እተን ታንኪ ኣነ እየ ኣቃጺለየን፣ዝተሰዋእኹ ስለዝመሰላ ግና ታሪኸይ ሰሪቓትኒ፣ክቐትለካ እየ እናበለት ተፈራረሐኒ ኣላ'' ተጋዳላይ ተስፋይ ሓረጎት(ጁዕ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 711

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 4 หลายเดือนก่อน +408

    እስኪ ኣብ ቀጻሊ ንፍዮሪ ኣቅሪብካ ሕተተልና ንምንታይ ብዘይናታ ታሪኽ ከምኡ ገራ ትብሉ like ግጨውኒ

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 4 หลายเดือนก่อน +3

      ደምርኒ ሲስ❤😅

    • @AbushEtanbetL-veme
      @AbushEtanbetL-veme 4 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ሲስ❤😅

    • @helenukbe4886
      @helenukbe4886 4 หลายเดือนก่อน +2

      ናይ ሓሶት ታሪኽ አነ አነ የብል። ተቃልዑ ተቃልዑ ተቃልዑ ኢልዎም

    • @ሕጂኸናበይ
      @ሕጂኸናበይ 4 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ ክትቀርብ ኣለዋ

    • @Atit_Royal
      @Atit_Royal 4 หลายเดือนก่อน

      Yeah

  • @asqualedesta9160
    @asqualedesta9160 4 หลายเดือนก่อน +43

    እንቋዕ ብህይወት ተረፍካ ጅግንና🙏 ክብርን ሞጎስን ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኸፈልኻዮ ናይ ኣካል መስዋቲ ጅግና ተጋዳላይ ጁዕ🙏❤

  • @AlmazHagos-o4y
    @AlmazHagos-o4y 4 หลายเดือนก่อน +21

    ብጣዓሚ እዩ ዘሓዝን ታሪክ ናይ ጅግና ኩሉ ግዜ ተደባቂ እዩ ግን አጆካ ዝሓወይ

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 4 หลายเดือนก่อน +59

    ኣጆኻ ጀግና tdf❤ ኣዋፅእና ብዘለና ኣቅም ንሕገዞ እና ትብሉ ላይክ

  • @DfFf-h3u
    @DfFf-h3u 4 หลายเดือนก่อน +13

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ሓቀኛ ጅግና ብዓል ታሪክ❤❤❤❤

  • @ማህሌነኝይትግራይልጅያውም
    @ማህሌነኝይትግራይልጅያውም 4 หลายเดือนก่อน +26

    ዝረግርምእዩ ካበያ ዝገልገል መሕ ዝቅብለ ይብሉ ወለድና 😢ኣጆካ ዝሓወይ ሓግዝዎ ኣሕዋት 😢

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah4030 4 หลายเดือนก่อน +11

    ታሪክ ንባዓል ታሪክ ጅግና ወድ ጅግና እንኻዕ ሃለኻ❤❤❤❤❤❤

  • @SSa-q5w
    @SSa-q5w 4 หลายเดือนก่อน +13

    ተትስዋእለ ታሪኩ ክሕባእ ነይሩ ድዩ
    እንካዕ ተረፍካ ጂግናና

  • @zenebeshzenebesh2916
    @zenebeshzenebesh2916 4 หลายเดือนก่อน +15

    ኣጆካ ዝሓወይ ሓቂ ምዓልቲ ይነውሕ እበር ሓቂ ምውፃኡ ኣይተርፍን ዩ ናትካውን ታሪካ ንክፍለጥ ትሓቂ ክወፅእ እግዚኣብሄር ይሓግዝካ ዝሓወይ

  • @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ
    @ትግራይዓደይደመይ-ጐ5ጀ 4 หลายเดือนก่อน +5

    እንተሓባእኸያ ዘይትሕባእ ሓቀኛ ቅያ ተትሓበአት ድማ ተቐላዕት እያ😢😢❤❤❤❤❤

  • @mimi62328
    @mimi62328 4 หลายเดือนก่อน +7

    ዛራ ሚድያ እተአውፂኡዎ እዝሓውና ናብ ዛራ ሚድያ ኢዩ ክራኸብ ዘለዎ ከሙኡ ውን ንስኻትኩም እውን እቲ ሓቒ አፃሪኹም እቲ ታሪኽ ናብ ዋንኡ ክትመልስዎ ይግባእ ንግዜኡ እንበር ሓቂ ተሓቢኣ አይትሕባእን
    ክብርን ምገስን ነቶም ሂወቶምን ኣካላቶምን ምእንቲ ህዝቦምን ዓዶምን ክብሉ ዝኸፈሉ ❤❤❤❤❤❤

  • @WegahetaWegaheta
    @WegahetaWegaheta 4 หลายเดือนก่อน +6

    እንካዓ ቢሂወት ተረፍካ ኣጀኻ ጅግና ሓወይ እበር ንሳስ ካብ ኣዛራርባኣ ፈሊጥናያ ኢና

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 4 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ብዝኾነ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግናና🙏❤💛

  • @BtuBlack
    @BtuBlack 4 หลายเดือนก่อน +45

    ዓወት ዝመፅእ ወይ ታንኪ ክተቃፅል ወይ ቦምቢ ደርቢኻ ድፏዕ ንክትሰብር ናይ ብዙሓት ድምር ውፅኢት እዩ። ብየማን ፀገምን ብድሕሪት ዘሎ ተጋዳላይን መዋጋኣይ መራሕን ፀላኢ ኣንገት ዘድፍእ ቶክሲ ተዘይሃልዩ ዝኽፈል መስዋእቲ እንበር ትቓፀል ተንኪ ይኹን ዝስበር ዱፏዕ የለን። ስለዚ ዓወት ናይ ብዙሕ ድምር ውፅኢት እዩ። ብውሱን መልክዑ ብልጫ ኣለዎ ኣፕርሼት ምግባርን ምብርትታዕን የድሊ እዩ ግዴታ። ...........
    ኣነ አነ ተሪፉስ ከም ኣሃዱ እትዝተረኸበ ዓወት ክዝንተው ኣለዎ። እቶም ቅድሚት ተዋሳእትን በብርሕቐቱ ዝተቐመጡ ብሉፃት ተኮስትን ድማ ስም ጠቒስካ ምስጋናን ክብርን ተሃልዩ ድማ ሽልማት ይወሃብ። ኣነ ዝፈልጥ ከምዙይ እዩ።
    ኣብዞም ተጋደልቲ ዝተዓዘብክዎ በተለይ ኣብታ ጓል ብዙሓት ጌጋታት ኣለው ጅግና ተኾይና እውንስ መረሕታን ብፆታ እዮም ዝገልፅዋ። ብዝኾነ ክልቲኦም (እታ ጓልን እት ወድን)መራሕቶም ብዘለውዎ ፊት ንፊት ኣብ ሚድያ ተዝራኸቡ ደስይብለኒ።
    btu mebrahtu

    • @romatela7057
      @romatela7057 4 หลายเดือนก่อน +3

      አነ ተጋዳላይ አነ ከምዚ ጌረ ዝብል የለን ብጾቱ እዮም ዝነግሩሉ ኢዚ ግን አብ ሻዕብያ እዩ ወያነስ ጉሉ ግዜ ናይሰብ ታሪክ ፤ ጅግንነት፤ ባህሊ ፤ዜማ ፣ እንዳሰረቁ ናይ ኤረትራዊያን እዮም ዝነብሩ እዚ ከአ ኩሉ ዝፈልጦ እዩ ወያነ ማለት ስርቅን ሐሶትን ቅንእን ማለት እዩ

    • @AkliluTedi
      @AkliluTedi 4 หลายเดือนก่อน

      @@romatela7057
      perfect

    • @TeklebrhanbelayHassen
      @TeklebrhanbelayHassen 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@romatela7057አታ ወዲ ሸርሙጣ ሰራቂ ብላይ ጀሪካን ግዙእ ሱቃልካ አገልግል ሽንትቤት ናይ ኢሰያስ

  • @YemaneLove
    @YemaneLove 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሓሳዊት ከም አምሓራይ ድማ ታሪክ ትሰርቅ አይዞዃ ብፃይ በርትዕ ብዘለና ክንሕግዘካ ኢና
    ሰንዶ ታሪክካ 😢😢😢😢

  • @Gulomukadwit
    @Gulomukadwit 4 หลายเดือนก่อน +11

    ነጉ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ከምዚ ዝበለ ምስ ተጋደልቲ ኢሂን ሚሂን❤

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 4 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ጅግና ሓውና እታ ቆልዓ ግን ከምኡ ክትገብር ኣይነበራን ኣጆኻ ዝሓወይ እቲ ዓብይ ጸጋ ብህይወት ተሪፍካ ታሪኽካ ንምዝራብ ዘብቅዓካ ኣምላኽ ዝተመስገነ ይኹን🙏❤ ክብሪ ነዓኹም ጀጋኑ የሕዋተይ❤

  • @DejenDejentsgab
    @DejenDejentsgab 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኣጆኻ ተስፍሽይ እዛ ሓሳዊት ፍየሪ ስራቂት ታሪክ ሓቂ ሽፊንካ ኣይትሽፈንን❤❤❤❤❤❤

    • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
      @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 หลายเดือนก่อน +2

      ኣረ ኣይበሃልን ንሳዉን ምእንታና ኢዶ ተቆሪፃ እያ(ፀርፊ ዝበሃል ክተርፍ ኣለዎ ተኪኢልና ንምከር😢 ምስ ይቅርታ ዝሓፍተይ ዝሓወይ ዘይጋገ ሰብ የለን

    • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
      @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ❤️❤️👌

  • @AngosomGerezgiher-i4o
    @AngosomGerezgiher-i4o 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ጅግና ሓውና አተ ንሳግና ረሳሕ አያ ዘይናታ ታሪክ ሒዛ ስልጣን ክትሕዝ

  • @user-bw5jy3yy51
    @user-bw5jy3yy51 4 หลายเดือนก่อน +5

    እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ🙏🙏🙏

  • @mdmid7269
    @mdmid7269 4 หลายเดือนก่อน +3

    እንኮዓ ብሂወት ተርፍካ ጅግና 🙏የሕዝን 😢

  • @ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh
    @ሜሪሓበሻዊትዩቲብMeriHabesh 4 หลายเดือนก่อน +5

    እዛ ሓሳዊት ብዘይ ሰርሐቶ ታሪክ ዘይ ግባኣ ክብሪ ተዋሂብዋ 😭ታሪኽ ናብ በዓል ታሪኽ ይቅርታ ክትሓትትኣለዋ☝️

  • @saragezaw4834
    @saragezaw4834 4 หลายเดือนก่อน +3

    ጀግና ሓዉና እኳዕ ሒወትካ ወፃዕኻ 😢😢😢😢😢😢 በትሬ ሓቂ ምዉፃኣ ኣይቀርን።😢😢😢😢

  • @Tsegaymesfin
    @Tsegaymesfin 4 หลายเดือนก่อน +10

    ምሳኹም ዝነበሩ ብጾት ተጋደልቲ መጺኦም ከረጋግጹልና ንደሊ መቸስ በይንኹም ኣይኮንኹምን ትዋገኡ ነይርኹም፤ ብመሰረቱ እውን ኣብ ቃልሲ ናይ ጉጅለ ናይ ሓባር ዓወት እምበር ብውልቀ ሰብ ዝስራሕ የለን፣ ሓደ ክስዋእ ወይ ክቆስል ከሎ ንጸላኢ ኣዳኺሙ ንወገን ኣጠናኺሩ እዩ ዝሓልፍ፣ስለዚ እቲ ዓወት ናይ ውልቀሰባት ኣይትግበርዎ!!
    ብዝኾነ ንምእማኑ ከቢድ እዩ ናይ ክልቲኹም ምሳኹም ዝነበሩ ተጋደልቲ

  • @mጓልዓድጉደም
    @mጓልዓድጉደም 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ፀቡቅ ስራሕ አዩ ጀገና ብፃየየ ትኽክል አዩ ክንደይ ብሸም ታጋደልቲ ምቅላድ አዩ አጀካኒ ሓቂ ሒዘካ አብ መንገዲ ደቅሰ የብሉ ወለድና አጀካ አመብርሃነይ ፅላልል ትኾነካ❤❤

  • @girmayhagos2889
    @girmayhagos2889 4 หลายเดือนก่อน +24

    ሓንቲ ርኢቶ ክንህቦ እቲ ታሪኽ እሱ ምስርሑ ሓቂ ምውፅኡ ብጣዕሚ ዝነኣድ እዩ። ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ ክኸውን ኣለዎ። ሓንቲ ውትድርና ብጣዕሚ ደስ ይብለኒ ትብል ነገር ግን ፅቡቅ ኣይኮነን። እቲ ኩነታት ምስተፈጠረ ንዓድኻ ኽትብል ወፂኻ እምበር ውትድርና ደስ ኢሉካ እንኳዕ ኩይናት ተፈጠረ ኢልካ ክኸውን ኣይኽእልን

    • @WeldayKeshi
      @WeldayKeshi 4 หลายเดือนก่อน +7

      እሞ ወትድርና ደስ ተዘይብሎስይ ብ2008 ኣ.ም ደማ ብኣስገዳድ ነይሩ እዩ ። ትፅሕፎን ትናገሮን ኣድተውዕል ።

    • @GeatishGeatish
      @GeatishGeatish 4 หลายเดือนก่อน +6

      ቅድሚ ጦርነት መከላከያ ናይ ኢትዮጵያ ክአቱ ደልየ ብ2008 አርባዕተ ግዜ መሊሶምን እዩ ዝበለ ጉጃም ሰልጥነ ብርሸለቆ ይብል ኣል ናይ ዝሓለፈ እዩ ዝተዛረበ ዋላ ሓደ ሰሕተት የብሉን

    • @Hareg675
      @Hareg675 4 หลายเดือนก่อน +3

      ክንፅሕ ከለና ሰሚዕና ንፅሓፍ ኑሱ ዝበለ 2008 4+ ጊዜ መሊሶሙኒ ናይ ኢትዮጵያ ወታደር ይብል ኣሎ ሓቀይ?

    • @merrytube8231
      @merrytube8231 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ewe des zeblo seb alo hagrka kithlu ewen ko tekon eya metal tirah aykonen

  • @romantafere275
    @romantafere275 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጀግና ወዲ ህዝቢ ኣጆኻ እንኳዕ ብህወት ተረፉካ ዘሐወይ ሐቂ ኣትቕበረን ስቕ ኢላ ሃለውሎው ኢላ

  • @GebrekirosGher
    @GebrekirosGher 4 หลายเดือนก่อน +2

    እቲ ሓቂ ግዜ ክፎትሖ እዩ ኣጆኻ ክቡር ሓውና ክብሪ ነጀጋኑና ❤❤❤የሕዝን እዩ ብታዕሚ😢😢😢ታሪክ ንባዓል ታሪክ🎉🎉🎉

  • @jafeerrani5730
    @jafeerrani5730 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ በይዛኻ ደአን ብጣዕም ሃሕዝኒን ሰልኪ ተሃልይ ዎ ንሕግ ዞ 😢❤❤ ብናዓቱ ታርኽ ኪደይ ቅርሺ እያ በልዓ

  • @genocidalstate
    @genocidalstate 4 หลายเดือนก่อน +4

    ኡኡኡኡኡኡይይይይይይይይ
    ዓገብ በሉለይ ዓገብ
    ጀግንነት ስዉእ ክትረኽ ዝግብኦሲ: ስርቂ! ስዲ መሕፈሪት'ያ። ንክትሕሱ ዝሓገዙዋ ሰባት ኮላይ: ክተቃልዑልና ንላቦ።
    ኦርያ ድማ ነመስግን። ጋዜጠይና ኾላይ: ነቶም መቓልስቱ ሽሞም ክሮቁሕ ዝገበርካዮ ፃዕሪ ይነኣድ።

  • @gjhgjgkhko3087
    @gjhgjgkhko3087 4 หลายเดือนก่อน +4

    ብሉፅ ስራሕ ኩሉ ግዜ ዝበለፀ ኢካ ትሰርሕ ነጌዋይ❤

  • @WelduTesfay-yh3rs
    @WelduTesfay-yh3rs 3 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ብጣዕሚ የተሓሳስበኒ ኣሎ። ናተይ ዩ ናተይ እዩ እንታይ ኣምፀኦ እዚ ስርሒት ናይ ኣሃዱ ውፅኢት ዩ።

  • @titihabeshawit9087
    @titihabeshawit9087 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዙ ሓወይ እንካዕ ብሰላም ተረፍካ ኣጻርይዎ ታይ ዘይተገበረ ምንጋር ከ 😢ጀግና ኢካ ንስካ

  • @tesfayhaile42
    @tesfayhaile42 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብሕግ ክትጥየቅ አልዋ ብምኽሪ ዘይኮነስ ብጥብቂ ክትሕተተ አልዋ ክይሐፈረት ድማ ንጅግና ወድጅግና ክተፈራርሕ ትምኮር አላ ብዐልምግበይ ውን እዝነገ ብቅልጡፍ ፍታሕ ክገብርሉ ብጥብቂ ንሐትት ጀኑና ክብረምን ስረሐምን ብትኽክል ክስነድ አለዎ ብምብርባር ክምንጥሉ አይግባእን ብፃይ ምግበይ እዝይ ከምዝይ ልበለ ምጭብርባር ክምዘይ ትቅበሎ 100% ይፈልጥየ ምኽንያቱ ስለ ዝፈልጠካ ኣብ ሴሜን ሽዋ አነ አሉላ ክ/ሰራዊት ነይረ እየ ንስኻ ካዐ አጋዕዝ ክ/ሰራውቲ ኮ ማንደር ንሀልኻ ይፈልጠካእይ እሞ ብሕፁፅ ንትብዐል ታሪክ ስምዕዎ

  • @بتتبترتربوروبووي
    @بتتبترتربوروبووي 3 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ታርኽ ይሰርሕ እምበር ኣይሕሱን ስለዚ በጃኹም እስኪ ሕጂ ኣምፅዋ ዛ ልቁማ ሓቂ እንተሊዋ ኣብ ቅድሚኡ ትዛረብ

  • @EbayEbay-o9z
    @EbayEbay-o9z 2 หลายเดือนก่อน

    ጅግና፡ወድ፡ኣሉላ፡ኣባነጋ፡ብኣኻ፡ንኮርዕ

  • @SeluKiros-lu9cv
    @SeluKiros-lu9cv 4 หลายเดือนก่อน +9

    ናተይ ጅግና ብሓቂ እዩ ዝገርም እና ጋዘጤኛ ኣፃሪካ ክሳብ ታ ናይ መወዳእታ ኣብፀሐሉ ዝሓወይ ❤❤

  • @JhojJoj
    @JhojJoj 4 หลายเดือนก่อน +3

    እንታይ ኮይኑ ወድያው ዘይቃፅል
    ኣታ ስምዕለይ Tdf እስኪ ስምዕዋ እዛ ቆልዓ 2 ግዜ ተዛርባ መጀምርታ ቶሎ ኣይቃፃላን ምሽ እላ እታ ራብዐይቲ ክትቃፀል ከላ ዳኣ ቶሎ ንምንታይ ዳኣ ቶሎ ተቃፅላ ታታንኪ
    ኣታ ቆልዓ ስምዕዋ ዘረባኣ ትክክል የላን 😭

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 หลายเดือนก่อน +2

    አጀካ ኩላትኩም ቲዲአፍ ጀግና እኩም መክንያት ክላትኩም ንትግራይ ደም ኣፍስስም እዩም ኩሉትም ኣብ በራካ እዩም ነይረም እንካዕ ተረፍካ ዝሓወይ

  • @ngstingsti1636
    @ngstingsti1636 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ እግዚኣብሄር ኣትረፈካ ክቡር ሓወይ ክረክበካ ደልየስ ብምንታይ ክረክበካ ይክእል

  • @HaileGebremedhin-zu9zn
    @HaileGebremedhin-zu9zn 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆኻ ጅግና ወዲ ጅግና ካባኻ ዝድለ ኩሉ ፈፂምካ ኢኻ ከይትጠዓስ የግዳስ ኩራዕ

  • @ሜሪጋልትግሪይ
    @ሜሪጋልትግሪይ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጀካ ዝሓወይ ጅግና ኢካ ክብሪ ይሃበልና ♥️🙏

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 4 หลายเดือนก่อน

    እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ🙏💞

  • @Awet229
    @Awet229 4 หลายเดือนก่อน +2

    እንኻዕ ብሂወት ተረፍካ ማዕተብ ሓቂ ኣይትብተክን🥹

  • @halefomhagos4589
    @halefomhagos4589 4 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ጅግና እንኻዕ ብሂወት ተረፍኻ

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብህወት ቨረፍካ ጅግናና

  • @kibreabtewolde198
    @kibreabtewolde198 4 หลายเดือนก่อน

    ኩቡረ ሐው ጀሚርካያ አለካ መፉጸምታአ ከተብጸሐ አለካ

  • @SemirHussen-s1h
    @SemirHussen-s1h 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጀኻጅግና

  • @TesfayKahsay-wr5gh
    @TesfayKahsay-wr5gh 4 หลายเดือนก่อน +3

    እቲ ዝገርም ናትካውን ዘእምን ሓሳብ ክተቅርብ ኣይክኣልካን።ዝቕፅል ልዕልና በል ትሕት በል ዝብለካ ነበረ መራሒኻ ክትፈልጦ ኣይከኣልካን... ብዝኾነ ታሪኽ ውልቀሰባት ዝበሃል የለን ፤ ታሪኽ ዝተወደበ ሓይሊ እምበር!!!
    ክብሪት ግን ይግበአካ ጅግናና ኢኻ።

    • @dfggdt9728
      @dfggdt9728 4 หลายเดือนก่อน +1

      አብ ዉግእ ብትክክለኛ ስምካ አትፅዋዕን ብተወሳኹ ብደቢይ ከይተፋለጡ አብመጀመር አብ ጪቂይ ጊዜ እዩ አብ ሞንጎ መስዋእታይ አሎ መቁሰልቲይ አሎ ከይተፋለጡ ይስዉኢ

  • @michaelehabtemariam6069
    @michaelehabtemariam6069 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግነት ሰሪቃቶ ርግምቲ 😢😢😢😢😢

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 4 หลายเดือนก่อน

    ሓቂ እዩ አዋልድ መልሓስ አለና እዩ 😢አጀካ ዛሓወ

  • @ብርሃንጋልትግራይ
    @ብርሃንጋልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +2

    አዊይ ስብ እንካዕ ብስለም ተረፊካ ዝሓወይ ሓቂ ሓቂ አዩ

  • @jhxjvzhudhhxj3490
    @jhxjvzhudhhxj3490 4 หลายเดือนก่อน +1

    ታሪክ ትሰርቅ ኒበይና እያ😢😢😢

  • @GefgGddf
    @GefgGddf 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka zahaway zahaqu tahabiu ayiqariy😢😢😢❤❤❤

  • @askualaregawi2963
    @askualaregawi2963 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ

  • @rah5279
    @rah5279 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ዛሓወይ❤

  • @asqualedesta9160
    @asqualedesta9160 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ ዘሓወይ በርትዕ። ፈትሊ ሓቂስያ ትምንም እምበር ኣይትብተኽን።እቲ ሓቂ ኣብ መጨረሽታ ክበጽሕ ዋጋ መስዋቱ እዩ እቲ ታረክ እሞ ሃየ ሓግዝዎ ሰብ ሚድያ 🙏

  • @KibromAlem-yl1yz
    @KibromAlem-yl1yz 4 หลายเดือนก่อน

    ንዓይ ከም ሓደ ትግራዋይ ፍዮር ህዛባዊ ፍቅሪ ሓዲሩዋ እንኮ ሓንቲ ሂወታ ንከተወፊ ንበረካ ዝወፀት ምስ ፀላኢ ዝመከተት የማነይቲ ኢዳ ዘወፈየት ዋዕሮ እያ 👸✊ ብሕማቅ ዓይኒ ኣይትጠትዋ ፈጣሪ ከይቁጣዕ ካብ ህዝቢ ትግራይ 🙏🙏🙏✌️

    • @rishane9576
      @rishane9576 4 หลายเดือนก่อน

      ልክትሽይን ምስወጸትለ ታሃርመት በየኑ ሳዓት ተቃሊሳ ኣሻብእ ሓዳሽለ ኮይና መጺኣ ኣሻቡ ተወቂዓ እዛ ለይባ

  • @Kflomberihu
    @Kflomberihu 3 หลายเดือนก่อน

    እጅኽ ጅግና ሕውን

  • @SemonTesfay
    @SemonTesfay 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሓቂ ተኮይኑ ካብ ሓንቲ ተጋዳሊት ዘይፅበ ተግባር እየ።

    • @AfewerkiBahta
      @AfewerkiBahta 4 หลายเดือนก่อน

      ሓስዊ ተባህላ ኮያ ትሕሱ ነይራ ቀደም ትሕሱ ከም ዝነበረት ነግርናኩም

  • @SurprisedBadminton-eq4cu
    @SurprisedBadminton-eq4cu 4 หลายเดือนก่อน +1

    አጆካ ዝሓወይ ጅግና ኢካ ክብሪ ይሃበልና ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TesfayNegasi-vd6vx
    @TesfayNegasi-vd6vx 4 หลายเดือนก่อน

    እዛ ቆልዓ እዚኣ ክትርሸን ኣለዋ ጓልዛ ገፋሕ ምጥራ ኣነ ግና ተረኺበያ ክቐትላ እየ።

  • @MeryKa-k1c
    @MeryKa-k1c 4 หลายเดือนก่อน

    ኩሉኩም ጀጋኑ ኢኩም የቀንየልና እቲ ሓቂ ግን እሰቲ ብፆቶም ምሰአቶም ዝወዓሉ መሰክሩ ❤

  • @Beserat
    @Beserat 4 หลายเดือนก่อน

    ጅግና አይዛረብን እዩ። አሃዱታቱ ወይ ብጸቱ እዮም ዝዛረቡሉ ዝበላ ዘረባ ሐቂ እያ እቶም አዝቲ ጋንታ አዝቲ ሐይሊ የለውንድዮም አብ ጅግንነትውን ሃንግ ዶ አለእዩ ዘገርም።

  • @EyualGebremedhn-ev1wb
    @EyualGebremedhn-ev1wb 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቱም ሰባት ታይኮንና ተጋሩ ሓሰውቲ ሌባቡ ኩፋኣት ኮይንና ክንድዙይ ዲና ረሳሓት ቀድም ትግራዋይ ተትባሂሉ ይኾርዕ ነይረ ሎሚ ብጣዓሚ ሓፊረ ኣቱም ሰባት ማራ ወሪድና ሓዋሓት ዝብልዋ ውድብ ሲ መንእሰይ ኣባላሽይዎ ዛጓል ክንድዙይ ዛኣል ሕሶት ትሕሱ ማሓረኒ ፈጣሪ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @alemaraya2019
    @alemaraya2019 4 หลายเดือนก่อน +2

    የእትው ምስኣበልኩላ ቮራዕ እያ ዝበለት ሽዑ ኣነ ደንጊጸ እንታይ ዝበለ ታሪክዩ ተገምጢለ እየ ኣቃጺለያ ኣቤት ጉድ ንምንታይ እያ ተገምጢላ ኣይነገረትናን?በጃኹም ኢለኩም ዓቀን ዘለዎ ጌርኩም ድፈንዎ እዚ ህዝቢ? እተን ታንክታት ሰብ ዘይብለን ድየን ጸኒሔናኣ ወላስ ባንቡላ እያ ኣቃጺላ? ሓደሰብ ብየማኑ ብጸጋሙ ብድሕሪኡ ሽፋን ዘይብሉ እንታይ ዓይነት ውግእዩ? ብሩሑቅ ብኣርበጂ ኣቃጺለ ኑቡርዩ። ብናይ ትኪ ቡንባ ትቃጸል ታንኪ ተሰሪሓ ድያ? ዓጀብዩ ዕላልኩም መስሓቃት።

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 4 หลายเดือนก่อน

    ብስሩ ሸር በልዋ ናብ ኩሉ ዓላም ካም ዝበፅሕ 💪💪

  • @fgty-nm2sf
    @fgty-nm2sf 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ ዘይብሉ ክንድዙይ ኣይካራከርን ኣጆካ ሓወይ

  • @TewdrosHintsa
    @TewdrosHintsa 4 หลายเดือนก่อน +1

    እተን ታንኪ ኣበይ እየን ደለዋ ሕራይ ተቃጺለን ሰእሊ ጭብጢ የለን ሰለሰተ ክፍለሰራዊት ደምሲስና ሸዉዓተ ክፍለሰራዊት ደምሲስና ዉቃዓየን ዝበሎ መራሒ ስሙ ኣይፈልጦን ከከከከከከከከከ ኣርባዕተ ታንኪ ተቃጽል እንተኔርካ ከመይ መቀለ ኣትዩ መካላከልያ ኩናት ጂግንነት ን ሻዕብያ ግደፈሎም ተገምጢለ የኢቴላ ራምፓ

    • @HenokTsehaye-f6l
      @HenokTsehaye-f6l 4 หลายเดือนก่อน +1

      ክክክክክ ዝገርም እኮዩ

  • @SayfeWedigeriye-qy8wq
    @SayfeWedigeriye-qy8wq 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሓቂ ንምዝራብ ናይ ዚ ወዲ ከይኮነ ኣይቀርን ግን ናብ ኣሃዱ ከይድኩም ኣረጋግፁ

  • @Lily-zo6jd
    @Lily-zo6jd 4 หลายเดือนก่อน

    የኔ ጀግና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና😢🥀🥀❤ኣጆኻ ኩርዓት ትግራይ ኢኻ ፍዮሪ ግን ካሕዳም ኢኺ ስጋ ብፆትኪ ክትበልዒ ክንደይከ ትጭክኒ😢ካብ ናይ ብፃይኪ ታሪክ ትሰርቂ ምግዳልኪ ንባዕሉ እኹል እዩ ነይሩ የቀኒልና ጋዜጠኛ❤

  • @tesfud1
    @tesfud1 4 หลายเดือนก่อน +3

    ነጋሲ ጽቡቕ ስራሕ

  • @AbayAbadi
    @AbayAbadi 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንበሳ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kasahon6064
    @kasahon6064 4 หลายเดือนก่อน

    ወስላኽ ሰራቂት እዝኣ የናይናይ

  • @barihahaila5742
    @barihahaila5742 4 หลายเดือนก่อน

    ዊ ሓቂ አንተኮይኑ ተዋሪዳ😔 ኣጆካ ዝሓወይ እካዕ ተረፍካ ❤😘💪💪🙏

  • @HenokGebi-we8vg
    @HenokGebi-we8vg 4 หลายเดือนก่อน +3

    ናተይ እዩ ናታ እዩ ዝበሃልስ ኣብኡ እቲ ሓቅ ዝፈልጥዎ ብጾት ኣይነበሩን ድዮም ? እቲ ሓቅ እስክ መስክሩ ።

    • @girmayhagos2889
      @girmayhagos2889 4 หลายเดือนก่อน

      ብናተይ እዮም ዝፈልጡ እኮ ይብል ኣሎ

  • @tequamberhe8887
    @tequamberhe8887 4 หลายเดือนก่อน

    ይችን መግረፍ ነው የስው ታሪክ የምትሰርቅ ባለጌ

  • @ሰናይት-ኈ2ጸ
    @ሰናይት-ኈ2ጸ 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ😢😢😢የሕዚን😢😢😢

  • @EndriasYihde-zk2ru
    @EndriasYihde-zk2ru 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka hawey natey king eka✊✊✊ajokazhawey

  • @NiguseGetachew
    @NiguseGetachew 4 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ የገር እንካዕ ከህይወት ተረፍኻ ጀግና ሓወይ ብትኹነታት ግን ሓቅነቱ ብደምቢ ቃፅሉሉ ብምርድዳእ ክኾን አለዎ ኩለኹም ጀጋኑ እኩም ባዓል ፍሉይ ታርኽ ግን ንባዓል ታርኽ ክኾን አለዎ ናይ ግን እዩ ድማ ሓቂ እንሓድረ ይደምቅ ❤

  • @cellcell9216
    @cellcell9216 4 หลายเดือนก่อน

    ናብ ኩሉ ክበፅሕ አለዎ አዚ ጉዳይ

  • @Ojo787
    @Ojo787 4 หลายเดือนก่อน

    ስመይ ክብሮም፡ኣነ እየ ታንኪ ዘቃጸልኩ፡ ክልቲኦም ይሕሱ ኣለዉ።

  • @mebrihitwelay9353
    @mebrihitwelay9353 4 หลายเดือนก่อน

    EnkaE bhiwet terefka🙏🙏🙏

  • @mayk1847
    @mayk1847 4 หลายเดือนก่อน

    መጀመርያ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ብሓቂ ንህዝቢ ትግራይ ኢልካ ኣካልካ ከፊልካ ኢኻ ከምቲ ዝበልካዮ ታሪኽ ክዝረበልካ ከሎ እዩ እምበር ባዕልኻ ኦዙይ ሰረሐ እየ እልካ ንምዝራብ ብዙሕ ኣይተለምደን ነይሩ ኣብዚ ቀረባ ጊዜ ግን ጥቅሚ ንምርካብ ዘይሰራሕኻዮ ሰሪሐ እየ እናበልካ ምዝራብ ተለሚዱ ኣሎ ኣብ ዝተወሰኑ ግለ ሰባት ክእረም ኣለዎ ።

  • @tigraytube24
    @tigraytube24 4 หลายเดือนก่อน +4

    እዙ ወቅዕወን ምዃኑ ዘእምን ሓሳብ አይቅረበን

    • @alamatatoday8002
      @alamatatoday8002 4 หลายเดือนก่อน

      ንሳኸ የቅርባ ድያ??

    • @semeregebridan
      @semeregebridan 4 หลายเดือนก่อน

      ካብኡ ሓሊፉ እንታይ ከቕርብ
      ትኽክለኛ ብዓል ታሪኽ እዩ ፍሉጥ

  • @shamsahmed-oi4nl
    @shamsahmed-oi4nl 4 หลายเดือนก่อน

    ሓወይ መዓረይ አዮካ ናትካ ትኮይኑ ናትካዩ ❤❤❤❤💛💛💛💛🙏🙏🙏

  • @gfff539
    @gfff539 4 หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ ጅግና ሓሳዊ ሚዛን የብሉን ዋ ኣጆካ ማዓረይ

  • @cellcell9216
    @cellcell9216 4 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እየ ሓዝነ😢😢

  • @StarKsa-np4yf
    @StarKsa-np4yf 4 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ዛሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ነቶም ዝሞቱ ታሪክእውን ከምኡ ማለት እዩ አጆካ እንኳዕ ዘይሞትካ ወድነይ

  • @FreweynlAedhenl
    @FreweynlAedhenl 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ሓወይ❤❤❤❤

  • @musiearegay765
    @musiearegay765 4 หลายเดือนก่อน +2

    ወይ ጉድ!💔

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ከይተዛረብካ ኣይቀተለትካ ዋላ ሕጂ ከይፃረ ኢላ ከይትቀትሎ ኩሎም ዋጋ ኸፊሎም እንድዮም ግን ታሪክ ናብ ዋንኣ ።

    • @HappyBulldogPuppy-pk7um
      @HappyBulldogPuppy-pk7um 4 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢ሓቅኪ ይምሓሮ ወይ ግዜ💔💔💔

    • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
      @ጓልተምቤንሃገረሰላም 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@HappyBulldogPuppy-pk7um ኣብቲ ቃለ መጠይቅ ዝገበረቶ ኣትሒዘ የኣመንኩዋይ ነይረ ኣነማ ዝሮዝሮ ክብሪ ይግበኣ እዩ ተሰዊኡ እዩ ኢላ ንነብሳ ኣታሊላ ምሕሳዋ ግን ክብራ ክወርድ ገይራቶ

  • @girmayhagos2889
    @girmayhagos2889 4 หลายเดือนก่อน

    Bravo ቀፅለሉ። ታሪኽ ንበዓል ታሪኽ

  • @frewarefe8916
    @frewarefe8916 4 หลายเดือนก่อน

    ነማነኛውም አዮኻ በሉለይ ነዚ ጅግና

  • @Ted-slassian
    @Ted-slassian 4 หลายเดือนก่อน

    Ajoka jegna eika ezi tarik natka mkuanu flut eyu ena we are proud of you our hero 🫡

  • @AbelGebrelibanos
    @AbelGebrelibanos 4 หลายเดือนก่อน

    ነስተካክል ሕዚ እውን ህፃውንተ እናብልዑ ጅግንነት ናይ ግሎም ዝገብሩ ዘለው 3+ ወለዶ ዘብልዑ ጀጋኑ ጀነራላትና የሕን።

  • @Masho-p6o
    @Masho-p6o 4 หลายเดือนก่อน

    Enkae terefka egziabihear knenaka yhagzka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ባሓቂ ሕማቕ ሰብ እያ እዚኣ ኣብ ሕጊ ክትቀርብን ይቕሬታ ክትሓትትን ይግባኣ ጅግንነት ምስራቕ ብመስዋእቲ ብጻይካ ምልጋጽ ገበን ናይ ገበናት እዩ ጠቕላላ ውን ነውሪ እዩ
    ባዓል ቻነል ካኣ ወይ ናዓኣ ኣምጻኣያ ወይ ኣብቲ ቦታ ንዝነበሩ ሓቂ ዝምስክሩ ሰባት ኣብ ሜዳኻ ኣቕርበልና
    ሓውና ካኣ ኣጆኻ ጅግና ኢኻ ንስለ ህዝብኻ መስዋእቲ ዝኸፈልካ በርትዕ💙💙💙💙💙💙
    ካብ ሓውኻ ኤረትራዊ ተቓላሲ ኣንጻር ሽፍታ ስራዓርዓት ህግደፍ

    • @KhanKhan-kh4im
      @KhanKhan-kh4im 4 หลายเดือนก่อน

      ኤርትራዊ ገግና ሓውና ነመስግነካ ባዓል ሕልና ኢኻ ❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ነፍቅረኩም ንፈትወኩም ኢና ንህግደፍ እውን ሓቢርና ክነጥፈኦ ኣና አጆና ጎይታዋይ

  • @tesfayegirma7140
    @tesfayegirma7140 4 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ግደፉ እንዶ ናይ ታሪኽ ሽምያ ታይ ይዓብስ መጀመሪያ ባ ንሕወ

  • @MimimimiSamn
    @MimimimiSamn 4 หลายเดือนก่อน

    ayezoka zehawey enkae be hiwet haleka🎉🎉🎉🎉