🛑 ዘይተሰሙዑ ሚስጥራት ናይ ባዓል ሃፍቲ ኣባዲ ኣፍሮ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.พ. 2025
  • #hayetvision #tigray #eritreanmusic #billion #billionaire #million #tigray #ሓየትቪዥን #tigray_millionaire #top5 #maggyshow ‪@tigraynews24‬@tigray

ความคิดเห็น • 40

  • @HayetVision
    @HayetVision  18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Like & subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኩኑ❤❤❤

  • @haddisgebreyesustedla
    @haddisgebreyesustedla 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጅግና በዓል ሃብቲ እዩ-ኩሉ ሃብቱ አብ ትግራይ መሠረቱ ብምኻኑ ጅግና የብሎ።
    ክበረልና ሓውና ድማ ድምፁ ዘይስማዕ ግዱስ ትግራዋይ እዩ ክብረት ይሃበልና።

  • @realtube6031
    @realtube6031 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አብ ዓዱ ኢንቨስት ዝገብር ኩል ጊዜ ክቡር እዮ ገንዘቡዉን ብርኩትን ዝተባረኸ እዮ

  • @DjhJdjd-xc7nx
    @DjhJdjd-xc7nx 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 42 นาทีที่ผ่านมา

    ዳዊት በዓል ሃፍቲ ኣይኮነን:: ሓፃቢ ረሳሕ ገንዘብን ኣሰጋጋር ዘይሕጋዊ ኣፅዋርን እዩ::

  • @مرفدصالح
    @مرفدصالح 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    🙏🙏🙏🥰

    • @HayetVision
      @HayetVision  16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @سلامهالعليا
    @سلامهالعليا 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሓቁ ዳአ ንገረና ሱቕ ኢልካ ወሽለኽለኽ አይትበል፣ እቲ ሃፍቲ ናይ ህወሓት ዳአ ከይኸውን የእዳዎም አዚዩ ነዊሕ እዩ።

  • @ዛፊዩቱብZafutubu
    @ዛፊዩቱብZafutubu 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @Delina-g2
    @Delina-g2 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እዚ ሚድያ ናይ ግለሰባት ናይ ግሊ ጉዳይ ብዘይ ድልየቶም ብሚድያ ናይ ምግዋሕ ብሕጊ ዘይፍቀድን ዘሕትትን ብምኻኑ እመኑኒ ብዘይ ተጸበዮን መንገድን ጊዜን አብ ትሕቲ ሕጊ ኽውዕል እዩ ። ኒ

    • @HayetVision
      @HayetVision  12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣብዚ ቻናል ኣብዛሓ ን መናእሰይ ተስፍ ዝህብ ብተግባር ሂወቶም ዝቀየሩ እንተሰሪሕካ ከም ትልዎጥ ዘምህር ዝተጋገየ ሰብ ብሕወነታዊ መንገዲ ዓገብ ዝበል እዩ❤🙏

  • @haftugebereslase9553
    @haftugebereslase9553 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አታ ካብተን 500 መኪና ሓንቲ እንዶ ይትከወልና አታ ቧዕ!!!

  • @GoitomGmariem
    @GoitomGmariem 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    አይተጋንን ሓው

  • @Emun-k7k
    @Emun-k7k 48 นาทีที่ผ่านมา

    ድማ ድማ ኣይተብዝሕ

  • @tigray-h5u
    @tigray-h5u 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣነ ከምዞም ስብኣይ ሃፍታም ክኮን እዩ ሃፍተይ ክዓ ኣብ ትግራይ እዩ ዝገብሮ

  • @TeteH-fo5wj
    @TeteH-fo5wj 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እወ አባዲ ግርማይ ማለት ሰሃቒ ለዋህ ሰራህተና እዩ አባዲ ቕድሚ1980 አብ ኤርትራ /ከረን የነብር ነየሩ እና ካብ ስዳን ናብ ከረን በኮንትረባንድ የነግድ ነይሩ ብዝህ ህማቕ ይኩን ትብቕ ዝረአየ ንፍእ ነጋዳይ ነይሩ እና የግብኦ አረ2ሩ🎉2🎉2🎉😮33😮3🎉😮🎉2

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    YEKEN JIBOCH METTU YEKEN JIBOCH WETTU YEKEN JIBOCH METTU YEKEN JIBOCH WETTU

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    GENERAL KOINU SERIKU PALCE ZISERHE WELCOME, WERKI KEWUZI-E ELU MERCURY GEIRU ZIKETLEKUM HE IS WELCOME, WHAT KIND OF PEOPLE ARE YOU.

  • @Teshalebereda
    @Teshalebereda 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መሶቦ ሲሚንቶ ከም ግሊ ንብረቱ ዝዓፁን ዝኸፍትን ናይ ኣባይ ወልዱ ሸሪካ ምንባሩ ማንም ይፈልጥ።
    ማለት ወን ልዕሊ 500000ኩንታል ሲሚንቶ ኣብ መጋዘን ምስ መልአ ንናይ መሶቦ ቴክኒክ ሰራሕተኛ እቲ ፋብሪካ ንልዕሊ ክልተ ኣዋርሕ ንኽበላሾ ብምግባር እቲ ዘቀመጦ ሲሚንቶ ብሰለስተ ዕፅፊ ብም ሻጥ ዝሃፍተመ ምዃኑ ኸ ትፈልጡዶ? ዓጀው ጀው ።

    • @bahta-rebae2124
      @bahta-rebae2124 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ተገምጠል ሓሻዊ ፈፂሙ ካብ ሓቂ ዝራሓቀ ጫፍ ሕሸት ይባሃልያ ድዩ አንታ ሰነፍ..😢😢

  • @chekankemlibawichekankemlibawi
    @chekankemlibawichekankemlibawi 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    tegaru sereketi eyom

    • @AyalewAlemu-m5y
      @AyalewAlemu-m5y 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እስካብ ህጂ አይለበምካን?

  • @fretamaher7215
    @fretamaher7215 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂😂😂

    • @selamselam7358
      @selamselam7358 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ምሽክነይቲ ሕጂ እዚስ እንታይ ዘስሕቕ አለዎ ማለትዩ??ዋላስ ጽልልቲ ሙላቕ ጸጸራት ኢኺ??🤮🤮

  • @FreGebreslassie
    @FreGebreslassie 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Aganinkayo
    500 mekina tibil
    Kindey eyu kefiluka

    • @amanuelsolomonabebe6936
      @amanuelsolomonabebe6936 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ብማእኸላይ ሓንቲ መኪና ብ 6 ሚሊየን ተሓሲብናየን ጠቕላላ 3 ቢሊየን ቕርሺ ወይ ድማ 30,000 ሚሊየን ዶላር ማለት እየን።
      ዓደ በዓል ሃፍቲ 30 ሚሊየን ዶላር ተዘይሃልይዎ በዓል ሃፍቲ ክበሃል ድዩ?

  • @SamsunggGalaxy-z5m
    @SamsunggGalaxy-z5m 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Hasawi

  • @Getnettube-b6e
    @Getnettube-b6e 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብዛዕባ ሳባዊ ደሳለኝ ቀርዩካ ሓየት

    • @HayetVision
      @HayetVision  16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሺ❤❤❤

  • @HalefomGwahd21
    @HalefomGwahd21 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @HaleMan-b5d
    @HaleMan-b5d 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤

    • @HayetVision
      @HayetVision  17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @Fredelina-v5q
    @Fredelina-v5q 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @UcXf
    @UcXf 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤