍😍😍🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Zmare melaekt yesmalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣቢ ሓወይ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይምላእካ Bro
Aseyy aseyyy abieley zemarie melakt yesemalana
Zmarie mealekt yesmealna hawna 🙏
🙏🙏🙏🙏
Amen zmari melak yesmalna 🙏
Zmariee melaeekt yesmealnaa abi haweyy xega bedibe xega yhabelna
Amen (3)
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ርሑስ ቅንያት ትንሳኤ ደቂ ተዋህዶ ኣምላክ ሰላሙ የዉርደልና
ጥዑም መዝሙር ልብኻ ዘረስርስ ዘማሪ መላእኽቲ ይስምዓና
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
😢😢😢😢🙏🙏🙏
ካብ ኣርባዕተ ማእዝን ድምጺ ይመጽእ ክፈሊ ካባኻ
እምባይ ኢኻ ጸግዐይ እግዚኣብሔር ዘይሓፍረልካ
ግን ብፍቅሪ ክመውት ኣብ ሕቅፎኻ
ሓይለይ ኩን ኣምላኸይ ፍጹም ከይጠፍኣካ (x2)
ነብሰይ ክትቅንጦ ብስእነት ናይ ገዛይ
ፍቕርኻ ኣጉዲለ ከሳሲ ንስጋይ
ካባኻ ምፍላይ መወዳእትኡ ሞት
ስንቂ የብለይን ኣብቲ ካልኣይ ምጽኣት
ፈለግ ምሕረትካ ኣፍስሶ ኣብ ልዕለይ
ክምለስ ቤትካ ጎይታ ፍቀደለይ (x2)
እንዳ ኣስሓቀ ይወስድ ውሕጅ ንእስነተይ
ምኽንያት ፈጢረ ክዘልል ከም ብተይ
ጥሒለ ይወጽእ ልበይ ይፈራርቖ
ኣብ ቤትካ ኣትየ ሙቋም ዘይክእሎ
ሎምስ ፈሪሐ ድነ ሞት ኣትየ
ጓሳየይ ንዓ ምሳኻ ፈትየ (x2)
ምጅማር ፍርድኻ ብቤትካ ምኳኑ
ነዚ ዘንጊዐ ስኒት ተሳኢኑ
ሕነ ትሕትና ትዕቢት መሊኡኒ
ውሽጠይ ከይሓክኽ ድኽመት መሲሉኒ
መዓልቲ ድሕነት ሎሚ ካብ ኮነት
ልበይ ማርኮ ክረክብ ቅሳነት(x2)
God bless you more !!!
ኣምላኽ ይባርክካ
❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉
Amen zmari melakti yesmalna ♥️
Zmarie melaekt yesmealna🙏
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤